ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
የቐንየልና ክብርቲ ሓፍትና ብጣዕሚ ፅቡቕ ትምህርቲ እዩ ቀፅልሉ ኣዮኺ ❤❤❤
❤❤❤❤🎉nice advice
ይቀኔለና ሐፍትና ነዚ መሀርን ጠቃሚ ትምህርቲ ዘቅረብክልና
ስቕ በሊ በጃኺ እስከ ቢራ ጥቕሚ ኣለዎ ትብልስ ኣለኺ ካበይ ረኺብክዮ እዚ ጹሑፍ እታ ከምኣ ትብል ሊንክ ስደድልና ቢራ ጉዳኣት እተ ዘይኮይኑ ወላ ሓደ ጥቕሚ የቡልን ጸላም ከብድኻ ፍፌጋቶ ኣትሒዙ ናይ ጸላም ከብዲ ካንስር ጌሩ ዕድመኻ ከም ተሕጽር ይገብር ንሶም እቶም ካምፓኒ ግዽኣት ኣለዎ ክብሉኺ ትበዪ ተለኺ የዋህ ኢኺ ሎሚ ዓለም ስለ ቢዝነስ እንበር ስለ ጥዕና ሰብ ዝግደስ የለን ስለዚ ክትምህሪ ኮለኺ ጥንቓቐ ከድልየኪ እዪ ብዝኾነ ጽቡቕ ዕድል
ድንቁርናካ ንዓለም ኣይተላሊ። Beer is 95% is water. 5 to 6 percent alcohol content how can damage all the cases you mention?
ችድ ኣታ ለማኒ ስቅኢልካ ዘይትሰቲ ወይ ኣፍካ ሕዝ ሽውሃት ሰብ ኣይትዕጾ
Sektu qodafat hasabu hibu alo kabe texarfu hasabkum akaflwo eber etay hasab key helwkum.
@@hayeligebardeqierieyom6994ሓቅካ ወደይ ብሰንኪ ቢራ ኢዩ ኮ ሰብ ተስፋ ዝቖርጽ ዘሎን ሕማቕ ዝሓስብ ዘሎን ቢራ ጥቕሚ የብሉን ብጀካ ጉዳኣት። ሰብ ብወልፍታት ተኣሲሩ ዘሎ ኮ ብሰንኪ ቢራ ዩ። ቢራ ጎዳኢኢ ዩ በቃ።
😂@@ምንባር
Thank you for your amazing information
😌 ቢራ ጥቕሚ አለዎ ክንብል እንከለና አየኖት ቢራታት እዮም ጥቕምታት ዘለዎም እውን ክንፈልጥ ይግባእ ማለት ካብ ክንዲ ንኹሎም ቢራታት ጥቕሚ አለዎም ኢልና ምዝራብና አነ እውን ገለ ቢራታት 👍ብውሑድ ቁፅሪ እንድሕርደአ ተጠቒምናሎም ብርግፅ ጥቕምታት ክንረኽበሎም ንኽእል ኢና ኢለ እየ ዝፈልጥ ምኽንያቱ ስለዝፈተንክዎም ስለዚ at least አስማት ናይቶም ቢራታት ተትገልጺ ኔርኪ ኤእ ምስፈተናዮ እሞ ደሐር ብዛዕብኡ ገለ ምበልና otherwise ብዙሐት ቢራታት ስለዘለዉ ዝተፈላለየ ዓቐን ናይ Alcohol ስለዘለዎም እውን አየናይ ዓይነት ቢራ እዩ ዝጠቕመና ክንፈልጦ ስለዝግባእ ብዝተረፈ ሐደ ካብዞም ጠቐምቲ ቢራታት ናይ ቀደም ቢራ አብግዜ ሀይለስላሰን ደርግን ዝነበረ ቢራ አቦታትና አያታትና ንጥዕና አመና ፅቡቕ ከምዝነበረ ክዛረቡ ሰሚዔ አለኹ 👎 Not እዚ ሕጂ ዝስራሕ ዘሎ ዘይኮነ ምኽንያቱ ናይቀደም ቢራ ዝበዝሕ ጥረ ስገም እዩ ኔሩ ሎሚ ግን እዞም እንስሳታት ሳሕል ሻዕብያ ብመደብ የዕንየሞ የቐንየለይ
