አዶ ክልተ ደቃ አብ ቅድሚ ዓይና ናተቃተሉ 😱 እትገብሮ ጨኒቅዋ🤔

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 9 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 1.3K

  • @ሊሊይቱብሊሊይቱብ
    @ሊሊይቱብሊሊይቱብ 5 วันที่ผ่านมา +623

    ልማኣዛ ፕራንክ ኣይትግበሩዋ ትቡሉ 👍ረጊፁኩሙኒ ሕለፉ😢❤

  • @Nhgghi654
    @Nhgghi654 5 วันที่ผ่านมา +243

    ኩሉ ግዘ ማኣዛ ትምፃእ እትብሉ ላይክ ግጨዉኒ ❤❤❤

  • @MeazaTube12
    @MeazaTube12 5 วันที่ผ่านมา +300

    ውይ እንታይ ገበረትኩም እስከ ኣይተጨንቁዋ 😢እስከ ንመኣዛ ፕራንክ ኣይትግበሩዋ ትብሉ👍ደሞ ደምራኒ ክምልስ እየ❤❤❤🎉

    • @SelamKahsay-w3n
      @SelamKahsay-w3n 5 วันที่ผ่านมา

      ደምርኒ ማዓረይ❤❤

    • @ነፃነትካሕሳይ-ጘ7ዘ
      @ነፃነትካሕሳይ-ጘ7ዘ 5 วันที่ผ่านมา

      @@MeazaTube12 ደምርኒ ክምልስ እየ

    • @mohammedtselam
      @mohammedtselam 5 วันที่ผ่านมา +1

      ​@@ነፃነትካሕሳይ-ጘ7ዘኣብናተይ ኣቲኪ ኮሜንት ፃሓፊ ብ5ተ ክምልሰልኪ እየ❤🥰

    • @ዝፍንኣብርሃ
      @ዝፍንኣብርሃ 5 วันที่ผ่านมา

      @@MeazaTube12 ደሚረኪ መልሲ

    • @Yordanos3080
      @Yordanos3080 5 วันที่ผ่านมา

      መልሲ❤

  • @FhFhf-uf4xj
    @FhFhf-uf4xj 5 วันที่ผ่านมา +61

    ኤረ በስምአብ ምንቃስ ሓጥያት እዩ ብሃይማኖትና አይፍቀድይ ፍቁራተይ ጌጋ ከም ዝኸነ አብ መጻሓፍ ቅዱስና አብ ዘሌዋውያን 19÷27:28 ወሰነ ወሰን ጸጒሪ ርእስኹም ኣይትቚረጹ፡ ወሰነ ወሰን ጭሕምኻውን ኣይትቚረጽ ብዛዕባ ምዉት ኣብ ስጋኹም ቅርጺ ኣይትግበሩ፡ ጽሕፈት ማሕተም ድማ ኣባኻትኩም ኣይትግበሩ። ኣነ እግዚኣብሄር እየ ይብል ስለዝ አቦታትና ብደንብ ተንትኖም ያምህርለውና ዓገብ ዓገብ ድምስሶ😢😢😢

    • @GmhlHpyu
      @GmhlHpyu 5 วันที่ผ่านมา +1

      😢ትክክል መንሞ ሰማዒ

    • @MeryNarea
      @MeryNarea 5 วันที่ผ่านมา +1

      ባሓቂ ብሃይማኖትና ኣይፍቅደን ነወሪ እዩ።

    • @ተመስገንኣምላኸይ
      @ተመስገንኣምላኸይ 5 วันที่ผ่านมา +1

      እሞ መጥፍኢ እንዶ ተሓባበሩኒ እሕዋተይ ተገዲስኩም መልሱለይ ቁልዕነት ሸዊዱኒ ግን ሕጂ ሕልናይ ኣይፈቀደለይን ምስ ሕልናይ ይበኣስ ኣለኹ በጃኹም መጥፍኢ ንገሩኒ🙏🏼🙏🏼🙏🏼

    • @TiTiYou-r5j
      @TiTiYou-r5j 5 วันที่ผ่านมา

      ኣሎ እዩ መጥፍእ ቆርሺካ ካፍልካ​@@ተመስገንኣምላኸይ

    • @እኔስየማርያምነኝ
      @እኔስየማርያምነኝ 5 วันที่ผ่านมา

      በትክክል

  • @Duron-c9f
    @Duron-c9f 5 วันที่ผ่านมา +30

    አረ ደስ ክትቡሉ ማዘርኩም ሽሕ ዓመት ትንበረልኩም ፍትዋተይ

  • @KhanKhan-fr4zs
    @KhanKhan-fr4zs 5 วันที่ผ่านมา +94

    ሲጀመር ንቅሳት ሓጥያት እዪ ካዓ ካልእ ነገር ክትንቀሰ ነይረካ ከመይ ገይረካ ቁዱሳን ኣብ ነብሰኻ ትንቀሰ 😢😢😢😢😢ብዝኾነ ነዘ ሰበይቲ ኣይተሕምዋ 😢😢

    • @ትዕግስቲዩቱብCanal
      @ትዕግስቲዩቱብCanal 5 วันที่ผ่านมา +1

      ደምሪኒ ማዓረይ❤❤❤❤

    • @bestebeste5137
      @bestebeste5137 5 วันที่ผ่านมา +3

      ብሓቂ ይገርም እዩ እምነትካ ኣብ ዉሽጥካ እዩ ታይ ኣምፅኦ 😢

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 5 วันที่ผ่านมา

      ደምረን ክምልስ እየ😊

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 5 วันที่ผ่านมา

      ​ደምረን ክምልስ እየ

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 5 วันที่ผ่านมา

      ​@bestebeste5ደምረን መዓረይ😊❤❤137

  • @ተዋህዶናትክብሬ-ኀ7በ
    @ተዋህዶናትክብሬ-ኀ7በ 5 วันที่ผ่านมา +35

    ያሬድ ሓወይ ንትፈትዎ ብከምዝይ ብካሊእ ዓይነት ንክትገልፀሉ ብጣዕሚ ደስ ባሃሊ እዩ ግን ንቅሳት ሓጥያት እዩ ናትና ነብሲሲ ዝፈጠራ ፈጣሪ ኣለዎ ስለዚ ዝኮነ ነግር ክንገብር ስልጣን የብልናይ እና ናይ ቅድስ ግብሪኤል ምንቃስካለ ጌጋ እዩ ምክኒያቱ ንዑኡ ሒስካ ትጭፍር ዝኮነ ትስርሕ እና ብጣዕሚ ኢካ ተጋጊካ❤😢

