"ምሕረት ግበሩለይ" ፓስተር በኒሂን Pastor Benny Hinn Apologizes

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 13 พ.ค. 2024

ความคิดเห็น • 49

  • @user-ir3ci2lt4q
    @user-ir3ci2lt4q 2 หลายเดือนก่อน +10

    ናይ ብሓቂ ዓቢ ኣገልጉሎት ኢዩ ጌጋ ውን ይፍጠር ኢዩ ምኽንያቱ ደቂ ሰባት ኢና ሓደ ፍጹም ክርስቶስ ኢዩ። በንሂን ከኣ ኣምላኽ ይባርኮ ካብ ጌጋኻ ተኣሚንካ ምምላስ ኢዩ እቲ ዓቢ ነገር፡ ኣምላኽ ይባርኮ ዘመኑ ይባረኽ

  • @MerryJesus
    @MerryJesus 2 หลายเดือนก่อน +9

    Xbuq tmharti u.ዕድመን ጥዕናን ንቤንሂን።tebareku

    • @kebarynegash1006
      @kebarynegash1006 2 หลายเดือนก่อน

      Antum sebat. Ezi Medebach zeqrb zelo entay yblkemzelo Do yrdeakum 😂😂😂 nax trifft mengedi Manuel yegalts 4 seit nay mtlal dokumentarischen entay malet diyu

  • @hagosredae.2972
    @hagosredae.2972 2 หลายเดือนก่อน +1

    ጽቡቕ መደብ ናይ ሓቂ ባራኺ መደብ ቴድ ሓወይ ኣምላኽ ይብርኽካ መደብካ ብጣዕሚ እዩ ባራኻ

  • @elsaelsa4777
    @elsaelsa4777 2 หลายเดือนก่อน +4

    That's fine no one is perfect. God bless you pastor BennyHinn 🙏

  • @misshedgehog264
    @misshedgehog264 หลายเดือนก่อน

    Egziabher Amlak yerdeana 🙏❤️🙏

  • @betelhemsolomon7624
    @betelhemsolomon7624 หลายเดือนก่อน

    Paster Benny Nay Alemn Berkitna I love you 1000 ,Tammys Blussed❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @metkel100
    @metkel100 2 หลายเดือนก่อน +9

