ገዛ ምግዛእ ዶ ተኻሪኻ ምንባር፡ ኣየናይ እዩ እቲ ቁኑዕ ውሳነ? Rent vs Buy house in Tigrigna | 𝐅𝐢𝐝𝐞𝐥 𝐅𝐢𝐧𝐚𝐧𝐜𝐞

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 28 มิ.ย. 2024
  • 💥💥 𝐖𝐞𝐛𝐬𝐢𝐭𝐞 👉🏽 fidelfinance.com
    ኣብዛ ቪድዮ ጥቕምታትን ጉድኣትን ናይ ምክራይን ገዛ ገዚእካ ምንባርን ብምግላጽ እቲ ቁኑዕ ፋይናንሳዊ ውሳነ ክትውስን ክሕግዘካ ዩ። ገዛ መጀመርያኻ ክትገዝእ ትሓስብ ሃሉ ወይ ንነዊሕ ተኻሪኻ ክትነብር ብዘየገድስ ኣብዛ ቪድዮ ጽቡቕ ጌረ ብዝተፈላለየ ምኣዝናት ናይ ምክራይን ምግዛእን ክገልጸልካ የ፡ ጽቡቕ ምክትታል
    Support Channel:
    / @fidelfinance
    ------------------------------------------------------------
    ------------------------------------------------------------
    🌟🌟🌟 𝐂𝐨𝐧𝐧𝐞𝐜𝐭 𝐖𝐢𝐭𝐡 𝐎𝐮𝐫 𝐂𝐨𝐦𝐦𝐮𝐧𝐢𝐭𝐲 🌟🌟🌟
    ✅✅ 𝐓𝐞𝐥𝐞𝐠𝐫𝐚𝐦: t.me/+Pq0xIptrugFkNDU0
    💥💥 𝐅𝐚𝐜𝐞𝐛𝐨𝐨𝐤: / fidelfinance
    ✅✅ 𝐈𝐧𝐬𝐭𝐚𝐠𝐫𝐚𝐦: / fidelfinance
    💥💥 𝐓𝐢𝐤𝐭𝐨𝐤: / fidelfinance
    ✅✅ 𝐓𝐰𝐢𝐭𝐭𝐞𝐫 (𝐗): / fidelfinance
    💥💥 𝐒𝐮𝐛𝐬𝐜𝐫𝐢𝐛𝐞: / @fidelfinance ✅ ✅
    ✅✅ 𝐅𝐢𝐝𝐞𝐥 𝐀𝐜𝐚𝐝𝐞𝐦𝐲 𝐋𝐚𝐧𝐠𝐮𝐚𝐠𝐞 𝐂𝐡𝐚𝐧𝐧𝐞𝐥: / @fidelacademy1
    𝐃𝐈𝐒𝐂𝐋𝐀𝐈𝐌𝐄𝐑: We are not financial advisers. These videos are for educational purposes only. No official financial advice is being given here. Please always check with a professional before making any investments or financial decisions. Your investments are your sole responsibility, these videos merely share our own opinions with no guarantee of gains or losses.
  • บันเทิง

ความคิดเห็น • 160

  • @FidelFinance
    @FidelFinance  9 วันที่ผ่านมา +4

    Support this channel:
    th-cam.com/channels/B3dXUhbNDbc9gnObbP7WEQ.htmljoin

  • @user-zc3of8fl4j
    @user-zc3of8fl4j 9 วันที่ผ่านมา

    crystal clear! Thanks a lot Mr. Brhane. God Bless you.

    • @FidelFinance
      @FidelFinance  9 วันที่ผ่านมา

      Glad it was helpful! Thank you and Bless you too 🙏

  • @TFBk-gq5sx
    @TFBk-gq5sx 2 วันที่ผ่านมา +1

    Thaank you..

    • @FidelFinance
      @FidelFinance  2 วันที่ผ่านมา

      You’re most welcome. Thank you for watching.

  • @habteyehdego8372
    @habteyehdego8372 6 วันที่ผ่านมา +3

    ገዛ ካብ ምክራይ ምግዛእ ዝበለጸ እዮ ካብ ናተይ ተመክሮ ገዛ ምግዛእ ዓብ እንቨስት እዩ ምኽንያት ብፍላይ ቆልዑት እንተደአ አለኹዋ ቐስእኖም እዮም ዝነብሩ ነምስታይ ደአ ሐዳሽ መክና ዝገዝኡ መክና ውን ቐልል ወጭ አይኮነን ዘለዋ መክና ድማ እናረገትን እናመረትን እያ ትኸይድ ስለዝ ትጋገ አለኻ በጃኹም ቆልዑት ዘለውኹም ብፍላይ ገዛ ግዝኡ ካብ አብ ገዛ ኽራይ ምንባር ደቅኹም ድማ ቐስኖም እዮም ዝነብሩ ንምንታይ ደአ ደቅዓድ ዝገዝኡ ንዓና ውን መሰል አለና ነት ዘለና መሠል ንጠቐመሉ ከብ ገዛ ክራይ ዝነብሩ ብፍላይ አብ አፓርትማ ዝነብሩ ደቅኹም ረብሸሙና እናበሉ ክንደይ ክንደይ ጭንቐት ዘለዎም ዋላ እቶም ቆልዑት ከምድላዮም ክጻወቱ ክዘሉ ይሽገሩ እዮም ገዛ ገዝእካ ግን ንስኻን ደቅኻን ቐስንካ እኻ ትነብር ስለዝ ብአይ ወገን ቅቡል አይኮነን ሐድሽ መክና አይትግዝኡ ገዛግን ግዝኡ እዩ ዘማኽር ናይ ዘለኹም ዓድ መሠል ከም ወድሀገር ተጠቐምሉ ቐስኩም ድማ ሕደሩ ቀዋም ስራሕ እንተሀልኩም ዘለኩም መሠል ተጠቀምሉ ካብ ጠዛ ክራይ ምንባር ናይ ዝኾነ ሀተፍተፍ አይትስምዑ እዩ ምኽረይ

