ความคิดเห็น •

  • @pj6930
    @pj6930 21 วันที่ผ่านมา +4

    ባዓል አማኒኤል ደብርፅዮን ዘባላሸይወ ንሕና ሓደሽቲ ወሎዶ ዋጋ ንኸፍል አለና😢

    • @tigrayplea5385
      @tigrayplea5385 20 วันที่ผ่านมา

      ሓሳዊ ተበላፂ ግድሙልእ ዘፍርስ ዘሎ ሻውዓይ ክፍሊ ዝፈጦሮ ቁልውላው - ደብረፅዮንን ካልኦትን ሂወቶም ከፊሎም አድሕኖሙኻ - ብዙይኮም ሙውት ኢኻ ደናቁር

  • @berhanebairu4439
    @berhanebairu4439 21 วันที่ผ่านมา +1

    I am saying all these for the best of Tigrai, I am fighting not for any individual who is against our people interest

  • @mussiesahle2872
    @mussiesahle2872 19 วันที่ผ่านมา

    በጣም ጥሩ አገላልፃ ንዓይ በተለይ የማነ!

  • @user-gi5cv5xx4b
    @user-gi5cv5xx4b 21 วันที่ผ่านมา

    I appreciate these Two tigrians 4 their political analysis. Their analysis might help as a remidy solution to rehab & reform the socio-economic , political & psychological crisis happen in tigray.. such persons are asset 4 the coming new tigray.

  • @hayelomalene2581
    @hayelomalene2581 19 วันที่ผ่านมา

    Harif ideas temahalalfu alekum ketsllu!!!❤❤

  • @gueshberhe3479
    @gueshberhe3479 17 วันที่ผ่านมา

    ንፉዓት በርትዑ ቀፅልሉ

  • @hadashailu158
    @hadashailu158 20 วันที่ผ่านมา

    ናይ ብሓቂ ከማኹም ዝመስሉ ቡሩህ ኣእምሮ ዘለኩም ተጋሩ እንትሪኢ ተስፋ ይገብር ናይ ኣማንኤል ኢንተሪቩው ናይ ብሓቂ መሕመሚ እሞ እቲ ጋዜጠኛ ሓወይውን ክሓቶ ዝግባእ ብዙሕ ግልፂ ዝኾኑ ሽፍጥን ዕንክሊልን እናበለ እናረአዬ ኣይተረደአንን ክሓቶ ኣይከኣለን ብዝኾነ የቕንየልና ኣሕዋትና ከምዚ ገይርካ እዩ ንህወሓት ክሙጉት ዘለው ።

  • @hailuassefa6646
    @hailuassefa6646 21 วันที่ผ่านมา +1

    Keep up👍👍

  • @berhanebairu4439
    @berhanebairu4439 21 วันที่ผ่านมา +1

    You cannot win any movement let alone Genocidal war without party leadership, weak understanding. No question TPLF has done it!!

  • @hailuassefa6646
    @hailuassefa6646 21 วันที่ผ่านมา

    Excellent guests keep up!!!!

  • @berhanebairu4439
    @berhanebairu4439 21 วันที่ผ่านมา

    Really, Mersea is in your group, but despite his opposition his analysis and way of looking things, conditions is very excellent, at least reflects to be knowledgeable