  • @smkle7079
    @smkle7079 5 วันที่ผ่านมา +21

    ኣፈወረቂ ግን አቀኒእካኒ እክ ንማኣዛ እዳሰዓምካ ሳ ዕደሙና ጥዕናን ይሃብኹም ፈጣሪ 🙏💝💝💝

  • @Fs3C3
    @Fs3C3 5 วันที่ผ่านมา +34

    ሰይ ዞም ሓተይ ከምኡ ገይርኩም ተፋቀሩ ቁድስ ገብርኤል ኣብ ጎንኹም ይኹን 🙏🏻🙏🏻🙏🏻

    • @AgfshgXggffh
      @AgfshgXggffh 5 วันที่ผ่านมา

      አወ ጋለይ🎉🎉🎉😢

  • @LemLemATAKLETI
    @LemLemATAKLETI 5 วันที่ผ่านมา +28

    አነስ ዝገርመኒ ናይ ሰብ ነገር እዩ አቤት ፈጣሪ ንክንደይ ኢካ ትፀሮ ስራሕክን ዘይትገብራ ገብሩ አብ ፍርናሽ ይደቅስ አብ ዓራት ንሳቶም ንሮኦም እዮም ዝነብሩ ዋይ መሕፈሮ ተኪኢልና ፅብቅ ኮመንት ፅሒፍና ነተባብዐዮም ጌጋ ተልዩ ውን ናአረምና ተዘይኮይና ሪኢካ ምሕላፍ 🤔🤔🤔🤔 ናይ ማአዛ ፋሚሊ ብጣዕሚ እየ ዝፎትየኩም ❤❤❤❤❤❤❤❤ዞም አሕዋተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም😊😊😊😊😊😊

    • @Grmaneshyoutube
      @Grmaneshyoutube 5 วันที่ผ่านมา

      ሓላልይ ሳብስክራይብ ገብርለይ❤❤❤❤

    • @GmhlHpyu
      @GmhlHpyu 5 วันที่ผ่านมา

      😢😢😢😢

    • @zufanamera8795
      @zufanamera8795 5 วันที่ผ่านมา

      ✅✅👌👌👌

    • @AgfshgXggffh
      @AgfshgXggffh 5 วันที่ผ่านมา

      አወ ማዓረይ

  • @qahv5965
    @qahv5965 5 วันที่ผ่านมา +16

    ኣቤት ትሕትና ዘለዋ ማዓዛ ተዓዲልኪ ቦኡነት ትዕድልቲ እዩ ንኩሉ ❤❤❤

  • @Samer-k6h
    @Samer-k6h 2 วันที่ผ่านมา +1

    ፈጣሪ ኣቦይ ልቦና ሃበና ንቅሳት ሓጥያት እዩ እሞኺዓ ናይ ቅዱሳን😢 ብሓቂ እንተኾይኑ ልቦና ይሃብካ ሓወይ😢

  • @Tyty112-ij7qm
    @Tyty112-ij7qm 5 วันที่ผ่านมา +21

    ናይ ኣፊየ መልኣክቲ ዋውው👌
    ፅሪያት ሰደራ ንፍትወኩም እና❤

  • @HffyY-c6q
    @HffyY-c6q 5 วันที่ผ่านมา +10

    ኣዶ ትተሓጎስ ኣተጨንቁዋ ኣፎመይ ን ያሩየይ ብጣዕሚ እየ ዝፈትከወኩም ቀፅሉሉ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤

  • @AbiSaiid
    @AbiSaiid 5 วันที่ผ่านมา +29

    እንካን ፍርናሽ አብ ልሞቀ ገዛ የኮነይ አብ ጎዳና ዝወደቀ ካርቶን አልዒሎም ዝድቅሱ እዉን ከማና ሰባት እዮም ሰለዚ ሓቅኪ ኢኪ ተመሰገን ፈጣሪ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏 ❤❤❤❤❤❤ እና ርሑሰ አዉደአመት አንሕናለ ካብ ልዓመታ ንአኩም ያማሰለና

    • @Grmaneshyoutube
      @Grmaneshyoutube 5 วันที่ผ่านมา

      ሓላልይ ሳብስክራይብ ገብረለይ❤❤❤

    • @AbiSaiid
      @AbiSaiid 5 วันที่ผ่านมา

      @@Grmaneshyoutube እሺ መዓረይ

    • @AbiSaiid
      @AbiSaiid 5 วันที่ผ่านมา

      ገይረ መዓረይ

  • @Dolar1219
    @Dolar1219 4 วันที่ผ่านมา +1

    ንቅሳት ብሃይማኖትና አይፍቀድን ክቡራተይ
    ዝሮ ሰላምኩም ይብዛሕ😊

  • @Maryam-c5l3l
    @Maryam-c5l3l 5 วันที่ผ่านมา +26

    በሉ እቲ ዝዓበየ ሓጥያት ንቅሳት እዩ 😢

  • @FreyouTube-o5j
    @FreyouTube-o5j 5 วันที่ผ่านมา +13

    ኣብ ሰብነትና ምንም ውቃጦ ኣይፍቀድን ከም ዘይፍቀድ ድማ ኣብዚ ጥቅሲ መረዳእታ ኣለና
    “ብዛዕባ ምዉት ኣብ ስጋኹም ቅርጺ ኣይትግበሩ፡ ጽሕፈት ማሕተም ድማ ኣባኻትኩም ኣይትግበሩ። ኣነ እግዚኣብሄር እየ።”
    - ኦሪት ዘሌዋውያን 19፥28

  • @filawifilawi
    @filawifilawi 5 วันที่ผ่านมา +6

    ኣነዝገርመኒ እኮ እቶም ሕማቅ ዝጽሕፉ ኣበይ የጽሓፍ ዋላይ ድዮም ዘይፈልጥዎ😙😙😙

  • @ሂዋንጋልትግራይ
    @ሂዋንጋልትግራይ 5 วันที่ผ่านมา +20

    ኣብ ማኣሲ (ጭረት) ኣንፅፈን እየን ላደቀሳ ነረን ክስካዕ ላብ ስደት ዝወፃኣ እተን ካምኡ እለን ዝፃሓፋ 😮 ኣትገደስለን ጠንካራ ኣዶ እኪ❤❤❤❤