    • @FidelFinance
      @FidelFinance  6 วันที่ผ่านมา

      ብጣዕሚ ጽብቕቲ ምኽሪ ያ ክቡር ሓው፡ ኣነ ውን ተኻሪኻ ምንባር ኣይበልኩን ብሽፉኑ፡ ብሓፈሻ ኩሉ ኩነታት ኣጽኒዕካ፡ calculate ጌርካ ንኽታቱዩ ሓሳብ። ኣብ ናይ ጽባሕ ዝዝርጋሓ ቪድዮ ኣላትካ ስምዓያ። (እታ ሃተፍተፍ ዝበልካያ ግን፡ ጽቡቕ ኣይመስለንን)።
      Thank you again!

  • @mehariemehazion9718
    @mehariemehazion9718 9 วันที่ผ่านมา +1

    Thank u brhane

  • @nahomghirmatzion233
    @nahomghirmatzion233 9 วันที่ผ่านมา

    Thank you.

    • @FidelFinance
      @FidelFinance  9 วันที่ผ่านมา

      You're welcome!

  • @hanasolomon2348
    @hanasolomon2348 4 วันที่ผ่านมา +1

    Thanks ❤

    • @FidelFinance
      @FidelFinance  4 วันที่ผ่านมา

      You're welcome ❤️

  • @almazzeray5767
    @almazzeray5767 2 วันที่ผ่านมา

    THANK YOU FOR YOUR TIME APPRECIATE.

    • @FidelFinance
      @FidelFinance  2 วันที่ผ่านมา

      You are very welcome

  • @tesfayissack559
    @tesfayissack559 8 วันที่ผ่านมา +3

    Thanks brother
    100% I agree
    I live in USA, when I tell friends renting houses is better than buying at this time but still they don’t agree. They say the value of houses are double. To me buying house is put yourself in prison , due to current economic recession and inflation

    • @FidelFinance
      @FidelFinance  7 วันที่ผ่านมา

      🙏🙏

    • @user-iw8mp1oe3e
      @user-iw8mp1oe3e 6 วันที่ผ่านมา +1

      If you have a family it is better to live in a house. Price of up, and down is just a trend that changes overtime. You can also sell, and move when in the right time. I sold my house a couple years a go when the house market was high. So if you have kids it is better to buy , kids will have enough space, the school zone can be better.

  • @henoktesfay3549
    @henoktesfay3549 8 วันที่ผ่านมา

    Thank you brother

    • @FidelFinance
      @FidelFinance  8 วันที่ผ่านมา

      Any time brother! Thank you for watching!

  • @aminekibrom8448
    @aminekibrom8448 8 วันที่ผ่านมา +2

    Thanks bro❤

    • @FidelFinance
      @FidelFinance  8 วันที่ผ่านมา

      You’re welcome ❤️

  • @eritreastrongestnation
    @eritreastrongestnation 7 วันที่ผ่านมา

    Great thank you

  • @dirarwelday77
    @dirarwelday77 9 วันที่ผ่านมา

    Thank your my friend

  • @user-sh1yr4ow4v
    @user-sh1yr4ow4v 3 วันที่ผ่านมา +1

    Thanks ❤ bro

    • @FidelFinance
      @FidelFinance  3 วันที่ผ่านมา

      You’re most welcome ❤️

  • @weinitadese6368
    @weinitadese6368 4 วันที่ผ่านมา

    Interesting thank you keep shining well done

    • @FidelFinance
      @FidelFinance  4 วันที่ผ่านมา

      Thank you, I will

  • @habtemichaelweldhlase5563
    @habtemichaelweldhlase5563 4 วันที่ผ่านมา +1

    ናይ በሓቂ ኣዝዩ ደስ ዘብል መግለጺ ክቡር ሓወይ

    • @FidelFinance
      @FidelFinance  4 วันที่ผ่านมา

      ክብረት ይሃበለይ

  • @ksanetteame3692
    @ksanetteame3692 2 วันที่ผ่านมา

    Thanks so much for sharing your great idea.Good bless u with lovely family

    • @FidelFinance
      @FidelFinance  2 วันที่ผ่านมา

      Thank you! You too!

  • @RobelTeame
    @RobelTeame 9 วันที่ผ่านมา +1

    Thank u bro❤

    • @FidelFinance
      @FidelFinance  9 วันที่ผ่านมา

      You’re welcome! ❤️

  • @estifbatu1468
    @estifbatu1468 6 วันที่ผ่านมา +2

    Tebarek ❤

    • @FidelFinance
      @FidelFinance  6 วันที่ผ่านมา

      Thank you ❤️

  • @gdefoyhlmoyhlemetizmesle2017
    @gdefoyhlmoyhlemetizmesle2017 8 วันที่ผ่านมา +3

    Thank you so much❤
    Des zebl meglexi

  • @shishaytsegay5505
    @shishaytsegay5505 8 วันที่ผ่านมา +3

    Thank you Brhin Hawna kem wetru ❤

    • @FidelFinance
      @FidelFinance  8 วันที่ผ่านมา

      Thank you too ❤️

  • @johnhabtughdey4212
    @johnhabtughdey4212 9 วันที่ผ่านมา +1

    Thank brhin kemu kulu gzie

  • @ertrawi
    @ertrawi 2 วันที่ผ่านมา +1

    Kbret yhabelna kbur hawna

    • @FidelFinance
      @FidelFinance  2 วันที่ผ่านมา

      Ane wn yemesgn.

