ስርሒት ባረንቱ 1985 - 9ይ ክፋል | sirihit Barentu 1985 (Part 9) - ERi-TV Documentary

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 16 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 64

  • @aruaki4454
    @aruaki4454 ปีที่แล้ว +15

    ብሃንቀውታ ነዛ መደብ ትጽበይዋ እስከ ላይክ ርገጹለይ
    መስተንክራዊ ታሪክ ኣቦታትና ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም ጀጋኑ ጹኑዓት ከም እሚ ዓረ

  • @Shabay_mender
    @Shabay_mender ปีที่แล้ว +7

    ኣዝዩ መሳጢ ታሪኽ & መሳጢ ኣቀራርባ ! ክብሪ ንኹሎም ኣብ ምሕራር ባረንቱ ዝወደቑ ስማእታት ኤርትራ ! 🇪🇷

  • @ErdiYosief
    @ErdiYosief ปีที่แล้ว +1

    መጀመርያ ርሑስ ኣውድኣመት ንኹሉ ኣማኒ ክርስቲያን ቀጺለ ብጣዕሚ ጽቡቕ መደብ ጀጋኑና ታሪኽ ፈጸምቱ ብሂወት ከለዉ ከምዚ ከዘንትውሉ ዝገበርኩም ኣደለውቲ እዚ መደብ ዓቢ ክብርን ምስጋን ይግብኣኩም ዓለም ታሪኽ ዘይሰርሓቶ ሰሪሐ ኢሎም ከዘንትው ህዝባዊ ግንባር ግና ነቲ ባዕሉ ዝሰርሖ ታሪኽ ኣብ ዓለም መዳርግቲ ዘይብሉ ጅግንነት ዝፈጸመ እንክነሱ ኣብ ታሪኽ ምዝንታው ምትሕልላፍ ዓቢ ድኽመት ኣለዎ ብሂወት ከለዉ ኩሉ ከም ዝዝንቶ ዝጽሓፍን ክትገብሩ ይምሕጸነኩም ኣዳለውቲ እዚ መደብን ዝምልከተኩም ኣብቲ ሞያ ዘለኹምን ክቡራት ደቂ ኤረይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️♥️💪💪💪👑👑👑👑👑 ህግደፍ king of Africa 🇪🇷🇪🇷♥️♥️💪💪👑👑👑

  • @elsaresom5632
    @elsaresom5632 ปีที่แล้ว

    Eritreana hagerna tebareki 🇪🇷🙏🌿🌿🇪🇷🌿🇪🇷🙏❤️🙏❤️🇪🇷❤️🌿🌿🌿🌿🌿🌿🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌿🌿🌿

  • @russomgebretsadik
    @russomgebretsadik ปีที่แล้ว +2

    Keep going,
    God bless Eritrean government and Eritrean people,

  • @azmerateweldebrhan1091
    @azmerateweldebrhan1091 ปีที่แล้ว +1

    ዋው። ይገርም። አዩ። አዚ። ታሪክ። ንዐና። ን። ኣኤሪትራዊይን። ኣገዳሲ። አዩ

  • @lulakiflemariam4258
    @lulakiflemariam4258 ปีที่แล้ว +1

    I'm so proud to be Eritrean because we have the greatest history in the world 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @ukbamichaelmengstiab4479
    @ukbamichaelmengstiab4479 5 หลายเดือนก่อน

    Ay jgninet zey dgem hzbaw gnbar Hawary fetert hager Ksenu jeganun❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @esayastesfamariam6931
    @esayastesfamariam6931 ปีที่แล้ว +2

    Proud to be Eritrean ❤🎉

  • @peteronlyeritreaforever6078
    @peteronlyeritreaforever6078 ปีที่แล้ว +4

    Proud to be Eritrea forever 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @asmerashikor6640
    @asmerashikor6640 ปีที่แล้ว +1

    Eritreas the best Patriot generation ever 💐💐💐💐💐💐💐🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @kebekebarino6103
    @kebekebarino6103 ปีที่แล้ว

    Wetru awet nhafash 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪

  • @gerrywelderufael2481
    @gerrywelderufael2481 ปีที่แล้ว +2

    Thank your safety ❣️🇪🇷👈✨💪HGHE victory eritrean people

  • @wedigermen2776
    @wedigermen2776 ปีที่แล้ว +3

    ንመደብኩም አዝየ ዝፍትወ ቀጽሉወ ካብ ምስምዓ ከአ ዲሕር የለን 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🙏