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 5 วันที่ผ่านมา +1

      ደምረን መዓረይ

  • @aynalemaynalem-xb9qo
    @aynalemaynalem-xb9qo 5 วันที่ผ่านมา +27

    አየ ሰብ ልፍርናሽለ የቃልል አሎ😢
    አብ ማእሲ አብ መደብ ዶ የኮናይ ኢና ናደቀስና ዝዓበና አታዮ ሕደጉዶ አብ ሚድያ ፀፍ ፀፍ😔

    • @ትዕግስቲዩቱብCanal
      @ትዕግስቲዩቱብCanal 5 วันที่ผ่านมา

      ደምሪኒ ማዓረይ❤❤❤❤🎉🎉🎉

    • @Grmachnal
      @Grmachnal 5 วันที่ผ่านมา

      ገሪምና ኮ ሎምስ ንብሎ

    • @akberettsegay7712
      @akberettsegay7712 5 วันที่ผ่านมา

      እንጀራ ዓለም ብልዒ ጋለይ ታይ ኣእተወን ሱቂለን ዘይሓልፋ

    • @HaniTesfay-q2q
      @HaniTesfay-q2q 5 วันที่ผ่านมา

      ብሓቂ😢

  • @KdsanKdsan-w6c
    @KdsanKdsan-w6c 5 วันที่ผ่านมา +11

    ለማዓንቲ እየ ዝፅሕፍ ዘለኩ ግዙ ላይክ ንዝም ፋሊ ዝፈቱ ኣነ ብጣዕሚ እየ ዝፈትዎም ደሞ ፀፅቡቁ ፃሓፉ❤❤❤❤

  • @HiwanHaylay
    @HiwanHaylay 5 วันที่ผ่านมา +22

    ብመፅሓፍ ቅዱስ ንቅሳት ሓጥያት እዪ ምክንያቱ ሰውነትና ዝተቀደሰ ናይ ክርስቶስ እዩ እግዚኣብሔር ብምሕረቱ ይጠምተና ❤ ማማ መኣዛዋይ ደስ ዝብል ምክሪ ሂብክና ዕድመን ጥዒናን ይሃብኪ ፀሎትኪ ዘክርና ኣሜን

  • @rodasgfom
    @rodasgfom 5 วันที่ผ่านมา +2

    ከምዚ ከማይ ንመኣዛ ዝፈትዋ ላይክ ግጨዉ❤

  • @Arsulove-ke6xd
    @Arsulove-ke6xd 5 วันที่ผ่านมา +13

    ኣረ ያሩ ኣጥፈኣዮ በጃኻ ብኡ ጌሩ እዩ መንፈስ ዝኣትየካ ኣጥፈኣዮ 🥺♥️

    • @سميرهسميره-ر1س
      @سميرهسميره-ر1س 5 วันที่ผ่านมา

      ካብ ዝኣትዬ ብዙሕ ገይሩ😮😂😂😢

    • @EdFfgg-t1b
      @EdFfgg-t1b 5 วันที่ผ่านมา

      😂😂😢​@@سميرهسميره-ر1س

  • @haftayshla9417
    @haftayshla9417 5 วันที่ผ่านมา +26

    እዛ ማኣዛ ዝብሉዋ ኣዶ ልቦና ኣምላክ ዓዲልዎ❤❤❤

  • @ጸዲሓፍቲኣማን
    @ጸዲሓፍቲኣማን 5 วันที่ผ่านมา +12

    አረ ኣይተጨንቅዋ😢 ደሙሩኒ ኣሕዋተይ❤❤

  • @እቲዝምካሕብእግዚኣብሔርይ
    @እቲዝምካሕብእግዚኣብሔርይ 5 วันที่ผ่านมา +2

    _ውቃጦ እኳ ኣይፍቀድን እዮም ዝብሉ ኣቦታትና ፍቅሪ ቅዱሣን ኣብ ልብና እበር ኣብ ክዳን ኣብ ሰውነትና ክንገብሮ የብልናን ተወሳኪ ኣብ ፍርናሽ ደቂሱ ኢልኹም ትወቅሱ ሰባት ኣብ ምንታይ ዲና ባጺሕና ኣብ ሸርዓ/ማእሲ እናኮ ንድቅሥ ነይርና ማእሲ ሼርዓ ዝሰኣኑ ሰባት ውን ኣብ ዘመናስ ቡዙሕ እዩ ነይሩ ሥለዚ መዕበይካ ዘይምርሳዕ🙂_

  • @ምግብነሽዩቱብ
    @ምግብነሽዩቱብ 5 วันที่ผ่านมา +5

    ሓዝነ ፍቅሪ አብ ልብካ እምበር ብንቅሳት አይከነን ዘሰተውዕል ልቢ ሃበና አምላከይ ቅዱስ ገብርኤል አባቴ

  • @ምቅናይጥዑም
    @ምቅናይጥዑም 5 วันที่ผ่านมา +1

    ዋይ ንቅሳት ሓጥያት እዩ እምነት ብማዕተብ እበር ብንቅሳት እይኮነን

  • @GalaxyKha-b7d
    @GalaxyKha-b7d 5 วันที่ผ่านมา +6

    ማኣዛዋይ ለባም ኣዶ እዝለ ናኣትና ግዝየና ኣመልክዕዎ ዳኣ ወለድና ኣብ ማእሲ ኣብ መሬት ይኦም ድህሩሱ ድነበሩ ማኣዛየ ኣይገዲስኺ ❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @SMERHHKME
    @SMERHHKME 5 วันที่ผ่านมา +7

    ኣይ እንየካ ጭንቂ ታይ ❤❤ገበረትኩም ደቀይ ዛደዋኩም❤❤ ኣይተጨንቅዋ ኣፈዋይ እፈ ኣሕዚናትኒ❤❤

  • @Medi21Tube
    @Medi21Tube 5 วันที่ผ่านมา +33

    ኣረ ፍጣሪ ምእማን ብልብካ እምበር ብንቅሳት የኾነይ ኣስተውዕሉ መገዛ ፍቃድኩም ብገንዘብኩም መንፈስ ትገዝእለኩም 😢ኣብ ግዜ ንእስነትካ ፍጣሪካ ዘክር እዩ ዝብል በይዞኩም ህዝብና ይጠፍእሎ ገጠመጥ ነዳምፅ ናይ መምህር ግርማ ትምህርቲ ንስማዕ ከቢድ እዩ ጊዙኡ ብፍቃድካ ዘምፃእካዮ መንፈስ ብቃሊል ዝወፅእ የኾነይ 😢😢

