"ወይ ግዜ" ሓዱሽ ተካታታሊ ሲት ኮም "ድራማ" 'ክፋል 1'

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 11 ก.ย. 2024

ความคิดเห็น • 454

  • @Rgat14
    @Rgat14 ปีที่แล้ว +110

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ ቀፅልሉ ደቂ ሪመይ ሓላላት ተጋርዋይ ንዑ ናይ ብዕልትና ቺናል ንዕቢ❤️💛👌

  • @user-tv9yo2rc8j
    @user-tv9yo2rc8j ปีที่แล้ว +21

    ሓደራኪ እመቤታችን ደቂ ሓውቦና ሰውራልና እንበልዖ እንሰትዮ አይተሰእንና ክባን ዕፅዎን ፍንፅሕልና ኣሜን (፫) ካብ ኩሉ ብኸብደይ ዝመፀኒ ኣይፈትይ ❤️❤️❤️❤️❤️💛💛💊💊😢

  • @user-ys9yj7en6v
    @user-ys9yj7en6v ปีที่แล้ว +27

    ኣሰይ ኣቡሸይ ብፆሎትካ ይማላለአና እግዚአብሔር
    ንሃገረና ትግራይ ሰላም የልኣክልና ፈጣሪ👏🤲

  • @user-fu8vz4bw3z
    @user-fu8vz4bw3z ปีที่แล้ว +102

    ተጋሩ ኣማርኛ መዝሙር ኣማርኛ ስብከት ኣማርኛ ድራማ ኣማርኛ ደርፊ ኣቋርፁ ናባዕልና ንስማዕ

    • @user-qv2zr8jh4z
      @user-qv2zr8jh4z ปีที่แล้ว +4

      አማርኛ መዝሙር እንታይ እኒኦወ ችግር 🙄

    • @kahasedesta6611
      @kahasedesta6611 ปีที่แล้ว +7

      @@user-qv2zr8jh4z መንነትካ ትግርኛ እንተኾይኑ ኣማርኛ እንታይ ኣምፆኦ እቲ ኣማርኛ ሰብ ዋና ኣለውዎ

    • @user-fu8vz4bw3z
      @user-fu8vz4bw3z ปีที่แล้ว +2

      @@user-qv2zr8jh4z ዋይ በል ስማዕ ና ዳንኤል ክብረት👹👹👹👹

    • @user-qv2zr8jh4z
      @user-qv2zr8jh4z ปีที่แล้ว +4

      አይትጋገ ዛሓወይ ሰብ ዘምፀኦ ቋንቋ የለን ኩሉ አብ ዓለም ዘሎ ቋንቋ ናይ እግዚአብሔር እዩ እግዚአብሔር ዶሞ ኩሉ ቋንቋ ይሰምዕ እዩ እግዚአብሔር ካም ሰብ አይኮነን ብቋንቋ ብአውራጃ ብሃገር አይፈልን ንስተዋዕል ን እግዚአብሔር ካም ሰብ አይንውሰዶ 😥 አብ ሰማይ ካብ እዚኣ ዓለም ምስ ተፈልና አብይ ሃገርካ አበይ ዓድካ አብ ጣቢያኻ ኢሉ አይኾነን ኻሓተና

    • @kahasedesta6611
      @kahasedesta6611 ปีที่แล้ว +5

      @@user-qv2zr8jh4z እሞ እዝጋብሔር ከ ብትግርኛ ኣይትዘምሩ ንመዝሙር ኣማሓርኛ እየ ፈቕደልኩም ድዩ ኢሉ ኮይኑ ?? እቲ ኣነ ዝሰሞዖን ዝራዳዶኦን ሕብረተሰብ ቋንቋ ትግርኛ እዩ ዝሰምዕ ስለዚ ብትግርኛ ኻኣ ይዝምር ንስኻ/ኺ ትግረወይቲ/ዋይ እንተኾይንካ/ኪ ነቲ ትግርኛ ዝሰምዕ ሕብረተሰብ በኣምሓርኛ እንተዘመርክሉ/ካሉ ብኣምሓርኛ እንተሰበኽክዮ/ካዮ ወይ እንተመሀርክዮ ንዘይሰመዐኪ/ካ እንታይ ትርጉም ኣለዎ ንሰላምን ንፅቡቕን ቃል ኣምላኸ ክትሰብኽ እንተኾይንካ በቲ ሕብረተሰብ ዝሰሞዖ ቋንቋኻ ዶ ኣይኮነን ዝበለፀ እምበር ኣነ ቋንቋ ካብ ካሊእ ቋንቋ ኣብልፀ ኣይኮንኩን

