ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ፍናን ዕቢ ሰብ እንታይ ደአ ሎሚ ሰላም ረሲዕካ ሂትለር ዶ ይኸውን ሃሃሃሃሃሃሃሃሃሃሃሃሃ ናይ ቁም ነገር ግን ፍናን ኩሉ እተቅርቦ መዕልታዊ እየ ዝካታተሎ ዝገርመኒ ግን ወላ ንዘይ ግደሰሎም ነገራት በቲ ዘለካ ክእለት አቃራርባ እቶም ትመርጾም አርእስታት ዋላ እቲ ድምጺ........ወዘተ ብጣዕሚ እየ ዘመስግነካ ከምኡ ውን ክብራአብ ሽሙ ረስዕዬ መዕልታዊ ናይ ስፓርት መደብ ዘቅርብ ውን ኩሉኹም ማሽአላህ ንፉዕት ቃላት ስለ ዝወሐደኒ ግን እዚ ወዳሓንኩም በርትዑ አጆኩም ካብ አወስትራልያ መልበርን ✌🏽✌🏽✌🏽✌🏽✌🏽✌🏽✌🏽✌🏽✌🏽✌🏽✌🏽
ፍናን ሓወይ መደባትካ ኩሉ ግዜ ኢየ ዝካታተሎ ናይ ብሓቂ ቀጽሎ ኢየ ዝብለካ ንመጻኢ ዉን ዓቢ ተስፋ ዘምብረልካ ሰብ ኢየ ።ኣብኣ ከለኻ ድማ ናይ ቦብ ማርሌ ታሪኽ ኣንዉሕ ኣቢልካ ከተቅርብ ምስደለኹ፡የቀንየለይ!!
ሂትለር በዓል ሓንቲ ፍርንጭት ነዞም ጸሊም ልቦም ኣይሁድ ንምቅጻዕ ኮነ ኢሉ ፈጣሪ ዘውረዶ ጨካን መራሒ'ዩ!። thaks more fani asli
ሃሃሃሃሃ ኣይ ገርመኩምን ስምዕ ዊዒለ like ከይ ገደፍኩ ክከይድ ሓሲበ እዋይ ኣነ ረሳዒ
nahom anday kkklkkkkk
+Haben Wedi Blihti wowww ane ka kedime like kibila keyresekiwa
1dh
Kkkkkkkk ከይትደግም ጥራይ
thank u fnan,aba qexali ka west germany and east germay bmntay iyen tefalalyen kalin tetemxalna xbuk neyru
ፍናን ሓዉና ናይ ማሓመድ ቀዛፊ እባ ኣስፍሕ ኣቢልካ ኣዉርደልና የቀንየለይ ብሩክ ቀዳመ ሰንበት ።
nahom brhane እንታይ ኣለክ ካብ ሰብ ትጽበ በዕልካ ዘይትከይድ ዕራቅ ኣስፍሕ ኣብሎ ክህቡካ እዮም።
nahom brhane awridwo alo nay qezafi
nahom brhane ወሪዱ ኣሎ ኣብ ናይ ፍናን ኣፕ
you are wraite .mahamed is a marchate.
