MaEzer Semay TV and Radio Network፡ ቃለ መጠይቕ ምስ ኣገልጋሊ ሕነሽም ኢትዮጵያ “ሓሰውቲ ነብያት” Part 3 & 4

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 27 ส.ค. 2024
  • MSECBN - is a television broadcasting network in spreading biblical messages and Christian values to Eritrean people and its surrounding nations.​

ความคิดเห็น • 52

  • @aziebhagos2635
    @aziebhagos2635 3 ปีที่แล้ว +1

    እግዚአብሔር ናይ ቃል ምግላጽ ዘብዝሐልካ እግዚአብሔር ሽሙ ይባረክ ብሩክ በረከትና ኢካ

  • @alivealive9253
    @alivealive9253 4 ปีที่แล้ว +4

    Praise to God. Thanks apostle hineshim.

  • @ttek9180
    @ttek9180 4 ปีที่แล้ว +3

    So Amazing Analysis!! ሃዋርያ ሕነሽም አምላኽ ብኹሉ ይባርኽካ!! ብሐቂ ተማሂርናሉ ሂወትካ ይብራህ!!

  • @mistirsmistir9898
    @mistirsmistir9898 4 ปีที่แล้ว +2

    He is right 100% blessing

  • @asterwoldetnsay4811
    @asterwoldetnsay4811 4 ปีที่แล้ว +5

    God bless you my dear brother, sorry I don't know your name but I know you in Christ Jesus. Therefore, thank you for being a witness for Christ Jesus, no matter what people they might think. However, like you said not only in Erithrans born again Christan follow ship, even in other followers of Jesus Christ, "Pride" is holding back from God's divine purpose. Thank you for been honest.

  • @samijosi9958
    @samijosi9958 4 ปีที่แล้ว +3

    What a grace!!!! You are a blessing apostle. You are blessed.

    • @coreycurtis290
      @coreycurtis290 3 ปีที่แล้ว

      Sorry to be off topic but does someone know a tool to get back into an Instagram account?
      I was dumb forgot the account password. I would love any help you can offer me!

  • @kefabairu8809
    @kefabairu8809 4 ปีที่แล้ว +2

    God bless you apostle

  • @tsegeredamsgna2147
    @tsegeredamsgna2147 4 ปีที่แล้ว +2

    Amen amen 🙏

  • @SH-vf5uq
    @SH-vf5uq 4 ปีที่แล้ว +2

    Amlak ybarka

  • @luwamwelday7425
    @luwamwelday7425 4 ปีที่แล้ว +2

    ዋውውውውውውውው ጎይታ ይባርካ ሒንሽም ቡሩክ

  • @Blessed534
    @Blessed534 4 ปีที่แล้ว +1

    I love it ! Well done Selam . እግዚኣብሄር ይባርኽኪ። (እዚ shadows / ጽላሎት ሰብ camera ግና ኣስተውዑሉላ)። ብዝተረፈ ብጣዕሚ ጽቡቕ ፡ የብዝሓልኪ ፡ ሰላም ሓፍተይ።

  • @reconcilewithGod7159
    @reconcilewithGod7159 4 ปีที่แล้ว +8

    ከምዚ ዓይነት ሃዋርያት ቃል ምልኣት ዘለዎም እዮም ነዚ ዘመን እዚ ዘድልይዎ ዘለዉ።

  • @JesusisLord4ever.
    @JesusisLord4ever. 4 ปีที่แล้ว +5

    1ይ ቆሮንቶስ 9:27 ንኻልኦት እናሰበኽኩ፡ ንርእሰይ ድርቡይ ምእንቲ ኸይከውን፡ ንስጋይ ኤሰቅዮን ኤግዝኦን ኣሎኹ።

  • @nebiatandemicael1210
    @nebiatandemicael1210 3 ปีที่แล้ว

    🙌🙌🙌❤️❤️❤️👑🐑

  • @eyoabasmelash8661
    @eyoabasmelash8661 4 ปีที่แล้ว +7

    Apostil girum zikone miglax memelska tegelex nay amlak seb kab kulu bi kal milue mikanka des eluni blux abo bizuhat yigberka goyta nay amlak seb