    ብሩኽ ሓው ሓበሬታ ናባና ከተብጽሕ እትገብሮ ትግሃትን ተገዳስነትን ክነኣድ ዝግብኦ ኢዩ። እንተኾነ "በንሂን ወንጌል ሰቢኹ ንሰባት ናብ ጎይታ ኣምጺኡ" ምባል ገበን እዩ። ኩሉ እቲ ካብ 1990ታትን 1980ታትን ጀሚሩ ዝሃቦ ትምህርቲ ቤንሂን ብዘይካ ናይ ሓሶት ትንቢትን ውልቃዊ ስልትን ካልእ ከምዘይነበረ ካብ ኣእምሮ እቲ ኣስተውዓሊ ሰብ ዝሕባእ ኣይኮነን። ከምቲ ዝበልካዮ ልዕሊ 3 ግዜ ኣብ ቅድሚ ህዝቢ ይቕሬታ ​​ሓቲቱ እዩ። እዚ ግን ኣቓልቦ ዓለም ንምስሓብ እንተዘይኮይኑ ካብ ዝተሰብረ ልቢ ከምዘይነበረ ምስ ግዜ ተራእዩ እዩ። ከምቲ ዝበልካዮ ድማ ንኣፍሪቃ ይኹን ንኤርትራውያን ጽልዋ ዘይኮነስ ናይ ጥፍኣት መንገዲ እዩ ኮይኑ ጸኒሑ። መብዛሕትኦም መምህራን ካርዝማቲክ ሰዓብቱ ኮይኖም ተመሳሳሊ ሕማም ዘለዎም እዮም። እቲ ቅድሚ 16 ዓመት ብዛዕባ በንሂን ንዛረቦን ዓገብ ንብሎን ዝነበርና ሎሚ ክርደኣኩም ምጅማሩ ዘገርም ኢዩ። ሕጂ’ውን ክኹነን ዘለዎ ናይ ስሕተት ትምህርቲ ስለ ዝምህር ኣቕሊልካ ዝውሰድ ኣይኮነን። እቲ ብስጋ ሓጢኣት ዝገብር ደም ኢየሱስ መንጽሂ ኣለዎ ። ከምቲ መጽሓፍ ቅዱስ ዝብሎ ግና "እቲ ንመንፈስ ኣምላኽ ዝጸረፈ እንታይ ምዃኑ ዕጫኡ ብንጹር ኣቐሚጡዎ ስለዘሎ ምድንጋር ኣየድልን ኢዩ። ናይ ሓሶት ትምህርቲ ወይ ትንቢት ከም ተራ ጌጋ ዝረአ ኣይኮነን። ሕጂ ቢልዮናት ዶላራት ምስ ሓዘ ዕድሚኡ ናብ 71 ምስ ኣተወ። ርኣዩኒ ርኣዩኒ ምባል ካብ ምድንጋር ሓሊፉ ካልእ ዝህቦ መልእክቲ የብሉን። ይቕሬታ ሓቲቱ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ተነሲሑ ካብ መድረኽ ክወጽእ ኣለዎ። "መንፈስ እግዚኣብሄር ይነግረኒ ኣሎ" እንዳበለ ዕድሜኡ ምሉእ ብምድንጋር ኣሕሊፉ ሕጂ ሰባት ክቕሽሽ ክፍትን ካልእ ጌጋ ኢዩ።
    ብዛዕባ ምጽኣት ጎይታ
    ምቕታል ፊደል ካስትሮ
    ብዛዕባ ግብረሶዶማውያን ኣብ ኣሜርካ
    ብዛዕባ 9ዓተነት ናይ ስላሴ
    ጀሚርካ ዕድሜኡ ምሉእ ናይ ሓሶት ትንቢትን ትምህርትን ዘመሓላልፎ ዝነበረ ሕጂ ከም ህጻን ወታእታእ ኢሉ ተደናጊሩ ከምዝነበረ ከርኢ ምፍታን ላግጺ ጥራይ ኢዩ።

    • @aronhidray69
      @aronhidray69 2 หลายเดือนก่อน +3

      ኣየ ኤርትራዊ ነቀዝ በልስከ እስካስ እንታይ ዝገበርካዮ ጽልዋ እንታይ ዝገበርካዮ ኣበርክቶ ኣሎ እዩ ኣውራ ክትከውን መዓዲ ክትከውን ትፍትን ቀዳማይ ነገር ክንዲ ጣፍ ኣይትመጽእን ኢካ ኣብ ቅድሚኡ በቃ ተጋግየ እንተኢሉ በቃ ከም ዘለዎ ምውሳድ ሕቁ ድዩ ሓስዩ ድዩ ንኣምላክ ሰማይ ዝግደፍ ነገር እዩ ክንስሑ ዝግብኡም እዞም ከማካ ካብ 0000000 ተበጊሶም ኩሉ ንካሪዝማ ክውንጅሉ ዝውዕሉ እስካን እሶምን ኢኩም ክትንስሑ ዝግባኣኩም ነፍሳት ምስ ጠፍሽኩም ንበዓል ሬማ ከተውንጅሉ ትውዕሉ ትፍልጥዎ ዘይብልኩም
      ርግጸኛ እየ ንዋላ ሓደ ናይ ካሪዝማ ይኩን ናይ ሬማ ኣገልጋሊ ጸዊዒካ ከመይ ከመይ እዚ ዝባሃል ዘሎ እስኪ ንገረኒ ኢልካ ኣይትፍልጥን ኢካ ግን መበገስን መንቀልን ዘይብሉ ንሓጢኣት ከማ ማይ እዮም ዝስትዎ ገለ ቀደም ዝሓለፍ ኣጉል ኣረዳድኣ ክነግረካ ካባካ ንላዕሊ ጽድቅን ቅድስናን ንኣምን ንስዕብ ጽሑፍ እዩ ብዘይ ቅድስና ንእግዚኣብሄር ክርእዮ ዝክእል የለን ዝብል ኩቱት ጽሑፍ ኣሎ ውድሓንካ ቤኒን ግን ሓቀኛ ናይ ኣምላክ ስብ እዩ?

