ሰይጣን ኣለኒ ርድኡኒ! ብሓቂ ሓገዝ እንተ ደልያ ነዚ ናይ እግዚአብሔር ቃል ናብ ሞኒካ ኣብጽሑለይ!!!

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 24 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 105

  • @nkhu27
    @nkhu27  16 วันที่ผ่านมา +20

    ብሓቂ ሓገዝ እንተ ደልያ ነዚ ናይ እግዚአብሔር ቃል ናብ ሞኒካ ኣብጽሑለይ!!! እቲ መልእኽቲ ነቶም 24 ሰዓት ጽን ኢሎም ዝሰምዕዋ ንምንቓሕ እዩ። ኣብዚ ዘመን ሰይጣን ኣብ ሰባት ሓዲሩ እዩ ዘጥፍኣና ዘሎ ንቕሑ!!!!

  • @betielyonas7818
    @betielyonas7818 14 วันที่ผ่านมา +1

    ብሩክ ሐውና ቃለ ሂወይ የስምዐልና ክብርቲ ሐፍተይ ኩላህና ብኣርኣያ ስላሴ ስለ ዝተፈጠርና ክቡራት ኢና ነብስና ነክብራ ነሕስራ ከኣ ባዕልና ኢና ንሲኪ ከኣ ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሔር ነብስኪ ተሕስርያ ኣለኪ ናብ ልብኪ ተመለሲ ኣምላክ እንተቀሪብካዮ ቀረባዩ ብንጹህ ልብኪ ብንጹህ ልብኪ ብንጹህ ልብኪ ተመለሲ ሕጂውን ሰይጣን ገና የታልለኪዩ ዘሎ ሃይማኖት የብለይን ምባልኪ እቲ ምሳኪ ዘሎ ርኩስ መንፈስ ይጻወተልኪዩ ዘሎ ህጂውን ኣቦታት መንገዲ ከፊቶምልኪ ኣለዉ ስምዕዮም መንገዲ ድሕነት ክትረክቢ ካብዚ ዝዐቢ መንገዲ ድሕነት የለን ስምዕዮም ተማሃሪ እቲ መንገዲ ሐቂ ሐዚ ዐለም ንግዚኡዩ ዝጠቅመኪ ኣይኮነን ናይላዕሊ ሕሰቢ

  • @-se9hk
    @-se9hk 13 วันที่ผ่านมา +1

    ንሰይጣን ትኣድምካዮኡ ገጽ ተራካዮኡ ጥራይ eyou ዝሳበካ
    ኣምላኽ melak ኣለኒ ክትበል ኣለካ ❤️🙏🏼ኣሜን

  • @TsiTsi1111-h8u
    @TsiTsi1111-h8u 14 วันที่ผ่านมา +1

    መምህር ቃለሂወት የስም ኣልና ❤❤❤

  • @ማርያመይመዝሙረይ
    @ማርያመይመዝሙረይ 15 วันที่ผ่านมา

    _እግዚኣብሔር ኣምላኽ ይከበር ይመሰገን ሰላምካ ዮብዘሐዮ ክቡር መምህርና ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ብሓቂ ቃል ኣምላኽ ምስማዕ ክጥዕም ዕድረን ጥዕናን ይሃብካ ቅዱሰ እግዚኣብሔር ኣምላኽ አሜን አሜን አሜን✝️✝️✝️_