  • @zafuamare7710
    @zafuamare7710 20 วันที่ผ่านมา

    ተስፋ ዓድና ኢኹም የማነ& መንግስትኣብ።
    በርትዑ ኣኽስማዊት ሚድያ ውን ተስፋ ዘለዋ ወገን ሓቂ ያ።

  • @abebaeyasu
    @abebaeyasu 20 วันที่ผ่านมา

    ❤👍👍👍👍

  • @mikyhandsam3579
    @mikyhandsam3579 20 วันที่ผ่านมา

    Kexelulu ezi midia tsebuk alo gdey❤

  • @hadushabayu
    @hadushabayu 21 วันที่ผ่านมา

    ኣክሱማውያን ሚድያ
    የቐንየልና ብቕዓት ለለዎም ምሁራት ብምቕራብካ

    • @tigrayplea5385
      @tigrayplea5385 20 วันที่ผ่านมา

      አየ ሙሁሪት ትባሃል ቃል እዚአቶም ሕወት ትሓትት ኩነታ እንትፍጠር ሓዲሞም ይኸዱ። ደንቆሮ ዝኾነ ትውልዲ

  • @aberahadgu3024
    @aberahadgu3024 21 วันที่ผ่านมา +1

    ትማሊ ካሊእ ሎሚ ካሊእ ንምሕንፋሽ ዝወሃብ ሓሳብ ዩ።ናይ መንግስተኣብ ሓሳብ

  • @abebakebede1270
    @abebakebede1270 21 วันที่ผ่านมา

    እግዚአብሔር ይገስፅካ።

  • @berhanebairu4439
    @berhanebairu4439 21 วันที่ผ่านมา

    Natural, government is always under party leadership in a Party system governance

  • @berhanebairu4439
    @berhanebairu4439 21 วันที่ผ่านมา

    Giday, could you please tell us what happend to your families by TPLF?

  • @user-ed4xp3gs3q
    @user-ed4xp3gs3q 20 วันที่ผ่านมา

    Getachew is for real in the TPLF and the government, where he is supposed to be. What's new with that?

  • @user-dw2tf9bn2cwedi
    @user-dw2tf9bn2cwedi 20 วันที่ผ่านมา

    ❤❤ኣኽሱዊያን

  • @hadushabayu
    @hadushabayu 21 วันที่ผ่านมา

    ብሓቂ ብሱላት ሰባት
    ደስ ልብል ትምህርታዊ ምይይጥ
    በርትዑ🎉

    • @tigrayplea5385
      @tigrayplea5385 20 วันที่ผ่านมา

      ሓሳዊ ሌባ ባንዳ

  • @berhanebairu4439
    @berhanebairu4439 21 วันที่ผ่านมา

    My advice to you is one Read. accumulate experiences third, avoid hateism, then you will contribute to Tigrai very enormously

  • @selamtesfay1834
    @selamtesfay1834 21 วันที่ผ่านมา

    Xegem iko rekibna ay ab Eritrea ay ab tigray tetshahizna ko ntefi alena

  • @urbanhymns6757
    @urbanhymns6757 21 วันที่ผ่านมา +1

    ዋላ ኳ መሪሕነት ህወሓት ናብዚ ሕጂ ዘሎ ፈተና እንተእተወና ግን ከም ህዝቢ መጠን ዝወደቕና ማሕበረሰብ ምዃና ክስመረሉ ዘለዎ ኢዩ።ኣብ መሪሕነት ጌጋታትን ግዕዝይናን ምንጥልጣል ትግርጉም የብቡን መፍትሒ ዉን ኣየምፅን።ህዝቢ ሓያል ኢዩ እንትበሃል ንመራሕቱ ክነቅፍ ከውርድ ከደይብ መሰሉን ግዴትኡን ኢዩ።ኣብ ትግራይ ዝረአ ዘሎ ግን ካሊእ ኢዩ።

  • @danimatomatomato5172
    @danimatomatomato5172 20 วันที่ผ่านมา

    Mengesteab & Yemane. Heros

  • @user-tc4kh4dx1o
    @user-tc4kh4dx1o 21 วันที่ผ่านมา

    AKMEKA tezareb Tirylkas nay China Abnet ketekrb Tiftn

  • @alemabay-sh5kw
    @alemabay-sh5kw 21 วันที่ผ่านมา +1

    Excellent analysis and discussion!

  • @gebrehiwotgebreslasie4581
    @gebrehiwotgebreslasie4581 20 วันที่ผ่านมา

    መናእሰያት ኣቁሑ ቀፅልሉ !

  • @user-op5he2ks8p
    @user-op5he2ks8p 20 วันที่ผ่านมา

    አብ ትግራይ ዘሎ ሀፍቲ ኹሉ ብስርቒ ዝተሰብሰበ ኢዩ ብሐቂ። መኾን ብስርቅን ስግብግብን ዝተአከበ ሃፍቲ ተወሪሱ ንሰራዊት ከኾነ ይምነ።

  • @berhanebairu4439
    @berhanebairu4439 21 วันที่ผ่านมา

    My gratitude!! Still you don't criticize your belongings to be top thieves, foreign agents, contrabandist, etc. Etc.