  • @zemenubruk7981
    @zemenubruk7981 4 ปีที่แล้ว +1

    Wowwww ata nska bruk eka

  • @JesusisLord4ever.
    @JesusisLord4ever. 4 ปีที่แล้ว +4

    ሮሜ 6:19
    ስለ ድኻም ስጋኹም በዛራርባ ሰብ እዛረብ ኣሎኹ፡ ከምቲ ንርኽሰትን ግፍዕን ናብ ምፍራስ ሕጊ ኣካላትኩም ንባርነት ዝወፌኹም፡ ከምኡ ድማ ሕጂ ንጽድቂ ናብ ቅድስና ኺግዛእ፡ ኣካላትኩም ወፍዩ

  • @user-uh4cr5sb8d
    @user-uh4cr5sb8d ปีที่แล้ว

    ሰላም ሕነሽም ሓውና ክሳብ መወዳእታ ብዓቅሊ ክሰምዓካ ፈቲነ ሰብ መንፈስ እዩ ዝብሉ ኣለው ሰብ ስጋ እዩ ዝብሉ ኣለዉ ብምባል ከይወገንካ ንኩሎም ነናቶም ጥቅሲ ኣምጺእካ ካብ ኩሎም ተቀባልነት ንምሓዝ ኢካ ጻዕሪ ክትገብር ርእየካ
    ክቡር ሓው ሕነሽም ብመጀመርታ ነቲ ብኣዳም ዝመጸ ሓጥያት ምዉት መንፈስ እምበር ምዉት ስጋ ኣይኮነን ኢልካ ቅድሚ ውድቀት ከ ኣዳም መንፈስ ድዩ ነይሩ ሰብ መንፈስ ነይሩ ዝብል ኣነ ብወገነይ ክሳብ ሕጂ ኣየንበብኩን ብስጋ ብመንፈስ ብነፍሲ ምቋሙ ግን ንጹር እዩ ከምኡ ድማ የሱስ ክርስቶስ ነቲ ዝሞተ መንፈስና ከተንስእ ምምጽኡ ገሊጽካ ኣብኡ ዝሓወስካዮ ካብ ትዕዝብተይ የሱስ ክርስቶስ ነቶም ምዉታን ምዉታን ይቅበርዎም ኢሉ ድማ ኢልካ እሞ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ኣብ ዓለም መንፈስን ሰብን ኢሉ ንሰባት ይፈላልዮም ድዩ ?
    ኣነ ብወገነይ መጽሓፍ ቅዱስ ብዝመሃረኒ እቲ ዳግም ዘይተወልደን ሰእቲ ዳግም ዝተወልደ ኩሎም ሰባት ምኳኖም እዩ ምሂርኒ
    ዳግም ዝተወልደ ክሳብ መወዳእታ ዝዕገስ እንተ ኮይኑ ጥራይ እዩ ናብቲ ዘልኣለማዊ ብዘይሓልፍ ስጋ ተላቢሱ መንፈስ ዝከውን ኣስተውዕል ክሳብ መወዳእታ ማለት ክሳብ ምፍናው ካብዛ ዓለም ሰብ እዩ ንሱ መንግስቲ ኣምላክ ዝወርስ ድማ እቲ ጀማሪ ዘይኮነ እቲ ዛዛሚ ጉዕዞና እዩ ።
    ይሁዳ ኣስቆርታዊ እውን ካብቶም ኣብ ፈለማ 12 ሕሩያት እዩ ነይሩ።
    ዳግም ተወሊድካ ምዳቅ እውን ኣሎ ክሳብ መወዳእታ ክዕገሱ ዘይክኣሉ ክውለዱ መንፈስ ክወድቁ ሰባት ክኾኑ ኣይክእሉን እዮም ዳግም ተወለድ ኣይትወለድ ሰብ ኢካ ምዳቅን ምትንሳእን ድማ ኣሎ ኣብ ክልቲኦም ስለዚ ዳግም ዘይተወልደ ክውለድ እቲ ዳግም ዝተወልደ ደጊሙ ክወድቅ ምስ ሓጥያት ክሓብር ዝገብሮ ኣብ ስጋኡ ዘሎ ድካም እዩ ክልቲኦም ሰባት እዮም

