May 21, 2024ኤርትራ፡ ካብ ኣልጀርስ ክሳብ ፊሊፒንስ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 20 พ.ค. 2024
  • ኤርትራ፡ ካብ ኣልጀርስ ክሳብ ፊሊፒንስ
    amzn.to/4dtLqL4
    amzn.to/44CfIr8
    #aanmedia #eridronawi #eritrea #ethiopia #egypt #uae #sudan #somalia #china

ความคิดเห็น • 83

  • @fessehazeru1946
    @fessehazeru1946 หลายเดือนก่อน +12

    አብ አርትራ ምልካዊ ሰርዓት የለን።
    ምኽንያቱ ኩሉ ምልካዊ ሰርዓት ብቀዳምነት መራሕቲ ሃብቲ ምኽዕባት ሰለ ዝኮነ።
    አብ አርትራ ሃብቲ ዘኻዕብቱ መራሕቲ ሃገር የለዉን።
    ሰለዚ አዚ ስርዓት ሃገራዊ ረብሐ ዘቀድም ሃገራዊ ሰርዓት አዩ።
    አዞም ሊብራላዊ ሰርዓት ከትከል
    ዘይምዑሩይ ሰርዓት ከከም ሐይልኻ ዝምነዩ አለዉ።
    አዚ አብ አርትራ ዘይመጽአ ትምኒት አዩ።

    • @tirhasdainel4906
      @tirhasdainel4906 หลายเดือนก่อน

      ኣገናዕ ሊላይ መልሲ🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @musaomar7058
      @musaomar7058 หลายเดือนก่อน

      Ab Eritrea zlo sereat “milkawi thiray zaykones,Fashishtawi sereat eyu::”

    • @mohammedhassen2839
      @mohammedhassen2839 หลายเดือนก่อน

      ስልጣን ምኽዕባት እውን ካብ ሃብቲ ምኽዕባት ይኸፈእ።
      ምኽኒያቱ ስልጣን ዝኽዕበጣ ብዛዕባ ሃብቲ ሃገር ዝሓቶ ኣካል ስለ ዘይብሉ።

    • @fessehazeru1946
      @fessehazeru1946 หลายเดือนก่อน

      @@mohammedhassen2839 ሰልጣን ምኽባት ምአንቲ ሰልጣን ምኽዕባት ንበይኑ ዕላማ ኢዩ ኢልካ ምሕሳብ አጸጋሚ አዩ፣ ሰለዚ ኩሉ ምሳኻ ዝሰርሕ ከምኡ ንስልጣን ምኽዕባት ከም ዕላማ ዝወሰድ ከኾኑ አለዎም መለት አዩ።ሰለዚ አወ ሰልጣነ
      አገዲሲ ረቋሒ ይኹን አምበር ንዋታዊ
      ሃብቲ ቀንዲ መለለየ አዩ።ወይ ካሊአ
      ንጽድቂ ምስራሕ አዉን አሎ።

  • @saratsegay2309
    @saratsegay2309 หลายเดือนก่อน +8

    እታ ነጥቢ ኣምጲኢኩማ ፣ንስርዓት ጸሊኢካ ንናጽነት ወይ ልእላውነት ሃገር ክትሸይጥ ግን ጌጋ ጥራይ ዘይኮነስ ገበንን ክድዓትን እዩ ።

  • @user-mr4iw4tj3u
    @user-mr4iw4tj3u หลายเดือนก่อน +3

    ወዲ ኣፎም ጅግና ጀጋኑ መኽበሪ ህዝቡን ሃገሩን ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ☝️🏾🥰💯✅🇪🇷

  • @ZYosef-sd7wu
    @ZYosef-sd7wu หลายเดือนก่อน +2

    MuKTar Ali you are a straight shooter.
    Thank you AAN Media. Happy Independence Day to all Eritreans. 😊

  • @DanielA-xh2fj
    @DanielA-xh2fj หลายเดือนก่อน +4

    Thank you Mathi. This is excellent and balanced analysis. Keep educating us( our ppl). Kisab zisikorena( ክሳብ ዝስቆረና)
    Happy Independence Day!