ንስኺ ሰካራም ሰበይቲ ጥዑይ ግዳ ዘይትምህሪ መአዝ እዮ ቢራ ጥዕና አለዎ ተባሂልኪ ዝሰማዕክሉ በጃኺ ናይ ሰኽራምት ትምህርቲ ንዮ በልዮ
ንፍዕቲ ❤ቀጽልሉ❤
ንፍዕቲ 👏
Thank you for the educational video
ፅቡቕ ምኽረ
ኣትን ሰበይቲ ፋብሪካ ቢራ ዲኽን ከፊትክን ወይስ ባር ተኻሪኽን ኰይንክን ድኣሓደ ሓደ ቃላትክን ካኣ ኣማሕርኛ ኰይኑ ከተዐርይኦ ርእይቶ ንህብ ኣለና1. ቡርጭ/ቦርጭ2. ሳምባካልእ ውን ኣብ ትግርኛ "ውቅዒት ልቢ" = ህርመት ልቢ እንተዝባሃል ምሓሸየቐንየልና ግርም ምህሮን ማዕዳን እዩ ቀጽልኦ
ንምን ኢና ክንኣምን ኣነ ዝገርመኒ እምበር ዶ በቲ ዓውድኹም ተማሂርኩም ኢኹም ተቀርብዎ😂 ገሊኡ ጽቡቅ ይብል ገሊኡ ሕማቅ ክንዲ ዶ ክንድዚ
❤❤❤❤👍
Excellent information and well presented
Good job sister ❤❤❤
Thanks
ኣልኮሆል ንዋሓዲ ቲያሚን የቃልዕ ብድሕሪኡ ክኣ Wernicke -Korsakoff-Syndrom ይስዕብ።ካልእ ኣልኮህል ን ፍሮንታል ክፋል ናይ ሓንጎልና የጥቅዕ ።እዚ ክፋል ሓንጎልና እዚ ንምሕሳብ፡ ስምዒት ምቁፃር፡ ንምምዝዛንን ይህግዘና ።ስለዚ ብኣልኮህል እንተተጠቒዑ እዞም ንብሎም ዘሎና ስርሓት ክኣ ይጎድሉ።ካልእ ንብዓል GABA , Glutamat ንምስርሕ ምምሕልላፍ መልእኽቲ ኣብ ሓንጎልና ዝሰርሑ የጥቅዖም ።ብኡ መንጽር ክኣ ዝሑላትን ድንዙዝን ሓንጎል ክህልወና ይገብር።ስለዚ ካብ ኣልኮህል ወላ 1% ጥቕሚ ዝብሃል የሎን።
የቀንየልና ክብርቲ ሓፍትና
Thankyou sister
ቤራ ምስታይ ካም ለመድኩስ ፅቡቅ ነይሩ
ንስኪም ቢራ አይተብዝሂ
ቀሊደ ኢልኪ ዲኺ? ዋዛን ቁም ነገርን ዘይተለሊያ
ንስኪም ድማ ኣይኮነን ዝበሃል ትግሪኛ፡ ንስኺ ውን ዩ ዝበሃል። ካበይ ዝመጸ ም ዩ?
ቢራ፡ጺዲቂ፡ዲዩ፡ሐጥያት፡አይቲሲተ፡አይቲሲከር፡ሰኺርካ፡ከይዲቢዲቡኻ፡አተፈለጣኒን፡ከይቲቢሕ፡አኢሚሮኻ።አተባላኹ፡ሰኺራማት።አመኒዛራ፡መንጊሲት፡አሚላኽ፡አይአቲዉን፡፡፡
❤❤❤❤good 👍
ክንደይ ትደፍሪ ቅድሚ ልደተ ክርስቶስ 6000 ዓ ዓ በብ ነይሩ ድዩ
ኣንቲ ክበልዕዋ ዝደለ'ዩ ኣባ ግምባሕሲ ዛግራ'ብሉዋ። ብዙሕ ከይለፍለፍኪ ጥለል ጥራሕ፡ ብድሕሪኡ ተወነሲ።
❤❤❤❤❤🎉
HOP IS ENGLISH TERM ,MOST OF US DONOT NOW ITS TIGRIGNA EQUIIVALENT.MEANS GOT IT!