  • @netsanettdf9263
    @netsanettdf9263 ปีที่แล้ว +5

    ተጋሩዋኒ ንዑ ናይ ባዕልና ምድያ ነዕቢ ፅቡቅ ስራሕ ክተባባዕ ዝግበኦ 😘💛❤️ 😍

  • @user-to2zo1cx1b
    @user-to2zo1cx1b ปีที่แล้ว +20

    ሰላም የዉርደልና ፈጣሪ ዛዓድናሞ ዉሸጥና ቀሲና ንዘናገዕሉ ይኹን ❤️💛❤️🙏

  • @user-db3oy2gt2g
    @user-db3oy2gt2g ปีที่แล้ว +9

    ደስክብሉኻ ካብ ጭንቀትን ካብ ህዘኒን ያዛናግዑካ እድሜን ጥእና ይሃብኩም ሰላም ንህዝብና ሰላም ንትግራይና።

  • @lili_gal_tigray9187
    @lili_gal_tigray9187 ปีที่แล้ว +17

    ሰላማት ደቂ ሃገረ ትግራይ እንካዕ ብሰላም መፃእኩም ፅቡቅ ስራሕ ቀፅሉሉ 💛❤✊

  • @meri.tigraweti
    @meri.tigraweti ปีที่แล้ว +16

    ማዓረይ ዝቆላዓ😍ሰላምና ይመልሰልና አምላክ ተጋሩ ደመይ አብሽ ዝተመቸዎ ካማይ👍

  • @aximtube6963
    @aximtube6963 ปีที่แล้ว +2

    ኣስስስስይ እግዚአብሔር ይሓልካ ካብ ኩሉ ብከብደይ ዝመፀኒ ኣይፈቱን ሃገረ ትግራየይ ሕጂ እያ ብዙሓት ተዋሃኣቲ ዝረከበት ስላምኪ ይመለስልኪ ሃገረይ

  • @fswrcswr8638
    @fswrcswr8638 ปีที่แล้ว +9

    ጭላቆ ሳሕቅ ቅትልኒ ዕድመን ጥዕናን የሃብኩም ፈጣሪ💞🙏💞♥♥♥

  • @geltigray
    @geltigray ปีที่แล้ว +76

    ጭላቆ ሳሕቅ ቅትልኒ🤣🤣

  • @sientayhhorma6183
    @sientayhhorma6183 ปีที่แล้ว +20

    ብጣዕሚ ፅቡቕ ስራሕ ጭላቖ ኣስሒቕካኒ😂😂 ቐፅልሉ ደቂ ሪመይ😍😍😍😍

    • @tsigehadush7472
      @tsigehadush7472 ปีที่แล้ว +1

      ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ተጋሩዋኒይ

  • @AsAs-xj4wn
    @AsAs-xj4wn ปีที่แล้ว +13

    ብጣዕሚ ደሰ ባሃሊ ቀፅልሉ ደቂ ትግራይ ሽካራት 😘😘😘😘❤❤❤❤

  • @lemlemkahsay8956
    @lemlemkahsay8956 ปีที่แล้ว +1

    Btaemi des zbl drama ketslulu tsbuq srah eu 👌🏽👌🏽👌🏽💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤

  • @sooqusaabya3831
    @sooqusaabya3831 ปีที่แล้ว +1

    ቀፅሊሉ ተጋሩዋይ ፁቡቅስራሕእዩ

  • @tdflove3582
    @tdflove3582 ปีที่แล้ว +2

    ገለ ዓይነት ብእውነት ተጋሩዋይ ዛቆላዕ ግን ቅትላትና ሳሓቅ

  • @medhin8187
    @medhin8187 ปีที่แล้ว +3

    ሰላም ኩልኹም ደቂቀ ትግራይ ሰስኑ ስመሩ ሕበሩ ብሓንቲ ልቢ❤👈✅👍🌺🌺🌺
    ደስ ይብል ብሓቂ ቀፅሉሉ ። ጭላቖ 😍👍

  • @sarhmohamed
    @sarhmohamed ปีที่แล้ว +2

    ከንደይ ከ ይነቅሕ ዝቆልዓ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ብሓፈሻ ንኹላትኩ ፅቡቅ ሰራሕ ስልም ንህዝብና🙏🙏🙏 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @wediakeletigray2829
    @wediakeletigray2829 ปีที่แล้ว +2