  • @leakefecadu1284
    @leakefecadu1284 หลายเดือนก่อน +2

    ብራቮ ሙኽታር ዓሊ ኩሉ ርእቶኻን ትንያኔኻን ቅኑዕን ቅቡልንዩ ኤርትራዊ መርገጽንዩ ድማ።ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንስውስትና ክብርን ሞገስን ንምክልኻል ሰራዊና ዓወት ነዚ ብሩኽ ህዝብና።

  • @nakfaalgena5920
    @nakfaalgena5920 หลายเดือนก่อน +7

    LEKBAT XELE ZEREBA HAGER BZAY SHABIA SUDAN SOMAL YEMEN ETHIOPIA COYNA NEBERE YA NEBERE MKONET NERA TEMESGEN BEL HALEW LEW GEDIFKA AB BAYTA ENTAY KEMZELO RAAY

    • @idrisadam4097
      @idrisadam4097 หลายเดือนก่อน

      Ageb no tserfi.

  • @bajajachirod8109
    @bajajachirod8109 หลายเดือนก่อน +3

    ኤርትራዊ ድሮናዊ እንቛዕ ንመበል 33ዓመት ናጽነትና ብሰላም አብጸሓኩም እናበልኩ መንግስቲ ኤርትራ ድሕሪ ናጽነት ኤርትራ ሃገርና አብቲ ሃገራት ዝበጸሐኦ ንምብጻሕ ማንም ክግብሮ ዘይክእል ምስ ብዙሕ ተጻብኦታት ተጻዊሩ ሃገር ከም ማንም ሉዑላዊት ሃገር ተኸቢራ ንኽትቅጽል ጌሩ ኢዩ እሞ እዛ ሃገር አሕሊፉ ስለዘይሃባ ምልካዊ ዲክታቶር እናበልካ ምቁንጻብ አይሰርሕን ኢዩ አብዝነበርካ ኔርካ እዛ ብደምን አዕጽምትን አያታትና አሕዋትናን አሓትናን ዝመጸት ህግሓኤ ሻዕቢያ ክሳዕ ዘሎ አይትድከሙ ጥራሕ ኢየ ዝብል ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ

  • @zzeeyib3009
    @zzeeyib3009 หลายเดือนก่อน +3

    Yohana Yohana inquae desbelena 🎉❤🎉❤🎉❤congratulations 🇪🇷 🎊 👏 💐 🥳 🙌 🇪🇷 my beloved Eritrea and Eritreans awet nehafash.

    • @zzeeyib3009
      @zzeeyib3009 หลายเดือนก่อน

      I don't think Eritreans knows this brigade nehamedu are most of them are tegaru they're fooling uneducated Eritreans so Eritreawyan lebemu tegaru nyeresukum neza zewezakum hezibi neanna haguzuna eyom zeblikum. Some of them are TEWELGEE born in Eritrea agames.

  • @ZYosef-sd7wu
    @ZYosef-sd7wu หลายเดือนก่อน +1

    MuKTar Ali you are a straight shooter.
    Thank you AAN Media. Happy Independence Day to all Eritreans.

  • @tsehayhabtemedhane6519
    @tsehayhabtemedhane6519 หลายเดือนก่อน +4

    Hagery kunly shewt Lemlem🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🙏🙏🙏👍👍👍

  • @tsehayhabtemedhane6519
    @tsehayhabtemedhane6519 หลายเดือนก่อน +7

    Iway iza Mezimur Eritrea kisma koleku bahagi tiftrelka 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏👍👍👍

  • @bisratghoitom7155
    @bisratghoitom7155 หลายเดือนก่อน +1

    Thank you AAN Media and well articulate Muktar Ali👍👍👍👌👌👌

  • @grapega4114
    @grapega4114 หลายเดือนก่อน +1

    Thanks wedi Ali. 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷

  • @bereketsium7843
    @bereketsium7843 หลายเดือนก่อน +4

    🙏🏼🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @maxtec2835
    @maxtec2835 หลายเดือนก่อน +5