Nay mehamed Kezafi kea entetekrbelna xubuk neru fnann Thank you
Betaime fenan habibe kaxilo xbuqe medab ana keman mehagezkuka neara gin bayan contact kegebraka yekel
Fenane hawena btami jigna Bravo 👍 hanti huto kehateka dele nere Nay sadam husen 🇮🇶 Iraq abereh ketevelelena deale nere yeqeneyel kubur hawey
ብዙሓት ሰባት ኣይሁዳዊት ጎል እዩ ኣፍቂሩ ይብሉ እዚ ግን ጌጋ እዩ:: እንታይ ደኣ? ገና ብህጻንነቱ እንከሎ ምስ ኣይሁዳውያን ቆልዑት የዕሩክቱ ናብ ገዝኦም ምስ ከደ እቶም ኣይሁዳውያን ስድራቤት ሰጉጎሞ:: ብድሕርዚ እዩ ኣይሁድ ረኣኩ ሰይጣን ረኣኩ ክብል ዝጀመረ:: ብድሕርዚ ኣብ ትምህርቱ ንፉዕን መዳርን ተካታዕን ብምንባሩ ኣብ ትምህርቱ ኣቃልቦ ብዙሓት ይስሕብ ኔሩ:: ኣይጸንሐን ድማ ናብ ቤት ማሕቡስ ኣትዩ: ኣብ ማሕቡስ ምስ ኣተወ እዩ ሓንቲ መጽሓፍ ጽሒፍ ንሳ ድማ ብጀርመናውያን ተቀባልነት ረኪባ ኣይጸንሑን ድማ ካብኡ ኣውጽዮም መራሒ ውዱብ ጌረሞ:: ነቲ ሃዋሁው ተጠቂሙ ስልጣን ምስ ሓዘ ነቲ ቂምተኛን በሊሕን መስተውዓልን የእምሩኡ ንጸይቂ ተጠቂሙሉ:: "ዝዓቢ ቆልዓ ኣይትበድል" እቲ ቀንዲ ሽግር ናይ ኣይሁዳውያን ድማ ንክርስቶስ ክሰቅልዎ ምስ ደለዩ ደሙ ኣባናን ኣብ ደቅናን ይኩን ኢሎም ምሒሎም ናብ ጲላጦስ:: ረኪቦማ ድማ:: ኣምላክ ብብዙሕ ይባርካ ሓወየ::
natnael. Eri ዋእ ዋእ ኣታ ወዲ ኣበይናይ ኣምቢብካዮ ኣብ ትምህርቲ ንፉዕ ከም ዝነበረ እንደገና ክኣ ካብ ገዝኦም ሰጒጎሞ ኢልካ pleass እታ ናይ ሂትለር መጽሓፍ ኣምብባ
ብዛዕባ ነልስ ማንዴላ መርሕ ነበር ዶቡብ ኣፍሪቃ ገለ እባበለና ምስ ናይ ይቅረቱ
Thanky fnan app nay Saddam ka tetkrbelna xbuk nyru kemey gyrom kmzhazwo
Thanks fanu tihuzto bela dmxi bela classical bela 100%.
Thanks fann kexlo bzuh eka tmhrena
Selam fnan app infotech bteqrbo bzuh meharn azenagaen negerat btaemi ktdnq zeleka seb eka qxlo Ete kilka eba nay Napolen gele negerat aqrbelna yrqenyeley
ኣጆካ ፍናን ኮጽሎ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ኢዩ
Bika kahin koynu wediza wexoxo thanks tinan hawina
bzaba bilgates Kea ketelaliyena nideli! thanks!
Bravo fnan qexlo tray 👏👏👏
Nice finan program. Keep continue
Bela video please we need more like this
danke ፋኒ ሓወይ ከሙኡ ክብለካ እንዳበልኩ
Kemey elu dea ab siltan mexieu?
I like your videos fnan
ናይ ሂትለር ዶ ኣምጻኻ ሂትለር ክብሉ ኣብ ትምህርቲ ትንፋስና ኣምሊቆምና ኣለዉ ጀርመናዉያን ፍናን ሽኮርርር
ኣያይ ሂትለር ኣብ ሓመድ ድበኻ ዘይምውዓለይ ብዙሕ ኢዩ ለሕዝነኒ ኣሕ
መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ሂትለር ሓወይ በሊሕ ኔርካ ብልሕካ ንጽቡቅ ተጠቒምካሉ ኬዳካ እንተ ትኸውንሲ ዓለም ሎሚ ብዘይሕንፍሽፍሽ ምሃለወት። ካብ ዘኽብረካ ሓውካ ዩኤል
Nederlandi kay semueka hitiler kitbel kabzi adi kayseguka fini bro
Fana hawey bejaka entkilka nay hitlar xbuk gerka tetkrbelan xbuk neru bitte
Selam Fnan app Deki/koluet alewuwo do ni hitler?