    Betami des bhali iyu ajokum kesilo deki ትግራይ jegenau 🥰🥰🥰🥰🥰❤️😁😂ግን ናዕይ ዝገረመንይ ናዕይ ዘኢይ ኮላዕ ማረ ከንደይ ይዛራብ አዙ ሓያል ቆልዓ 👍🥰🥰🥰🥰❤️ወዲ ከንደይ ዓመት እዩ ጨላቆ

  • @teamegedamu7082
    @teamegedamu7082 ปีที่แล้ว +1

    ዝናአድ ስራሕ እዩ ቀፅልሉ ገሊፅኩሞ አለኹም ነዚ ኩነታት ህዝብናን ሃገርናን።

  • @sabiyasook4089
    @sabiyasook4089 ปีที่แล้ว +2

    ተጋሩዋይ ሰላም የውርደልና አምላክ 💊💊💊✊️✊️✊️💞💞💞✊️

  • @user-of5kb6vl7q
    @user-of5kb6vl7q ปีที่แล้ว +2

    ሰላም ተጋሩዋይ ቀጽልዋ ጽቡቅ ስራሕ እዩ 💊♥️

  • @ንታሓላለ
    @ንታሓላለ ปีที่แล้ว +1

    ትግራይ ማለት,,,,,,,,,

  • @mebitigraweyti
    @mebitigraweyti ปีที่แล้ว +9

    ጽብቅ ስራሕ እዩ ተጋሩዋይ አምላክ ሰላምን ምሕረትን የውርደልና♥️♥️

  • @user-dd7rb5vv1l
    @user-dd7rb5vv1l ปีที่แล้ว +1

    ቀፅሉላ ብጣዓሚ ደስ ባሃሊት ጭላቆ ግን ገሪምኒ

  • @YUu-im1oj
    @YUu-im1oj ปีที่แล้ว +2

    Xibikta siraha kexelulu deke tigiray 🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳

  • @adugere6470
    @adugere6470 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ ደስ ዝበል ስራሕ ደቂ ሓላል መሬት ትግራይ ❤️❤️