    • @mibrakgerie5766
      @mibrakgerie5766 2 หลายเดือนก่อน

    • @mibrakgerie5766
      @mibrakgerie5766 2 หลายเดือนก่อน

  • @estifbatu1468
    @estifbatu1468 2 หลายเดือนก่อน +2

    God bless you pastor Benihin❤

  • @user-li4iz2pg1o
    @user-li4iz2pg1o 2 หลายเดือนก่อน

    ተባረክ ዘሀወይ ንሰሀ ተአትዮ ዝነቅፈሉ የለን ነአና ግን ትምህርቲ ዮ

  • @Genet-tw8js
    @Genet-tw8js หลายเดือนก่อน

    our God help us to came back to your Word

  • @abebaseyiume8949
    @abebaseyiume8949 2 หลายเดือนก่อน +1

    ተባረኹልና

  • @sl4382
    @sl4382 2 หลายเดือนก่อน +1

    Amlak you fetuo you,,qulhana ngaghy yna Amlak ai hzelun,n Amlak you zaghelgl delo, ay hzelun you God bless you Benny Hinn

  • @user-qi3yy6en5k
    @user-qi3yy6en5k 2 หลายเดือนก่อน

    Amen

  • @aronkahsy8220
    @aronkahsy8220 2 หลายเดือนก่อน +4

    ብሓቂ በንሂን ኣምላኽ ይብርኮ
    ኢቲ ዝሀቦ መብርሂ ጹቡቅ ኔሩ
    ጌገኡ ብ ምህረት ብምሕትቱ
    ብሃቂ ናይ ኣምላክ ሰብ ኢዩ
    በንሂን ኣምላኽ ዘበሉ ኣምላክ ይብርኮ
    ሰል ትግህቱን
    ስለቲ ን ወንጌል ዝግበሮ ጻዓትን ኣምላኽ ይብርኮ
    ኣበይ እሞ
    ከም ናቱ ኣገልጊልና ኢንተንሓልፍ
    ብሓቒ ዕድለኛታት ኢና
    ፡፡

  • @teklegebreyesus4348
    @teklegebreyesus4348 2 หลายเดือนก่อน

    God Bless you Agelgali Abraham.

  • @negistimehari6245
    @negistimehari6245 2 หลายเดือนก่อน

    Absolutely That’s nice God bless Avery places you go & we need forgive always 🙏🏾

  • @tesfaymichael1754
    @tesfaymichael1754 2 หลายเดือนก่อน +1

    ኣብ ስራሕ ኩሉ ዪጋገ እዩ ብዘይካ የሱስ
    ብጌጋ ፈሪሕና ከይሰራሕና፡መክሊትና ከየሽረፍና ምኻድ ግና፡ዝገደደ እዩ

  • @rahbotkone7498
    @rahbotkone7498 16 วันที่ผ่านมา

    Tedi hawey enkua natna konka tebarek mewarste

  • @hailemariamtesfamicheal9128
    @hailemariamtesfamicheal9128 2 หลายเดือนก่อน +1

    ኣመንንንንንን

  • @SemharTeame-xs8kp
    @SemharTeame-xs8kp 2 หลายเดือนก่อน

    Btaemi mharit melekiti tebarek ❤

  • @hiritimehanisho5162
    @hiritimehanisho5162 2 หลายเดือนก่อน +1

    Amennnnn

  • @mbrakgebresilasie
    @mbrakgebresilasie 2 หลายเดือนก่อน +1

    That's ok Pastor Benny Hinn. No one is perfect.

  • @asmerettesfamichael2952
    @asmerettesfamichael2952 2 หลายเดือนก่อน

    Amlak ybarka Tedi its good for athers.

  • @zaidrussom7802
    @zaidrussom7802 2 หลายเดือนก่อน

    God bless Pastot benn hinn.