Abet halewlom
Tx
Amsgnlh aht alm
Hnti tkmi yblun halewlew aynbel
MESTEYI GENZEB K HLWEKA KELO KRDE EKA EYU
Fulut nski hji dona eki 😂😂😂 beli tqmi alewo bira 🍺🥂
👍👍👍
ሓሶት ኢዩ ቢራ ጉድኣት ምበር ጠቕሚ የብሉን። ምንጪ ኣምጽኢ። ተጋሩ ሓሳውቲ ኢኹም፡ ቢራ ጠቕሚ ኣለዎ ዝብል ካባኺ ጥራይ ንሰምዕ ኣለና።
ወዲ ሳዋ ፀርፊ እምበር ሀሳበ የለን
aytxaref ata seb haqa eya ezi kemzi aynet neger ane setay eye eka ete zeybeleku bera yefetu eye gen ezi zebeleto xebuk ala hji gedfeyo selamey rekebe qedamay azeka resai tekewen kalay ticheneq 3 ka azeka zehulu seb tekewun
ሰጣናዊ መረኽሪ እዩ
Tim beli nay shermuta Doctor
powww ክንድዚ ጥቕሚ ከም ዘለዎ ኣይፈልጥን ኔረ thank you🎉🎉
Zkeberka Meron hawey teqmi yeblun slezi keytseti
Zkeberka hawey teqmi yeblun slezi keytseti
@@SabaMulugeta-z5u የቀንየለይ ሳባ ደሓን የ ኣይፈትዎን የ ዛቱ ግን በዚ ዝበሎቶስ ሓንቲ ሓንቲ ምንም ኣይብልን ዩ🥰🥰🥰
@@merontekleabwedisaryam Meron hawey genzebka 🥭🍍🍌🍋🍊🍉🍇🍎🍏🍓🍒🥝🫐 nezom wused ich ❤️❤️❤️❤️
Meron hade mes belka eka 10 tebel newo belo
አዬ ወ/ሮ መሎቲ ቢራ 🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🐀🐀🐀🐀🐀🐀🐀🐀🐀
ጅማቅ መስተ
❤❤❤
Thank you ❤😂😂
ስቅ አስኪ በሊ ዘይከዉን ሰክራም ወ ሰክራም
❤❤❤🎉🎉🎉
እዛሓፍተይ ኣነስ ነቢት ኢየዝፈቱ 'ሞድሃይ ግበሪ? 😁😁😁😁😁
Okay entay aynet bira knseti emo
Ata sekitatka ya xmaqa chrem
ናይ ኢ/ያ ቢራ ግን ሕማም እዩ! ብናይ ፅሬት ጉድለት😁
መስተ ይኹን አልኮል ምስቲበልኦ አይነት ምግቢ ተተሐውስላ ግርም መኾነ??
Kebdi ke yewuxue do haftey tegediska ngerna kemey ataqaqma eyu kebdi zewuxue
እንታይ አይነት ቢር ጹቡቅ ይኸውን ዝበለጸ ይኸውን?
ካልእ ዓይነት መስተ ከ እንታይ ጥቅሚ ኣለዎ ንኣብነት red lebel , jakdaniel and Hennessey 40 vol zelowo ?