  • @sabagmariam8222
    @sabagmariam8222 21 วันที่ผ่านมา

    ናይ ሕዚ እንዶ ግበሩ ፡ዋእ መለስ ሓሊፉ እዮ ግደፍዎ ፡ሕዚ እቲ ተጀሚሩ ዘሎ ተጠናኺሩ ክቅፅል እጃምኩም አወፍዮ ።

  • @samsondirar9438
    @samsondirar9438 21 วันที่ผ่านมา +1

    ጻዕዳ ሓሶት ትግራዋይነት ኣብ ኤርትራ ወንጀል ኮይኑ ኣይፈልጥን

  • @SeyoumAreki-tr3vw
    @SeyoumAreki-tr3vw 21 วันที่ผ่านมา

    አብ ትግራይ ከባቢያዊነት ዝወለዶ ስርቂ እዩ
    ህዝቢ ክአሚነሉ ግድን እዩ
    ፖለቲካዊ ገበናት ስለ ዝኾኑ

  • @seareableable
    @seareableable 21 วันที่ผ่านมา

    Hasewti,,,, Jegna entekenka nea metsika tekales

  • @DestaYared-m3p
    @DestaYared-m3p 20 วันที่ผ่านมา

    ትዛረብ ዘለካ ትግራይ ምሰ ኢ።ያ ኳይና ደዩ

  • @IsacAbera
    @IsacAbera 21 วันที่ผ่านมา

    ካብ ረብሓ ህዝቢ ተበገሱ።ኣብ ባይታ ዘሎ ብቅንዕና ኣንብቡ።ታሪኽ ንኹለና ፅባሕ ክሓተና ስለዝኾነ።በቲይ በለ በቲ ውድብ ክትድሕን እያ ሓመድ ሓፊሳ ትላዓል ታሪኻዊት ውድብ እያ።ክትድሕን ትኣምኑ ኩለኹም ተኣማመኑ ካድረ ሓላፍነት ህዝቡ ኣይርስዕን ታኣማመኑ።

  • @dargohaftu4836
    @dargohaftu4836 21 วันที่ผ่านมา

    I do not know why you guys complain the action instead of supporting

  • @User15809
    @User15809 21 วันที่ผ่านมา

    ናይ አድማ ምልክት እዩ ሕጋዊ መስርሕ ሕለፉያ ኢልካ ኣይኸውንን

  • @selamtesfay1834
    @selamtesfay1834 21 วันที่ผ่านมา

    Fthi kgebr zgbeo halafi amaxi tekoynu mefthi aymexn.

  • @tediwelehlase5391
    @tediwelehlase5391 21 วันที่ผ่านมา

    You are the provincial government supporters aiming to isolate some regions of tigray

  • @binyamygizaw6680
    @binyamygizaw6680 21 วันที่ผ่านมา

    Amanuel eko megawih eyu (hashker )

  • @user-ef7zz5fn8y
    @user-ef7zz5fn8y 21 วันที่ผ่านมา +1

    የማነ ንስኻ አብትግራይ ፀልማት እምበር ብርሃን አይረአየካን ምኽንያቱ ንትግራይ ፅቡቕ ስለዘይትምነ

    • @mussiesahle2872
      @mussiesahle2872 19 วันที่ผ่านมา +1

      ንስኻ ንባዓልኻ ከምአቶም ዝበስበስካ ስለዝኾንኻ እምበር የማነ ካብ መጀመሪያ አትሒዙ ንህዝቢ ትግራይ ብምውጋን ትጉህ እና ብሩህ አእምሮ ዘለዎ ጀግና ሙሁር እምበር ከማኻ ፅግዕተኛ አይኮነን፡፡ እቱ ዓብዪ ድንቁርናኻ ድማ ሰብ ከም ሰብ ዝተፈለየ አተሓሳስባ አይትቅበልን! እስኻን ከማኻን ደናቁር ዓዲ ስለዘማሓድሩ ትግራይ ናብቱ ከዚ በፂሓቶ ዘላ ደረጃ ዝበፅሐት!! አይትዶንቁር ልህዝቢ ትግራይ አማራፂ ስርዓት ምቅራብ ዘሐሸ እምበር ብሐደ ዝበስበሰ ውድብ ብቻ እዮ ልህዝቢ ትግራይ መድሕን ኢልካ ምሕሳብ ዝክአል ከማኻ ደንቆሮ ምኻን ጥራሕ እዩ ዘድሊ እምበር ትምህርቲ ኣየድልን፡፡