    መስኪን ወዲ ዓሊ ብአፍካ እወ ናጽንነት ነኽብር ብውሽጥኻ ምስቶም ዘእውዩ 🤣🤣🤣
    ዓመት ዓመት ናጽንነት ኤርትራ ክኽበር እዩ አቶም ምኒን ትብሉ ገመድ ሒዝኩም ሸቀቅ በሉ

    • @MRG87248
      @MRG87248 หลายเดือนก่อน

      ስደተኛ ኡይ ኢልካ ወረቀት ለሚንካ እናነበርካስ ግርም ምስሉይነት

  • @TmgGuale.mengis
    @TmgGuale.mengis หลายเดือนก่อน +1

    Anbes Xibuqe Agelalexa👌 Amen🙏🏿 Yewhana Deqi Erey 🎉❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🪻🌷💐🌾🌻🍁🌹🌹👍❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌻🌾

  • @Abi-xr4uq
    @Abi-xr4uq หลายเดือนก่อน +1

    Thanks for great information

  • @yosef_32
    @yosef_32 หลายเดือนก่อน +1

    As usual good explanation.I agree with you. Thanks

  • @saeedsaad7481
    @saeedsaad7481 หลายเดือนก่อน +1

    Congratulations to all 🇪🇷 people

  • @Habtomtekle-jr8dz
    @Habtomtekle-jr8dz หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤❤

  • @yordaethan652
    @yordaethan652 หลายเดือนก่อน +1

    Anbesa wedi Ali ❤❤🇪🇷🇪🇷❤❤

  • @user-ve1ho4qz8b
    @user-ve1ho4qz8b หลายเดือนก่อน +2

    ኣነ ካብዛ ነብሰይ ጀሚረ ነቲ ስርዓት ብኹሉ ነገር ይቃወም ድኣንበር ንኽብርታት ሃገረይ ይሕሊፈ ነታ ብደም ስውኣት ዝመጸት ሃገር ይሕልዋ ድኣንበር ሃገረይ ይሕሊፈ ክህብ ማለት ዘበት የግዳስ ድሒረ ከም ተዓዘብክዎ ሃገረይ ሓቀኛ ተቃዋማይ ዝብሃል የለን እቶም ተቃወምቲ ኢና ዝብሉ ገሊኦም ተወለድቲ ተጋሩ ገሊኦም ውጹኣት ተጋሩ ምስ ኮኑ ንናጽነት ኤርትራ ምብዓል ዘጉርዑ ንበዓለት ትግራይ እታ ቶትራሳይክል ትመስል ባዴርኦም ሒዞም ክዘሉ ምስ ተዓዘብኩ ባዕሎም ተጋሩ ኢና ምስ በሉ ኤርትራ ተቃዋማይ ከምዘብላ ብኣርባዕተ ነጥቢ ዓጽየ ስለዚ ወትሩ ኣብ ጎኒ ሃገረይን ሕዝበይን ርሑስ ብዓል ናጽነት❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @samuelbokre2307
    @samuelbokre2307 หลายเดือนก่อน +1

    Great!

  • @user-xx7jh5rv1i
    @user-xx7jh5rv1i หลายเดือนก่อน +1

    التحية لك مختار ودعلي ، ونفتخر بك وبوطننا ارتريا

  • @sewitghabremichael3132
    @sewitghabremichael3132 หลายเดือนก่อน +1

    HAPPY BIRYHDAY ERITREA 🍰🍰🍰🍰🍰🍰🍰🍰🍰🎂🎂🎂🎂🎂🎂🎂🎂🎂🎂🎂🎂🎂🎂🎂🎂🎂🎂🎂🎂🎂🎂🎂🎂🎂🎂🎂🎂🎂🎂🎂🎂🎂🎂🎂🎂🎂🎂🎂🎂🎂🎂🎂🎂❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @MenghisMogos
    @MenghisMogos หลายเดือนก่อน +1

    Absolutely right drone hawey wedi hagerey Eritrea 🇪🇷

  • @idrisadam4097
    @idrisadam4097 หลายเดือนก่อน +1

    Well said AAN

  • @sewitghabremichael3132
    @sewitghabremichael3132 หลายเดือนก่อน +1

    HAPPY BIRYHDAY ERITREA 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @yebieyoosman3748
    @yebieyoosman3748 หลายเดือนก่อน +1

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @samuelbokre2307
    @samuelbokre2307 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤

  • @atoberhangayem2263
    @atoberhangayem2263 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @funeyasfaha1080
    @funeyasfaha1080 หลายเดือนก่อน +1

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👏

  • @Habtomtekle-jr8dz
    @Habtomtekle-jr8dz หลายเดือนก่อน +1

    ርሑስ በዓል ቅንያት ናጽኘት ክብርን መጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትናን ሓይልታት ምክልካልን ዓወት ነቲ ዎጹዕ ህዝቢ ኤርትራ ።

  • @elsaghirmatsion3956
    @elsaghirmatsion3956 หลายเดือนก่อน +1

    Well done seid and Mati

  • @anwarino2001
    @anwarino2001 หลายเดือนก่อน +1

    Very fruitful content
    Hope the same content is published in Arabic & English to spread it

  • @yorsaliembeyene270
    @yorsaliembeyene270 หลายเดือนก่อน +2

    😏nana zelaitna 80 amet thapom nefhuto democors hsoet americawn polotkentt eritrean🇪🇷🕊🤝tebhal kethlu yebilan debuluna nhina eritreawn💪‼️33🇪🇷bedmin bekelzmin ena eritreawn💪‼️🇪🇷 cona etay geboru yupuluna😏🇺🇸

  • @danielgehbru6075
    @danielgehbru6075 หลายเดือนก่อน +1

    Happy indipendece Day my Erey🎉❤️🇪🇷🎉❤️🇪🇷🎉❤️🇪🇷🎉❤️🇪🇷🎉❤️🇪🇷🎉❤️🇪🇷🎉❤️🇪🇷🎉❤️🇪🇷🎉❤️🇪🇷🎉❤️🇪🇷

  • @selihomkidane2993
    @selihomkidane2993 หลายเดือนก่อน +1

    ወዲ ዓሊ ወዲ ኤረይ ብጣዕሚ ድንቂን ንጽሩን ንዝኾነ ሰብ ክርድኦ ዝኽእል ኣገላልጻ መዓልቲ ናጽነት። ብጣዕሚ አመስግነካ😊

  • @benisembel6032
    @benisembel6032 หลายเดือนก่อน +1

    ትክክል ኣለካ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @eritrea63
    @eritrea63 หลายเดือนก่อน +1

    ሩሑስ ቅንያት በዓል ናጽነት ንኹሉ ህዝቢ ኤርትራ❤❤❤

  • @amelsiraj2872
    @amelsiraj2872 หลายเดือนก่อน +2

    Yohanan deqi eri 🎉🎉🎉🎉

  • @yemaneandimaryam2659
    @yemaneandimaryam2659 หลายเดือนก่อน +1

    🎉❤🎉❤🎉🎉❤

  • @ephraimtephraim9358
    @ephraimtephraim9358 หลายเดือนก่อน +1

    ብዘይ ኣበርክቶ ሻዓብያን መንግስቲ ኤርትራን፡ ናጽነት ከክብር ኢልካ ምህውታት፡ ድጉል ወያነ ምኳንኩም የብርህ።

  • @almazabraha4674
    @almazabraha4674 หลายเดือนก่อน +1

    🙏🙏💯💯🇪🇷🇪🇷💪💪❤❤👂👂👍👍

  • @eritreaweymot
    @eritreaweymot หลายเดือนก่อน +1

    💯✅️👏👍👌💪🇪🇷💪😇

  • @user-pu6bo3es2u
    @user-pu6bo3es2u หลายเดือนก่อน +1

    Gana abzi giezie azi btezawawari megedi germen tgeza ala mat masker serawit germen melia ala.

  • @trussom647
    @trussom647 หลายเดือนก่อน +1

    ልኽዕ ኢዩ እንተድኣ ሓቀኛ ወዲ ሃገር ኮይኑ ናይ ግድን ኢዩ ባዓል ናጽነት ክኣምንን ከኽብርን እንተዘይኣመነን እንተዘይኣኽበረን ግን ሃገራዉነት ዝኣምን ዉን ኣይኮነን ሃገር ንኹሉ ወዲ ሃገር ብዛዕባ መንግስቲ ኤርትራ ግን እዚ ሕጂ ዘሎ መንግስቲ እንተዘይከዉን ኤርትራ ከም የመን ፣ ሱዳን፣ ኢትያጵያ ፣ ሊቢያ ወዘተ ምኾነት ዬሃና ንቅንያት ባዓል ነጽነትና ዓወት ንሓፋሽ 🇪🇷🐪9️⃣✝️☪️💪🏻👈🏻

  • @tupacmera2807
    @tupacmera2807 หลายเดือนก่อน +1

    Diron arkey xubuk aglalixa eyu nigerelna eske nezom tekawemti ena diblu kuwam Entay mkanu tax ✅

  • @rahelbey1004
    @rahelbey1004 หลายเดือนก่อน +1

    ናይ አሪትራ ዝፈልዩ ግን ብዙሕ እዩ ምስ ካሎኦት ኣፍሪቃ ከተወዳድሮ

  • @FusumGermay-uk5we
    @FusumGermay-uk5we หลายเดือนก่อน +2

    እንዳ ናህዳ እቲ ዝረባ ጥውይውይ ኣይተብልዎ።
    ናጽነቱ ከብዕል ዝጸልእ ኤሪትራዊ የለን ናጽነት ኤሪትራ ቤሪትራውያን ድኣምበር በቲ ነቲ ናጽነት ጨውይዎ ዘሎ ምልከ ስርዓት መርብሒኡ ክገብሮ ኣይግቦኦን። ናጽነት ህዝቢ ጨዊኻ ናጽነት የብዕል ኣለኹ እንዳበልካ መርቢሒኻ ክትገብሮ።

  • @yosiefghebre6831
    @yosiefghebre6831 หลายเดือนก่อน +2

    እዞም ብጉልባብ ዲሞክራሲ ሀገር ን N.G.O አረኪቦም ክሳዶም ከርጉዱ ዝሐስቡ አብ ኤርትራ ቦታ የቡሉን ሐቶ ተለካ አብቲ መሳርዕ ግምባር አቲኻ ደሞክራሲ ጠለበትካ አቅርብ: ተደይኮይኑ አናፍራ ቆቃሕ ንደይፈልጡ መሀርዎም።

  • @user-jk2ev9wk8o
    @user-jk2ev9wk8o หลายเดือนก่อน +1

    Kemey intay kgber neyrwo imo ms bal kiro do yhash?

  • @teklesaerawi2705
    @teklesaerawi2705 หลายเดือนก่อน +1

    Bhaki jgna wedi metkelawi

  • @user-cc5cq4jz1h
    @user-cc5cq4jz1h หลายเดือนก่อน +1

    ኣብይ እንታይ ኢሉ ነሩ ስልጣን ምስሐዘ መንግስቱ ዝወደቀ ህዝብ ምስ ጸሎኦ ኢዩ ነይሩ ናብ ነብሱ ድማ መጽእቶ ህዝብ ጸልእዎ ብዝከዶ ሰራዊቱ ይኩን ኣብይ ብፍርሕ ካብ ህዝቦም ተዋሕጦም ይነብሩ ኣድግ ንሐማቱ ድማ ብህዝብ ኢርትራ ተጸላእነት ዘሎዎ ናይ ትግራይ ምካኖም ይፈልጥ ኢዩ