  • @musazghiasfha8361
    @musazghiasfha8361 ปีที่แล้ว +2

    Welcome deqi Eri 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🌸🇪🇷

  • @lulakiflemariam4258
    @lulakiflemariam4258 ปีที่แล้ว +1

    Happy holiday all my dear Eritrean people 🌹🇪🇷🇪🇷🌹🌹🇪🇷🇪🇷🌹🌹🇪🇷🇪🇷🌹🌹

  • @girmayhishaltirhas9648
    @girmayhishaltirhas9648 ปีที่แล้ว

    ኣየ ወ ህዝባዊ ግንባር ማዓንጣ ትበትክ ሳላ ጽንዓትን ቆራጽነትን
    ናጽነትን ሓሪነትን ተጋናጽፋ
    ቅሰኑ ሰማእታትና ወትሩ ኣብ ልብና ኣለው

  • @yasinmohamedzain1808
    @yasinmohamedzain1808 ปีที่แล้ว +1

    Hagery Eritrea wow important story thank you so much ♥️♥️♥️💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯🇪🇷🇪🇷👍👌💪

  • @edenhabteslassie4854
    @edenhabteslassie4854 ปีที่แล้ว +1

    Semaetatna hawelti l❤yuom yosef semere habteselassie Kea Aynigezanayu kulugze Ablbna yu meqabru😢😢😢😢😢😢😢.

  • @yihdegatadele5026
    @yihdegatadele5026 ปีที่แล้ว +1

    Tariki,jeganu,thimuno,awet,nehafash🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @seareasgodom7010
    @seareasgodom7010 ปีที่แล้ว +2

    ርሑስ ቅዱስ ዮውሃንስ መስቀልን ይግበረልና ደቂ ኤረይ❤❤❤❤

  • @andityemnab9548
    @andityemnab9548 ปีที่แล้ว +1

    Keburi ne jeganno neswatna ❤🇪🇷🙏

  • @rezeneasfaha2612
    @rezeneasfaha2612 ปีที่แล้ว +2

    እዚ ትንግርቲ ንብዓት ጅግንነት መጥቃዕቲ ባረንቱ ናይ 1985 ብዋናታቱ ሰብ ውዕሎ ብኣካል ክገልጽዎ ከሎዉ, መጀመርያ ሓለፍቶም ተራተጋደልቶም ነንዝነበርዎ ክገልጽዎ ከሎዉ, ነወፍሲ ወከፍ ተጋዳላይ ነቲ ዕለታት, ነቲ ቦታታት ልክዕ ባህላዊ ኣስማቱ ክጠቅስዎ ከሎዉ , ከምዚ ኣብኡ ተወሊዶም ዝዓበዩ ሞ መሬት ናይታ ዝተወለድካላ ዓዲ ኣስማት ኩጀታት ሩባታት ጎላጉል ነናቱ ኣስማት ስለዘሎዎ ዝዓበየሉ ወዲ ዓዲ ጥራይ ዝፈልጦ, ልክዕ ከምኡ ገይሮም ምጥቃሶም ውን, ክሳብ ክንደይ ብልሒ ናይ ተጋዳላይ በቲ ሓደ ኣኣብ ዝኸድዎ ከኣ ቅልጡፍ ፍልጠት ናይ ከባብን ቅርጺ መሬትን መኣዝኑን ወዘተ እዚ ንበይኑ ከመይ ገርካ ከምዚ ዓይነት ብቅዓት ይጥረ? ንባዕሉ ርእሱ ዝኸኣለ ተጋዳላይ እንታይ ዓይነት ፍጡር ምንባሩ ዩ ዝገርም። ሞ ከኣ ካብ ርሑቅ ቦታታት ( ግንባራት ሳሕል) መጺእካ ሽዑ ከኣ!!። ሕጂ ዕድለኛታት ኢና ህዝቢ ኤሪትራ, እዚኦም ውን ኣብዚ ዘሎናዮ መዋእል ብኣካል ሃልዮም ውዕልኦም ክትርኹልና ምብቅዖም። ካልእ ዝገርም ነገር ውን ኣሎ። እዚ ሎሚ ዝትረኽ ዘሎ መጥቃዕቲ ባረንቱ ቅድሚ ኣስታት 38 ዓመት ዩ። ገና እቲ ህያው ምስሉ ምስኦም ምህላዉ, ካልእ እቲ ዝኽሪ ከምዘሎዎ በትን በትን ዝተፈላለዩ ረጋደልቲ ክገልጽዎ ከሎዉ ይገጣጠም ሞ ህያው ሂወቱ ትረኽቦ። ካብ ኩሉ ዝገርም ነቲ ታሪኽን ኣተራርኽኡን ጥራይ ዘይኮነ, ንባዕሎም እዞም ተጋደልቲ ደቂ ክንደይ ዓመት ነይሮም ዝብል ሕቶ ይመጸካ ሞ ነቲ ቅያ ክትርድኦ ክትሰምዖ ከሎኻ ከይስተብሃልካሉ ትጸንሕ። ደሓር ዩ እዚ ሕቶ ዚ ዝመጸካ። መልሱ ደቂ 20 ታት ዝበዝሑ ውሱናት 30ታት ትረክብ, ተመዲቦምሉ ዘሎዉ ኣብቲ ኲናት ከኣ, መ/ መሳርዕን ልዕሊኡ ዘሎ ጽፍሕታትን, ሓካይም, መድፍዓጅታት ብሬንን ኣርቢጂን ዶሽካን ወዘተ ኣብቲ እንዳ 74 ከምኡ ኣብቲ ካልእ ናይቲ ክፍልታቱ ከምኡ። ትብል ሞ ነዚ ሕጂ ዘሎ መንእሰይ 20ታትን 30 ታትን ናይ ሕጂ ኣብ ምውድዳር ትኣቱ። ነዚ ታሪኽ ዚ ከኣ እዞም ተጋደልቲ ወላ ክትርኽዎ ከሎዉ ከምዚ ገርና እምበር ከምዚ ገይረ ዘይትመልቆም። ንናይ ብጻዮም ዝገበሮ እምበር ናይ ውልቆም ዝፈጸምዎ ጅግንነት ፈጺሞም ዘየምልቁዋ። እቲ ታሪኽ ብቀንዱ ናይ ህዝቢ ኤሪትራ ዩ ኢሎም ይኣምኑ። ንሕና ኤሪትራውያን መን ኢና ንዝብል ሕቶ መልሱ ንሕና ንሶም ኢና እዩ። በቃ!!!!።
    ዕድመን ምሉእ ጥዕናን ይሃብኩም ንዓና ክጥዕመናን ክንማሙቕን።
    ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ።