Keysemaka bel Fnan app Thanks bro
ፍናን ሓውና ወትሩ ብተቀርቦም መደባት ምስ ከሰብና ኢና ኢሞ።ሓንቲ ክብለካ ግን ኣገባብ ኣሰራርሓ gym እባ ሓንቲ መዓልቲ ተገዲስካ ክትሰደልና ብትሕትና ይሓትት ፋናን ሓወይ ምስጋና ኣብ ቦቱኡ ኢዩ።
ጽቡቅ መደብ ሓንቲ ሕቶ ክሓተካስለምንታይ እዩ ን ኣይሁድ ልዕሊ 3 ሚሎን ከጥፍኦ ወስኑ Thanks
Dawit Halefom nusu kitet elu ms awje nsom suk elom sheketom slezgeberu u yibahal mechem ezni semat kkkk
Always great! thanks
Der beste youtuber
Go ahead fenu hawey
ንኣምን መርሃውዝጊ welcome fena hawey
Herzliche willkommen fanan mein Bruder
ንፉዕ ደስ ዘብል አዩ ። ግን ኣትድምጽካ ፍናን ሃወይ ወይ ሰብ ኣንድሕር ኣለካ ኣምቡቡለይ በሎም ደስ ዘብል መደብ ኣለካ
Thanks more fnan hawey
ጅግና ኣይነብርን ታሪኹ ኢዩ ዝውረስ መንግስተ ሶማይ የዋርስካ
Thanks more
ፍናን ዓቢይ ሰብ እንኳዕ ደሃን መፃእካ
wellcom fnan bro 👉❤❤👈👌👌✌✌💯👏👍💯💯
Geli Raubal gual haftu ya nera.
Emo ezi entay tmhrti elka dika amxiekayo? Kaliea ketemxiea fahterter bel lakin good
Btame xbuke akrareuba fani hawey😍
Welcome bro.
ናይ ስእሊ ዝንባለ ከም ዝነበሮ እዩ ዝንገር ፍናን ሓወይ any way thanks
መራሒና ወዲ መድህን በራድ ይቅሬታ ገዛኢና ክብል እየ ካብዚ ጨቃን ሂትለር እንተዘይጨኪኑ ብፍጹም ኣይልውህን እዩ
Nay bhaki
ህትለር ካብቶ ኣርባዓ ናይ መቅተልቲ ብከመት ዩ ኣምልጡ ጽቡቅ ጌርካ እባ ኣብርሃልና
Fenan genan menan 100% perfect voice
I like when u read Anabibaka kef alewo
We need more.
hi nay wedi aforki ka ba skerblna kuner hawey
ማወቅ መልካም ነው። ያውቁት ማሳወቅ ፍጽም በገነት ነው!! አለ ተስፍሽ ።ሂትለር አይሁዶች የሚጠሏቸው እናቱ አንድ ሀብታም አይሁዳዊ ትስራ ነበር ያኔ በጣም ያስቃያት ነበር አይሁዳዊው ሀብታም የእናቱ ሰቃይ እያየ ነው ያደግው አዶልፍ ሂትለር። እናም በዛን ምክንያት ነው አይሁዶች ይሚጠላችው .ከዚህ የከፋ ምን አለና .R.I.P አዶልፍ ሂትለር
Sorry 30 january 1933 ሂትለር ካብ Pauel Hindenburg ስልጣን ተቀቢሉ not 1934
Pls Giega Zkone habereta da mehalalefka seb tegagi aleka mo pls Astewielka Amehalalf
Kahn keman temahiru eu zbl ab wikipedia aleka
ኣዶልፍ ሂትለር, ኣብ ካላኣይ ኩናት ዓለም እንተ ዘይ ሳዓር ነይሩ, ፍርቃ ዓለም ምተቃጻጸራ ነይሩ።
Mifilat btaemi tsibuq uBtaemi yemesgineka fnan
Nay mengestu hailemariam tarik hiwet ba akrebelna
ጽውግ ኣባህልኡ ነዚ ኣረመን መራሒና ይመስል ዶ ሓቀይ ?