  • @henokrobiel28
    @henokrobiel28 หลายเดือนก่อน

    Eritera fetkum xelekum kesab End World kekyed eyou abza ekum.kemaz kedm.eje Zargu ketargue

  • @MulugetagebrehiwetGebreyesus
    @MulugetagebrehiwetGebreyesus หลายเดือนก่อน +1

    resna dikum ktfeguna walas hager ktmerhu hahadimkum wexikum bal guma nguma ktmerhuna

  • @eritreafirst8659
    @eritreafirst8659 หลายเดือนก่อน +1

    You know I like you but when we calculate we learn if you keep it only one side look like personal issue

  • @user-vc4kg4ft8f
    @user-vc4kg4ft8f หลายเดือนก่อน +1

    ኣነ ዋላ ከምዛ ናትካ እዩ

  • @ghebreyesushaile680
    @ghebreyesushaile680 หลายเดือนก่อน +1

    እዞም ደቂ ሰለኽለኻ ኮ ሰብ ረቢሾም።ኣብ ርእሲ ቶ ም ኣቦታቶም ኣደታቶም ነዛ ሃገር በጃ ዝኾኑ ዝያዳ ፈተውቲ ሃገሮም ክኾኑ ይደልዩ ቀደም ንአሪትራ ገዲፎማ ንዓዲ ዓረቦም ዝተጸርገፉ ሕጂ ኣብ ሞንጎ ኣትዮም ዘረባ ሳርቶ ኮይኑለይ ዘርርባ ካኣልሙ ክሰፍዪ ተኸኽ ኢሎም መሳወርቲ።

  • @beriyewedierey8797
    @beriyewedierey8797 หลายเดือนก่อน +2

    ዮሃና ዮሃና ዮሃና ደቂ ኤረይ ርሑስ በዓል ናጽነትና ይግበረልና።❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
    ኣምላኽ ሃገርናን ህዝብናን ይሓልወልና ።🙏❤🇪🇷❤🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @rahelbey1004
    @rahelbey1004 หลายเดือนก่อน +1

    እዞም ጸረ ናጽነት እዮም እዞም ኣንድነት ዝደልዩ እዮም ኣብ ብዓል ናጽነት ኣይንፈላለን፡ኢና ዲክታቶር ብመን ብዓይናካ ብዓይኒ ወይስ 😂😂

  • @demsastekle917
    @demsastekle917 หลายเดือนก่อน

    እንዳ ሙክታር ዓሊ " ትውጋሕ ሞ " "part two " የዘክሩኒ።

  • @Asmara1991
    @Asmara1991 หลายเดือนก่อน +2

    ንምኽንያት ለውጡ ኢልካ ሓሳብካ ንምሕታት መሰል ናይ ነብሲ ወከፍ ኤርትርዊ ክኸውን ከሎ፡ከምኡውን እቲ
    ዘሎ ህሉው ኩነታትፈ ኣብ ግምት ብምእታው፡ዘሎ ማዕበል ክሳብ ዝሃድእ ንግዜኡ ሱቅ ኢልካ ምዕዛብ
    ይሓይሽ ዝብል ዝበዝሐ ክፋል ህዝቢ ኤርትራ ከኣ መሰሉ ክሕለወሉ ዝግባእ ኮይኑ ይስመዓኒ።ሓደ ዘገርም
    ነገር 80% ናይ ህዝቢ ኤርትራ
    ኣብዚ ግዜዚ በቲ ዘሎ ዕጉብ
    እዩ።