  • @yakembrhaneandom5266
    @yakembrhaneandom5266 ปีที่แล้ว

    ባረንቱ ኣደ ጽንዓት

  • @genetgoytom-z8p
    @genetgoytom-z8p ปีที่แล้ว

    Eretrya jeganu ❤

  • @tes8332
    @tes8332 ปีที่แล้ว +1

    ዉአሎ ዠጋኑና ሓበን ሃገር!!

  • @danidaniel7685
    @danidaniel7685 ปีที่แล้ว +1

    Merhaba Eri haki dongikumina kenikum ezi u tarikna tarik zeybilom keman yexmimuna alewu Awet nihafash

  • @ben5115
    @ben5115 ปีที่แล้ว

    I remember this time when we were hearing and seing the movements from Mendefera . From this time on the 14 th division of the Dergue speacially its 89 th Birgade was so shocked and demoralized unlike before. Much of its force was destroyed in May Lam Area.

  • @AAGTOSS
    @AAGTOSS ปีที่แล้ว +5

    ደንጒኹምና ቀኒኹም። ዘገርም ታሪኽ ሻዕብያ። ሻዕብያ ምዕቡል ውድብ ስለዝነበረ፡ ዋላ ኣብቲ ጽንኩር ግዜ ታሪኽ ይምዝግብን ይስንድን ኔሩ❤❤❤
    ወያነ ኸኣ ንስድራቤት ስዉኣቶም " ክሻብ ሕጂ ዘይተመልሰ ውሉድ እንተለኩም፡ ከምዝተሰውአ ሕሳቡዎ " ኢላ ሕሳባ ዓጽያ 😂😢😂
    ጭፍራ ጠራሮ ንበይኑ እዩ ዓይነታ።

  • @Eseyasmelake
    @Eseyasmelake ปีที่แล้ว

    gele aynett zanta

  • @yorsaliembeyene270
    @yorsaliembeyene270 10 หลายเดือนก่อน

    Jegganuna tebat kebaxzat zenat dhelelu wodo galom zemnat tewfaynt kemakumbmen ab alemna bjica cabyan🇪🇷💎📚🖊worica tarkum nzetwold hiezbukum kedmk ieyu kem woerkey