    • @ትዕግስቲዩቱብCanal
      @ትዕግስቲዩቱብCanal 5 วันที่ผ่านมา

      ደምሪኒ ማዓረይ❤❤❤❤

    • @سلاخاحمد
      @سلاخاحمد 5 วันที่ผ่านมา +1

      ብሓቂ ኣረ ህዝብና በተለይ በቃ ዝገብሮ ኣይፈልጥን ኣብ ክዳን ተመኒዎምስ ከዓ ኣብ ደረቶም እግዝየኦኦኦኦ ፈጣሪ ነቆጥዕ ኣለና 😭😭😭💔💔

    • @Channel-qe9mn
      @Channel-qe9mn 5 วันที่ผ่านมา

      መንሞ ይርድኦ ብዛዕባ መንፈስ ህዝበይ ተልነቅሕ😢

    • @Ledaigelgerealta
      @Ledaigelgerealta 5 วันที่ผ่านมา

      ደምሪኒ አሕዋተይ❤

    • @ፀግሽጋልተዋህዶ
      @ፀግሽጋልተዋህዶ 5 วันที่ผ่านมา

      ​@@سلاخاحمدደምርኒ ማዓረይ

  • @ኪዳንጓልተዋህዶእየ
    @ኪዳንጓልተዋህዶእየ 5 วันที่ผ่านมา +21

    ብሃይማኖትና አይፍቀድን ምንቃስ ፈረደ ዘይኮንኩሲ ከመይ ገይርካ ናቅዱስ አብነብስካ ትገብር ምክንያቱ ንሕና ደቂ ሰባት ሰጋለበሳት ኢና ሓጥያት ይዕበ ይናአስ አይፍለየናይ እና አይፍቀድን😢❤❤❤ደሞ አይተጨነቅዋ ❤

    • @ትዕግስቲዩቱብCanal
      @ትዕግስቲዩቱብCanal 5 วันที่ผ่านมา +1

      ደምሪኒ ዝያዳይ❤❤❤❤🎉🎉🎉

    • @ኪዳንጓልተዋህዶእየ
      @ኪዳንጓልተዋህዶእየ 5 วันที่ผ่านมา

      @ትዕግስቲዩቱብCanal ገይረልኪ ዝያዳይ

    • @ልዩነሽኪዳነምህረትእናቴሂ
      @ልዩነሽኪዳነምህረትእናቴሂ 5 วันที่ผ่านมา

      ዋላ አነ መጀመርታ ክሪኦ ብጣዕሚ እየ ደንጊፀ ግን ስለ ዘይፈልጥዎ እዩ ዝኮን ኢለ ከምዙ መኣዛ ዝደንገፀቶ እየ ደንጊፀ

    • @ኪዳንጓልተዋህዶእየ
      @ኪዳንጓልተዋህዶእየ 5 วันที่ผ่านมา

      @@ልዩነሽኪዳነምህረትእናቴሂ ሓቅኪ እኪ ናያሬድ ደጌምኮይኑ እዩ ግን ፅብቅለ ዝመስሎ ሰብ ይህሊ እዩሞ ከምቲ ዝማሃሩና አቦትትና ምንጋር ፅቡቅ እዩ ዋላአነ እየ ደንጌፀ ግን ካብኮነ ሳአን ምፍላጥና ኢናብዝሕ ነጥፍእሞ ምስትውዓል ይዓድለና አምላክና ስብከት ትምርቲ ትትህሊ አብኩሉ ፅቡቅ ነይሩ

    • @MesiTubeመሲዩቱብ-k3q
      @MesiTubeመሲዩቱብ-k3q 5 วันที่ผ่านมา +1

      ​@@ኪዳንጓልተዋህዶእየ ደምርኒ ማዓረይ 🎉🎉🎉❤❤❤

  • @Medi21Tube
    @Medi21Tube 5 วันที่ผ่านมา +20

    ብኣርኣያ ስላሴ ዝፈጠረና ሰብነትና ባዕልና ምንም ነገር ክነገብሮ ፍቃድ የብልናን ንቅሳት ሓጥያት እዩ ኣምላክ ልቦና ይሃበና 😢

    • @ጓልሃገረትግራይ
      @ጓልሃገረትግራይ 5 วันที่ผ่านมา

      ❤❤❤

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 5 วันที่ผ่านมา

      ደምረን መዓረይ😊🎉❤

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 5 วันที่ผ่านมา

      ​@ጓልሃገረትግራይደምረን መዓረይ😊❤❤🎉🎉

    • @milenlove1295
      @milenlove1295 5 วันที่ผ่านมา

      ትንስካ ትጽሕፎ ዘለኻ እዩ ሓጥያት እዝግዮ እዝግዮ ኣይትበሉ እዝጊ ዝፈትዎ ስሩሑ እዚ ነርማል እዩ ናይ ኣምላኽ ስእሊ እዩ

    • @GgGg-r7u8g
      @GgGg-r7u8g 5 วันที่ผ่านมา

      ​@@milenlove1295ተግፃፅ ድዩ ሓጥያት ኮይኑ ?

  • @dannydanny5739
    @dannydanny5739 5 วันที่ผ่านมา

    ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም ነገር ግን ንኣዲኹም ግን ኣይምጥናን እዚ ኹሉ ኣብ ስደት ከርተት ኢላ ክተሐጉስዋ መኩሩ ብጣዕሚ እየ ዝፈትዋ ሕማቅ ዘይወፃ ንስኻትኩም እውን ፅቡቅ ፅብቅ ስራሕ ቀፅሉሉ i’m so proud of you guys. Specially your mom I love her. She’s so sweet, God bless for this family.