  • @user-tv8jr3tu5u
    @user-tv8jr3tu5u 8 วันที่ผ่านมา +1

    ❤good job

  • @Menkem123
    @Menkem123 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Thanks

  • @mulugetaltedla4181
    @mulugetaltedla4181 9 วันที่ผ่านมา +3

    ሰላም ኩቡር ሓው ተጠንቒቐ ሰሚዐዮ ኣዝዩ ብሉጽ ሓበረታ ፡ ኣብ Uk መጀመርታ ክትገዝእ ከለኻ ከም ዋጋ ነይቲ ገዛ stamp duty ትኸፍል ድሕሪኡ annual property tax ናይ ገዛ ግብሪ ዘሎ ኣይመስለንን ሓፈሽዊ ከምቲ ዝገለጽካዮ ናብ ካልእ ዓለም ዘለዉ( ዝነብሩ )ዘዳለካዮ ስለዝኾነ ይሰማማዕ ካብዚ ሓሊፉ ግን ሰብ ብዙሕ ዘየስተውለሉ maintenance cost እዩ በዚ ኮነ በቲ ግን ወላ ዓመታዊ ግብሪ ኣይትኽፈል ኣዝዩ ብዝሕ ወጻኢታት ከምዘለዎ ጽብቕ ኣብሪህካዮ፡ልዕሊ ኩሉ ዝፈተኹዋ ከኣ መጠን ዋጋ ናይቲ ገዛ ንኹሉ ከምዝጸልዎ ትረዲአ keep it thanks alot.

    • @FidelFinance
      @FidelFinance  9 วันที่ผ่านมา +1

      ኣነ ውን ኣብ England እየ ዘለኹ። Stanp duty ኣሎ፡ ግን ናይ council tax ኣለና፡ directly ደኣ ብ % ናይቲ ክብሪ ገዛ ኣይተሓሰብ እምበር፡ search ብዝገበርክዎ ብ ኣቨረጅ ከባቢ 0.5 - 1% ክብሪ ናይቲ ገዛ ይመጽእ ዩ። ዋላ ኣብ USA እውን ክሳብ 3% ዝኸፍሉ ኣለዉ።

    • @natnaelghebremeskel2010
      @natnaelghebremeskel2010 8 วันที่ผ่านมา +1

      Yes re-write Council tax instead of property tax familiar word.

    • @FidelFinance
      @FidelFinance  8 วันที่ผ่านมา +2

      Most of our subscribers live in USA and Canada so they won’t be familiar with the name *Council Tax* and I did mention in the video that the data and example is specifically from USA but the principle applies everywhere.

  • @abrhamzemichael9749
    @abrhamzemichael9749 8 วันที่ผ่านมา +1

    Welcome 🙏 🎉brother

  • @meharighebre7039
    @meharighebre7039 8 วันที่ผ่านมา +3

    Btaemi Xbuq timhrti meglexi iyu ezi tihbo zeleka yeqenyelna

  • @why3781
    @why3781 8 วันที่ผ่านมา +1

  • @lachitlachit6631
    @lachitlachit6631 4 วันที่ผ่านมา +1

    Thanks bitaeimi tekami timihiriti
    Asifih einite tebilelina

  • @TsgabTeklom-mj9us
    @TsgabTeklom-mj9us 2 วันที่ผ่านมา +1

    Kemakum ybzhu

  • @ablelomg7913
    @ablelomg7913 9 วันที่ผ่านมา +5

    ከዋጺእ ኣይክእልን እዩ ገዛ ክራይ፡ኣነ ወጻኢታቱ ተረዲእኩም እተዉ እንተትብል መሓሸ ምክኒዩቱ ሓበሻ ብዚሰሞዖ ሰለ ዝከይድ፡ብርግጽ ቀሊል ኣይኮነን ዝሓተካ፡ 12 ዓመት ተካሪየ ኣለኩ ገንዘበይ ንበዓል ዋና ገዛ እየ ኣሀብቲመዮ ናተይ ተዝከዊን ነይሩ ኣብዛ 12 ዓመን ኣበይ ክወርድ ይክእል ገምቶ ኣፍልጦ እንተሃሊዩካ፡ሕጂ በዓል ዋና ገዛ እየ ካብ ገዛ ክራይ ዕጽፊ ይከፍል እየ ግን ድሕሪ ቅሩብ ግን በንጻሩ እዩ፡ንዩቱብ ክትብሉ ሰብ ኣይትሓወውስሉ፡ስታክ ኢልኩም ድማ ግንደይ ሰብ ዕዳንዕዳ ገርኩማ ኣለኩም ሰብ ግደፍዎ ዓቅሙ ይግበር 12:14

    • @FidelFinance
      @FidelFinance  9 วันที่ผ่านมา +1

      ቁጽሪ ኣይሕሱን ዩ፡ እቲ ን TH-cam ኢልኩም ዝበልክዮ ግን፡ ተጋጊኻ ከይትኸውን ጽሒፍካዮ። እቲ ስቶክ ኢልኩም ዝበልካዮ ከኣ ከምኡ። መጽናዕቲ ጌርካ፡ ሓላፍነታዊ ዝኾነ ጽሑፍን ሓሳብን እንተተቐምጥ ሓጋዚ ምኾነ።

    • @ablelomg7913
      @ablelomg7913 8 วันที่ผ่านมา +1

      @@FidelFinance ኩሉ ዝበልካዮ እኮ ብዓቅሚ ደረጃ ይሰማምዐሉ እየ ግን፡ገዛ ክራይ መጉሓፊ ገንዘብካ ምካኑ እየ ተማሂረ ኣብ ነብሰይ እየ ዝብለካ፡ገዛካ ግን ዕቅሚ ተሓጺሩካ ሸጥካ ገንዘብካ ከተምልስ ተክእሎ ኣሎ፡ስታክ ድማ ብቅዓት ከምዝሓትት ኣይንገርን ብዛዕባ ምውፋር እንበር ብዛዕባ ምኽሳር ብዙሕ ክንገር ኣይረኣኩን፡፡ ብካሊእ ተሪኢካዮ ይቅረታ ክንከፋፈል ስለዘለና እየ