  • @afgcg5271
    @afgcg5271 11 หลายเดือนก่อน +1

    ቀፅሉሉ ዕብቅ ስራሕ ጀጋኑ🎉🎉❤❤❤

  • @user-oo3lt2th9o
    @user-oo3lt2th9o ปีที่แล้ว +1

    ትግራይ ዓድና ንቅድምት ❤💊💊💊💊💊😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘

  • @mmmn7702
    @mmmn7702 ปีที่แล้ว +6

    ኣታ ናይዙ ቆልዓ እዩ ገሪሙኒ እንዮ ተጋሩዋይ 🥰🥰💊💊💊

    • @user-yh3yd7wo8u
      @user-yh3yd7wo8u ปีที่แล้ว

      ወዲ 16ዓመትዩ ኢለምዎ😢

    • @mmmn7702
      @mmmn7702 ปีที่แล้ว

      @@user-yh3yd7wo8u ብሓቂ ዋላ ኣነ ገሪሙኒ እዩ ተድምጽ 😢😢😢

  • @tdftigray1411
    @tdftigray1411 ปีที่แล้ว +2

    ብጣዕሚ እያ ደሰ ኢላትኒ ቀፅሉሉ

  • @sgkb4966
    @sgkb4966 ปีที่แล้ว +1

    ብጣዕሚደሰዝብል 🇻🇳🇻🇳♥️♥️

  • @user-cz1pk3jw2p
    @user-cz1pk3jw2p ปีที่แล้ว +1

    ከምለሚ ፍሽክ አለ አይፈልጥን ተጋሩዋይ ቀፅሉሉ

  • @user-hx9bo2qc6k
    @user-hx9bo2qc6k ปีที่แล้ว +7

    ብጣዕሚ ደስ ባሃሊት ተጋርዋኒ ቃፅሉሉ ደቂ ሓላል መሬት

    • @user-ys9yj7en6v
      @user-ys9yj7en6v ปีที่แล้ว

      ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱኪ ጓል ዓደይ መኣረይ❤👏

  • @user-pl1iw2iq1v
    @user-pl1iw2iq1v ปีที่แล้ว +8

    አታ ዝቀልዓ ክንቀሕ ብሓቂ ጉበዝት ተጋሩዋይ 💞💞

    • @user-ys9yj7en6v
      @user-ys9yj7en6v ปีที่แล้ว

      ሰሉዋይ መኣረይ ጓል ዓደይ ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱኪ ክብረተይ❤👏

    • @mmhhmmdd92hrmz12
      @mmhhmmdd92hrmz12 ปีที่แล้ว

      ዋዉ ናይዙ ቆልዓ ማ መግለፂ የብለይን

  • @hagushmebeahatom
    @hagushmebeahatom ปีที่แล้ว +2

    ፅቡቅ ስራሕ ተጋሩዋይ ጭላቆ ግን ከብደይ ኣቁሲልኒ 🤣😁

  • @sweetbrhanu9661
    @sweetbrhanu9661 ปีที่แล้ว +1

    ተጋሩዋይ ሰላምና የርእየና

  • @user-wg7ci2uc9i
    @user-wg7ci2uc9i ปีที่แล้ว +1

    ተጋሩዋየ ሓሪፍ ድራማ ኣምላክ ምልእ ሰላም ይግበረልና እስቲ

  • @sheweitmehary3712
    @sheweitmehary3712 ปีที่แล้ว

    ፅቡቅ ስራሕ ተጋርዋይ ሰላም ንሕዝብና

  • @roozkiros6065
    @roozkiros6065 ปีที่แล้ว +1

    ዋይ ፅዋ ካብ እግዝሄር ይፈልጥ ምሕባእ ይሰልጥዶ በለ ጥዑም ጭላቆ ሽኮር እሰይ
    👍👍👍👍👍👍👍👍

  • @user-nf7ir2qt6j
    @user-nf7ir2qt6j ปีที่แล้ว +7

    ዋይ ሞትኩ ጭሎቆየ እግዚአብሔር ዕድመይ ጥዕናይ ያሃብኻ ሰላም ንተጋሩ ቀፅሉሉ ፅብቅ ሰራሕ❤💛🙏😍😍😍😘😘😘😘

  • @gamtassatmag480
    @gamtassatmag480 ปีที่แล้ว

    ዝበዝሕካ ፅቡቅ ተኮነ ,ጌጋታት ግን ተማሓማሓላልፍ ኣለኩም ,,ንኣብነት እነ ቱሩኪ ሩስያ ,,,ብስመን ፀዊዒኩም ንኤሬትራ ግን ብሻዕብያ ወኪልክምዋ 😭😭የሐዝን በጃኩም ቆስልና ኣይሓወየን ዘሎ መመሊስኩም ኣይተቁሱሉና , በስማ ፀውዕዋ ,ዓርሰ ተኣማንነት ይሃሊኩም ,,

  • @AaSs-hi6nl
    @AaSs-hi6nl ปีที่แล้ว

    እሰይ ተጋሩዋ ምቅራት ፈጣሪና ትግራይ ዓድና ሰላም ያወርደለና

  • @user-ys3rw9mg1j
    @user-ys3rw9mg1j ปีที่แล้ว +1

    ብጣዕሚ ፅቡቅ ደስ ዝብል ቀፅልሉ ደቂ ዛላል መርየት ሃገርና ሰላም የውርደልና እግዚአብሔር አምላክ
    ማማ ስንዱ ማዕተብ ተዝገብራ ፅቡቅ ነይሩ