  • @keletaberhe7593
    @keletaberhe7593 21 วันที่ผ่านมา

    Sirki demo abey kitrf elkayo amel mis megnez endiu

  • @nigusteka8050
    @nigusteka8050 21 วันที่ผ่านมา

    ተጠናኺሩ ክቕፅል ይግባእ፡፡ ህዝቢ ትግራይ ካብ ዝኾነ ይኹን ቁርዲድ፣ ደም መጣጢ ነፃ ክወፅእ አለዎ፡፡ ትማሊ ምንም ዓይነት እዚይ ዝብሃል ሀብቲ ዘይነበሮም ሰባት ሎሚ አብ ሓፂር ጊዜ ሰብ ግዙፍ ሃብቲ ዝኽወነሉ ግዜ ኢዩ ዘሎ፡፡ ካበይ መፂኡ እዚ ሃብቲ ብቀጥታ ይኹን በተዘዋዋሪ ካብ ህዝቢ ትግራይ፡፡ ግለ ሰባት ከይተሓዙ፣ተተትሓዙ እውን ከይክሰሱ እንተተኸሲሶም እውን ከይፍረዶም ክሲ ክቋረፅ ብሰብ ስልጣን ከለላ እናተብሃቦም ብዝኾነ ሓይሊ ዘይንካእ ግጉን ኢፓየር ተፈጢሩ አሎ፡፡ ከይዱ ከይዱ እውን አብዛ ክልል ናይ ድኻን ሃብታምን መደብ ይፍጠር አሎ፡፡

  • @yohannesabebe3088
    @yohannesabebe3088 21 วันที่ผ่านมา

    ሌያቡ

  • @MenaMena-qs8lr
    @MenaMena-qs8lr 21 วันที่ผ่านมา

    ኣዳላዉን ተዓደምቲን እዝሚድያ ፀገም ኣለኩሙ ህዝብ ኣፊልጥካ ሕግ ኣፊልጥካ እዩ ዝፊፀም

  • @zerugebrekidan3970
    @zerugebrekidan3970 21 วันที่ผ่านมา

    ኮራፕሽን; ሌብነት; ስርቆትን ሙሰኝነትን ዝብሉ ቅልል ዝበሉ ቃላት ከይጥቀሙ: እቲ ህዝቢ እንታይ ማለት ከም ዝኾነ ምእንታን ከይፈልጥ እሞ ኣፉ ሓቲሙ ሱቕ ክብል ተደልዩ እዩ ምብስባስ; ምጥልቃይ ወ.ዘ.ተ ዝብሉ ቃላት ዝጥቀሙ ዘለው::ሓረስታይ ህዝብና ምብስባስ ዝፈልጦ ማይ ወቒዑካ ጀርቢብካ ወይ በስቢስካ ዝበሃል:: ስለዚ ኩሉ ነገር ሱቕ ኢልካ እዩ: ህዝቢ ይፃወትሉ ኣለው::

  • @TEBERHE1
    @TEBERHE1 21 วันที่ผ่านมา

    Forget about the legacy of Getachew .I guess You are trying to be Catholic more than the Pope .

  • @user-gt2ol9ev2l
    @user-gt2ol9ev2l 21 วันที่ผ่านมา

    ምድላውኹም ትንቴነኹምን 1:58:45 ኣዚዩ መሳጢን ሓቃውን እዩ: እቲ ፀገም አብ ትግራዋይ ዝበፅሐ ፀገም ፖሊሲን ምሕደራ ህወሓት ንጥፍኣቱ ከይኣመነን ይቅርታ ከይበለን ንቐፃላይውን ክመርሐኩም ምባሉ እዩ

  • @tediwelehlase5391
    @tediwelehlase5391 21 วันที่ผ่านมา

    Please talk to your capacity. CHINA is great country and don't try to compare with microscopic entity