  • @Oppoa18-g6p
    @Oppoa18-g6p 5 วันที่ผ่านมา +6

    ቂዲሞተኪ ማኢዛዋይ ለበሞ ፍትዋ እየ ዝብለኪ❤❤❤❤❤❤

  • @TiTiYou-r5j
    @TiTiYou-r5j 5 วันที่ผ่านมา +2

    ማዓዛዋይ ኣይት ደንግፅዋ እና ምውቃጥ ሓጥያት እዩ ኣብ ሰብነትኹም ምልኪት ኣይትግበሩ ይብለና እዩ ኣምላከና ካቡኡ ደማ ምስ ተመርዐካ መሰበትካ ርከብ ትፍፅም እካ ናይ ገብርኤል ሕዝካ😢 ትፍትዎ ተኮይንካ ሓልውኒ ላብልካ ሽማዓ ነብርህካ ለምኑ ኣመሰግኑ እካ ያሬደይ ወለላይ❤❤❤

  • @Lem783
    @Lem783 5 วันที่ผ่านมา +6

    ዋይ ምስክን ማርያም አሕዛናትን ልባመይ ተጋሩዋን አነስ ማዓዛ ክፍትዋ ደቅኽ ድንግል ማርያም ትሓልወልኽ ደምራኒ ፍትዋተይ❤❤❤❤❤

    • @Yordanos3080
      @Yordanos3080 5 วันที่ผ่านมา

      መልሲ❤

  • @ZemenYibrah
    @ZemenYibrah วันที่ผ่านมา

    እረ ክብር ሓወይ ኣነስ ቡዙሕ እኳ ኮመንቲ ኣይፅሕፍይ ግን ቅዱስ ገብሪኤል ተፍቂርካዮ ኣብ መዓልቲ በዓሉ ሽምዓ ኣብሪህካ ስመየሉ ተኪኢልካ ኣጥፋኣዮ ሓጥያት እዩ ንቅሳት😢😢

  • @MulerTube-u2y
    @MulerTube-u2y 5 วันที่ผ่านมา +3

    ጥዑማት ስድራ ❤በጃኹም ኣይታጨንቁዋ ንዛ ወላድት

  • @ማዕቢላ
    @ማዕቢላ 4 วันที่ผ่านมา

    ቱዝዓበየ አብ ዓለም ሓጥያት ንቅሳት እዩ ንስሃ እተውሉ በጃካቱም እግዝአብሔርሲ አብ ነብስና ሓንቲ ነገር ክንገብር አይፈቀደልናን

  • @እሙቀይስ
    @እሙቀይስ 5 วันที่ผ่านมา +10

    ሕደግየን ማዓዛዋ ሓቢብቲ ❤ የትስምዕየን ኣብ ማእሲ እና በፅሕና ባኣብዛኛው ሳላ ሰዑዲ ሓልፍና

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 5 วันที่ผ่านมา

      ደምረን መዓረይ😊❤❤❤

  • @ساراع-ص1ث
    @ساراع-ص1ث 5 วันที่ผ่านมา +15

    ብትኽክል ማኣዛዋይ ለባም ዕድመይ ጥዕናይ ሃብኽ ምሰ ትፎትዮም ደቅኽ ብሩኻት በተሰብ ብጣዕሚ እየ ዝፎቶኩም ተጋሩዋኒ ❤❤❤

  • @akdh2633
    @akdh2633 5 วันที่ผ่านมา +19

    ለባመይ ማኣዛይ ማዓረይ ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😢😢😢😢😢😢 ብሓቂ ክብርተይ😢😢😢

  • @rimeyaron
    @rimeyaron 5 วันที่ผ่านมา +2

    ኤፉ ሽኮር ❤❤❤ንስካ ከይትንቀስ ሓጥያት እዩ ኣፎም ሓወይ

  • @Grmachnal
    @Grmachnal 5 วันที่ผ่านมา +9

    ዘን ስለምንታይ ኣብ ፍርናሽ ደቂሱ ትብላስ ጢዒና ኣለክን ድዩ ትርሽዋ ገይርና ኣብ ምድሪቤት ኣብ መደብ ደቂስና ኣይኮናን ድና ባጽሕና ኣትን ኣሕዋተይ ክንደይ መደቀሱ ሲኢኑ ፈቀዶ ጽርጋ ዝድቅስስ የለን ድዩ ኣረ በጃኽን ታሓቶኦ ፍለጣ

    • @Azebቻነል
      @Azebቻነል 5 วันที่ผ่านมา

      አረ ኣብሽራዕ ብዘይ ፍርናሽ ንድቅስ ኔርና😂

    • @ኣፀደ
      @ኣፀደ 4 วันที่ผ่านมา

      ሓቅኺ ጋለይ መዕበይአን ይፀልኣ ገሊአን እኒአዋስ ቅጭ መምፃእቲ

  • @Fanaasefa-nt6bf
    @Fanaasefa-nt6bf 5 วันที่ผ่านมา +5

    ቃኒኣን እየን ከምኡ ዝፅሕፍ አጀኪ በርትዒ አይኮነይ ፍርናሽ አብ ሽንቲበት ዝድቅስ ሰብ አሎ ግን ስለ ዝሳኣነ እዩ እና ፍራሽ ፅቡቅ እዩ ኮሞንቲ እትፅሕፍ ሰባት አስተውዕላ ሰብ ይጎድእ ዶ ኢልክን አስተዊዒልካ ምፅሓፍ እና ዕድመን ጥዕናን ንዓኪ ማዓዛየይ ምስ ደቅኪ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ZszsZszs-h6i
    @ZszsZszs-h6i 5 วันที่ผ่านมา +5

    አሕዋተይ አይተጨንቅዋ ብዝኮነ ግን ያሩየ ዝኮነ ይኩን ውቃጡ ሓጥያት እዩ ነአፎም መልአክቲ ውን ብጣዕሚ ፎትየዩ ግን ድድሕሪ ሰብ አይንክድ ብነይ ባዕልነ ልቢ እምበ ማአዛዋይ እኮን ፍርነሽ እንጀራ ዝሳአነ እካ አሎ ዘረባ ሰብ አይትስምዑ ብሩካተይ🎉🎉🎉❤❤❤