    • @AberaEwala-ns3ev
      @AberaEwala-ns3ev 8 วันที่ผ่านมา +1

      Agreed bro

    • @FidelFinance
      @FidelFinance  8 วันที่ผ่านมา +1

      ኣብ ስቶክ ኣዛኒቕካ ንነዊሕ (long term) እንተዋፊርካ ውን ክሳራ የብሉን (ናተይ ቀንዲ ዓውዲ ንሱ እዩ) ኣብትዛ ቪድዮ ከም ዝገለጽክዎ S&P 500 ብ ኣቨራጅ ካብ 7-10% return ኣለዎ። እዚ ናተይ ሓሳብ ኣይኮነን፡ ሓቂ (Fact) እዩ። ኣነ ከኣ ገዛ ኣይትግዝኡ ኣይኮንኩን ኢለ፡ ገዛ ምግዛእ ሓደ ካብቲ ዝዓበየን ዝበለጸን ኣብ ሂወትካ ትወስዶ እዩ።

    • @natnaelghebremeskel2010
      @natnaelghebremeskel2010 8 วันที่ผ่านมา

      @@ablelomg7913 ንስኻ ውን ሓደ ካብቲ ሓበሻ ብዝሰምዖ ኢዩ ዝኸይድ ትብሎ ዘለኻ ኢኻ፡ ርእይቶኻ ወይ ሓሳብካን ጠቓሚ እትብሎ ሓበሬታ እንተትህብ ጽቡቕ/መሃሪ ሙኸነ፡ ን ሓሳቡ እሞ ድማ ብ statistics ዝተደገፈ ን ዩቱዩብ ክትብሉ ምባል fare ኣይኮነን ፡
      Stock ዝበልካዮ ድማ ብዓቕምኻ ጀሚርካ ተመሃረሉ ኢዩ ዝበለ እንበር ዘለካ ነጊፍካ ጀምር ኣይበለን። because risk ዘይብሉ ዓወት ስለዘየለ።

  • @mehariemehazion9718
    @mehariemehazion9718 9 วันที่ผ่านมา +1

    Hi brhane kemey kenika ezy tmhrena zeleka btaemi subuk eyu ane abal kikewun zeykealku wereket sle zeyebley sle ety kulu ethbena netsa agelglot dma thank u so much❤❤❤❤

    • @FidelFinance
      @FidelFinance  9 วันที่ผ่านมา

      ጸገም የለን፡ በዚ likes, comments, shares ጌርካ ተተባብዓኒ ውን የመስግን ❤️🙏🙏

  • @hagosafewerki2770
    @hagosafewerki2770 8 วันที่ผ่านมา +1

    የቀንየልና ብርሂን ከም ወትሩ ጹቡቅ ስራሕ

    • @FidelFinance
      @FidelFinance  8 วันที่ผ่านมา

      Thank you, Hagusha.

  • @mGG736
    @mGG736 9 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @FidelFinance
      @FidelFinance  9 วันที่ผ่านมา

      ❤️❤️❤️

  • @fitf42
    @fitf42 9 วันที่ผ่านมา +1

    ንጹር መግለጺ የቀንየልና ብርሂን

  • @destamedia1330
    @destamedia1330 8 วันที่ผ่านมา

    መጀመርታ እቲ ሓሳብ ጽቡቅ ዩ ግን
    ገዛ ምክራይ ካብ ምግዛእ ይሓይሽ ክትብል ከለካ ኣብቲ ገዛ ዩ ዝምርኮስ ሶ።ኣረጊት ገዛ ተገዚኢካ መዓልታዊ ኣዝዩ ቡዙሕ ወጻኢታት ኢካ ተውጽእ ሶ ደሓን ዝኮነ ገዛ ክትገዝኡ ኣለኩም ምባል ይሓይሽ።
    2ይ ካብ ገዛ ገዚኢኩም ወርሓዊ ናይ ማይ፡ኢንቹራንስ፡ጉሓፍ ካልእ ተወሳኪ እናከፈልኩም ትነብሩ ሕስር ዝበለ ገዛ ክራይ ተካሪኩም ገንዘብኩም ኣብ ወፍሪ ኣፍሪቃ ይኩን ኣብቲ ዘለዉዎ ዓዲ ከዋፍሩ ኣብ መወዳእታ ኣብ ባንክ ደሓን ዝኮነ ገንዘብ ክህልዎም ዩ ብመጠኑ ከኣ ምስቲ ገዛ ዝገዘአ ሰብ ይማዓራረዩ
    ተዘይ ኮዩኑ ብድምድምታ እቲ ናይ ገዛካ ወጻኢታት ካብ ክራይ ስለ ዝበዘሐ ምክራይ ይሓይሽ ክትብል ግን 101% ጌጋ ዩ።
    ኣነ ንዝገዝኣክዎ ገዛ 500€ እናከፈልኩ ንስካ ንዝተካረካዮ 500 እናከፈልካ አኒሕካ ድሕሪ 10 ዓመት ኣነ ወናኒ ገዛ ብማዕረ ወጻኢታት ንስካ ከኣ 0 ኣይ ገንዘብ ኣይ ገዛ ሶ።
    ዓርከይ ኣብ ጀርመን ብ380 ሽሕ ገዚኡ ኣሎ ወርሓዊ ወጻኢታት ብጀካ ናብ ባንኪ ዝክፈል ከባቢ 390€ እዚ ናይ ጉሓፍ ኢንቹራንስ ገለ ዩ ሶ ኣነ ከኣ ኣብ ክራይ ብ350 ኣለኩ ሕጂ ንስኩ ኣነ ትሕቲኡ ስለ ዝከፍል ገዛ ምግዝኡ ጌጋ ኣሎ ትብል ኣሎካ ፡ድሕሪ 15 ዓመት ወናኒ በዓል 380 ሽሕ ገዛ ክከዉን ከሎ ኣነ ከኣ ፍርጅ ጥራሕ ሒዘ ጠጠው ሶ እዛ ናይ ሎሚ ሓሳብካ ኣየስመርኩላን ኣለኩ ስለ ሓሳብካ ግን የመስግን።