  • @ghirmayfrezghi-kt7km
    @ghirmayfrezghi-kt7km ปีที่แล้ว

    ለካስ ዝዋዓለ ይንገርካ ክብሃል❤ ኣነስ እንዕ ፍረኹም ኮንኩ ❤

  • @isayasafewerki2495
    @isayasafewerki2495 ปีที่แล้ว +1

    Amharay (ba’e’dawian) kab’hagerna n’mitfaee ab hagerna b’selam kin’nebir eyu YEHWATNA asewiena….tedem’renal and’hone’nal mibal gin….hdri (elama) SWUATKA m’risae eyu

  • @hailenteklen
    @hailenteklen ปีที่แล้ว

    38 ዓመት ንድሕሪት ተመሊስካ ክትዝክር ከቢድ 'ዩ ፡ ግን ድማ ክሳብ ሕጂ ኣስማት ዝተሰዉኡ ብጾቶምን ኣስማት ቦታታትን ከይረስዕዎ ምጽንሖም ክብሪ ይግብኦም !!!! ነዚ መደብ ዘቕረብኩም ጋዜጠኛታት ድማ እቲ ዘቕረብኩሞ ካርታን ስእሊ ስዉኣትን ነዚ ታሪኽ ኣዝዩ መሳጢ ገይርዎ ።

  • @hermonnegash146
    @hermonnegash146 ปีที่แล้ว

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤jeganu

  • @meronkuchi
    @meronkuchi ปีที่แล้ว

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏾

  • @tedrosmekonen4373
    @tedrosmekonen4373 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏

  • @dolpenamahada423
    @dolpenamahada423 ปีที่แล้ว

    ዘሐብን ታሪኽ። ደጋጊምካ ክትሰምዖ፡ መመሊስካ ትሕበን ትድነቕ። ብኤርትራውነትካ ትኾርዕ!! 🇪🇷🙏🇪🇷
    ኣብዚ ቁሩብ ስኽፍ ዝብለኒ!!
    ኣብዚ ዛንታ'ዚ ብኣካል ቀሪቦም ዘለዉ ኣስማቶም ኣሃዱኦም ዝነበሮም ሓላፍነትን እጥቀስ እዩ፡ ኮይኑ ግን ተጋዳላይ፡ ካብ ብኣስማቶም ብሳጓታቶም እዮም ዝፍለጡ ንምንታይ እዩ ምስ ኣስማቶም ለጊቡ "ሳጓታቶም" ዘይጥቀስ፧ (ማንጁስ፡ሓሊባይ፡ ሓሽሽ፡ ሸገግ፡ ቋንቁ ንመን እሞ ጠቒሰ ንመን ክገድፍ)
    ኣዳለውቲ እዚ መደብ ኩሉ ጽቡቕ ከሎ ኣብዚኣ ሃጓፍ ዘላታ ኮይኑ ተራእዩኒ እሞ ሓደራኹም ንዝቕጽሉ ክፋላት ግምት ሃብዎ፡ ታሪኽ ንወሎዶ ዝሰግር ስለዝኾነ!! 🙏🙏🙏
    ዓወት ንሓፋሽ!!
    ዘልኣለማዊ ዝኽርን ክብርን ንሰማእታትና!!
    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @zaidworqi5871
    @zaidworqi5871 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @shewithadera263
    @shewithadera263 ปีที่แล้ว +1

    ሩሑስ ኣውዳእመት❤ ግን ኣነ ዝገርመኒ ነቶም ነዚ ስሪሒት ዝሓንጸጹን ዝመርሑን ገዲፍኩም ስለምንታይ ካልእ ሰብ ተምጹኡ? እዚኦም ኣብቲ ግዜ እቲ መራሕቲ ሓይሊ ን ጋንታታትን ኢዮም ስለዚ ኣበይ ኣለው እቶም መራሕቲ ክፍለሰራዊትን በራጊድን

    • @hailenteklen
      @hailenteklen ปีที่แล้ว

      ካብ መጀመርያ ኣይተኸታተልካዮን ዲኻ ? መራሕቲ ክ/ሰ ፡ በራጊድ ፡ ቦጦሎንን ሓይልን ዝነበሩ እዮም እዞም ኩሎም ትርእዮም ዘለኻ ። ብርግጽ ኣስማቶም ዘይተጠቕሰ ላዕለዎትን ማእከሎትን ሓለፍቲ ግን ኣለዉ

  • @eritrea6227
    @eritrea6227 ปีที่แล้ว

    Hezbiwi genbar jignau 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪🐪✊💪

  • @demkaweldie5413
    @demkaweldie5413 ปีที่แล้ว

    ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤

  • @alsmhamobael32
    @alsmhamobael32 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤

  • @semeretewelde
    @semeretewelde ปีที่แล้ว

    bles mara ayitidogu youna kolitifikum sidediwa

  • @mhretabrahamrussom8976
    @mhretabrahamrussom8976 ปีที่แล้ว

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️👍

  • @awettesfandrias3395
    @awettesfandrias3395 ปีที่แล้ว

    ናይ ብዙሕ እዩ ታሪኽ ህዝባዊ ግንባር ኣነ ዚግረመነ ስ ካቶባያ ስ መንም ኤርትራዊ ኢዩፍልቶን እዩ

  • @WaltaGidey
    @WaltaGidey ปีที่แล้ว

    🐺🐺🐺🐺🐺🐺

  • @BereketSahle-n3n
    @BereketSahle-n3n ปีที่แล้ว

    ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍

  • @melesrezene7526
    @melesrezene7526 ปีที่แล้ว

    ዝኸሰረ ነጋዳይስ ዝሓለፈ መዝግገቡ ይግጽል ከም ዝብሃል ኣብ ሕሉፍ ትነብሩ ኣለኩም ሙቅዛም ፕራይ በቃ ኮንኩም

  • @tekleangosom8710
    @tekleangosom8710 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @tarikasmerom6238
    @tarikasmerom6238 ปีที่แล้ว

    🐪🇪🇷❤✊✊✊

  • @hagostesfamarian2753
    @hagostesfamarian2753 6 หลายเดือนก่อน

    እዛ ደርፊ ኣርእስታ እንታይ ትበሃል ደራፊኣኸ መን እዩ ? ዝፈልጣ እንተሎ ይጽሓፈለይ

  • @awettesfandrias3395
    @awettesfandrias3395 ปีที่แล้ว +1

    ኮቶብያ ስ ኣነ ብዙሕ ኤርትራዊ እዩ ፍልቶን እዩ ሕጂ ጽቡቕ ኣምጽክም ተዞኮሩ ኣለና ኣብ ኮቶብያ ኣነ እንታይ እዩ እዚ እዩ ዘበለ ንረ 😊

  • @aronimnetu5893
    @aronimnetu5893 ปีที่แล้ว

    ስርሒት ባረንቱ, ስርሒት ባጽዕ ስርሒት ናቅፋ... ንጹሀት ኤርትራውኣን ተሰዊኦም ብዝሰርሑዎ መጀሃርን መፈራርሕን ስርዓት መናውሒ ገሮም መዓልቲ መዓልቲ ዘምጽዎ ናይ 40 ዓመት ዝሐለፈ ካብ ተቅርቡ ካብ 91 ዝተሰርሐ ልማት (ፋብሪካ ዩንቨትስቲ ካትራመ ጽርግያታት...)ክትዛረቡ ኣይሰማእናን, ኣይክንሰምዕን አናን ዉን ኢና ክሳብ እዞም 80 ዓመታቶም ዘይተማህሩ ሓለፍቲ ሒዝና. ግን ካብ ውግእ ኣየደሓነን ህዝቢ ኤርትራ

  • @AbunTeklebrhan
    @AbunTeklebrhan 7 หลายเดือนก่อน

    Abet jgnnet wetru hagerey bel ata menesey

  • @wedigash1077
    @wedigash1077 ปีที่แล้ว

    Men emo kem tegadellay

  • @yosiefgarza571
    @yosiefgarza571 ปีที่แล้ว

    አብ ኤርትራ ኩናት ክገብር ዝደሊ ይምጻእ
    መቃብሩ ከርሕቅ ዝደለየ ይከአሎን ዋርሳይን
    ክቅበሉኻ እዮም ዘዋጻአካ እንተኾይኑ አብአ
    ትደኻ ። ዓሽ ምክልኻል ሰራዊትና ሰራዊት ኤርትራ ጅግና ጀጋኑ

  • @abayweldeghergis7874
    @abayweldeghergis7874 ปีที่แล้ว

    ሕጅውን እወ ንሳያ እዛ ኢትዮጵያ! ደንጒኹም! እንቋዕ ተዛረብኩም!

  • @hitesfay8474
    @hitesfay8474 ปีที่แล้ว

    Dergi Is Better Than Hgdef Blind Visio Denakur Inkilalo Sheyeti kulalit Deku and Liars.

  • @fisgebre461
    @fisgebre461 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @BereketMicheal-p7q
    @BereketMicheal-p7q ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @mekonenzerai974
    @mekonenzerai974 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤❤