Ghebre weldrufael - የቐንየለይ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 18 ก.ย. 2024

ความคิดเห็น • 4

  • @RobelTesfahans-m6l
    @RobelTesfahans-m6l วันที่ผ่านมา +1

    Woww bitaime xibkti sirah gebra hawey ❤

  • @azebtesfamichael3464
    @azebtesfamichael3464 23 วันที่ผ่านมา +1

    Wawwww glayent ❤❤❤❤❤ gebr hawey

  • @selemawittekle5890
    @selemawittekle5890 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Well come brother ❤❤❤

  • @MiliMalina-o1d
    @MiliMalina-o1d 23 วันที่ผ่านมา +1

    የቐንየለይ
    ምጭው ገጻ ኣንቲ ትኣናኒት
    ልባ ዕሸል ኣካላታ ሸዊት
    ምፍልላይ እቲ ትብህግዮ
    ሰሚሩልኪ'ዩሞ ከመይ ረኺብክዮ
    ጥቃይ ከሎ ሰላም( ቤተይ ተጎዝጊዙ)2
    ጽማቕ ናይ ሕሰምኪ
    (ናጎርዳዕኩ መርዙ) 2
    ኣየቕለብኩን ለውጢ ከምዘድሊ
    ፍቅሪ ሓደ ሸነኽ ከምዘደሊ
    ምሕንጋድኪ ግን ቡዙሕ ሚሂሩኒ
    ካልእ ኩርናዕ ናብራን ኣርኢኽኒ
    ስለዚ (የቐንየለይ ) 4
    የቐንየለይ ቡዙሕ ጠቒምክኒ
    ንስኺ'ኸ ሂወት ከመይ ይገብረኪ
    ባህጊ ምስ ክውንነት ከመይ ጸኒሑኪ
    ጢዒሙኪ ዶ መቺኡኪ (3)
    ምፍልላይ ከመይ ማእሚኡኪ
    ምጭው ገጻ ኣንቲ ትኣናኒት
    ልባ ዕሸል ኣካላታ ሸዊት
    ምፍልላይ እቲ ትብህግዮ
    ሰሚሩልኪ'ዩሞ ከመይ ረኺብክዮ
    ሰማይ ካብ ሽሻዩ(ሰርቡ ዳንጠብጠበ)2
    መሬት ብለምለሙ( ፍጡር እዳጽገበ)2
    ከየቕለብኩ ግዜይ ኣሕሊፈዪ ንሕሰምኪ ንቡር ቆጺረዮ
    ሕጂ ግና ሰላመይ ረኺበ ብሙቖት ስድራቤት ተኸቢበ
    ስለዚ (የቐንየለይ )4
    ምፍልላይ ንዓይን ዘጽገበ
    ንስኺ'ኸ ሂወት ከመይ ይገብረኪ
    ባህጊ ምስ ክውንነት ከመይ ጸኒሑኪ
    ጢዒሙኪ'ዶ መቺኡኪ(3)
    ምፍልላይ ከመይ ማእሚኡኪ