    • @FidelFinance
      @FidelFinance  8 วันที่ผ่านมา

      ኣነመደምደምታ ኣይሃብኩን፡ ኩሉ ግዜ ኣይኮነን ከሙ ዝመጽኣልካ። ገዛ ክራይ 1000 ዶላር እንተኮይኑ፡ ናይ mortgage 3,000 ንወርሒ ን 30 ዓመታት ትኸፍል እንተትኽወን ከ፡ ገዛ ምግዛእ ምመረጽካ ማለት ድዩ? ኣነ 100% ምክራይ ምመረጽኩ፡ ዋላ ፋይናንሳዊ ብልሒ ዘለዎ ሰብ ውን ከሙ ይመርጽ ይብል። ስለዚ ኩሉ ግዜ ን ኩሉ ሰብ ምክራይ ይሕሾ ኣይበልኩን። በቲ calculate ዝገበርናዮ ግን ትኽክል ኣለኹ።

  • @angish9149
    @angish9149 6 วันที่ผ่านมา

    B cash payment entegeziekayo ke?

  • @user-pz7vg2zj7l
    @user-pz7vg2zj7l วันที่ผ่านมา

    Betamy xbuk temrty u telfonka da aby kerkba ye😊

  • @shabatshalom693
    @shabatshalom693 8 วันที่ผ่านมา +2

    Interest rate ab kem beal canada its update every 2...3...5....years if its closed ,ab uk ,USA kemey e u endee.

  • @haneber7369
    @haneber7369 8 วันที่ผ่านมา +1

    🏖🌻Stock Market!!🌻🏖

  • @mohamedberhe6545
    @mohamedberhe6545 8 วันที่ผ่านมา +2

    What about if you buy cash?
    Thanks

    • @FidelFinance
      @FidelFinance  8 วันที่ผ่านมา

      Buying a house with cash ties up a significant portion of your liquid assets, potentially limiting your ability to get into other investment opportunities. That being said, you won't be making monthly mortgage repayments, so you might find that this suits your financial circumstances better.
      I wouldn’t recommend it but not financial advise.

  • @Amber1919
    @Amber1919 6 วันที่ผ่านมา +2

    🇪🇷🇪🇷ጽቡቅ አስተምሕሮ እዩ ። ግን አብ ክራይን አብ ገዛ ምውናን ፍልልይ አለዎ ።
    እቲ ንክራይ ትከፍሎ ገንዘብ ከምዚ አብ መሬት ተፍስሶ ማይ ማለት እዩ ። እቲ ገዛ ንምውናን ትከፍሎ ገንዘብ ግን ከም አብ ባስካ ወይ ኢላ ትእክቦ ዘለኻ ማይ እየ ዝአምን ስለዚ ብዝኮነ መአቀኒ ቁሩብ አቅሚ ተለካ ነቲ ዳውን ፔይመንት ልእሊ 50% ከፊልካ ገዛ ምግዛእ እቲ ዝበለጸ ነገር ኮይኑ ይስምአኒ ዘለኩም ርእይቶ ክአ እጽበይ ። 🇪🇷🇪🇷

    • @FidelFinance
      @FidelFinance  6 วันที่ผ่านมา

      th-cam.com/video/wLu0lxyeckM/w-d-xo.htmlsi=rzd_-KjjE8yNG-EC

  • @user-nz8so4zy1v
    @user-nz8so4zy1v 8 วันที่ผ่านมา +1

    Tmhrti kngmr eina eikana telefon ab thti kgedfelkum ey elikan nerka bzkone krekbo ay kealkun bkemey tmhrtku kwesd ykel hawey ?

    • @FidelFinance
      @FidelFinance  8 วันที่ผ่านมา +1

      00447865 557465 (WhatsApp)

  • @tedrostekestekidane7000
    @tedrostekestekidane7000 8 วันที่ผ่านมา +1

    Nice explanation bro. Thank you. I have a question though. Eti interest (7%) gn ab lifetime nayti loan iu zkfel mesleni. For example, if the total interest is 21,000, it have to be divided by the number of years that you will need to pay off the house. That was my understanding. Correct me if I am wrong please. Thank you again 🙏

    • @FidelFinance
      @FidelFinance  8 วันที่ผ่านมา

      Let me give you a hyohotetical example to make sure you get it …… If you take out a $21,000 mortgage (loan) at a 7% fixed interest rate for 30 years, your monthly payment would be approximately $139.86. Over the life of the loan, you would pay around $29,349.60 in interest.
      And the total amount paid over the life of the loan would be approximately $50,349.60.

    • @tedrostekestekidane7000
      @tedrostekestekidane7000 8 วันที่ผ่านมา +1

      @@FidelFinance I get it now. The rate applies 'annually'. That's crazy. You pay more than you loaned.