  • @fusfv877
    @fusfv877 16 วันที่ผ่านมา +2

    ቃለ ሂወት የስምዓልና ኩቡር ድያቆን ሓወይ 🤲🤲🤲👏👏👏😁❤️🌹🌹🌹❤️🌹🌹🌹❤️❤️🇪🇷❤️💒💒💒🌹🌹🌹🌹🌹🌹😭😭🌹🌹🌹🌹🌹

  • @fasikamesfun7232
    @fasikamesfun7232 15 วันที่ผ่านมา +1

    እግዚኣብሄር ኣምላክ ትወድቅሉ ሰፈር የጸብቀልኪ ታይ ክንብል እግዚኣብሄር ይቅረ ይበለልና ንኹልና ከቢድ እዩ ዘመኑ 😢😢😢😢😢😢😢

  • @gurummesgun4080
    @gurummesgun4080 12 วันที่ผ่านมา

    ብጣዕሚ ጽቡቅ ምዕዶ ኢዩ ቃለሂወት የስምዓልና እቶም ነዚ ናይ ሓውና መምህር ትከታተሉ ከኣ ኩላትኩም ንስሓ ኣቲና ቅዱስ ቁርባን ወሲድና ንኻልኦት ዝጠፍኡ ከምዛ ሓፍትናን ኣብ ዘይደሊ ዝውዕሉን ዝጻረፉን የሕዋትና ክርስትያን ክንመሶም ኢና ናይ ኩላትና ሓላፍነት ኢዩ ኩልና በብዓቅምና ንትጋህ የቀንየለይ ክብረት ይሃበለይ።

  • @سميرهسميره-ح5ظ
    @سميرهسميره-ح5ظ 15 วันที่ผ่านมา

    ናይ ብሓቂ ቃል ህይወት ቃል ሰናይ ቃል በርክት የሰመዕልና ክቡር ሓዉና እግዚአብሄር አምላክ ምሰተዉዕል ሃበና 😢😢😢

  • @furtunazemhret8188
    @furtunazemhret8188 15 วันที่ผ่านมา

    ኣሜን 🙏🙏🙏 ቃሌ hiwet yesmaolna ክብሪ ንኣምላኽ ይኹን ♥️♥️♥️

  • @wegahtagedey7294
    @wegahtagedey7294 13 วันที่ผ่านมา

    Kale hiwet yesmalna kbur hawey Edmen tenan yhabka FETARI eber zseme ane lbona yhabena Egzaber Amlakna 🙏🏿⛪🙏🏿⛪

  • @hanayemaryam12
    @hanayemaryam12 15 วันที่ผ่านมา

    ክቡር መምህርና ቃለ ሂወት የስምዓልና ዝሰማዕናዮ አብ ልብና የሕድረልና ከም ሓጥያትና ከይኾገ ከም ምሕረቲ ይኹን አሜን 🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏

  • @kisanetmesfun
    @kisanetmesfun 12 วันที่ผ่านมา

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ❤❤❤

  • @g776yy3
    @g776yy3 15 วันที่ผ่านมา

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂይወት የስማዓልና ኩቡር መምህር ሓውናን ወድናን መጀመርታ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሉኡል ፈጣሪ ቀጸለ ኣነ ኣብ ሱዑዲ ዓረብ እየ ዘለኹ ቡዙሕ ፈተነታት የጋጥመኒ ኣሎ እንታይ ክገብር ክትመኽረኒ በየን ክረኽበካ ይኽእል ✝️🙏✝️🙏✝️🙏❤️❤️❤️

  • @hibtaykibreab6104
    @hibtaykibreab6104 16 วันที่ผ่านมา +1

    behaki Hakika hawina qual hiwet yesmeana egzezbher amlak mewawil edmeka yenwahalka.

  • @yesus_goytayu1233
    @yesus_goytayu1233 15 วันที่ผ่านมา

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን!ቃለ ሂወት የስመዓልና 🙏✝️❤️

  • @freweinigirmatsion4202
    @freweinigirmatsion4202 15 วันที่ผ่านมา +1

    አልዕል አቢላ ዛአክለን ጢሒነን በአለ ማርያም ይብላ

  • @fitsumberhanegebremedhin668
    @fitsumberhanegebremedhin668 14 วันที่ผ่านมา +1