ሓወይ አዞም መስተ አዚኦም ጥቕሞም ምሰተኻዮም ናይ ሃብታም ብድዐን ሓሶትን ናይዙሙትን ጥቕሚ ኣለዎም ደተዮም ገፋጢ
ራያ ቢራ ስተዩ ድዩ እቲ ምልእኽቲ? ቅድም ንጌታቸው አፅግቡዎ ፃድቃን ክሕጎስ ምእንታን😂
😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂 سنويا من يموتون بي سبب الكحول ملايين البشر حول العالم. فيديو مضحك 😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
Kkkkk kkkk sgintr zkonki memhrrr
eway mhurat lomis 😅
Gega tmrti mntay adleye
Kemzi eaytbleu eaytsteyu ktblu eka selamna zergkmoEti zhashe neamlaka eaminka etgazo gezo eyuI am tired of Advisers::
I doubt the credibility of a study carried out on 36 youth for 12 weeks. It is small sample and the time is so short. I don’t think 12 weeks is sufficient time to see the changes and benefits narrated here
ቢራ ሓላል ሳልኡ እንዲና ዘለና
Kkkk xbuk viewers kea rekibki ember
Stop confusing people
❤❤❤❤
❤❤❤❤❤
የቐንየልና ክብርቲ ሓፍትና ብጣዕሚ ፅቡቕ ትምህርቲ እዩ ቀፅልሉ ኣዮኺ ❤❤❤
❤❤❤❤🎉nice advice
ይቀኔለና ሐፍትና ነዚ መሀርን ጠቃሚ ትምህርቲ ዘቅረብክልና
ስቕ በሊ በጃኺ እስከ ቢራ ጥቕሚ ኣለዎ ትብልስ ኣለኺ ካበይ ረኺብክዮ እዚ ጹሑፍ እታ ከምኣ ትብል ሊንክ ስደድልና ቢራ ጉዳኣት እተ ዘይኮይኑ ወላ ሓደ ጥቕሚ የቡልን ጸላም ከብድኻ ፍፌጋቶ ኣትሒዙ ናይ ጸላም ከብዲ ካንስር ጌሩ ዕድመኻ ከም ተሕጽር ይገብር ንሶም እቶም ካምፓኒ ግዽኣት ኣለዎ ክብሉኺ ትበዪ ተለኺ የዋህ ኢኺ ሎሚ ዓለም ስለ ቢዝነስ እንበር ስለ ጥዕና ሰብ ዝግደስ የለን ስለዚ ክትምህሪ ኮለኺ ጥንቓቐ ከድልየኪ እዪ ብዝኾነ ጽቡቕ ዕድል
ድንቁርናካ ንዓለም ኣይተላሊ። Beer is 95% is water. 5 to 6 percent alcohol content how can damage all the cases you mention?
ችድ ኣታ ለማኒ ስቅኢልካ ዘይትሰቲ ወይ ኣፍካ ሕዝ ሽውሃት ሰብ ኣይትዕጾ
Sektu qodafat hasabu hibu alo kabe texarfu hasabkum akaflwo eber etay hasab key helwkum.
@@hayeligebardeqierieyom6994ሓቅካ ወደይ ብሰንኪ ቢራ ኢዩ ኮ ሰብ ተስፋ ዝቖርጽ ዘሎን ሕማቕ ዝሓስብ ዘሎን ቢራ ጥቕሚ የብሉን ብጀካ ጉዳኣት። ሰብ ብወልፍታት ተኣሲሩ ዘሎ ኮ ብሰንኪ ቢራ ዩ። ቢራ ጎዳኢኢ ዩ በቃ።
😂@@ምንባር
Thank you for your amazing information