  • @ጓልፍራደሓፀይ
    @ጓልፍራደሓፀይ 4 วันที่ผ่านมา +1

    እረ ንማዓዛ አይታጨንቅዋ ሕደጉ ብራክ ኣይትጉበሪዋ 🥰🥰🥰

  • @ጓልተምቤንንግስቲሳባ
    @ጓልተምቤንንግስቲሳባ 5 วันที่ผ่านมา +12

    ንቅሳት ሓጥያት እዩ ኣይፈቀዲ ብመጽሓፍ ቅዱስ ብዘይስ ፕራንኪ ጸላኢና ፕራንኪ ይኹን 😢😢

  • @Azebቻነል
    @Azebቻነል 5 วันที่ผ่านมา

    ንቅሳት ሓጥያት እዩ ባዕለይ ዝሃብኩካ ነብሲ ኣይተባላሹ ይብለካ ፈጣሪ

  • @RtCgu
    @RtCgu 5 วันที่ผ่านมา +4

    እግዚአብሔር ኣምላክ ይቅር ይበለና
    ምንቀስ ሓጥያት ዩኡ መፀሓፋ ቅዱስና ኣይፈቅዶይ ኣሕዋተይ ሓጥያት ዩኡ

  • @AsAs-f9u2m
    @AsAs-f9u2m 5 วันที่ผ่านมา +5

    ናይብሓቂይ ማማዋይ ማዓረይ ትሕትየካ ለሎ ምርአይ እዩ ልሐሽ ፅብቅ ምክሪይ እዩ ማማዋይ ወለላይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤ ሽኮንዶ ፍርናሽስ ልሓንቲይ ለይቲይ ድራር ልሳአነ እኮ ክንደይ እዩ ለሎ ተመስን ንበል ብዘለና አሕዋተይ ሰለቱ ፅብቅ ለይምኖ ምክርክን የቀንየልና ማማዋይ ማዓረይ 💖💗💗💗💐💐💐💖💖💖💖💖💖💖💞💞

  • @LiLiTigray-f3b
    @LiLiTigray-f3b 5 วันที่ผ่านมา +18

    የስ ሎምዓንቲኮ መድሃኒ ኣለም እዩ ፈጣሪ ባዕሉ ኩሉ ዝሓሰብኩምዎ የሳክዐልኩም ስደትኩም የብቅዐልኩም ምስ ወለድኩም ዓይኒ ልዓይኒ የራኢኩም ሳብስክራይብ ግበሩለይ ብወላዲትኩም❤❤❤

  • @حياتحاجم
    @حياتحاجم 5 วันที่ผ่านมา +2

    በስመ ስላሰ ንቃሳት ኖውር 😢😢

  • @MikalNguse-pd1bp
    @MikalNguse-pd1bp 5 วันที่ผ่านมา +3

    ንየ በልየን ግላዓት ድካታት እየን ተንከሙኡ ፀፊ ኢለን ዝዛረባ

    • @akberettsegay7712
      @akberettsegay7712 5 วันที่ผ่านมา

      ❤❤❤❤❤ናይ ብሓቂ ማዓረይ

  • @GmhlHpyu
    @GmhlHpyu 5 วันที่ผ่านมา +1

    በስምኣብ ወወልደ ወመንፍስ ቅዱስ ኣሃዶ ኣምላክ አሜን//ያሬደ ዉቃጦ ሓጥያት እዮ
    በርኣያ ኣጋኣዝቲ ኣለም ሰላሴ ዝተፍጠርካስ ምንቃስ. ነዉሪ እዮ ምክንያቱ ዋላ. ስእሊ ኣደኖ. ጌርካ ተቅምጦ. እኒካ እምበር
    መኣዛዋይ ሰለ ሰብ ኣይተገደሲ ጀግና ኢኪ ንስኪ. የኮነይ. ኣብ ፍርናሽ
    ኣብ. ሓመደ እዉን ላደቀስና ኣቲና ስዑዲ. እና ኣይትገደስለን. መኣዛየይ
    ኣና ል መኣዛ ኘራንክ ልመኣዛ ኣይትግበርዋ

  • @jamelhnaif4524
    @jamelhnaif4524 5 วันที่ผ่านมา +12

    ፅሩያት አዶኩም ግን ክፎትዋ💞💞💞💞

  • @ኣለም-ገ6ጸ
    @ኣለም-ገ6ጸ 5 วันที่ผ่านมา

    ብጣዕሚ ተጋጊካ ንቅሳት ኣይፍቀድን ፈጣሪ ዘሃበካ መልክዕስ ባዕልካ ምቅያር ሓጥያት እዩ

  • @ድንግለይሩፍታልበይ-ዐ3ኀ
    @ድንግለይሩፍታልበይ-ዐ3ኀ 5 วันที่ผ่านมา +7

    እንኳዕ ደስ በለካ 30k❤

  • @زيتونهه-ك4و
    @زيتونهه-ك4و 5 วันที่ผ่านมา

    አሜን፫ ዝፎትወክን ምቅረት ማማ መዓዛይ ሰለ ሰብ ኣይትገድሻ መልሓስ ዓፅሚ የብላን ዓፅሚ ግን ትስብረ ዝብሉ ኣቦታትና ሎሚ ዘልና ሰባት ወልፈ ዘረባ ዝሓዚና ኢና እቲ ሰጋና እኮ ብዙሕ ፅቡቕ ነገረ ንገብረላ ንመነየልና ግን ካብ ሓመድ ኢና ዝተፈጠረና ናብ ሓመድ ውን ክንምልስ ኢና ኣብዚ ምድሪ ተካረይቲ ኢና እምበይ ዋላ ምንም የብልናን
    ሰለዚ ንዛረቦ ዘረባ ንሰትውዒል ቅድሚ ምዝራብና ኣሕዋተይ

  • @ዕብየትdevelopment
    @ዕብየትdevelopment 5 วันที่ผ่านมา +9

    ደምሩኒ እባ ፅብቓተይ ፅባሕ እኮ መድሃነኣለም እዩ መድሃነኣለም ዝሓሰብኩምዎ የሳኸዐልኩም❤

  • @hirit.welday
    @hirit.welday 5 วันที่ผ่านมา +2

    ኣብዙይ ዘለኩም ሕቡሽ ግን ቀልዲ ዘይትፈልጡ እና ኣቅልል😅

  • @bege8567
    @bege8567 5 วันที่ผ่านมา +3

    አረ እግዞኦ ዋይይ ቁዱሱ ገብረአል ድደረትኻ አረ ኣጥፈአዮ ያረደ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @brhaneye
    @brhaneye 4 วันที่ผ่านมา

    መዓዛዋይ ምቅርቲ ናሰብ ነገር ስቅ ኢልካ እዩዋ ኣይትገደስሎም ኣፎም ከዓ ዓብዪ ሰብ ኢኻ ብሓቂ 🙏

  • @KahastiDesta
    @KahastiDesta 5 วันที่ผ่านมา +2

    ይፍትወኩም እየ ፅብቃተይ ግን ንምንታይ ተነቅሰካ ያረደይ ሓትያት እንድዩ በተለይ ቅድሳን ኣብ ነብሰና ክንንቀስ የብልናን ኣነስ ከፍርሓኒ በስመአብ ንቅሳት ዘለዎ ወዲ😮 ማኣዘዋ የዋህ ኣይተጨንቅዋ 😢🥰

  • @ሳሪየድንግልማርያምልጅ
    @ሳሪየድንግልማርያምልጅ 5 วันที่ผ่านมา +1

    መኣዛዋይ ኣይትሴምዕየን ኣምላኽ መፅለሊ ጥራሕ ይፍጠረልና እምበር ኣይኾነይ ፍርናሽ መፀግዒ መፅለሊ ዝሰኣነ ክንደይ ሰብ ኣሎ😢 ኣትን ሕማቅ ትፅሕፋ ኸዓ ልቦና ይሃብክን❤

  • @ማህደርጓልትግራይ
    @ማህደርጓልትግራይ 5 วันที่ผ่านมา +12

    አረ በጃኺም ስራዓት እዩ ጨለ ዋይ
    ንቅሳት ደማ ሓጥያት እዩ 😢😢😢

  • @ፀጋፃሓይወጋሓታ
    @ፀጋፃሓይወጋሓታ 5 วันที่ผ่านมา

    እፍፍፍ ማአዛ ብጣዓሚ እያ ትድንግፅ ከምኡ አይትግበርዋ

  • @SasuAmir
    @SasuAmir 5 วันที่ผ่านมา +3

    ዓብይ ነገር ሳርፕራይዝ ግበሩዋ ንማኣዛ❤

  • @MeronMeles-p4s
    @MeronMeles-p4s 5 วันที่ผ่านมา

    አሜን ማዓዛዋይ እና ፍትዋተይ ኣፎመይ እና ያሬደይ ካዓ ናይሰብ ዘይኮነ ክንሪኢ ዘለና ናይ ባዕልና እዩ እና ካብኡ ለ ስለ ሰማያዊ ሂወት ና እነሓሰብና ንጋዓዝ ዓለም ኩንትራት እያ ❤

  • @KirosRigaual
    @KirosRigaual 5 วันที่ผ่านมา +13

    አሜንንንን አሜንንን አሜንንን አሜንንን ማዓዛዋይ ምራቀክ ብጣዕሚ እዩ ደሰ ዝበለን ጥዑማት ሰድራ ፍሸክ እናበልኩም ንበሩለይ 😘😘😘ተጋሩዋኒ ንብዛሕ ንባዛሕ ሐደ ህዝብን ሐደ ልቢን ንኩን ያሬድ ለ ጌጋ አለካ እዩ ናይ መላእክት አብ አብ ሰዉነትካ አይዉቀጥይ ምክንያቱ ምሰ ሓንቲ ጓል አነሰተይ ክትሓድር እናሃለካ ይማራከሰሎ እዩ::ብመፃሓፍ ቁድሰ አይፍቀድይ

  • @dkdpkemd9483
    @dkdpkemd9483 5 วันที่ผ่านมา

    ንቅሳት ግን ፅብቅ የኮነይ ሓጥያት እዩ ብፍላይ ናይ መላኣክቲ ተኪኢልካ ኣጥፈአዮ እግዚአብሔር ኣይፈቅዶይ ያረደይ

  • @nnnKk-dy9ng
    @nnnKk-dy9ng 5 วันที่ผ่านมา +5

    ኣሜን 3/// ኣነስ ናይ ማኣዛ ምርቃ እየ ዝፅበ ደስ ክትብል ኣደዋይ ማዓረይ❤❤❤❤

  • @Melat____
    @Melat____ 5 วันที่ผ่านมา +2

    ዘሌላውያን 19÷28 ብዛዕባ ምዉት ኣብ ስጋኹም ቅርጺ ኣይትግበሩ፡ ጽሕፈት ማሕተም ድማ ኣባኻትኩም ኣይትግበሩ። ኣነ እግዚኣብሄር እየ።

  • @ብሪዩቱብ
    @ብሪዩቱብ 5 วันที่ผ่านมา +4

    ታይ ገብረትኩም ኣተደግፀ ዋ❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @ZafuGery-rr3md
    @ZafuGery-rr3md 4 วันที่ผ่านมา

    ብሓቂ ክብርቲ ወላዲተይ መስተዋዓሊ ልቦና ይዓድለና እግዚአብሄር አምላክ 🤲 እና ምስጋናኩም ብዝሕሕ ትርፍ ይበል ጥዑማት ስድራ🙏 ❤❤❤🙏💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐

  • @ሂዋንጋልትግራይ
    @ሂዋንጋልትግራይ 5 วันที่ผ่านมา +8

    ውይዊ ውቃጦ ርአ ዝደንገፅክዎ ውቃጦ ዘለዎ ወዲ ብማዓዶ እዩ ዘፅለአንን ዘፍረሐንን 😢 ብዝኮነ ቅዱስ ገብርኤል ካብ ኩፈእ ነገር ይሓልካ

  • @AlemHadush-e4x
    @AlemHadush-e4x 5 วันที่ผ่านมา

    ዕድመን ጥዒናን ይሃብኩም ሙቁራተይ ከም ሎሚ ስሒቅ ኣይፈልጥን ማኣዛዋይ

  • @ኣስካልሃወት-የ9ቨ
    @ኣስካልሃወት-የ9ቨ 5 วันที่ผ่านมา +3

    ኣደዋይ በርሃን ገዛ ኣሜን ኣደዋይ ፅሪት ፍጣሪት ኣደዋይ ትናፍቅት ❤❤❤❤

  • @HkhhhjugGkhggmhg
    @HkhhhjugGkhggmhg 4 วันที่ผ่านมา

    በኡነት ደስ ኢኹም ትብሉ ግን ዛንቅሳት ሐዚ እውን ናይ ሓቂ ኣየድልን እና ብጣዕሚ ደስ ትብሉ

  • @NshsKd
    @NshsKd 5 วันที่ผ่านมา +4

    ጸላኢኺ ኡይይ ይበል ማኣዛዋይ❤️💘ክፈትወኩም ማዓት ❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @HiwotBashay
    @HiwotBashay 5 วันที่ผ่านมา +1