    ብሓቂ ብሓቂ ብሓቂ እግዝኣቢሄር ኣዛሪብካ

  • @MustWith-w1u
    @MustWith-w1u 15 วันที่ผ่านมา

    ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ክቡር መምህርና🙏🙏🙏

  • @ፈቃርዩልበይንጽልኢቦታየብ
    @ፈቃርዩልበይንጽልኢቦታየብ 15 วันที่ผ่านมา +1

    amen (3) qale hiwet yesmalna

  • @astermehari6206
    @astermehari6206 15 วันที่ผ่านมา

    Amen emen qal hiwet yesmealna❤

  • @sabateklezgi7780
    @sabateklezgi7780 14 วันที่ผ่านมา

    Amen Amen Amen kalehewet yexmalna ❤❤❤❤❤❤❤

  • @Mihret-l2p
    @Mihret-l2p 12 วันที่ผ่านมา

    ዘገድሶም ብዙሓት ኣለዉ እዚ ውልቃዊ ጸገምካ እዩ ንዓካ ከኣ ምሕረት የውርደልካ።

  • @mhretgebru8657
    @mhretgebru8657 14 วันที่ผ่านมา

    Maryam Ayrefeda ms weda msana tkun Mhret yewrdelna Amen❤.

  • @nigistiberhane9150
    @nigistiberhane9150 15 วันที่ผ่านมา

    ቃልሂወት የስመአልና አምላክ ይምሐራ❤🎉❤🎉

  • @mahletabreha8649
    @mahletabreha8649 15 วันที่ผ่านมา

    Kale hiwet yesmealna diyakon hawey...........'"kitzareb kela beyna kmzeykonet yeflt eyu "!EGZIABHER libi yhaba ❤

  • @militegebrenegus6390
    @militegebrenegus6390 14 วันที่ผ่านมา

    Kalehiwet..yesmalna Amen.amen Amen

  • @ማርያምኣደጎይታ-ጰ4ዐ
    @ማርያምኣደጎይታ-ጰ4ዐ 14 วันที่ผ่านมา

    ቃለ ሂወት የስመኣልና❤

  • @senaithaile7868
    @senaithaile7868 15 วันที่ผ่านมา

    💯👏🙏❤🙏 you're absolutely right Deacon hawey

  • @yerusalemtsehaye7149
    @yerusalemtsehaye7149 15 วันที่ผ่านมา

    Kal hiwet yesmalna kubur hawena egzabher tsegu yebzahlka ❤❤❤🙏🙏🙏💒💒💒

  • @MerhawiQeshi
    @MerhawiQeshi 15 วันที่ผ่านมา

    ቃል ሂወት የስመዐልና መምህርና❤❤❤

  • @NegassiNebai-wm5me
    @NegassiNebai-wm5me 16 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤❤qale hiwet yesmealna

  • @elsaaraya8224
    @elsaaraya8224 14 วันที่ผ่านมา

    Amlak mhret yewrdeki

  • @Redairise
    @Redairise 15 วันที่ผ่านมา

    ኣሜን

  • @1979amanuel
    @1979amanuel 15 วันที่ผ่านมา

    ኣንታ እዚኣ ፍሉይ ሰይጣን እዩ ሒዝዋ ዘሎ ምሕረት የውርደልና ፈጣሪ

  • @ezgabiherymesgen214
    @ezgabiherymesgen214 15 วันที่ผ่านมา

    Amlak Abotatna, hiwetki yqeyrelki, Nab betu yeqrbki
    Amen kale hiwet yesmalna

  • @AbrhamTekleab-x8l
    @AbrhamTekleab-x8l 14 วันที่ผ่านมา +1

    እዚ እዛ ሓብትና ቀሊል ዘይኮነ መልእክቲ ሽግር ነብሳ ነጊራ ኣላ ስለዚ ነዛ ሓብትና ሓገዝ የድልያ ኣሎ ።ኩሉ ብዓይኒ ክፋኣት ኣይንራኣዮ ። ሓገዝ የድልያ ኣሎ ድሕሪ ተጋግየ ሕቶ ኣይግባእን እዩ

  • @ogubitafewerki6850
    @ogubitafewerki6850 15 วันที่ผ่านมา

    Qale hiwet yesmaoana Amien amien amien

  • @sikosilo7487
    @sikosilo7487 15 วันที่ผ่านมา +2

    Ahhh betekristiyan zinafekna ab sudi areb alena

  • @safiyasafiya5671
    @safiyasafiya5671 15 วันที่ผ่านมา

    Amen Amen Amen kalehiwet yesmealna.

  • @GdghDfgh
    @GdghDfgh 15 วันที่ผ่านมา

    ቃለ ሂወት የስምዓና
    🙏🙏🙏❤️

  • @eliastewolde8662
    @eliastewolde8662 15 วันที่ผ่านมา

    Kale hiwet Yesmealina D hawey nateyyy

  • @LeterufelHabte
    @LeterufelHabte 15 วันที่ผ่านมา

    Egzabiher mhret yewrdelki nab Amlaki temelesi
    Amen qale hiwet yesmalna

  • @LuwamAfom-x7l
    @LuwamAfom-x7l 15 วันที่ผ่านมา

    Amen amen amen kale hiwet yesmalna hawna ❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏

  • @aidabelay4749
    @aidabelay4749 15 วันที่ผ่านมา

    Holy sprite help us 🙋🏽ንሰሀ ያብቀን😢

  • @ZewenjelTinsea-wg3qf
    @ZewenjelTinsea-wg3qf 15 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤ amen amen amen kal hiwet yesmaluna hawina

  • @Mihret-l2p
    @Mihret-l2p 12 วันที่ผ่านมา

    😢😢😢 እግዚኣቢሔር ይገስጽካ

  • @Trhas-t7t
    @Trhas-t7t 15 วันที่ผ่านมา

    Kal hiwet ysmealna

  • @T-Araia
    @T-Araia 15 วันที่ผ่านมา

    Amen ❤

  • @bisrathabteslase7619
    @bisrathabteslase7619 15 วันที่ผ่านมา

    Amlak mhret yewrdelna 😢😢😢

  • @YamaniATekle
    @YamaniATekle 15 วันที่ผ่านมา

    Ameeennnn qal hiwet yesmeala

  • @ghidegebremichael6470
    @ghidegebremichael6470 15 วันที่ผ่านมา

    Amen Amen Amen Kale hiwet yesmalna

  • @tesfay4159
    @tesfay4159 15 วันที่ผ่านมา

    Amen Amen Amen

  • @merhawitguesh5884
    @merhawitguesh5884 15 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @سميرهسميره-ح5ظ
    @سميرهسميره-ح5ظ 15 วันที่ผ่านมา

    ፅቡቅ መልሰ እየ ዝሓወይ ማዓረይ ቀፅልል❤❤

  • @helenkahsai4982
    @helenkahsai4982 15 วันที่ผ่านมา

    Qalehiwet yesmalna

  • @samihani648
    @samihani648 15 วันที่ผ่านมา +3

    እንቱም ደቂ ኤረይ ነዚኣ አሚንኩማ ዲኩም ሓሰዊት እያ😂😂😂

  • @nazretsemntu7145
    @nazretsemntu7145 15 วันที่ผ่านมา

    Amsulu Egzabher gmhrki

  • @Shara980
    @Shara980 15 วันที่ผ่านมา

    😢🙏

  • @ጓልዓጋመእየ
    @ጓልዓጋመእየ 15 วันที่ผ่านมา

    አምላክ ምሕረቱ ይላኣከልና🙏💟

  • @ogubitafewerki6850
    @ogubitafewerki6850 15 วันที่ผ่านมา

    Amien amien amien

  • @gebreyesusberakishewit5334
    @gebreyesusberakishewit5334 15 วันที่ผ่านมา

    Kale hiwet yesmalna kubur hawna 🙏🙏🙏

  • @senaimeasho7016
    @senaimeasho7016 15 วันที่ผ่านมา

    Hakika ditakon Hawey edmen teanan yhabka

  • @AnatiHiweteynatAnatiHiweteyNat
    @AnatiHiweteynatAnatiHiweteyNat 15 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏⛪

  • @sallamdawit2347
    @sallamdawit2347 15 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @lichikiflom4740
    @lichikiflom4740 15 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤ qale hwet yesmalna ❤

  • @eritrea941
    @eritrea941 15 วันที่ผ่านมา

    🙏🙏🙏🙏

  • @danielgilazgi4956
    @danielgilazgi4956 15 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤

  • @letaytekle4727
    @letaytekle4727 15 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤
    💚💚💚💚💚💚💚💚💚
    💛💛 🕊 ሰላም 🕊 💛💛
    ❤️❤️❤️❤️❤️️❤️️❤️️❤️️❤️

  • @ZmZm-r8p
    @ZmZm-r8p 15 วันที่ผ่านมา

    Right

  • @dirarberhedirarberhe1087
    @dirarberhedirarberhe1087 15 วันที่ผ่านมา +1

    ካልአሸ ድራማ ጀሚራ

  • @zewdidejen5650
    @zewdidejen5650 15 วันที่ผ่านมา

    Kuber hew kal hwet yesmaena

  • @Miletemhari
    @Miletemhari 16 วันที่ผ่านมา

    Egzyo mhrena krstos 🙏🙏🙏

  • @gaberhuruy2601
    @gaberhuruy2601 15 วันที่ผ่านมา

    ✅️✅️🙏🙏🙏🙏

  • @tegistikiflemaryam3097
    @tegistikiflemaryam3097 15 วันที่ผ่านมา

    Monika kabzy tiktok do meda zbhal ny sytan gza wexe ab edu atiki tekxaxeruki bjaki nb amlaki lmni mxawety ezy rkus aytkuni kale hewt ysmealna amennnn3 😭😭😭😭🙏

  • @zemamwebb6907
    @zemamwebb6907 15 วันที่ผ่านมา

    🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤

  • @samihani648
    @samihani648 15 วันที่ผ่านมา

    ናይ ጎሮበትና ደም ዘለዋ ደአ ጋል አባባሌ ዘለቀ ደአ ሰይጣን ከይኮነ ሰይጣውንቲ ዘአምኑ እዮም

  • @Feryweldelchel8502
    @Feryweldelchel8502 16 วันที่ผ่านมา +2

    I have told you should must go Hollywater , God will be heal you, as much as soon better, so which's avoiding badly & unnecessary words. Never controlled authority devil, SO kicks off it.
    The power of God so don't give up for prayer . Devil the biggest evils enemy so we should be praying EVERYONE PLEASE!🙏

  • @fessehaziomkidane3988
    @fessehaziomkidane3988 14 วันที่ผ่านมา

    Monika tanika.

  • @Mihret-l2p
    @Mihret-l2p 12 วันที่ผ่านมา

    ንስሓ እካ ሓጥያት ምስ ሰራሕካ እዩ እሞ ኣብ ልዕሊ ፈራዲ ኣይትፍረድ ነነብስና ንመርምር

    • @famhab4302
      @famhab4302 12 วันที่ผ่านมา

      ሉቃስ 11 (Luke)
      24፤ ርኹስ መንፈስ ካብ ሰብ ምስ ወጸ፡ ዕረፍቲ ደልዩ፡ ናብ ኣጻምእ ቦታ ይኸይድ እሞ እንተ ዘይረኸበ፥ ናብታ ዝወጻእኩላ ቤተይ ደኣ ኽምለስ፡ ይብል።
      25፤ ምስ መጸ ድማ፡ ተዀስቲራን ተሰሊማን ትጸንሖ።
      26፤ ሽዑ ንሱ ይኸይድ፡ ካብኡ ዚገዱ ካልኦት ሾብዓተ መናፍስቲ ኸኣ ምስኡ ይማላእ፡ ኣትዮም ኣብኣ ይሰፍሩ። ነቲ ሰብ እቲ ኻብ ቀዳማዩስ ዳሕራዩ ይገዶ።

  • @edumt2039
    @edumt2039 15 วันที่ผ่านมา

    Hawina tsibuk endika tizareb zeleka gina ezom teketeltawin kema mikuwanom meten ageb kitiblom. Kemzi aynet seb bizuh seb eu zilikim.