  • @KT-tm8yu
    @KT-tm8yu 21 วันที่ผ่านมา

    ስርቕን ዕመጽን ጥራይ ኣይኮነን ኣብ ትግራይ ዘሎ ሓሶትውን ኣስታውስዋ።ዘይነበረ ጀኖሳይድ ትብሉ ህዝቢ።ሕወሓት አያ ኣብ ባህላዊ ጨዋታ ተሳዒራ።ወዲ በሻሻ የቐን ጅብ ኢልዋ

  • @berhanebairu4439
    @berhanebairu4439 21 วันที่ผ่านมา

    The one you named him Mengestab, my question to him is, have you something about liberalism, communism or Developmental State. Their similarities and differences exemplary countries on these? Just don't speak through dreaming and from heresay. For me, you are deep ignorant

  • @user-so8di6wn5t
    @user-so8di6wn5t 21 วันที่ผ่านมา

    ዘጊዒና ኢና ዘይኮነስ ደንጕና ብዝብል ይታኣረም፣

    • @tesfayaberhe
      @tesfayaberhe 21 วันที่ผ่านมา +2

      ዘንጊዕና ፁሩይ ትግርኛዩ !

  • @klant17denbosch44
    @klant17denbosch44 21 วันที่ผ่านมา

    ቃለመሕተት ኣብትግራይ ናኣታዊታት ዩቱብ አምበር ካብቁዘማ ሓሊፉ ስለህዝቢትግራይ ዝግደስ ጋዜጠኛን ታሓታትን የለን አካዳኣ ተወጺዕና ንዝብላደቀንትዮ ምሳአንዶውክብሉ ኣይራኣናን ቁዘማ ቁዘማ ቁዘማ ሚኒን ሚኒን ብቻ ልክዕ ከምሓሰማ ንኸብድኹም ምሕሳብገዲፍኩም ስለህዝቢ ሕሰቡ 🐷 🐷 🐷 🐷 🐷 🐷 🐷 🐷 🐷 🐷 🐷 🐷

  • @gebrehiwotn.5946
    @gebrehiwotn.5946 17 วันที่ผ่านมา

    Yeman is less capable, in terms of knowledge and even way of his selection of words. Bad guest

  • @berhanebairu4439
    @berhanebairu4439 21 วันที่ผ่านมา

    Please stop you know nothing, what is necessary for Tigrai now, Weyene democracy and Developmental State.

  • @tigrayplea5385
    @tigrayplea5385 20 วันที่ผ่านมา

    👎👎👎👎👎👎👎👎👎
    እንታ የእትወካ አማንኤል አሰፋ እንታይ ይብል አሎ ☝️☝️☝️ ሓሰውቲ ሕዝብን ሃጉርን ቱፍርሱ ዘለኹም ናይ ዩቱብ ሳንቲ ለቀምቲ , መሕዘንቲ እስኹምን ከማኹምን ከምባዓል ስታሊን ትማሊ ናይትግራይ ቱቆርቆርቲ መሰልቲ ሎሚ ነቶም ህዝቢ ትግራይ ዝጨፍጨፉ ዝቀተሉ ዝደፈሩ ዘፋናቀሉ ጀጋኑ እንዳቱባሃሉ ብሚድያታትኩም ይቀስቡ መሕፈርት ሩኹሳት አኽስማውያን ዛራ ብራኽ ወዘተ አብዛ ገና ህዝቢ ትግራይ ድሕንነቱ ዘይተረጋገፀሉ እዋን በዛ ዘይትረብህ ትንቱናኻም ፈለጥና ባሃላይነትኩም ፍሕፍኽን ፈላላይነት እናዱፈጠርኩም ህዝቢ ትግራይ አዝ ከቢድ ሓደጋ አቃላዕኹሞ አለኹም

  • @tigrayplea5385
    @tigrayplea5385 20 วันที่ผ่านมา

    👎👎👎👎👎👎👎👎👎
    አክስማውያን ናይድንቁርና ተምሳሌት ፀላእቲ ህዝቢ ትግራይ ምኻንኩም ጥራይ ፍለጡ አንቱም ሩኹሳት

    • @user-xn4mh2yd8w
      @user-xn4mh2yd8w 20 วันที่ผ่านมา

      አረ ሕፈር ጉጅለ ስብሃት ሓቂ ንኣኹምን ንህዝብኹምን ሓቂ ምቕባል እዩ ዝሕሽ