😌 ቢራ ጥቕሚ አለዎ ክንብል እንከለና አየኖት ቢራታት እዮም ጥቕምታት ዘለዎም እውን ክንፈልጥ ይግባእ ማለት ካብ ክንዲ ንኹሎም ቢራታት ጥቕሚ አለዎም ኢልና ምዝራብና አነ እውን ገለ ቢራታት 👍ብውሑድ ቁፅሪ እንድሕርደአ ተጠቒምናሎም ብርግፅ ጥቕምታት ክንረኽበሎም ንኽእል ኢና ኢለ እየ ዝፈልጥ ምኽንያቱ ስለዝፈተንክዎም ስለዚ at least አስማት ናይቶም ቢራታት ተትገልጺ ኔርኪ ኤእ ምስፈተናዮ እሞ ደሐር ብዛዕብኡ ገለ ምበልና otherwise ብዙሐት ቢራታት ስለዘለዉ ዝተፈላለየ ዓቐን ናይ Alcohol ስለዘለዎም እውን አየናይ ዓይነት ቢራ እዩ ዝጠቕመና ክንፈልጦ ስለዝግባእ ብዝተረፈ ሐደ ካብዞም ጠቐምቲ ቢራታት ናይ ቀደም ቢራ አብግዜ ሀይለስላሰን ደርግን ዝነበረ ቢራ አቦታትና አያታትና ንጥዕና አመና ፅቡቕ ከምዝነበረ ክዛረቡ ሰሚዔ አለኹ 👎 Not እዚ ሕጂ ዝስራሕ ዘሎ ዘይኮነ ምኽንያቱ ናይቀደም ቢራ ዝበዝሕ ጥረ ስገም እዩ ኔሩ ሎሚ ግን እዞም እንስሳታት ሳሕል ሻዕብያ ብመደብ የዕንየሞ የቐንየለይ
ንስኺ ሰካራም ሰበይቲ ጥዑይ ግዳ ዘይትምህሪ መአዝ እዮ ቢራ ጥዕና አለዎ ተባሂልኪ ዝሰማዕክሉ በጃኺ ናይ ሰኽራምት ትምህርቲ ንዮ በልዮ
ንፍዕቲ ❤ቀጽልሉ❤
ንፍዕቲ 👏
Thank you for the educational video
ፅቡቕ ምኽረ
ኣትን ሰበይቲ ፋብሪካ ቢራ ዲኽን ከፊትክን ወይስ ባር ተኻሪኽን ኰይንክን ድኣ
ሓደ ሓደ ቃላትክን ካኣ ኣማሕርኛ ኰይኑ ከተዐርይኦ ርእይቶ ንህብ ኣለና
1. ቡርጭ/ቦርጭ
2. ሳምባ
ካልእ ውን ኣብ ትግርኛ "ውቅዒት ልቢ" = ህርመት ልቢ እንተዝባሃል ምሓሸ
የቐንየልና ግርም ምህሮን ማዕዳን እዩ ቀጽልኦ
ንምን ኢና ክንኣምን ኣነ ዝገርመኒ እምበር ዶ በቲ ዓውድኹም ተማሂርኩም ኢኹም ተቀርብዎ😂 ገሊኡ ጽቡቅ ይብል ገሊኡ ሕማቅ ክንዲ ዶ ክንድዚ
❤❤❤❤👍
Excellent information and well presented
Good job sister ❤❤❤
Thanks
ኣልኮሆል ንዋሓዲ ቲያሚን የቃልዕ ብድሕሪኡ ክኣ Wernicke -Korsakoff-Syndrom ይስዕብ።ካልእ ኣልኮህል ን ፍሮንታል ክፋል ናይ ሓንጎልና የጥቅዕ ።እዚ ክፋል ሓንጎልና እዚ ንምሕሳብ፡ ስምዒት ምቁፃር፡ ንምምዝዛንን ይህግዘና ።ስለዚ ብኣልኮህል እንተተጠቒዑ እዞም ንብሎም ዘሎና ስርሓት ክኣ ይጎድሉ።
ካልእ ንብዓል GABA , Glutamat ንምስርሕ ምምሕልላፍ መልእኽቲ ኣብ ሓንጎልና ዝሰርሑ የጥቅዖም ።ብኡ መንጽር ክኣ ዝሑላትን ድንዙዝን ሓንጎል ክህልወና ይገብር።
ስለዚ ካብ ኣልኮህል ወላ 1% ጥቕሚ ዝብሃል የሎን።
የቀንየልና ክብርቲ ሓፍትና
Thankyou sister
ቤራ ምስታይ ካም ለመድኩስ ፅቡቅ ነይሩ
ንስኪም ቢራ አይተብዝሂ
ቀሊደ ኢልኪ ዲኺ? ዋዛን ቁም ነገርን ዘይተለሊያ
ንስኪም ድማ ኣይኮነን ዝበሃል ትግሪኛ፡ ንስኺ ውን ዩ ዝበሃል። ካበይ ዝመጸ ም ዩ?
ቢራ፡ጺዲቂ፡ዲዩ፡ሐጥያት፡አይቲሲተ፡አይቲሲከር፡ሰኺርካ፡ከይዲቢዲቡኻ፡አተፈለጣኒን፡ከይቲቢሕ፡አኢሚሮኻ።አተባላኹ፡ሰኺራማት።አመኒዛራ፡መንጊሲት፡አሚላኽ፡አይአቲዉን፡፡፡
❤❤❤❤good 👍
ክንደይ ትደፍሪ ቅድሚ ልደተ ክርስቶስ 6000 ዓ ዓ በብ ነይሩ ድዩ
ኣንቲ ክበልዕዋ ዝደለ'ዩ ኣባ ግምባሕሲ ዛግራ'ብሉዋ። ብዙሕ ከይለፍለፍኪ ጥለል ጥራሕ፡ ብድሕሪኡ ተወነሲ።
❤❤❤❤❤🎉
HOP IS ENGLISH TERM ,MOST OF US DONOT NOW ITS TIGRIGNA EQUIIVALENT.