Kkk ja
My bro can you help me ! how can i hack my work WiFi password ?please
ሂትለር ንኣይሁድ ዝጸልኦም ዝነበረ ቀንዲ ምኽንያት ኣብ ቪየና ንሱ ድኻ ከሎ ሃብታማት ኣይሁዳውያን ምስ ኣንስቶምን ደቆምን ኣብቲ ጐደና በርጠጥ እናበሉ ናብ ኦፔራን ናይ መዘናግዒ ቦታታትን ክከዱ ይርእዮም ስለ ዝነበረ ኮይኑ፡ ኣብ ርእሲኡ ኣብ ቀዳማይ ኵናት ዓለም ንሱ ወተሃደር ኮይኑ ክውጋእ ከሎ ኣይሁዳውያን ንፈውሲ ማሕላውን ዝኾነ ሰብ ኣብቲ ግንባር ዘይምንባሩ የሕርቖ ነይሩ። ብሓጺሩ ተበለጽቲ፡ ኣብ ምሕላው ሃገር ዝኾነ ተራ ዘይብሎም ኢሉ ይጸልኦም ነይሩ።
welcome Fnan App Infotech bezi ethibwo story kone mehari mkrtat azyu eyu zmsteni gn nay hitler story bpart gierka ente tgelxelnas des mbeleni nfuat kexlwo eye zblekum
ምስቲ ኣነ ዝሰማዕክዎስ ገሊኡ ዘይራኸብ ኮይኑ። ብዝኾነ ግን ንፉዕ።
Nay tupac habibiy
Fani Hawey qeqeltifka kemzi aynet Aqrbelna
Gazetta Eritv
ነመስግነካ ፍናን ሓውና ቀጽሎ
Thanks bro
ፍናን ሓውና thanks
Hitiler khlu neyruwo hizibi Africa metifea neyru
Ata kabey ika ezi tarik amexikayo hasawi
1 resika bro adyu tenisato kela kitsedo hasiba nera ente kone gina hakim keytisediyo elu agediduwa
ውላድ ከ ነይሮሞ ዶ ?
1933-1945 እዩ ኔሩ ሂትለር:: ሂትለር ኣምልኹኒ ኣይበለን ኣብላኽ ክኸውን ውን ሓሲቡ ኣይፈልጥን:: ገዛኢ ወይ ድማ ኣብዛ ዓለም ብዘይካ ጀርመናዊ ካልእ ሰብ ኣይኮነን ይብል ኔሩ
Eri-mybio pizza Everything [
Xibuk aleka
kela hasot weskalu nay himamey kemey elka feltkayo bal hanti firnbesu mkunu
Fnan app enkae selam mexaeka
Nay behaq adinqeka ajekha ay tihmeq qexilo ab gonikha alena fani wed
ሂትለር ጨካን መራሒ እቲ ዝገርም እዚ ኩሉ ጭካኔኡ ንደቂ ሃገሩ ዝኾነ በሰላ ዘይምግዳፉ ዩ
Thank you ቀጽሎ
Like him
ሂትለር ኣብ ቅድሚ ኢሰያስ ኣፈወርቂ መልኣኽ ምኻኑ'ኸ ትፈልጡ'ዶ ?
Tanks fenan hawena
Kolgot aytemhazen neru malet dyu Fann hawey
Klasski des ktibleka
Fnan hawey neaka zkewn meglexi yebleyn :: btami eka jigna qexlo andabelna srah kea æ100%
Fnnan Thanks bel enkea meytu xenehana ember ni hibush si gelena samna ajakis and omo miserehana nieru kkkkkk