    አሜን አሜን 🥰🙏🙏🙏

  • @ሄሩየማራናታቻናል
    @ሄሩየማራናታቻናል 5 วันที่ผ่านมา +3

    ብሓቂ ማዓዛዋይ መዓረይ እግዚአብሔር ዘስትዋዓል ልቢ ይሃበና❤🎉

  • @drtt2855
    @drtt2855 4 วันที่ผ่านมา

    ማኣዛዋይ ፅሪቲ ፍጥረት ካብ ስደት ተመሊሰ ብአካል ንዓክን ንማማ ለምለም ክርአክን ተስፋ ይገብር ዝፈትወኩም ስድራ🥺🙏♥️🥰

  • @ልዩነሽኪዳነምህረትእናቴሂ
    @ልዩነሽኪዳነምህረትእናቴሂ 5 วันที่ผ่านมา +4

    መአዛዋኒ ፅሪተይ አደዋኒ መዓሪተይ ነዞም ትችት ኮሜንት ዝፅሕፉ ልቢ አይትበልሎም ሰባት ክንበሀል ብዙሕ እዩ ፀባይና በተለይ ብሚድያ ሐሲቡ ዘይኮነስ ከም ዝደለዮ እዩ ዝፅሕፍ ዝዛረብ ሰብ ሎሚ

  • @KhanKhan-xw1hn
    @KhanKhan-xw1hn 4 วันที่ผ่านมา +1

    ደስ ክብልኻባ❤❤❤

  • @RgatGebrekurstes
    @RgatGebrekurstes 5 วันที่ผ่านมา +8

    ታይ ያ ገይራትኩ ኣይተጨንቅዋባ ክተሕዝነካ አኔኩም ጨካናት❤❤❤❤❤

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 5 วันที่ผ่านมา

      ደምረን መዓረይ🎉❤

  • @titimila6283
    @titimila6283 5 วันที่ผ่านมา

    ማኣዛዋይ ፅሪት ንበዝሕ ብቱ ስእነት ስለ ዝሓለፍና ኣይትሓዝለን ሳኣን ልበን

  • @AbigalAstbi
    @AbigalAstbi 5 วันที่ผ่านมา +9

    ንማኣዛዋይ ፖራንክ ኣይትግበርዋ የኔ ጨረቃውች❤🥺

  • @Aኣስኳል
    @Aኣስኳል 5 วันที่ผ่านมา +1

    ንቅሳት ሓጥያት ምኻኑ ዳርጋ ኹሉ ሰብ ይፈልጦ እዩ
    ግን በቃ ከም ልምዲ ተወሲዱ የሕዝን😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @ሰላምምስኩሉ-ዸ9ጀ
    @ሰላምምስኩሉ-ዸ9ጀ 5 วันที่ผ่านมา +3

    ያሩዋይ ንቅሳት ሓጥያት እዩ በተለይ ናይ ቅዱሳን ቆልዓ ኮይንካ ኣይትነብርን ሓዳር ትገብር ኢካ ምሳካ ዱዩ ክማራሳሕ እና ቅዱሳን ኣሳእል ካብ መደቀሲ ክእለ እዩ ዘለዎ ክከብር እዩ ዘለዎ እና ካብ ገበርካዮ ስናይ ግበር

  • @gfjh8228
    @gfjh8228 5 วันที่ผ่านมา

    ማዓዛዋይ ለባም ብዘለዋ ተመስግን

  • @ababatesfay9540
    @ababatesfay9540 5 วันที่ผ่านมา +4

    መንፈስ ይኣትወካ እዩ ብኡ ኣቢሉ ኣይትወቀጡ ኣሕዋተይ ተጠንቀቁ❤❤😊

  • @gbximucht2376
    @gbximucht2376 5 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤ 🎉🎉🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ምቁራትተይ

  • @AberashiMisitafa-zt2eh
    @AberashiMisitafa-zt2eh 5 วันที่ผ่านมา +4

    ኢቲ ዛዓበይ ኒቂሳት ሓጢያት ኡዩ 😢😢😢😢 አይፊቀዲ❤❤❤❤

  • @Tdfdemey-w6x
    @Tdfdemey-w6x 5 วันที่ผ่านมา +1

    ንቅሳት ብመፅሓፍ ቁዱስ ኣይፍቀድይ ሓጥያት እዩ ይብል ም/ቱ ነብስና ናይ ፈጣሪ እያ ኣብ ነብስና ብዝተፈላለዩ ንቅሳት ክንቀስ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ደማ ስልጣን የብልናይ ካብኡ ከኣ ናይ ገብሪኤል ምኻኑ ካልኣይ ሓጥያት ከመይሲ ፅባሕ ንጉሆ ሙዚቃ ወሊዕኻ ምጭፋርካ ስለ ለይቃሪ😒😒ኣፎም ግን ኣቅኒእኻኒ ንመዓዛ ናሰዓምካ መን ከም ኣዶዋኻ መዓዛይ ፅርይቲ ሓላል ለባም ፈቃር ኣዶ ኩሉ ግዜ ምፅና ይመቺኹም❤🙏🙏

  • @selamburuk
    @selamburuk 5 วันที่ผ่านมา +6

    አረ ኣሕዋተይ ንጽሕፎ ንፍለጥ ገይርና ስድታት ኮይንና ዘለና🤣ሕልፍ ሓሊፉኩን ከኣ አብ ፍርናሽ ደቂሱ ከኣ ኢለክን ብስሩ ሓደ ሓደ ዘለና ሰባት ሲ ኣይሓልፈልናን ምክንያቱ መእበይና ስለ ንርስኦ ዘለና🙏

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 5 วันที่ผ่านมา

      ደምረን መዓረይ😊

  • @ማራናታ-ሐ5የ
    @ማራናታ-ሐ5የ 4 วันที่ผ่านมา

    አሜን፫ ማዓዛ ዋ እናታችን እወ ልባመይ ኣይኾነይ ፍራሽ ካርቶን ዝስኣንላ ዕለት እንሆ😢😢😢