MEANS GOT IT!
Abet halewlom
Tx
Amsgnlh aht alm
Hnti tkmi yblun halewlew aynbel
MESTEYI GENZEB K HLWEKA KELO KRDE EKA EYU
Fulut nski hji dona eki 😂😂😂 beli tqmi alewo bira 🍺🥂
👍👍👍
ሓሶት ኢዩ ቢራ ጉድኣት ምበር ጠቕሚ የብሉን። ምንጪ ኣምጽኢ። ተጋሩ ሓሳውቲ ኢኹም፡ ቢራ ጠቕሚ ኣለዎ ዝብል ካባኺ ጥራይ ንሰምዕ ኣለና።
ወዲ ሳዋ ፀርፊ እምበር ሀሳበ የለን
aytxaref ata seb haqa eya ezi kemzi aynet neger ane setay eye eka ete zeybeleku bera yefetu eye gen ezi zebeleto xebuk ala hji gedfeyo selamey rekebe qedamay azeka resai tekewen kalay ticheneq 3 ka azeka zehulu seb tekewun
ሰጣናዊ መረኽሪ እዩ
Tim beli nay shermuta Doctor
powww ክንድዚ ጥቕሚ ከም ዘለዎ ኣይፈልጥን ኔረ thank you🎉🎉
Zkeberka Meron hawey teqmi yeblun slezi keytseti
Zkeberka hawey teqmi yeblun slezi keytseti
@@SabaMulugeta-z5u የቀንየለይ ሳባ ደሓን የ ኣይፈትዎን የ ዛቱ ግን በዚ ዝበሎቶስ ሓንቲ ሓንቲ ምንም ኣይብልን ዩ🥰🥰🥰
@@merontekleabwedisaryam Meron hawey genzebka 🥭🍍🍌🍋🍊🍉🍇🍎🍏🍓🍒🥝🫐 nezom wused ich ❤️❤️❤️❤️
Meron hade mes belka eka 10 tebel newo belo
አዬ ወ/ሮ መሎቲ ቢራ 🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🐀🐀🐀🐀🐀🐀🐀🐀🐀
ጅማቅ መስተ
❤❤❤
Thank you ❤😂😂
ስቅ አስኪ በሊ ዘይከዉን ሰክራም ወ ሰክራም
❤❤❤🎉🎉🎉
እዛሓፍተይ ኣነስ ነቢት ኢየዝፈቱ 'ሞ
ድሃይ ግበሪ? 😁😁😁😁😁
Okay entay aynet bira knseti emo
Ata sekitatka ya xmaqa chrem
ናይ ኢ/ያ ቢራ ግን ሕማም እዩ! ብናይ ፅሬት ጉድለት😁
መስተ ይኹን አልኮል ምስቲበልኦ አይነት ምግቢ ተተሐውስላ ግርም መኾነ??
Kebdi ke yewuxue do haftey tegediska ngerna kemey ataqaqma eyu kebdi zewuxue
እንታይ አይነት ቢር ጹቡቅ ይኸውን ዝበለጸ ይኸውን?
ካልእ ዓይነት መስተ ከ እንታይ ጥቅሚ ኣለዎ ንኣብነት red lebel , jakdaniel and Hennessey 40 vol zelowo ?
ሓወይ አዞም መስተ አዚኦም ጥቕሞም ምሰተኻዮም ናይ ሃብታም ብድዐን ሓሶትን ናይዙሙትን ጥቕሚ ኣለዎም ደተዮም ገፋጢ
ራያ ቢራ ስተዩ ድዩ እቲ ምልእኽቲ? ቅድም ንጌታቸው አፅግቡዎ ፃድቃን ክሕጎስ ምእንታን😂
😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂 سنويا من يموتون بي سبب الكحول ملايين البشر حول العالم. فيديو مضحك 😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
Kkkkk kkkk sgintr zkonki memhrrr
eway mhurat lomis 😅
Gega tmrti mntay adleye
Kemzi eaytbleu eaytsteyu ktblu eka selamna zergkmo
Eti zhashe neamlaka eaminka etgazo gezo eyu
I am tired of Advisers::