ናይ ኦሳማ ብላደን እባ ኣብ ቀጻሊ ፍናን ብሮ ታንክስ ከኣ
Wellcome
Fnan app dewlley emo gele hasab kitxihfeley dele aleku
👍👍👍🙋🙋
fnan hawna 1967 6days war znebere abrhana agerat Arab beal Egypt 1967mereta kmaret kelo sina. suez cane & red sea n6 amet Jewish marikemo kelewu pls
ካብ ኩሉስ ኣፉ ጨናዊ ነይሩ ትብል ክንፋትኒ ክክክክክክክክክክ
Ajoka bertie medem xubuk alo
ኣንበሳ ኣጆካ ቀጽሎ
Iway tsubk zeybilka kitmowt si Mergem iyu Amlak kab kufuat merhati sewurena Ni Ertrana Win zekira
Hunqa Eritrwai konku way yegrim eiu
Hetler zfetu like
Bzuh zemesasl alewom ms isayas wedi berad
ፍናን ዕቢ ሰብ እንታይ ደአ ሎሚ ሰላም ረሲዕካ ሂትለር ዶ ይኸውን ሃሃሃሃሃሃሃሃሃሃሃሃሃ ናይ ቁም ነገር ግን ፍናን ኩሉ እተቅርቦ መዕልታዊ እየ ዝካታተሎ ዝገርመኒ ግን ወላ ንዘይ ግደሰሎም ነገራት በቲ ዘለካ ክእለት አቃራርባ እቶም ትመርጾም አርእስታት ዋላ እቲ ድምጺ........ወዘተ ብጣዕሚ እየ ዘመስግነካ ከምኡ ውን ክብራአብ ሽሙ ረስዕዬ መዕልታዊ ናይ ስፓርት መደብ ዘቅርብ ውን ኩሉኹም ማሽአላህ ንፉዕት ቃላት ስለ ዝወሐደኒ ግን እዚ ወዳሓንኩም በርትዑ አጆኩም ካብ አወስትራልያ መልበርን ✌🏽✌🏽✌🏽✌🏽✌🏽✌🏽✌🏽✌🏽✌🏽✌🏽✌🏽
ፍናን ሓወይ መደባትካ ኩሉ ግዜ ኢየ ዝካታተሎ ናይ ብሓቂ ቀጽሎ ኢየ ዝብለካ ንመጻኢ ዉን ዓቢ ተስፋ ዘምብረልካ ሰብ ኢየ ።ኣብኣ ከለኻ ድማ ናይ ቦብ ማርሌ ታሪኽ ኣንዉሕ ኣቢልካ ከተቅርብ ምስደለኹ፡የቀንየለይ!!
ሂትለር በዓል ሓንቲ ፍርንጭት ነዞም ጸሊም ልቦም ኣይሁድ ንምቅጻዕ ኮነ ኢሉ ፈጣሪ ዘውረዶ ጨካን መራሒ'ዩ!። thaks more fani asli
ሃሃሃሃሃ ኣይ ገርመኩምን ስምዕ ዊዒለ like ከይ ገደፍኩ ክከይድ ሓሲበ እዋይ ኣነ ረሳዒ
nahom anday kkklkkkkk
+Haben Wedi Blihti wowww ane ka kedime like kibila keyresekiwa
1dh
Kkkkkkkk ከይትደግም ጥራይ
thank u fnan,aba qexali ka west germany and east germay bmntay iyen tefalalyen kalin tetemxalna xbuk neyru
ፍናን ሓዉና ናይ ማሓመድ ቀዛፊ እባ ኣስፍሕ ኣቢልካ ኣዉርደልና የቀንየለይ ብሩክ ቀዳመ ሰንበት ።
nahom brhane እንታይ ኣለክ ካብ ሰብ ትጽበ በዕልካ ዘይትከይድ ዕራቅ ኣስፍሕ ኣብሎ ክህቡካ እዮም።
nahom brhane awridwo alo nay qezafi
nahom brhane ወሪዱ ኣሎ ኣብ ናይ ፍናን ኣፕ
you are wraite .mahamed is a marchate.
Nay mehamed Kezafi kea entetekrbelna xubuk neru fnann
Thank you
Betaime fenan habibe kaxilo xbuqe medab ana keman mehagezkuka neara gin bayan contact kegebraka yekel
Fenane hawena btami jigna Bravo 👍 hanti huto kehateka dele nere Nay sadam husen 🇮🇶 Iraq abereh ketevelelena deale nere yeqeneyel kubur hawey
ብዙሓት ሰባት ኣይሁዳዊት ጎል እዩ ኣፍቂሩ ይብሉ እዚ ግን ጌጋ እዩ:: እንታይ ደኣ? ገና ብህጻንነቱ እንከሎ ምስ ኣይሁዳውያን ቆልዑት የዕሩክቱ ናብ ገዝኦም ምስ ከደ እቶም ኣይሁዳውያን ስድራቤት ሰጉጎሞ:: ብድሕርዚ እዩ ኣይሁድ ረኣኩ ሰይጣን ረኣኩ ክብል ዝጀመረ:: ብድሕርዚ ኣብ ትምህርቱ ንፉዕን መዳርን ተካታዕን ብምንባሩ ኣብ ትምህርቱ ኣቃልቦ ብዙሓት ይስሕብ ኔሩ:: ኣይጸንሐን ድማ ናብ ቤት ማሕቡስ ኣትዩ: ኣብ ማሕቡስ ምስ ኣተወ እዩ ሓንቲ መጽሓፍ ጽሒፍ ንሳ ድማ ብጀርመናውያን ተቀባልነት ረኪባ ኣይጸንሑን ድማ ካብኡ ኣውጽዮም መራሒ ውዱብ ጌረሞ:: ነቲ ሃዋሁው ተጠቂሙ ስልጣን ምስ ሓዘ ነቲ
ቂምተኛን በሊሕን መስተውዓልን የእምሩኡ ንጸይቂ ተጠቂሙሉ:: "ዝዓቢ ቆልዓ ኣይትበድል" እቲ ቀንዲ ሽግር ናይ ኣይሁዳውያን ድማ ንክርስቶስ ክሰቅልዎ ምስ ደለዩ ደሙ ኣባናን ኣብ ደቅናን ይኩን ኢሎም ምሒሎም ናብ ጲላጦስ:: ረኪቦማ ድማ:: ኣምላክ ብብዙሕ ይባርካ ሓወየ::
natnael. Eri ዋእ ዋእ ኣታ ወዲ ኣበይናይ ኣምቢብካዮ ኣብ ትምህርቲ ንፉዕ ከም ዝነበረ እንደገና ክኣ ካብ ገዝኦም ሰጒጎሞ ኢልካ pleass እታ ናይ ሂትለር መጽሓፍ ኣምብባ
ብዛዕባ ነልስ ማንዴላ መርሕ ነበር ዶቡብ ኣፍሪቃ ገለ እባበለና ምስ ናይ ይቅረቱ
Thanky fnan app nay Saddam ka tetkrbelna xbuk nyru kemey gyrom kmzhazwo
Thanks fanu tihuzto bela dmxi bela classical bela 100%.
Thanks fann kexlo bzuh eka tmhrena
Selam fnan app infotech bteqrbo bzuh meharn azenagaen negerat btaemi ktdnq zeleka seb eka qxlo
Ete kilka eba nay Napolen gele negerat aqrbelna yrqenyeley
ኣጆካ ፍናን ኮጽሎ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ኢዩ
Bika kahin koynu wediza wexoxo thanks tinan hawina
bzaba bilgates Kea ketelaliyena nideli! thanks!
Bravo fnan qexlo tray 👏👏👏
Nice finan program. Keep continue
Bela video please we need more like this
danke ፋኒ ሓወይ ከሙኡ ክብለካ እንዳበልኩ
Kemey elu dea ab siltan mexieu?
I like your videos fnan
ናይ ሂትለር ዶ ኣምጻኻ ሂትለር ክብሉ ኣብ ትምህርቲ ትንፋስና ኣምሊቆምና ኣለዉ ጀርመናዉያን ፍናን ሽኮርርር
ኣያይ ሂትለር ኣብ ሓመድ ድበኻ ዘይምውዓለይ ብዙሕ ኢዩ ለሕዝነኒ ኣሕ
መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ሂትለር ሓወይ በሊሕ ኔርካ ብልሕካ ንጽቡቅ ተጠቒምካሉ ኬዳካ እንተ ትኸውንሲ ዓለም ሎሚ ብዘይሕንፍሽፍሽ ምሃለወት። ካብ ዘኽብረካ ሓውካ ዩኤል
Nederlandi kay semueka hitiler kitbel kabzi adi kayseguka fini bro
Fana hawey bejaka entkilka nay hitlar xbuk gerka tetkrbelan xbuk neru bitte
Selam Fnan app
Deki/koluet alewuwo do ni hitler?
Keysemaka bel Fnan app Thanks bro
ፍናን ሓውና ወትሩ ብተቀርቦም መደባት ምስ ከሰብና ኢና ኢሞ።ሓንቲ ክብለካ ግን ኣገባብ ኣሰራርሓ gym እባ ሓንቲ መዓልቲ ተገዲስካ ክትሰደልና ብትሕትና ይሓትት ፋናን ሓወይ ምስጋና ኣብ ቦቱኡ ኢዩ።
ጽቡቅ መደብ ሓንቲ ሕቶ ክሓተካ
ስለምንታይ እዩ ን ኣይሁድ ልዕሊ 3 ሚሎን ከጥፍኦ ወስኑ Thanks
Dawit Halefom nusu kitet elu ms awje nsom suk elom sheketom slezgeberu u yibahal mechem ezni semat kkkk
Always great! thanks
Der beste youtuber
Go ahead fenu hawey
ንኣምን መርሃውዝጊ welcome fena hawey
Herzliche willkommen fanan mein Bruder
ንፉዕ ደስ ዘብል አዩ ። ግን ኣትድምጽካ ፍናን ሃወይ ወይ ሰብ ኣንድሕር ኣለካ ኣምቡቡለይ በሎም ደስ ዘብል መደብ ኣለካ
Thanks more fnan hawey
ጅግና ኣይነብርን ታሪኹ ኢዩ ዝውረስ መንግስተ ሶማይ የዋርስካ
Thanks more
ፍናን ዓቢይ ሰብ እንኳዕ ደሃን መፃእካ
wellcom fnan bro 👉❤❤👈👌👌✌✌💯👏👍💯💯
Geli Raubal gual haftu ya nera.
Emo ezi entay tmhrti elka dika amxiekayo? Kaliea ketemxiea fahterter bel lakin good
Btame xbuke akrareuba fani hawey😍
Welcome bro.
ናይ ስእሊ ዝንባለ ከም ዝነበሮ እዩ ዝንገር ፍናን ሓወይ any way thanks
መራሒና ወዲ መድህን በራድ ይቅሬታ ገዛኢና ክብል እየ ካብዚ ጨቃን ሂትለር እንተዘይጨኪኑ ብፍጹም ኣይልውህን እዩ
Nay bhaki
ህትለር ካብቶ ኣርባዓ ናይ መቅተልቲ ብከመት ዩ ኣምልጡ ጽቡቅ ጌርካ እባ ኣብርሃልና
Fenan genan menan 100% perfect voice
I like when u read
Anabibaka kef alewo
We need more.
hi nay wedi aforki ka ba skerblna kuner hawey
ማወቅ መልካም ነው። ያውቁት ማሳወቅ ፍጽም በገነት ነው!! አለ ተስፍሽ ።ሂትለር አይሁዶች የሚጠሏቸው እናቱ አንድ ሀብታም አይሁዳዊ ትስራ ነበር ያኔ በጣም ያስቃያት ነበር አይሁዳዊው ሀብታም የእናቱ ሰቃይ እያየ ነው ያደግው አዶልፍ ሂትለር። እናም በዛን ምክንያት ነው አይሁዶች ይሚጠላችው .ከዚህ የከፋ ምን አለና .R.I.P አዶልፍ ሂትለር
Sorry 30 january 1933 ሂትለር ካብ Pauel Hindenburg ስልጣን ተቀቢሉ not 1934
Pls Giega Zkone habereta da mehalalefka seb tegagi aleka mo pls Astewielka Amehalalf
Kahn keman temahiru eu zbl ab wikipedia aleka
ኣዶልፍ ሂትለር, ኣብ ካላኣይ ኩናት ዓለም እንተ ዘይ ሳዓር ነይሩ, ፍርቃ ዓለም ምተቃጻጸራ ነይሩ።
Mifilat btaemi tsibuq u
Btaemi yemesgineka fnan
Nay mengestu hailemariam tarik hiwet ba akrebelna
ጽውግ ኣባህልኡ ነዚ ኣረመን መራሒና ይመስል ዶ ሓቀይ ?
