እታ ምስጢራዊት ሰበይቲ መን ኢያ? ክቡር ኣባ ተወልደ መብራህቱ ንግደት ኪዳነምሕረት ፍራንክፉርት 2023

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 27 ส.ค. 2024
  • ሰላም ወሰናይ ፍቁራት ተኸታተልቲ ቻነልና Eri Catholic Kidanemihret Frankfurt ኣብዚ ቻነልና ዝፍኖ መንፈሳዊ መደባት ካብ ቁምስናና ኪዳነ ምሕረት ፍራንክፉርትን ከባቢኣን ኮይኑ ንሕና እዉን ብወገንና ንህዝብና ኣብ መንፈሳዊ ዕቤቶም ንምድጋፍ ተባሂሉ በዚ ዳርጋ ኩሉ ሰብ ዝጥቀምሉ ሜድያ ኣገልግሎትና ንህብ።
    ኣብዚ ቻነል ካብ ዝፍኖ መደባት:
    1.እቲ ኣዉራ ኣገዳሲ ካብኡ ንላዕሊ ናይ ኣምልኾ ጸሎት ዘየለ መስዋዕተ ቅዳሴ ነፍሲ ወከፍ ሰንበት በቋጻጽራ በርሊን ካብ ሰዓት
    1:00 ድ.ቀ ይፍኖ።
    2.ከምቲ ነፍሲ ወከፍ ሰንበት ናይ ባዕላ መንፈሳዊ ትርጉም ሒዛ ትመጽእ ናይቲ እዋኑ ዝተሰብከ ስብከት ንጽዕን።
    3.ሓደስቲ መዛሙር ከምኡ ዉን ዝተደግመ ካቶሊካዊ መዛሙር ስሕት ኢልና ንጽዕን።
    4.መሃርቲ ቃለ መሕተት ምስ መንፈሳዉያን ኣቦታትና ካህናት ነዳሉ።
    ካልኦት መደባት እዉን ...ወዘት ነዳሉ
    ስለዚ ነዚ መንፈሳዊ መደባትና ከምቲ ንኽብሪ እግዚኣብሔር ናባኹም ነቶም ትዕዘብዎ ንኽበጽሕ ወትሩ እንተግህ ካልኦት ኣሕዋት እዉን ክበጽሖም ብመንፈሳዊ ርድኢ SHARE ንበሎ።

ความคิดเห็น • 10

  • @aziebdemsas5682
    @aziebdemsas5682 ปีที่แล้ว +1

    Amen Amen Amen

  • @hagosatesfamariam5061
    @hagosatesfamariam5061 ปีที่แล้ว +1

    አሜን አሜን አሜን 🙏🏽👏🏽🙏🏽 ኦቅድስት ድንግል አደ አምላኽ ለምንልና 🤲🏼🤲🏼🤲🏼 እግዚአብሔር አምላኽ ይባርኽኩም ኩቡር አባ ጸጉኡ የብዛሐልኩም ፈጣር ✝️💒 ዕድመ ጥዕና ይሐብኩም 💯✝️♥️🕊️👏🏽

  • @hareguteclu8517
    @hareguteclu8517 ปีที่แล้ว +1

    Amen 🙏

  • @yemaneteklom1814
    @yemaneteklom1814 ปีที่แล้ว +1

    Amen Amen
    Aba Twelda

  • @ameteweldejohannes3405
    @ameteweldejohannes3405 ปีที่แล้ว +2

    Aba Tewelde Amlakh ybarkhukum

  • @freweynitesfamariam7162
    @freweynitesfamariam7162 ปีที่แล้ว +1

    Amen Abatewa Agolguletkum ybark edmen tenan yhabkum Fetari 🙏

  • @SoliyanaAbraha-rm8tp
    @SoliyanaAbraha-rm8tp 10 หลายเดือนก่อน +1

    Amen

  • @dalyetashera9636
    @dalyetashera9636 ปีที่แล้ว +1

    አምላኽ ንዘለዓለም ይኽበር ሰላምዎሰናይ

  • @asteraster4157
    @asteraster4157 ปีที่แล้ว +1

    Amlak ymesgen seleza tebarkena shanel ❤❤
    Amlak hayli ab leli hayli yebzhalkum Amlak agelgeltna❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-fc5cq6vh5s
    @user-fc5cq6vh5s 4 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