This is Shabia. This valuable information remained undisclosed for an extended period. I believe we should strive for improvement in the future. We have to inform the younger generation what our hero did to our country. Our hero's will always be in our hearts; freedom is not free.
ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንጀጋኑ ስዉኣትና ኣየ ጅግንነት ደቂ ኤረይ 🌴🌴🐪🐪🇪🇷🇪🇷🌴🌴🐪🐪🇪🇷🇪🇷🌴🌴🐪🐪🇪🇷🇪🇷🌴🌴🐪🐪
We are so proud of you our hero everyone Eritrean top Loders 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
አናብስ ሳሕል ንዘለኹም ዕድመን ጥዕናን ይሄብኩም ፈጣሪ ንስውአትና ኸኣ እግዚኣብሔር አብ ገነቱ የንብሮም ፈጣሪ ❤
"ወዲ ስዉእ ተሰዊኡ" ነዚ ታሪኽ ዚ ክትሰምዖ ኣእምሮኻ ይገላበጠካ ዓይንኻ ብንበዓት ደው ዘይብል። ኤሪትራ ሕድሪ ሰማእታትና እያ ክበሃል እንከሎ እዚ ታሪኽ ዚ ዩ። ንኤሪትራን መንግስታን ህዝባን ዘቋሽሽ ድዩ ዘላግጽ, ወይልኡ‼ ሃገረ ጅግንነት ሃገረ ሰማእታትን ብሕድሮም መብጽዓና እነሐድሰላ ሃገር ያ።❤
ሰላም ❤❤❤ ጽቡቅ መገለጺ እዩ
ኣንታ ብሩክ!!!!! ዓቢ ዛንታስ ትደግምዎ ደ ኣ ትከውን እንበር በዚ ሙዚቃ ዘየድሊ ኣትይዎ ዘሎ ጌጋ እዩ ። ደጊምካ ባዕልካ ስምዓዮ።
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷ጀጋኑ ተጋደልቲ ዘይድገም ታርኽ ህዝባዊ ግንባር ።🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🏻🇪🇷🇪🇷
ብጣዕም ልብኻ ዝትኪፊ ታርኺ ጀጋኑ ደቅ ኤረይ ዕድመ ናዓኹም
Thank you so much Basher Haway🙏
መርሓባ ደቂ ሓላል መሬት❤
ጀነራል ፊሊጶስ ብጾቱን ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም ❤ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑና ❤
ዘልኣለማዊ ዝኽርን ክብርን ንሰማእታትና🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Thank you my brother for sharing this information and proud to be an Eritrean ❤🇪🇷❤
ያ ወድ ስውእ ተሰዊኡ!ኩዊናት ነውህደሉ መኣልቲ ይምፅኣልና፣
ዋው እዚ ታሪኽ ጅግንነት እዚ ሰሚዔዮ ነይረ::🇪🇷🌸🌻🇪🇷❤️🌺🇪🇷🌼❤️👍🏾👍🏾👍🏾
ጀጋኑና ክብሪ ነአኩም ይኩን ዘለዓለማዊ ዝክሪ ንስዋአትና ❤❤
ተዓወት ወዲ ኤረ።
ታንክ በሽር ዘይ ርሳዕ ታሪኽ ኣኽራናት በዚ ታሪኽን ደምን ጅግንነት ዝመጸት ሃገር መን እዩ ዝትንክፋ!! ዘልኣለማዊ ዝኽርን ሞጎስን ንጀጋኑና ሳሊሕ ምስ ወለዱ ኩሉ ግዝይ ኣብ ልብና😥😥😥😥🙏❤🙏❤🙏❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪✊✊✊🙏🙏🙏
Wow the best Eritrean people I am very happy God bless them 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤️❤❤❤❤❤
በሽር ብጣዕሚ ጹቡቕ መደብ 🇪🇷
ኣጆኩም ጀጋኑ ነዚ ዝመስል ዘይተበረዘ ሓቀኛ ዘይተበረዘ ታሪክ እሞ ብፈጸምቱ ክዝንቶ ክትሰምዖ ኮልካ ዘሐብን ታሪክ ጀጋኑና በጃኩም እዚ ዝመስል ታሪክ ንምታይ ግን ክሳብ ሕጂ ዘይተገልጸ ፣ ታሪኩም ኣብ ምግላጽ ግዝየ ዲኩም ሲኢንኩም ውይስ ዝስራሕኩሞ ቅያታት ኒኢስኩም እዩ ። ስክፍታ ኣልና ከየዘንቶኩሞ ከይትሓፋ ነባሪ ታሪክ እንበር ሰብ ከምዘየለ ዘክሩ ሙዑታት ኣያታትና ። 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
This is Shabia. This valuable information remained undisclosed for an extended period. I believe we should strive for improvement in the future. We have to inform the younger generation what our hero did to our country. Our hero's will always be in our hearts; freedom is not free.
Amazing history, amazing heroisms, not any National Liberation movement can compare with the Eritrean revolution ❤🇪🇷😻😻😻🙏🙏🙏
Thanks 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
U doing good bro
ድምጽ ሙዚቃ በርቲዑ ፡ምስማዕ፡የጸግመና ኣሎ።❤❤❤❤
Eritrean worries have done a miracle for the presence of our country, so we proud of it !!.we just need unite as Eritrean to be strong.
Thank you Bshino I will watch it on Eri Tv.
ስለምንታይ ኢካ ናይ ድሕሪት ሙዚቃ ወሊዕካ ይህዉኽ እዩ ሐጋዚ ኣይኮነን 🎉🇪🇷🇪🇷
ኣብዚ ዘዘንትውሉ እዋን ተጋደልቲ ኣይነበሩን ስለዚ ብናይ ሕጂ መዓርጎም እንተተጸውዑ ጌጋ ኣይኮነን።
Thank you bro Subuk habereta 🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹🌹❤️❤️❤️❤️💯
ጽቡቕ አለኻ ብዙሕ ታሪኽ ይዝርጋሕ ይዝርጋሓ እካ እንተ ሃለወ ዩቱብራት ኤሪትራዉያን ግን ቕጮም ገዲፎም ። ናይ ትግራይ ዝተባሃለ ሙሉኡ ሸፈነ ዘስማዓ ዩቱባራት አለዋና ። ፡ ነተን ቻነላት አብ ኤሪትራ ዘለዋ ፡ ክግስጉስለን ዘይራአዩ ወሓላሉ ኤሪትራዉያን መገቲ ይገበረሉ ናይ ጸላኢኻ እንታይ ይሓስብ አሎ አይትዛረብ ማለት አይኮነን አብ ዩቱብራት ኤሪትራዉያን ናይ ትግራይ ሸፈነ ዝህባ ይበዝሓ ፡ 99%
Xibuk. Aleka. Ghin. Xelaika. Intay. Yibil. Alo. Iwun. Mismai. Bitami. Aghedasi. Iyu❤
Eritrana nay Jigninet Bahri nay Jeganu semaetat ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
[ 𝐄𝐫𝐢𝐭𝐫𝐞𝐚|•🇪🇷"*ህዝባዊ ግንባረይይይ⭐❤🇪🇷💪።
ወያነ ዘይትብሎን ጤል ዘይትጣሞ የለን ። ሕጅዉን ነዚ ትራኸ ክሰርቕዎ ኢዮም
መኣዘዚ ቦታ ምስኣን ማለት, ኣዛዚ ኲናት ክመርሕ ብኣካልን ብዓይኑን እናረኣየ ቀጥታዊ ምክትታል ግድን ስለዘድልዮ ከቆጻጽሮ ዝኽእል ክረክብ ግድን ስለዝኾነ ወላ መስዋእቲ ዝኽፈሎ ይኹን, እቲ ዝገርም ነቲ ትውፊት ከም እምነት ሒዙ ወላ ኣብ ገረብ ደይቡ ቀጥታዊ ኣብ ዘቆጻጽሮ ምምራጹ ንባዕሉ ኣካል ናይቲ ብልሒ ናይ ፊሊጶስ ዩ። ነዚ ዓወት ዚ ከኣ ዕዉት ንክኸውን ዝገብሮ ምብልሓትን ምትዕጽጻፍን ብልሕን ውህደትን ናይዞም ጀጋኑ ኣርካናት ዩ።ፍሉያት ፍጥረታት ተጋደልቲ ❤።
Wawwww mestenkir eyu nieru jeganuna belu reayu deki EREY 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
ጀነራል ፍሊጶስ ኣብቲ ግዜ እቲ መራሒ ክፍለ ሰራዊት ኔሩ ።
ኣጆካ ንከትተሎ ኣለና ወዲ አረይ
ታሪኽ ክንሰምዖሲ እቲ ሞዚቃ ኣርሕቅዎ በጃኹም ወይ ታሪኽ ይኹን ወይ ደርፊ ይኹን
እቲ ዝገርመኒ ነገር ኩሉ ተጋዳላይ ፍርሂ ዝበሃል የብሉን ዘይኮነስ እታ ፍርሂ ትበሃል ዉን አይፈልጣን እዩ ተባዕ ኩሉ ግዜ ገጥ መዐንጣ በዐል ምሉእ ሐሞት እዮም ኔሮሞ እሞ እቶም ዝተሰዉኡ ንዘለአለም ክዝከሩ ይንበሩ ንዘለዉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ❤✊🇪🇷
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ክብር ሐውይ ድምጽ መዚቃ አትሕቱ በጃኻ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ጅግንነት ህዝባዊ ግንባር ዘይድገም መስተክር ሳላኩም ኢያ ሀገረይ ሐራ ወጻትለይ እዝውን ታሪክና እዮ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
አብዚ ብሂወት ዘየለው ከም በዓል ጀነራል ውጬ ነዚ ውግእ ናይ አሶሳ ስራዊት ናይ ጀንገሬን ምስ ሰራዊት ሱዳን ዝዋጋእዝነበረ ንሰራዊት ሱዳን ዘባህርር ዝነበረ ሰራዊት ሻዓብያ ነዚ ንዓመታት ተዋጊኡ ሰራዊት ሱዳን ክሕዞ ዘይካአለ አብ አብ15ደቒቕ ምስ ተቛጻጸርዎ እቲ ክንደይ ሰዓታት እወስደልኩም ኢሉ ዝሐተተ ሱዳናዊ ጀነራል አሽካዕላል ጌሩ ዝጥምቶ ዝነበረ ነቲ መልሰ ናይ ተጋደልትና ናዓ ተረከበና ተባሂሉ ውን አብ ሰዓቱ ክርከብ አይከአለን ዳሐር ግን ሐቅነቱ ምስ አረጋገጸ ነቲ ሹዑ ዝተማረኸ አጽዋር ንዕኦም ክወስድዎ እዩ አፍቂዱሎም ብመንጽር እዚ ክረአ እንከሎ እዛ ሐሳድ ወያነ ብደም ጀጋኑ ተጋደልትና ዝተማረኸ አጽዋር አብ ውግእ ሽረን ክሳብ አዲስ አበባ ዘይማረኸቶ ብረት ንዓዓ እያ ትወሰዶ ኔራ ወድሐንኩም።
Jegnnuna kulu gezyi ab lebena❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
Merhaba wedi Ere🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዓብዳት እዚ ኣቦይ ሮሞዳን ትብሎ ዘለካ ምእንቲ ንጹር ክከውን ሮሞዳን ኣውልያይ በሎም
ሙዚቃ ምስቲ ኣገዳሲ ኪስማዕ ዝድለ ቃላት ኣበላሽዎ ። ሙዚቃ ኪኣትዎ ኣይግባእን ።
Keberen Mogensen nesemaetatena🇪🇷🇪🇷🙏🏿🙏🏿🙏🏿
ሹኩረን ቢርሳላ አዚማ
❤🎉❤❤🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
ደገርም ታሪኽ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏😭😭😭😭
ቅድሚ ናጽነት ስለዝኾነ ምዓርግ ኣይኮነን ጀነራል ፍሊጶስ መራሕ ክፍለሰራዊት 70 ዩ ነይሩ።
Ade Welida Timken Geganuna 🙏🙏🙏💪💪💪🦾🦾🦾Anes enquae Ertrawit koyne tefeterku😇 Zelalemawi Kibrn Zikrin Nsemaetatna Awet Nihafash💚❤💙💛🙏🙏🙏
Merhaba wedi Erey. ❤
ጭፍራ ወያነ ጭፍራ ዒንኪሊል ኣይነበረትን ኣብ ግንባራት ሮራ መንሳዕ ኣብስሪሒት ፈንቅል ናደው ኣይነበረትን ካብ ሰማንያን ሽድሽተን
ኣብቲ ቃልሲ ነርና ኢና ብኣካል
ሓሶት ሞያኣ እዩ ወያነ
ሞዚቃ ብርቲኦዑ ኣሎ በጃኹም ኣትሕትዎ ጹቡቅ ኣይስማዕን ኣሎ ከምዚ ዝመሰለ ጹቡቅ ክስማዕ ኣለዎ በጃኹም በጃኹም ሓደራኹም ኣስተውዕሉ የቀንየልና
♥️🇪🇷♥️🇪🇷💪⭐️👍
Zelealemawi kbrn megosn njeganu sweatna wetru ab lbna seferkum deky Erey jeganu ✊️ 💪 🇪🇷 ❤❤❤
🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
ብታኣሚ ልብኻ ዝትንክፍ ታሪክ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ክቡር ሐው አብቲ አርስትካ ምስጢር ወጺኡ አልካ ወጸኡ ዝብል ቃል ካሊ ስለዘስምዕ ታሪክ ተዘንትዩ ክበሃል አለዎ ሓደራ
bravo kbur haw ezi tegawho zeleka werkawi tarik nay ayatatnan ahwatnan eyu emo kulu bankiro kkatatelo ygbae hawna kea kexilo nezi werkawi tarik ab msnad kea kulu ertrawi tegedisu kserhalu zgbae eyu
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ጀ/ፊሊፖስ ኮነረል ዘይኮነስ ኣዛዚ ክ/ሰራዊት 70 ኔሩ
Selam hebbi kemey kenka hewey natey ❤🇪🇷👍🇪🇷👍🇪🇷👍🇪🇷👍🇪🇷👍🇪🇷👍🇪🇷👍🇪🇷👍🇪🇷👍🇪🇷👍🇪🇷👍🇪🇷👍
Hzbawi genbar nkedmit yak jeganu eritreawyan ❤❤❤❤❤❤❤
🐪🇪🇷👊❤️
ሰንድዎ ጽቡቕ ገርኩም በሽሮም
Yes Yes yes
ክሳብ 1996 ማዓርግ ዝበሃል ኣይነበረን ። ፍሊጶስ ግን ኣዛዚ ክፍለስራዊ 70 ኔሩ ። ንሓበሬታኻ ዝኣክል ።
አብ ወፍሪ አሶሳ ማዓረግ መጸዊዒ አይነበረን ።
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
🇪🇷❤❤❤❤❤❤
ሰውራና መወከሲ መጻኢና፡ዩ ኣብ ኩሉን ብኹሉን ተወራረስ በቃ ውረስ-ተወራረስ!!!!!
ብኣዘዝቲ ክፍላተ ሰራዊት ብርጌድ ቦጦሎኒ ካልእን መዓርግ ኣይነበረን ብጻይ ኣይትጋገ ማትላ ግምት ኣይትሃብ
Eta Asosa zkedet gin kifleserawit 70 eya nera
Men do mearg nerwom elu eyu nay hji mexewieom eyu zbele
Please dimxi musica bertiu agudulo kisimae xubuk geru
❤
በሽር ክሳብ ዕለተ ናጽነት ወታደራዊ ሽመት ኣይነበረን ድሕሪ ናጽነት እዩ ተዋሂቡ
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
አብ 1990 ብማዓርግ አይጽውዑን ኔሮም ብሓላፍነት ኢዩ ኔሩ።
ሰላም ኩቡር 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👌👌👍👍👍🙏🙏🙏🙏🎉🎉🎉🎉👌👌🎉❤️❤️❤️❤️
Agioki🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤
🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍✊✊✊🙏✊✊👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Can you take off the music I can not hear It what they say Please?
ጀነራል ፊሊጶስ ኮረኔል ኣይነበረን ኣብቲ ግዜ መራሕ ክፍለ ሰራዊት እዩ ነይሩ
🕯🕯🕯🕯🥀🕯🥀🕯🥀🕯🕯🥀🕯😭🕯🇪🇷
🌹
KIBRN ZIKRN NETOM LEYTN QETRN KEYTEHALELU HIWETOM ZIHABU HARBNGATAT TEGAFELTI 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
10 ተታት ኣሽሓት ህዝቢ'ሎ Eri-Tv ኣብ ገዝኡ ዝከታተል።
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Zehizin tarik negiratina
ኢዚኣ ብድሆ ትብል ደርፊ ካብቲ ካልእ ኣብ ዛናትካ ዘላ ትጥዕም 🇪🇷
🎉
🙏💯💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪📚✍️❤👍😍😍👌🙏
❤❤❤😂😂😂🎉🎉🎉
👍👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️♥️❤️♥️🌿🌻🌿🌻🌿🌻🌿🌻🌿🌻🌿
Xebik alo
😭😭😭 Ahhhhhh
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🎉🎉❤❤❤❤😂