  • @mikekidane2907
    @mikekidane2907 4 ปีที่แล้ว +4

    ሰብ መንፈስ ኮይኑ ኣይፈልጥን ኢዩ ። ሰብ መንፈስ ኣለዎ እንተኢልና ምስ ቃል ኣምላኽ ንሳማማዕ ኣለና።

    • @Eri-9n6
      @Eri-9n6 4 ปีที่แล้ว

      ንሱስ ሰብ መንፈስ እዩ ኢሉ ንስኻኸ?

    • @mikekidane2907
      @mikekidane2907 4 ปีที่แล้ว +1

      ኣምላኽ ሰብ ንግበር ከም ዝበለ ሰብ ሰብ ኢዩ ። ኣብ ዝርዝራተቱ ተመጺና መንፈስ ነፍሲ ስጋ መላእክቲ መንፈስ ኢዮም እንተደኣ ኢልና ኣይተጋገናን።

  • @wegenhakimukan6730
    @wegenhakimukan6730 4 ปีที่แล้ว +7

    ሰላም ኣምላኽ ንዓኹም ይኹን፡ መጀምሪያ እዛ ቃለ መጠይቕ ትገብረሉ ዘላ ሓፍቲ ቅድሚ ዝኾነ፡ ናይ ጋዜጠዥነትን ስነ መልኮት ትምህርቲ ክትመሃር ይግብኣ፡ እዚ መላሳይ ሓውና ዝዛረቦ ዘሎ ክብዳህ ዘለዎ ነጥብታት ማእለያ የብሉን፡ ማዕዳይ ነዛ ሓፍቲ ኣብ ከምዚ ዝኣመሰለ እሞ ድማ ክትብድህዮ ዘይትኽእሊ፡ መጽናዕቲ ዘይገብረኩሉ ጉዳይ ዘይምታው፡ ነቲ ድሕሪ ሕጂ ተቕርብዮ መደባት ተኣማንነትን ርዝነትን ክጎድሎ እዩ። ሓውና ንባዕሉ ምስ ብዓል እስራእኤል ዳንሳን፡ ቡሽሩን ከይዱ እንተ ኣገልጊሉ፡ ብዛዕባ ሓሰውቲ ነብያት ክዛረብ ኣይመሕረሉን እዩ፡ መጅመፘ ኣብኣኦም ከይዱ ምግልጋሉ ጌጋ ሙኻኑ፡ ንሳቶም ካብ ቀደሙ ድማ ሓቀኛታት ኣገልገልቲ ከም ዘይኮኑ ዓለም ብዓለሙ እዩ ዝፈልጥ ስለዚ መጀመፘ ነዚ ከስተኻክል ኣለዎ፡ ነቲ ሰብ መንፈስ ዝብል ስነ ሞቦቱ ክካታዕ ኣብ ዘይድልዮ ሀተውተው ኣትዩ፡። ሓወይ መን ምሃበ ነቲ ትኹል ቃል ኣዚኻ መቒልካ እንተ ትኽእሎ፡ ኣምላኽ ምስትውዓልካ ይኽፈት።

    • @Eri-9n6
      @Eri-9n6 4 ปีที่แล้ว

      ካብ ናይ እስራኤል ዳንሳን ቡሺሪን ዝሓሸ ሂወት እንተሎካ ርእይቶኻ ቁቡል እዩ። እንተዘይኮነ ግን ?

    • @wegenhakimukan6730
      @wegenhakimukan6730 4 ปีที่แล้ว +1

      @@Eri-9n6 ዮናስ ሓወይ ካብኦም ዝሓሸ ህይወት ደኣ ነቲ ቡሩኽ ኣቦይ ጎይታና የሱስ ምፍላጠይ እዩ። እዞም ሰባት እኮ ህይወቶም ብምትላል፡ ብስርቂ፡ ብሓሶት፡ ብግፍዒ ዝተመልኣ እዩ። ብሰንኪ እዞም ሰባት ንብዓት ብዙሓት ኣሕዋት ከም ደም ኣቤል ናብ ሰማይ ይጠርዕ ኣሎ። ዝኾነ ሰብ ምስኦም ርክብ ዘለዎን ዝነበሮን ክሳብ ዘይተነሰሐ እዋን፡ ካብ ፍርዲ ኣምላኽ ከም ዘይሞልቕ ኣርጊጸ ይነግረካ ኣለኹ። ኣምላኽ ንህዝቡ ዘታልል፡ ብስምኡ ንህዝቢ ኣምላኽ ዝዕምጽ ኣይፈቱን እዩ። ኣሕነሽም ሓውና ድማ ብግልጺ እስራኤል ዳንሳ ናይ ኣምላኽ ሰብ ሙኻኑ፡ ከምኡ ምባል ጥራይ ክንደይ ገርህታት ተተሊሎም፡ ካብ ቡሽሪ ጸጋ ተኻፊለ ምባሉ፡ ክንደይ ኣብ መርገም ጥሒሎም፡ እዞም ሰባት ዝገብርዎ ኩሉ ብጭብጢ ተሰኒዱ ኣሎ። ኣምላኽ ናሕነሽም ሓውና ምስ እዞም ሰባት ምሕባሩ ጌጋ ሙኻኑ ኣሚኑ ንስሓ ክኣቱ ተስፋ ይገብር እምበር ሕጂ ምስኦም ርክብ የብለይን ኢልካ ምዕጻው ግብዝነት፡ ሕማቕ ምኽንይት ንገዛእ ርስኻ ምጥባር እዩ!! ተባረኽ

    • @Eri-9n6
      @Eri-9n6 4 ปีที่แล้ว

      @@wegenhakimukan6730 ስለ መልስኻ የመስግነካ። 1ይ ዮሃንስ 1 (1 John)
      8፤ ሓጢኣት የብልናን፡ እንተ በልና፡ ነዛ ጥቕሲ እንተ ሓለፍካያ ጥራይ ኢኻ ሕጋዊ ትኸውን ንኻልኦት ክትኩንን።

    • @wegenhakimukan6730
      @wegenhakimukan6730 4 ปีที่แล้ว +1

      @@Eri-9n6 ዮናስ ሓወይ እታ ዘምጻኻያ ጽብቕቲ ጥቕሲ፡ ነፍሲ ወከፍ ሓጥያት ዝገብር ይንሳሕ ናብ ኣምላኽ ድማ ይምለስ፡ እዛ ጥቕሲ ድማ ንኹሉ ዝምለስ እያ ትምልከት፡ ክሳብ እዛ እዋን እዚኣ ግና ብሽሪ ኮነ ዳንሳ እንትርፎ መዓልታዊ ምትላልል ምጥፍፋእ ምስራቕን ተመሊስና ንኣምላኽ በዲልና ሕጂ ግና ዝዓመጽናዮን ዝሰረቕናዮን፡ ብስም ኣምላኽ ኢልና ዝተነበናዮ ሓሶት ኩሉ ንንስሓሉ ኣሎና እንተ ኢሎም ጥራይ እዩ፡ እዚ ጥቕሲ ዝዓዪ።

  • @hannamerach3351
    @hannamerach3351 4 ปีที่แล้ว +3

    GOD for give you, I think you forgotten GOD is holy, you mixes it with the word, way gud selam show,

  • @user-re1de8pu4t
    @user-re1de8pu4t 4 ปีที่แล้ว +1

    Wey Apostolat baleka shemet.