  • @natsnetestifanos482
    @natsnetestifanos482 2 หลายเดือนก่อน

    it is not too late to repent Pastor God is Love

  • @natanaelhaile6172
    @natanaelhaile6172 หลายเดือนก่อน

    Please nay amlak Seb kal amlak sbek❤

  • @user-rc4ku3nh1n
    @user-rc4ku3nh1n 2 หลายเดือนก่อน

    Waw🙏🙏🙏🙏

  • @mihreteabghebrezgi3924
    @mihreteabghebrezgi3924 2 หลายเดือนก่อน

    Blessed Bini

  • @yohannatekia3211
    @yohannatekia3211 2 หลายเดือนก่อน

    ❤️❤️❤️🔥🔥😇😇🙏

  • @abrahammussie4241
    @abrahammussie4241 หลายเดือนก่อน

    You can do and say what ever you want but you can never and will never hide the truth. I hope all the people who were following and defending him, will repent now.

  • @giaeabsh77
    @giaeabsh77 2 หลายเดือนก่อน +2

    እቲ ጸገም ሕጂ ኣብ ፓስተር በንሂን ኣይኮነንን ዘሎ፡ እዚ ናይ ብልጽግና ትምህርቲ ኣብ ዓለም ብጣዕሚ እዩ ኣስፋሕፊሑ ዘሎ፡ ወላ እዚ ናይ ትንቢት ኣጎልጉሎት፡ ፓስተር በንሂን ብንስሓ ተመሊሱ ጽቡቅ፡ በዚ ትምህርቲ ግን ብዙሕ ህዝቢ ኢዩ ዝጠፍእ ዘሎ፡ እዚ ትምህርቲ ቅድም ትዘሪብሉ ኢዩ፡ እዚ ናይ በዓል Kenneth Copeland፡ Kenneth E. Hagin
    ትምህርቲ እዩ፡ እዞም ሰባት ከኣ ኣብ መወዳእታ ኣጎልጉሎቶም እዚ ብጌጋ ዝጸሓፍና ዝመሃርናዮ ኢሎም፡ ዘቃጸልዎ መጽሓፍትን ትምህርትታት ኣሎ፡ ግን እቲ ትምህርቲ ኣብ ደቂ ሰባት ክሳብ ሕጂ ሰሪጹ ይኸይድ ኣሎ፡ በቃ ምድግጋም እዩ፡
    ናይጀርያዊያን ፕሮፎሳይ ክብሉ ጀሚሮም እዞም ናይ ኢትዮጲያ ከኣ ልተምብይ ወይ ክብሉ ጀሚሮም ኣብ ናይ ኤርትራ ከኣ ክንበየልካ ክብሉ ጀሚሮም ኣለው። እዚ ፓስተር በንሂን ዝበሎ ኩሉ ርሑቅ ከይከድና ኣብ ኤርትራዊያን ኣገልገልቲ ኢና በሃልቲ ንርኢ ኣለና እሞ ኣዚዩ ዘሰክፍ ነገር ኢዩ፡

  • @kudusanhabte3376
    @kudusanhabte3376 2 หลายเดือนก่อน

    ዕድሚኡ ሙሉእ ኣደናጊሩ ሕጂ ቡዙሓት ምስ ጸደፉ እንታይ ይጠቅም፡እቲ ዝከፍኤ ኣምላክ ዘይበለካ ብድፍረት ኢሉኒ ኢልካ ክትሕሱ ምስ ምንታይ ይቁጸር፡እቲ ዉድቀት ብመሰረቱ ክንዲ ናብ ጎይታ ምጥማትን ምእማንን ናብ ሰብ ሙዉካል እዩ፡ሕጅዉን እቶም ተደናግሩ ዘለኩምን ሰዓብቶምን ተመለሱ፡ኣብ ሞንጎካን ኣብ መንጎ ጎይታን መማለዲ ኣየድሊየካን እዩ ንዓካዉን ኣቦካን ጎይታካን ምካኑ እመኖ።

  • @kebarynegash1006
    @kebarynegash1006 2 หลายเดือนก่อน +1

    Ane zgermeni gegatat kndi mezinom sebat zmeharu yegatsim eyu elom Nebsom ketsananu kelewu ygerm 30 amet atalilu hzbi atsifiu eyu eko zbehal zelo gena ab ergano kleyd kelo sorty kulu hasot eyu bqale gelistu kfenewekum eyu t tsibeyu zelekum

  • @maranathayesus2081
    @maranathayesus2081 2 หลายเดือนก่อน

    Pastor benhin is a man he can make a mistake and he is doing great job for the kingdom of God but remember the devel is speaking negative against the men of God because we are really in the end time so the devel have a plan to attack the church of Jesus christ but our model is Jesus and the word of God ,God bless you semay tv lord have mercy on the body of crist

  • @mtslaltsegay7003
    @mtslaltsegay7003 2 หลายเดือนก่อน

    Goyta memelisu ybarickika tedi hawna bhaqi kinmeharelun sile barotu kea kinxlin ymhreka ezi meleakiti . Bruck ika.

  • @selemawithabtommeasho
    @selemawithabtommeasho 2 หลายเดือนก่อน

    Kemaka zbelu agelgelti ybzhulna ngegiom ziemenu emo yqreta zhatu yqreta zmhru

  • @tesfaymichael1754
    @tesfaymichael1754 2 หลายเดือนก่อน

    እንታይ እዩ ናይ ብልጽግና ወንጌል፡ቁሩብ ሓሳብ ተትህበና ጽቡቅ ኔሩ ቴዲ ሓውና

  • @Jon20243
    @Jon20243 2 หลายเดือนก่อน

    Nab hgi kkerb alewo. Guday amlak namlak ngedfo ykre kblelun zeykblelun. Bhgi nay mdri gin khtet alewo, eti bgenzeb amexa ztreyo hafti kea nab wanatatu ymeles

  • @elizabethelilta2663
    @elizabethelilta2663 2 หลายเดือนก่อน

    ዝኣክሎ ን7 ወለድኡ ዝከውን ገንዘብ ካብ ዓቅሙ ንላዕሊ ምስ ኣከበ እርጋን ምስ ኣርከበ ይኣክለኒ ተበለ መን ይኣምኖ ንቡዙሓት ምእመን በዝቢዝዎም እሞ ድማ ገንዘብ ዘይጸግብ እዩ ኔሩ ሕጂ ይኣክለኒ ተበለ ኣይገርምንዩ እንታይከ ክውስኽ
    እንተ ናይ ምንሳሕ ግን ሽቲ ፍርዲ ናይ ኣምላኽ እዩ ናይ ሓቁ ተኮይኑ ልቢ ዝምርምር ኣምላኽዩ ንዕዑን ንኣምላኽን ይግደፍ

  • @yitbarektekle9689
    @yitbarektekle9689 2 หลายเดือนก่อน +1

    ንስኻ ቴድሮስ እውን ተነሳሕ
    እታ ናይ መወዳእታ ናይ ትግራይ ኩናት war ዝተምበኻያን እታ ዝኾነትን ፍፁም ዝተፈላለያ እየን ነይረን

  • @mesfin818
    @mesfin818 2 หลายเดือนก่อน

    አገልጋሊ ሽይጣን ዝነበረ ሓሳዊ ስብዬ:

  • @birhaneromha2146
    @birhaneromha2146 2 หลายเดือนก่อน

    He is a false prophet and a wolve in sheep’s clothing.
    Deuteronomy 18 :22 When a prophet speaketh in the name of the Lord, if the thing follow not, nor come to pass, that is the thing which the Lord hath not spoken, but the prophet hath spoken it presumptuously: thou shalt not be afraid of him. Galatians 1:8 But though we, or an angel from heaven, preach any other gospel unto you than that which we have preached unto you, let him be accursed. The gospel is simple believe on the lord Jesus Christ as your saviour and thou shall be saved but these kind of people will tell to repent of your sins, follow Christ that is all work. Freely justified by the grace of God throughout the redemption that in Christ.

  • @feruzberhane-nt3co
    @feruzberhane-nt3co 2 หลายเดือนก่อน +1

    Amen