    • @Asmara1991
      @Asmara1991 หลายเดือนก่อน +1

      ነዊሕ ግዜ ይገብር ነጻነት በዓል ንምብዓል ናብ ኣስመራ ዝኸድኩሉ
      ዓመት፡ ተገዳላይ ወደይ፡"ደቀይ ምሰ ደቂ ፕረሲደንት እዮም ዝምሃሩ
      ኢሉ ምስ አዘንተወለይ፡ኣነ ከኣ ትቅብል ኣቢለ፡እሞ ብመኪና ብጸጥታ ትዓሐጂቦም ይመጹ ይኾኑ ምስ በልኩዎ ፡ትቅብል ኣቢሉ
      "ደቀይ እኳ ይሕሹ፡ኣነ ብመኪና ጌረ ቤት ትምህርቶም የብጽሖም ኣለኹ፡ደቂ ፕረሲደንት ግና፡ንግሆ
      ንግሆ ሰረሕተኛ ብክልተ ኢዳ ሒዛ
      ዘብዘብ እናበለት ብእግሮም እዮም
      ዘመጹ፡ምስ በለኒ፡ብዙሕ ተገሪመ!!!
      ኣሕዋት ከምዚኦም ዝኣመሰሉ ውፍያት ንዝሃለበና ኣምለኽ ከነመስግን ዝግባእ ይመስለኒ።
      ጎረባብትና ንመለረከት!!!

  • @berhanegebretatios8601
    @berhanegebretatios8601 หลายเดือนก่อน

    Luwutsi kawel

  • @yohannesestifanos9504
    @yohannesestifanos9504 หลายเดือนก่อน +1

    ጨቌኒ መንግሰተ ኢኻ ትብሎ ንመንግስቲ ኤርትራ ግን ብልክዕ ኣበይ ኢዪ እቲ ጸገም ገሊጽካዮ አይትፈልጥን

  • @aronmussie557
    @aronmussie557 หลายเดือนก่อน

    መማቅርቲ ዘረባ እናሓወስካ ሃለው ምባል ዓገብ ሩሑቅ ከይከድና ኣብ ከባቢና ዘለዋ ሃገራት ህያው ምስክርየን ስለዚ እንታይ ክትብል ስለዝደለኻ ኢኻ።መራሕቲ ኤሪትራ ይምበሩልና።

  • @genetn366
    @genetn366 หลายเดือนก่อน +1

    ኣምሰሉ፡እስኻ ስልጣን እንተትጭብት ምገደድካ። ጨለ ዘረባ ቀሊል ኢዩ።

  • @kelatihabtom8265
    @kelatihabtom8265 หลายเดือนก่อน +1

    ANN media , Eridron ... እንዳበልኩም ዳኣ ቻነላትኩም ኣጫጭሑ እምበር ብናትኩም ዝታለል ኤርትራዊ የለን እስኹም ከማን ንነብስኹም ዘይትኣምንዋ ኩሉኹም ብብርዒ ስም እምበር ብሓቀኛ ስም ዶ ዝመጽእ ኣለኹም እዩ ? ስለዚ ኣኽላባት ይነብሑ 🐪 ጉዕዝኡ ይቕጽል።

  • @fitsumnegusse9662
    @fitsumnegusse9662 หลายเดือนก่อน +1

    You crazy You want to divide us?

  • @downdownw7374
    @downdownw7374 หลายเดือนก่อน +1

    ጭፍሉቕ ባዕልኻ እንታይ ክጭፍሉቑልካን ማቴዎስ። በዛ ዕረ መልሓስካ ዕድል ኣይረኸብካን እምበር ዓቕምኻ አብ መልሓስካ እያ ኩሉኣብ ልሳን እምበር ግብሪ በየናይ ዓቕምኻ ክትክእሎ።

  • @sewitghabremichael3132
    @sewitghabremichael3132 หลายเดือนก่อน +1

    HAPPY BIRYHDAY ERITREA 🎈🎈🎈🎈🎈🎈🎈🎈🎈🎈🎈🎈🎈🎈🎈🎈🎈🎈🎈🎈🎈🎈🎈🎈🎈🎈🎈🎈🎈🎈🎈🎈🎈🎈🎈🎈🎈🎈🎈🎈🎈🎈🎈🎈🎈🎈🎈🎈🎈🎈🎈🎈🎈🎈