  • @Lydiaeritrea
    @Lydiaeritrea 15 วันที่ผ่านมา

    Oy eritra keyda kela mesh mqchlot keyda nera kabu hamima mexya dia

  • @T-Araia
    @T-Araia 15 วันที่ผ่านมา

    Besmam ❤
    Ezia aytemenuwa hasawt eya

  • @merhawitembaye7473
    @merhawitembaye7473 15 วันที่ผ่านมา

    Aneko grm zbleni dedhri asha mkadkum eu

  • @Eritrea-Tv
    @Eritrea-Tv 15 วันที่ผ่านมา

    ሞኒ ነዚ ህዝቢ ምድረ ሓበሻ ፈሊጣቶ እያ እዚኣ መራሒት ምኾነት እዚ ህዝቢ ዘይፈልጦ ጸወታ እያ ትጻወት ድራማ ሞኒ ንዝፈልጣ ንቀረብታ እዩ ዘስሕቅ ንኻልእ ግን ዘይፍታሕ ሕልሚ ድዩ ዕሽነት እዩ ዝመስል እቲ ዝበለቶ ግን ሓቃ እያ ኩሉ ካብ ናብ ቤት ኣምላኽ ምዝንጋዕ እዩ ዝፈቱ ስለዚ ዓለም መበሪት ዘይኮነት ሲ መፈተኒት እያ 👉ሓን ሕቶ ኣለትኒ ፈሪዱ ዝፈጠሮም ሰባት እግዚብሔር ብኸመይ ይፍለጡ 😢

  • @Flower12347x
    @Flower12347x 14 วันที่ผ่านมา

    Anti tanika Monica gual zelekesh 😢😢

    • @Mihret-l2p
      @Mihret-l2p 12 วันที่ผ่านมา

      ኣብቲ ናይ ኣምላኽ ቦታ ኣቲኹም ከኣ ትጻረፉ ዘለቀሽ እካ ስም እዩ ዝገርመኒ ግን እዞም ጸርፊ ዝመስለኩም ተደንግጹ 😢😢😢ምናልባት ኣቦ ኣለዋ መብራህቱ ዓይቡ ቀለታ ብርሃነ ይቅጽል ምናልባት ግን ወዲ እንስሳ ተወሊድኩም ከይትኮኑ።

  • @LuwamTesfameskel
    @LuwamTesfameskel 15 วันที่ผ่านมา

    Anes ab hbret bietekrstyan entetserhu msrah gedematna kulu nkewaxie ebterxwuu kemzi etiopiawuya zgebrwo bealat endameknekum ktekbuna nmenesey nab hnxet gedamatn bietekrstiyan ente tgefuna kem ti nqdus Bistro kab hji sebat ktgeff eka zbolo goyta btaemi thtna keterieyu ktblu n bietekrstayn tahti nktkewun dhritkoyna nkey thnex bsenki dramatisch dyakqonat neti menesey btbeb ktserhu enda kealkum tbebkum tqebrwo alekum slezi bejakum dyaqonat Eritrea tebaraberu nab hnxet bietekrstyan nbret nwayan mhnax ktserhu nhzbi ketesatfu ygbaekum asqitkum nmewael aytteazebu mealtawi ktgusgusu ygbeakum

  • @samsomtewelde5766
    @samsomtewelde5766 15 วันที่ผ่านมา

    ንስኺ እንዲኺ ሰይጣን ኣብ ኩላትና ኣቲኺ ትጻወትልና ዘለኺ ንስኺ ኮ 666 ኢኺ

  • @Misganit
    @Misganit 15 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