  • @salamahmm9007
    @salamahmm9007 3 ปีที่แล้ว

    ታይማ ክዳን ዘይትገብር መንፈሳዉያን ዲዮም ወይስ ፖለትክኛ????😢

  • @senaitgebremariam2257
    @senaitgebremariam2257 4 ปีที่แล้ว

    Kab qellbaeqelbae si segab zemexeana si sesayne zeynbel wa

  • @noone3296
    @noone3296 4 ปีที่แล้ว +1

    hasawi hada nisika eka

  • @johng7179
    @johng7179 4 ปีที่แล้ว

    እውወውው ገይጋ ትምህርቲ። እዚ ቓል ቑሩብ ህሰስ በሎ።
    1ይ ቆረንቶስ 15 (1 Corinthians)
    52፤ ብሓንሳእ፡ ብቕጽበት ዓይኒ፡ በቲ ናይ ድሕሪ ዂሉ መለኸት፡ እቲ መለኸት ኪንፋሕ እዩ እሞ፡ እቶም ምዉታት ድማ ብዘይሐልፍ ኪትንስኡ እዮም፡ ንሕናውን ክንልወጥ ኢና።
    53፤ ማለት፡ እዚ ሓላፊ ዘይሐልፍ ኪለብስ ይግብኦ እዩ እሞ፡ እዚ መዋቲ ኸኣ ዘይመውት ኪለብስ እዩ።
    54፤ እዚ ሓላፊ ዘይሐልፍ ምስ ለበሰ፡ እዚ መዋቲውን ዘይመውት ምስ ለበሰ፡ ሽዑ እቲ ጽሑፍ፡ ሞት ብዓወት ተዋሕጠ፡ ዝበሎ ቓል ኪፍጸም እዩ።
    ከመይ ገርካ ንሰብ መንፈስ ዩ ትብል ?
    ባዕልካ ሰብ ብስጋ ፡ ነብሲ፡ መንፈስ ዝቆመ እዩ እልካስ መሊስካ ሰብ መንፈስ ኡዩ ትብል ።
    ዳሕራይ ከኣ መሊስካ ኣምላክ መንፈስ ዩ ኢልካ፡
    እሞ ሰብ ውን መንፈስ ዪ እንተ ኢልካስ ኣንታይ ከምትብል ዘለካ ትርዱኦ ኣለካ ዶ።
    ጽንሕ እልካ ውን ሰብ ኣምላክ ዩ ክትብል እካ ፨
    ካብ ዘፍቅረካ ብጎይታ ሓውካ። ተባረክ

  • @geretewelde4531
    @geretewelde4531 4 ปีที่แล้ว

    ብዛባ እዛ ሰብ መንፈስ አዩ ዝብል ሐተቲይ አተደልን አያ

  • @beyob199
    @beyob199 4 ปีที่แล้ว +1

    bzuh aflto silezeybla sik ila iya tsemaka ---- without knowledge she couldnt challenge you

  • @godlovesme9095
    @godlovesme9095 4 ปีที่แล้ว

    How can we meet in heaven, if we have wrong understanding about.

  • @asterdaniel882
    @asterdaniel882 4 ปีที่แล้ว +3

    I was ok until the question she asked at 57:42 and his Response. Irresponsible. He doesn't want to speak about it,,and she didn't even ask what changed his mind now.

  • @adore1981
    @adore1981 4 ปีที่แล้ว +2

    Brother good to hear you but don't you think you need to direct people to the right source so that they get the right truth... or reality of the Word of God? The book by Wathcman Nee? These things matter.... አብ ሰማይ ክንራከብ... a born again ofcourse would not perish and would not suffer eternal perdition but what about a thousand years of Kingdom? Why is it that you don't mention this to the people of God? Why do we cover up and let the people of God go wild...better present the whole truth!!!! The second thing is scripture is Scripture... Hineshim is not the church he is a member! How can you say ane kihabir yideli eye? What kind of a talk is this.... it is not about you? It is about the church of Christ!!!!! Is it hard to be a "simple brother". Third please pray and ask God to give you the revelation of the dispensations of the ages in the Scriptures... መርገም አንታይ ማለት እዩ? በዘይ ጎይታ ምንባር ማለት እዩ!!! It is not the living condition of humanity... at this time!!!!! Another issue is a total disguised definition of prophecy....... Prophecy is to " Speak Christ into the people of God " not foretelling who will be rich and who will be disenchanted... What we are short of is Christ! Prophecy is not for personal gain.... it is to build THE BODY OF CHRIST... what is happening now...... please be watchful....... for more fellowship please visit living stream ministry website...