  • @djjfjrnnr6004
    @djjfjrnnr6004 ปีที่แล้ว +2

    ተጋሩዋይ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ ቀፅልሉ ደቂ ሪመይ ሓላላት❤️💛💥

  • @sndayokidugebreazher4597
    @sndayokidugebreazher4597 ปีที่แล้ว +1

    ደስ ባሃልይ ስራሕ መምሃርን መዘናግዕን

  • @user-cy4ex7yn6e
    @user-cy4ex7yn6e ปีที่แล้ว +3

    ጭላቆ ደስ ክብለካ መዓረይ 💖 ካብ ኩሉ ብካብደይ ልመፀኒ ኣይፎትይ ኣሕዚኑኒ 😥

  • @biniam8463
    @biniam8463 ปีที่แล้ว +1

    ፅቡቕ ስራሕ ኣጆኹም ቀፅልዎ

  • @gnigal7031
    @gnigal7031 ปีที่แล้ว +4

    ሙቁር ዝከነ ቆልዓ እና ቀፅልሉ ብጣዕሚ እዩ ፅቡቅ ሙቁራት❤❤❤

  • @user-sd8fw7ll9r
    @user-sd8fw7ll9r ปีที่แล้ว

    ብጣዓሚ ደሰሰ ዘበለ ሰራሕ እዩ ቀጸለሉ ጭላቆ ሰሓቅ ቀቲልኒ ሰብዶ የለን😁 ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ

  • @user-fj4xx1pu2f
    @user-fj4xx1pu2f ปีที่แล้ว

    ጭላቆ ገራሚይ ሰሓቅ ቀቲሊካኒ ኢና ቀፅልሉ ብጣዕሚይ ኢና ኒፈትወኪም🥰🥰🥰🥰❤️❤️❤️💗💗💗

  • @KhanKhan-ex9fi
    @KhanKhan-ex9fi ปีที่แล้ว +1

    ብጣዕሚ ደሰ ክትበሉ👌

  • @footballperdicationtoday8349
    @footballperdicationtoday8349 ปีที่แล้ว

    ትግራይ 💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊

  • @Nazrawit964
    @Nazrawit964 ปีที่แล้ว +1

    ዋይ ጭላቆ ፈጣን ከም ባዕለይ ካብ ዚሄር ይፈልጥ ምሕባእ ይሰለጥ 👌😹😹😹😹 ኣታ ዛ ግዜ ክንደይ ሰብ እያ ሚሂራዘላ👌👌👌🥰

  • @user-sd5dm6uz8o
    @user-sd5dm6uz8o ปีที่แล้ว +2

    ጎበዛት ቀፅልሉ ተጋሩዋይ።

  • @haftaytadese8375
    @haftaytadese8375 ปีที่แล้ว +1

    ቀፅልሉ ጎቦዛት

  • @almaz1323
    @almaz1323 ปีที่แล้ว +2

    አሰይ ተጋሩዋይ ፅቡቓተይ በርትዑ ነተባብዐዮም 👌👌👌💛💛💛💛💛💛❤❤❤❤❤❤❤

  • @Lomo.mdia7453
    @Lomo.mdia7453 ปีที่แล้ว +2

    እዝ ወድኹም ከም ወዲ ዘብረአብሩኽ እዩ😂ደጋግምካ ርእኻ ዘይምነው😘

  • @user-qp7ku2yc7l
    @user-qp7ku2yc7l ปีที่แล้ว +4

    ኣሰይ ምቅራት ተጋርዋይ ፈለው በልዎም በጀካም ነባራታተዓዮም😘😘

  • @samirasamurai5719
    @samirasamurai5719 ปีที่แล้ว +1

    ብጣዕሚ ፅቡቅ ስራሕ ♥️♥️♥️♥️💛💛💛💛😘

  • @user-oq2wo7ni5b
    @user-oq2wo7ni5b ปีที่แล้ว +1

    ኣሰይ ተጋሩዋኒ ደስ ዝብል ስራሕ ቀፅልሉ ኣጀኩም ሰላምና ይመልሰልና ፈጣሪ ንዑ ነተባበዐዮም ተጋሩ ኣሕዋተይ 🥰🥰🥰🥰🥰

  • @user-qn5th8dw1g
    @user-qn5th8dw1g ปีที่แล้ว +1

    አነ ሞይተ ኣየ ሳሓቅ እግዚብሔር አምላክ ሰላሙ ይምለሰልና ተጋሩዋኒ

  • @salamasa3794
    @salamasa3794 ปีที่แล้ว +1

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም ደቂ ትግራይ ፅቡቕ ስራሕ እዩ ቀፅልሉ💘💘💘💘💘💘💊💊

  • @letslasehayle5044
    @letslasehayle5044 ปีที่แล้ว +2

    ዋይ ጭላቆ ካኹሎ አይወለድኹን አይዘመድኹን ኡካ ያ 😂😂😂😂😂😂የዕቢኻ ሙቁረይ ናተይ🥰🥰❤❤❤

  • @user-or9nf1dz9c
    @user-or9nf1dz9c ปีที่แล้ว +1

    እንኳዕ ሰላም መፃእኩም ቀፅልሉ ጀጋኑ ኣሕዋትና😍ጭላቆት ስሓቅ ቀቲልካኒ ሙቁረይ😁😂😘😘😘

  • @user-wt7tr8mm4c
    @user-wt7tr8mm4c ปีที่แล้ว +1

    ተጋሩዋይ ምቁራት💊❤❤❤💘😘💋

  • @desu.egelawi
    @desu.egelawi ปีที่แล้ว +1

    ትገርም ድራማ ኣዝዩ ኣምሃርን መሳሓቅን እዩ

  • @gdfx3728
    @gdfx3728 ปีที่แล้ว +2

    ስላም ደቂ ዓደይ ማዓረይ እንታይ እዩ ወዲ ትርንጊ ዝመስል ዝህጻን 😁♥👍👍👍👍👍

  • @ururhdiiehwugh979
    @ururhdiiehwugh979 ปีที่แล้ว +1

    ዒፍ እያ ያ መትኩ 😂ኣሰይይ ተጋሩዋኒ 🥰 ጭላቆዋኒ ናማንካ ሰብዶ የለይ 😭

  • @mebratitekle9606
    @mebratitekle9606 ปีที่แล้ว +1

    ተጋሩዋይ ❤️❤️😘❤️😘😘😘

  • @sesw9632
    @sesw9632 ปีที่แล้ว +1

    ተጋሩዋይ ፅቢቃት ሰላምምምም የዉርደልና ንሃገርና

  • @user-dq1xr6gn7k
    @user-dq1xr6gn7k ปีที่แล้ว

    ዋው ዝገርም ስራሕ እዩ ቀፅልሉ ተጋሩዋይ❤️🕊

  • @aaaw7234
    @aaaw7234 ปีที่แล้ว +1

    ደቅዛ ብርክቲ ሃገር ቀፅልሉ ፀላኢ ዓይንኩም ይደፈን 💋🍀🌹🌿

  • @rozinaeinda5438
    @rozinaeinda5438 ปีที่แล้ว +1

    ቀፅልሉ ደቂ ሪመይ

  • @betimodel6712
    @betimodel6712 ปีที่แล้ว +3

    ቀፅሉሉ ከምዚ ዝበለ ስራሕቲ እዩ ን ሚድያታት ዘዕብዮ🙏💜

  • @haftayhagos3397
    @haftayhagos3397 ปีที่แล้ว +3

    ብጣዕሚ ደስስስ በሃልቲ ቀፅሉሉ!!!

  • @abrehethansiamtigraweyti1369
    @abrehethansiamtigraweyti1369 ปีที่แล้ว +1

    ትግራይ ናይ ደገ ፀላኢ ከይትስዕር ናይ ውሽጣ ሕማቅ መሪሕነት ህወሓት እዩ ጎዲእዋ

  • @user-xh9gf2bk4b
    @user-xh9gf2bk4b ปีที่แล้ว +1

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል ቀፅሉሉ ተጋሩዋይ ፁሩያት 💓💓

  • @Saudi-mq1dp
    @Saudi-mq1dp ปีที่แล้ว +3

    ብጣዕም ደስ ዝብል ስራሕ እዩ ቀፅልሉ ተጋሩዋይ ማዓረይ ❤💊 ጭላቆ ስሓቅ ቀትሉን 😁ሰብዶ የለይ 💔😥

  • @ሚካኤልዋሓሰይ
    @ሚካኤልዋሓሰይ ปีที่แล้ว +2

    ከየንትና ነታባብዕ 😘😘😘

  • @haweltgaltgray8159
    @haweltgaltgray8159 ปีที่แล้ว +1

    ደስ ዝብል ስራሕ ቀፁሉሉ ጭላቆ የዕብየልይ ሳሓቅ ቀቲልኒ🤣🤣🤣😘😘😘😘😘😘

  • @user-dy1du2oh9h
    @user-dy1du2oh9h ปีที่แล้ว +2

    እንኳዕ ብስላም መፃኩም ተጋሩዋይ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ እዩ ቀፅልሉ💪💓💊ጭላቆ መሕረር ሳሓቅ ቅትልኒ😂😂