  • @adhanomamanuel8250
    @adhanomamanuel8250 9 วันที่ผ่านมา +1

    Nixur meglexi brhin kem kulu gze yeqenyelna flitetka yzari

  • @simondebas1646
    @simondebas1646 8 วันที่ผ่านมา +2

    Zehalefe videoka mehari eyu. Eza video ka gen eab gemet. Zey eatewu rekahitat ealewu , nekemey aynet seb , eab long term, zebelu eagedesti zekonu netirekayom. Bezi mekeneyat eza video temerta godileni

    • @FidelFinance
      @FidelFinance  8 วันที่ผ่านมา +1

      ሓፈሻዊ ሓበሬታ እየ ክህበኩም ዝኽእል እምበር 1 ብ 1 ኩሉ ናይ ውልቅኹም ዘድልየኩም ርኤ ክህበኩም ኣይክእልን የ። ናትካ ዘድልየካ ኣብ ግምት ኣእቲካ ዝውሰኽ ወሲኽካ ዝጎድል ኣጉዲልካ ክትጥቀመሉ ጥራይ ዩ ዘለካ። ውልቃዊ ፋይናንስ ማለት 1 ሕጊ ተኸቲልካ ኪድ ማለት ኣይኮነን። ናተይ ስራሕ ዝፈልጦ፡ መጽናዕቲ ዝወሰድኩሉ ዝተፈላለየ ኣረኣእያ (perspective) ክህበኩም እዩ።

  • @awetawet3258
    @awetawet3258 8 วันที่ผ่านมา +1

    Thanks brhinnnnn haweyyyyy
    Xfuf agelalxa ❤
    ሓንቲ ግን ክሓታ ዝደሊ ይቅረታ ማለት ኣፍልጦና ታሕቲ እንድዩ ናይቲ ወለድ ያ ክንድኡ ክትከፍል ከለካ እቲ ዝተረፈ 320 ልቃሕ ከ ተወሳኪ ማለት ድዩ ዘይበረሀትለይ

    • @FidelFinance
      @FidelFinance  8 วันที่ผ่านมา

      Sorry Awet. ኣነጽር ኣብላ ስከ?

  • @Sammy-tc7vw
    @Sammy-tc7vw 9 วันที่ผ่านมา +1

    ሰላም ብርሂን ከመይ፥ ንእትህበና ትምህርቲ ኣዝየ የመስግነካ። ካብዚ ብምቅጻል ዓመታዊ $34,000 እንዳ ከፈልካ ኣስታት 10 ዓመት ኢዩ ዝወስደልካ ይመስለኒ እንተዘይ ተጋጊየ። so ካልእ ትኸፍሎ የለን ማለት ዲዩ ወላ...... ምስሰናይ ይቅሬታ ስለ ጽቡቕ ዘይተረደኣኒ ዩ።

    • @FidelFinance
      @FidelFinance  9 วันที่ผ่านมา +1

      ኖ፡ ን 30 ዓመት ንውሑ (30 Years Loan Term) ስለዝኾነ ክሳብ ዝውዳእ። እዛ ኣነ ዝሃብክዋ፡ ሓፈሻዊ ነታ ገዛ ክትውንናስ ከሙ ገንዘብ ተጥፍእ ከምዘለኻ እዩ ንዓመት ብዓይኒ ፋይናንስ ማለተይ የ። ብፍላይ ምስ ገዛ ክራይ ከተወዳድሮ ከለኻ።

  • @xxcxd880
    @xxcxd880 8 วันที่ผ่านมา +1

    ☝️🙏♥️👍

    • @FidelFinance
      @FidelFinance  8 วันที่ผ่านมา

      ❤️❤️❤️

    • @xxcxd880
      @xxcxd880 8 วันที่ผ่านมา +1

      @@FidelFinance 🙏♥️🤚

  • @abdenuryassin7582
    @abdenuryassin7582 8 วันที่ผ่านมา +2

    Kery geze endewesk eyu zekeyd

    • @user-iw8mp1oe3e
      @user-iw8mp1oe3e 8 วันที่ผ่านมา +1

      ልክዕ፡ እቲ ክፍሊት ገዛ ኸኣ እንዳጎደለ ይኸይድ ብድሕሪ ዝተወሰን እዋን፡ ምኽንያቱ ነቲ ቀዳማይ 10 ዓመታት እቶም ሰብ ገንዘብ ዘለቁሑኻ ኢኻ ትኸፍል። እንድሕር ኣፍልጦ ኣልዩካ ኸኣ ነቲ ወለድ ዘኮነ ነቲ ልቓሕ ተውሳኺ እንዳኸፈልካ ተግዱሎሞ እቲ ወለድ ይውሕደልካ። ኣብ 15 ዓመት እንተኸፊልካዮ ኣብቲ ገዛ ብነጻ ትነብር። ኣብዚኣ እዚ መንእሰይ ዘንጊዑ ኣሎ።

  • @user-xw2of7qb8v
    @user-xw2of7qb8v 4 วันที่ผ่านมา +1

    Yekenelna

  • @girmaykidane7955
    @girmaykidane7955 8 วันที่ผ่านมา +1

    ደስዘብል ትምርቲ ብርሂን: ግን ከም ዝመስለኒ ልዕሊ 4 ስድራ እንተ ሃሊካ, ከ ክትገዝእ ይምረጽ ወላስ ከመይ ትርእዮ? ከም ምክሪ ኢየ ደልየ??? የቀኔለይ ተገዲስካ እንተ መሊስካለይ ደስ ምበለኒ❤❤❤

    • @FidelFinance
      @FidelFinance  8 วันที่ผ่านมา

      ብዓይኒ ፋይናንስ ክንድምሮ ከለና ኢለ ሓሳባት ክህበኩም ኢለ እምበር፡ እወ ገዛ ምግዛእ እሞ ሓዳር/ቆሉ ሒዝካ ዓቕሚ እንተሃልዩ ክትግበር ኣለው። ገዛ ምግዛእ ዝመስልዎ የለን።

    • @girmaykidane7955
      @girmaykidane7955 8 วันที่ผ่านมา +1

      @@FidelFinance thanks Brehin Hawey 🥰

  • @bemnettesfay8743
    @bemnettesfay8743 7 วันที่ผ่านมา

    ኣነ ክመሃር ይደሊ አየ ተለፎንካ ባ ጽሓፈለይ

  • @yonatano1
    @yonatano1 8 วันที่ผ่านมา +1

    💯👌🏾👍🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🫶🏾keep it up

    • @FidelFinance
      @FidelFinance  8 วันที่ผ่านมา

      Thank you. I will 😊

  • @mohamedberhe6545
    @mohamedberhe6545 8 วันที่ผ่านมา +1

    What about if you buy cash?

    • @bettytesfay7903
      @bettytesfay7903 8 วันที่ผ่านมา

      If you buy cash is good

  • @leterfaleteklit
    @leterfaleteklit 8 วันที่ผ่านมา +1

    Ketgezei abe da kengezi geza Europa kebru abe kulu alem kebru

    • @FidelFinance
      @FidelFinance  8 วันที่ผ่านมา

      እወ ብ ኣቨራጅ ኣብ 3-5% ይውስኽ ዩ ዓመታዊ ኣብ ዝበዝሐ ምዕቡላት ሃገራት። ኣበይ ዲኻ ትቕመጥ?

  • @abrahamkalab2159
    @abrahamkalab2159 8 วันที่ผ่านมา +1

    Wela wexaeitat ybzah mgzae yhaish mknyatu ab metereshta zkone ab eidka yeblkan bkray tnebr entekoinka, entegezieka gn entehameqe bksara wela eti meret ab eidka alo ktsheto tkel eika ybl ane

    • @FidelFinance
      @FidelFinance  7 วันที่ผ่านมา

      እወ ግን፡ ኣብ ካልእ ኣማራጺታት ኣዋፊርካ ከ፡ ገንዘብ ክትረክብ ኣይከኣልን ድዩ? ንኣብነት ኣብ ስቶክ ማርኬት፡ ቢዝነስ? ማለት ገዛ ምግዛእ ጥራይ ኣኣራጺ ከም ዘሎ ጌርና ኣይንደምድሞ፡ ብክፉት ሓንጎል፡ ብኸመይ ከምዚ ይብል ኣሎ ኢልና ነሰውዕለሉ። የቐንየለይ

    • @abrahamkalab2159
      @abrahamkalab2159 7 วันที่ผ่านมา +1

      @@FidelFinance ja nsu dea buzuh amaraxi alo kemzbelkayo genzeb nktgebr,,,eti gzie abzi Europa kemzi kemana Eritreawiyan 3,4 qelaut enteleka btaami ashegari eu geza kray ktrekb bflay ab Germeny beqa bmado trah eyom No zblu wela ekul atawi yhalka

    • @FidelFinance
      @FidelFinance  7 วันที่ผ่านมา

      @@abrahamkalab2159 🙏🙏🙏

  • @user-tv8jr3tu5u
    @user-tv8jr3tu5u 8 วันที่ผ่านมา +1

    We love brbin gn eza subscribers ktkonu tkelu ikum zblkaya gn subscribers ktkonu yedmekum bzbl qal tekaya inorder to get lots of subscribers

    • @FidelFinance
      @FidelFinance  8 วันที่ผ่านมา

      Sure. Thank you so much!

  • @simondebas1646
    @simondebas1646 8 วันที่ผ่านมา +1

    Stock temezegebelu kkkk

  • @berihuhabtemariam4007
    @berihuhabtemariam4007 9 วันที่ผ่านมา +1

    300k ab Swiss yelen parking tray iyu b 300k 😂😂
    Tsubuk video Yekenelna 😍😍

    • @FidelFinance
      @FidelFinance  9 วันที่ผ่านมา

      Parking 😊 (interest rate ግን ትሑት ዩ ዘሎ ኣብ ስዊዝ) ስከዚ ገዛ ከቢሩ ኢልካ ዘይምምራር. Thank you too!

    • @berihuhabtemariam4007
      @berihuhabtemariam4007 9 วันที่ผ่านมา +1

      @@FidelFinance yep temesgen iyu agbet kulu

  • @abdenuryassin7582
    @abdenuryassin7582 8 วันที่ผ่านมา +1

    Geza megzea xebuk eyu kule gize eyu zehageska kedem 10 years zegezea hij koramo yeneber alew

    • @FidelFinance
      @FidelFinance  8 วันที่ผ่านมา +1

      Ewe hade kabti agedasi abi wefri tgebro eyu geza mgzae. Gizie, interest rate, alo bzuh xelawitat kenestewlelu zelena.

    • @shabatshalom693
      @shabatshalom693 8 วันที่ผ่านมา

      @@FidelFinance exactly hiji high interest rate alo waga geza win kirub dehan alo, kab kibur geza low interest rate ,eti geza hisur high interest rate kigzae do yihayish tibil ,eg current rate 7 % but after 2 years with new agreement if rate goes down that cheap monthly mortgage too

  • @rusomtekle3943
    @rusomtekle3943 9 วันที่ผ่านมา +5

    ገዛ ክራይ የዋጽእ? ፍርጺማ አይተረደትንን፡ ምክኒያቱ ኽራይ ብምሉኡ እቲ ገንዘብ ትጉሑፎ ኢካ ዘከኻ ተመላሽ ዝብሃል የብሉን ፡ እቲ ምግዛእ ጊን ዋላ ወጻኢታት ይሃልዎ እብ መጠረሽታ ጊን ናትካ ኢዩ ፡ዳሓር ኻአ እቲ ጋዛ ድሕሪ 15 _30 ዓመት ዋግኡ ዕጽፊ ኢዩ ኺውስኽ ፡ገዛ ክራይ ጊን ፡00፥0 0 እዩ ፡ኸመይ እሞ ኸዋጽእ ደአ??።

    • @FidelFinance
      @FidelFinance  9 วันที่ผ่านมา

      እዛ ቪድዮ ርኢኻያ ዶ ትኸውን ኩላ?