Kkk ja
My bro can you help me ! how can i hack my work WiFi password ?please
ሂትለር ንኣይሁድ ዝጸልኦም ዝነበረ ቀንዲ ምኽንያት ኣብ ቪየና ንሱ ድኻ ከሎ ሃብታማት ኣይሁዳውያን ምስ ኣንስቶምን ደቆምን ኣብቲ ጐደና በርጠጥ እናበሉ ናብ ኦፔራን ናይ መዘናግዒ ቦታታትን ክከዱ ይርእዮም ስለ ዝነበረ ኮይኑ፡ ኣብ ርእሲኡ ኣብ ቀዳማይ ኵናት ዓለም ንሱ ወተሃደር ኮይኑ ክውጋእ ከሎ ኣይሁዳውያን ንፈውሲ ማሕላውን ዝኾነ ሰብ ኣብቲ ግንባር ዘይምንባሩ የሕርቖ ነይሩ። ብሓጺሩ ተበለጽቲ፡ ኣብ ምሕላው ሃገር ዝኾነ ተራ ዘይብሎም ኢሉ ይጸልኦም ነይሩ።
welcome Fnan App Infotech bezi ethibwo story kone mehari mkrtat azyu eyu zmsteni gn nay hitler story bpart gierka ente tgelxelnas des mbeleni nfuat kexlwo eye zblekum
ምስቲ ኣነ ዝሰማዕክዎስ ገሊኡ ዘይራኸብ ኮይኑ። ብዝኾነ ግን ንፉዕ።
Nay tupac habibiy
Fani Hawey qeqeltifka kemzi aynet Aqrbelna
Gazetta Eritv
ነመስግነካ ፍናን ሓውና ቀጽሎ
Thanks bro
ፍናን ሓውና thanks
Hitiler khlu neyruwo hizibi Africa metifea neyru
Ata kabey ika ezi tarik amexikayo hasawi
1 resika bro adyu tenisato kela kitsedo hasiba nera ente kone gina hakim keytisediyo elu agediduwa
ውላድ ከ ነይሮሞ ዶ ?
1933-1945 እዩ ኔሩ ሂትለር:: ሂትለር ኣምልኹኒ ኣይበለን ኣብላኽ ክኸውን ውን ሓሲቡ ኣይፈልጥን:: ገዛኢ ወይ ድማ ኣብዛ ዓለም ብዘይካ ጀርመናዊ ካልእ ሰብ ኣይኮነን ይብል ኔሩ
Eri-mybio pizza Everything
[
Xibuk aleka
kela hasot weskalu nay himamey kemey elka feltkayo bal hanti firnbesu mkunu
Fnan app enkae selam mexaeka
Nay behaq adinqeka ajekha ay tihmeq qexilo ab gonikha alena fani wed
ሂትለር ጨካን መራሒ
እቲ ዝገርም እዚ ኩሉ ጭካኔኡ ንደቂ ሃገሩ ዝኾነ
በሰላ ዘይምግዳፉ ዩ
Thank you ቀጽሎ
Like him
ሂትለር ኣብ ቅድሚ ኢሰያስ ኣፈወርቂ መልኣኽ ምኻኑ'ኸ ትፈልጡ'ዶ ?
Tanks fenan hawena
Kolgot aytemhazen neru malet dyu Fann hawey
Klasski des ktibleka
Fnan hawey neaka zkewn meglexi yebleyn :: btami eka jigna qexlo andabelna srah kea æ100%
Fnnan Thanks bel enkea meytu xenehana ember ni hibush si gelena samna ajakis and omo miserehana nieru kkkkkk
ናይ ኦሳማ ብላደን እባ ኣብ ቀጻሊ ፍናን ብሮ ታንክስ ከኣ
Wellcome
Fnan app dewlley emo gele hasab kitxihfeley dele aleku
👍👍👍🙋🙋
fnan hawna 1967 6days war znebere abrhana agerat Arab beal Egypt 1967
mereta kmaret kelo sina. suez cane & red sea n6 amet Jewish marikemo kelewu
pls
ካብ ኩሉስ ኣፉ ጨናዊ ነይሩ ትብል ክንፋትኒ ክክክክክክክክክክ
Ajoka bertie medem xubuk alo
ኣንበሳ ኣጆካ ቀጽሎ
Iway tsubk zeybilka kitmowt si Mergem iyu
Amlak kab kufuat merhati sewurena Ni Ertrana Win zekira