  • @melesmeles3077
    @melesmeles3077 ปีที่แล้ว +1

    ጭላቆ ገበዝ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ🙏🙏🙏🙏🙏

  • @tdf1948
    @tdf1948 ปีที่แล้ว +2

    ዝቆላዓ ክምቅር መቀረት ❤️❤️❤️

  • @Endrtaweit
    @Endrtaweit ปีที่แล้ว +5

    ደቂ ዓደይ ከምቲ ኣብናይ ጎራባብትና ጥራይ ናይ ተጋሩ ከሜ ዘንበብ ኣብናብዓልናለ ከምኡ ንኹን

    • @romanatsimu9460
      @romanatsimu9460 ปีที่แล้ว

      ብትኽክል ኣብናሃቶም እማተገቲርና ኢናንዉዕል

  • @genetgebrekidan9124
    @genetgebrekidan9124 ปีที่แล้ว +3

    ካኹሉ ብኻብደይ ድመፀን የፍትይ 😂 ተጋሩዋይ ሽኮርት ቀፅሉሉ ሰብደ የለይ ዶ ወለ ጭላቆ ብሓቂ 💔😭 ሰላም ትግራይ ዓድና የርእየና👏👏👏

  • @titi-oz6bk
    @titi-oz6bk ปีที่แล้ว +1

    Kem lomi aysihakun tegray adey selamki yerieni

  • @amnaslama4484
    @amnaslama4484 ปีที่แล้ว +1

    ብኻብደይ ድመፀአን ኣይፈትውይ ክክክክክክክክ የኔ ማር ኣጀኻ😂😂😂😂

  • @user-dj6gi6tb1f
    @user-dj6gi6tb1f ปีที่แล้ว +2

    ኩሉኩም ናይና ንቃሓት ጭላቆይ ጅቡዕ💋💋.

  • @t.g824
    @t.g824 ปีที่แล้ว +1

    Tegaruway ane gerimuni zelo natu kola,🏖🥀baelu deyu znager Zelo zeytemeleseley hto🤔😁

  • @ህዝበይይሳቀኣሎ
    @ህዝበይይሳቀኣሎ ปีที่แล้ว +1

    ኣሰይይይይ ትግራይ ዓደይ ወጋሓታኪ የርእየና🥰🥰🥰

  • @sweetbrhanu9661
    @sweetbrhanu9661 ปีที่แล้ว +1

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩሙ

  • @tigraweytieye6171
    @tigraweytieye6171 ปีที่แล้ว +2

    ደስ በሃሊ ቀፅልሉ ደቂ ዓደይ

  • @tigraweyti7855
    @tigraweyti7855 ปีที่แล้ว +1

    ቀፅልሉ ተጋርዋይ ደስስ በሃሊ
    ጭላቆ ግን ሰሓቅ ቀቲሉና ክክክ

  • @tigrayadey7909
    @tigrayadey7909 ปีที่แล้ว +2

    የኔ ውድ ቆልዓ ድዩ ኸ ብስሩ ኡፍፍፍ❤❤❤❤

  • @user-sp3nq8re4f
    @user-sp3nq8re4f ปีที่แล้ว +2

    ኣይተረደአኒ ባዕሉድዩ ልዛረብሉ ጭላቆ 🙄ሶ ተጋሩዋኒ ደቂ ሓላል መሬት ሰላምኩም ይብዘሐለይ💕💕💕💕🙏🙏🙏💊

    • @user-ys9yj7en6v
      @user-ys9yj7en6v ปีที่แล้ว

      ጓል ዓደይ መኣረይ ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱኪ ክብረተይ❤👏

  • @sarongaltigaray7336
    @sarongaltigaray7336 ปีที่แล้ว +1

    እሰይ ደሰ ኪብል ድቂ ሓላል መሬት❤💛✌✌✌😍😍😍

  • @user-el9ch2ew2i
    @user-el9ch2ew2i ปีที่แล้ว +1

    ተጋሩዋይ ደሰ ክትቡሉ ኩሉ ዘጥመአልኩም ዋይ ክክክክክክክክክክክ ሰሓቅ ዶ መይተይ

  • @qew2126
    @qew2126 ปีที่แล้ว +1

    ደስ ባሃሊት ትጋርዋይ💊💊💊💊💪💪💪💪