    • @rusomtekle3943
      @rusomtekle3943 8 วันที่ผ่านมา

      ያ፡ ርኢኢተያ እንዲየ ፡ደጋዲመ ኸአ ክሪኣአ እየ፡ብጣዕሚ እየ ዝካታየለካ፡ ብጣዕሚ ጽቡቅ ትምህርቲ ኢካ ትፍኑ ፡ፍደል፡ ፡እዛ ናይ ሎሚ ጊን አዳናጊራትኒ ላ፡

    • @shabatshalom693
      @shabatshalom693 8 วันที่ผ่านมา

      ​@@rusomtekle3943genzeb ente aleka aysemien eye elka gezakhatirah gizae arku.

    • @simondebas1646
      @simondebas1646 8 วันที่ผ่านมา

      Leke ealeka eane wen mesaka ealeku .kewedader befetsum ay kelen eyu mekeneyatu nateka geza yewehad yebezah terfi ealeka. Geza keray gen tekelilka genzebeka meguhaf eyu . Eab stok nezenetef Seb menalbat kekewe yekel eyu. Ezi hawena kea elameu geza ay tegezeu stock market kemehereka eye eyu zebelka zelo .

    • @rusomtekle3943
      @rusomtekle3943 7 วันที่ผ่านมา

      እወ እቲ ቀንዲ ሓሳብ አብ ስቶክ ማርከት ዶ ወይስ ገዛ ምግዛእ ፡ዝዕይነቱ እዪ፡ ግን ንእብነት ቢ ፡50 000 ዝገዛእካዮ ወርቂ ወርሓዊ ነቲ 1000 ትጉሑፎ ዘለኻ ናይ ክራይ መልሻስ ብድሕሪኡ መኽሰብ የምጽአልካ ዶ?
      እንድዒ ብዝኮነ ኸምቲ ፍደል ዝበሎ እካታዒት አርእስቲ ያ።
      እንድሕሪ ጹቡቅ ገርካ ስቶክ ማርከት እንተ ተማሂርካዮ ጊን ዝበለጸ ከምዝኪነ አየጠራጥርን ዩ።
      ብዝኮነ ክብረት ይሃበለይ ድከቲ ርእይቶካ ኹቡር ሓው።

  • @habtomteklay8400
    @habtomteklay8400 8 วันที่ผ่านมา +1

    I disagree with you!!

  • @amanuelgebrekristos3498
    @amanuelgebrekristos3498 2 วันที่ผ่านมา

    ወድ ሐወቦይ $400000 ዝገዛእናዮ 800000 በጽሑ አሎ በዣካ ሰብ አይተዳናግር

    • @FidelFinance
      @FidelFinance  2 วันที่ผ่านมา

      th-cam.com/video/wLu0lxyeckM/w-d-xo.htmlsi=7002bMV6E90vi13E

  • @tesfit2518
    @tesfit2518 9 วันที่ผ่านมา +1

    እንቺራንስ ንምንታይ ትኽፍለሉ ኣለኻ ብርህን እንድሕር እንቺራን ዘይብልካ እንተኾንካ ቡዙሕ ክትኽፍል እካ ልክዕ ከም ናይ ሕክምና እንቺራንስ መዓት ገንዘብ ትኽፍል እካ

    • @FidelFinance
      @FidelFinance  9 วันที่ผ่านมา

      Sorry Tes, ኣይተረዳኣንን፡ ሕቶ ድያ ዋላ መግለጺ?

    • @tesfit2518
      @tesfit2518 9 วันที่ผ่านมา +1

      @@FidelFinance ናይ ምዕረይ ቡዙሕ ገንዘብ እዩ ዝሓተካ እልካና እሞ እቺራንስ ተኣትወሉ ማለተይ እየ የቀርታ

    • @shabatshalom693
      @shabatshalom693 8 วันที่ผ่านมา

      ​@@tesfit2518if its single house no maintenance fee at all, it's only if the house is condo or town house

  • @tuemzgimeasho6973
    @tuemzgimeasho6973 9 วันที่ผ่านมา +1

    ንጽርቲ መግለጺት የቐንየልና ብርሂን ከም ወትሩ

    • @FidelFinance
      @FidelFinance  9 วันที่ผ่านมา

      ኣነ ውን የመስግን።

  • @bettytesfay7903
    @bettytesfay7903 8 วันที่ผ่านมา

    Sorry hawy ezi tmhrtka kunua aykonen kab geza mkrayn mgzan hade kewn aykaln eiu zeykewn information aythabu begakum mis enay ykretu

    • @FidelFinance
      @FidelFinance  7 วันที่ผ่านมา

      1 ስለዘይኮነ እየ ኣወዳዲረኣምጺአዮ ዘለኩ። ቅኑዕ ኣይኮነን መበሊኻ ከመይ? $2900 ዶ ይበዝሕ ዋላ $2500 ዝብል ሕቶ፡ $2900 እንተኢለ ጌጋ ሓበሬታ ኢልኪ ትጽሕክፊ? ገከ መካትዒ ወይ ከዚ ደሚረዮ ከዚ ስለዝመጻላይ፡ ጌጋ ኣለኻ ኢልኪ እነትጽሕፊ፡ ምናልባት ጌጋታትና ምተኣራረምና፡ እንተዘይኮይኑ ትርጉም የብሉን።

    • @bettytesfay7903
      @bettytesfay7903 6 วันที่ผ่านมา

      @@FidelFinance yeah eti kray gin naka aykonen eti mortgage gin mewedatu gezaka eiu of course interested aleka zkfel gin Bkemey mengedi tgezo eiu zwsno

  • @tesfit2518
    @tesfit2518 9 วันที่ผ่านมา +1

    ፍልጥት ዘይብልካ እንተኾንካ ብርህን ከምቶም ቡዙሓት ኣይንስውራት ንሓርማት ዝሓዝዎ እኻ ትኽውን

    • @FidelFinance
      @FidelFinance  9 วันที่ผ่านมา

      ፍልጠት 🔐 ናይ ሂወት!

  • @erione8641
    @erione8641 9 วันที่ผ่านมา +1

    Thank you brother I am living in Uk ,I need to buy house and how can I contact you to get advice.