  • @ashliliashlili9821
    @ashliliashlili9821 4 ปีที่แล้ว +1

    ወይ ጉድ እንታይ ጥውይ ጥዉይ እዩዚ

  • @Peace-zv4ej
    @Peace-zv4ej 4 ปีที่แล้ว

    Etom abotatna ab bereka bi xom bi segdet zinebru orthodox ya emnetey temesgen

  • @bisratkesete8221
    @bisratkesete8221 4 ปีที่แล้ว +1

    Aye pente...amlak ahlifu hibukum nebzom metalelti...kal amlak dey tigebru..kab guest house genzebkum tiwidue...wey bi netsa ab orthodox kedkum deytufuwrsu..kitfiwesu tedelikum himet, tinkola, hadot , tenkol..kemakum eka hasawi yelen....u dont need timbit to get healed, hadish seb malet eka ezi eyu

  • @sofoniascompany6440
    @sofoniascompany6440 4 ปีที่แล้ว +3

    ዘሕዝን ኢዩ: ማእዘር ሰማይ ትርጉም ዘይብላ ብላሽ መአከቢ ኩሉ ምኻና ትገንዚብና:: ኣኺሉዋ ናይ ሓሰውቲ ሃዋርያ ሾው ኮይና ተሪፋ::

    • @markberhane8373
      @markberhane8373 4 ปีที่แล้ว +2

      ስራሕ ክትዛረብ ሰፎንያስ

    • @sofoniascompany6440
      @sofoniascompany6440 4 ปีที่แล้ว +3

      Mark Berhane ካብቲ ንስኻ ስራሕ ትብሎ ዘለኻ ምስራሕ: ኢድካን እግርኻን ብፍርሃት ኣምላኽ ምእካብ ይበልጽ: ሃዋርይ ኢና በሃልቲ ዘበላሽዉ ድኣምበር ዝሰርሑ ኣይርአናን:: please open your eyes.

    • @Eri-9n6
      @Eri-9n6 4 ปีที่แล้ว +2

      @@sofoniascompany6440 ምስ መድዩ ኣሽግርካ ብማእዛር ሰማይ ጀሚርካስ ብሃርያ ትውድእ ። ንማእዘር ሰማይ ይቕሬታ ሕተት።

    • @sofoniascompany6440
      @sofoniascompany6440 4 ปีที่แล้ว +2

      Yonas Amine ሽግር የብለይን ብሩኽ: ሽግረይ ምስ ሓሰውቲ ሃዋርያትን ከም በዓል ሕነሽም:: ማእዘር ሰማይ ድማ: መአከቢ ሓሰውቲ ኣገልገልቲ ምኻናን ኢዪ::

  • @selamfessahaie3454
    @selamfessahaie3454 4 ปีที่แล้ว

    What do you mean ab semay kinirakeb ina. Kulu teteranifu ab semay kirakeb. Ata eta tihato ke suk ila dya hhhh tibil. Ane ezi seb ezi entay ina kiniblo

  • @selamfessahaie3454
    @selamfessahaie3454 4 ปีที่แล้ว

    Ati Selam show please if you can't challenge him , don't ask him in the first place. You just say 'ok' for everything. You're misleading your audience, generation in general.

    • @selamfessahaie3454
      @selamfessahaie3454 4 ปีที่แล้ว

      I don't think you know all his teachings are based on a false doctrine.

  • @elsasolomon1782
    @elsasolomon1782 4 ปีที่แล้ว

    Miskinay hasawi nbalka ganin

    • @Eri-9n6
      @Eri-9n6 4 ปีที่แล้ว

      ኤልሳ ፡ ከምኡ ኢልካ ኣይጽረፍን እዩ። እዛ ኮመንትኺ ሕሰብላ።