Eritrea music ASMEROM WEDI ZAGRAY ኤርትራ ሙዚቃን ኣስመሮም ወዲ ዛግራይ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 11 ธ.ค. 2024

ความคิดเห็น • 67

  • @1ምእንቲህዝቢ
    @1ምእንቲህዝቢ 4 ปีที่แล้ว +2

    👌👍✌💘💝💖ሕጂ ሕራይ ቅርስታት ኤርትራ ሕጂ ዋና ረኪብኪ ። ንቅዲሚት ኤርትራ ኣጆኪ🏇🏇🏇🏇🐎

  • @hagostesfamarian2753
    @hagostesfamarian2753 5 ปีที่แล้ว +4

    መርሓባ ዓንዳት፡
    በጃኻ ወዲ ስዉእ ጅግና ትብል ናይ ተኽልንኪኤል ገብሩ ደርፊ ኣቕርበልና።

  • @andommokonen9727
    @andommokonen9727 5 ปีที่แล้ว +9

    እዚ ኣስመሮም ወዲ ዛግራይት ኢዩ ( ዓዲ ጣዓረሺ )❤💖💕💐💯💯💯

  • @mahanshohabtemikael
    @mahanshohabtemikael ปีที่แล้ว

    ኣስመሮም ወዲ ዛግራዪት እዩ ቁርብ ፍልልይ ኣለዎም 🏆🏆🏆🏆ሕቡኣት ወርቂ እዮም

  • @filimonfucklove7
    @filimonfucklove7 6 ปีที่แล้ว +13

    ኣቤት አወ ሰብ ቀደም ጥዑማት 💓💓💓👆🇪🇷

  • @ሮቤልወዲሓበላሓማሴንሓበላ
    @ሮቤልወዲሓበላሓማሴንሓበላ 4 ปีที่แล้ว +7

    ኣታ ክንደይ ከ ይጥዕም አዩ ወደይ አዚ ድሙጹ

  • @mengstiabukbaamichael1017
    @mengstiabukbaamichael1017 4 ปีที่แล้ว +1

    Hter wedi goburu abo muzka ay dmxe🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👌🎷🎺😍🎶🎤🔉🎧✍️

  • @AlayMihreteab-vz6xc
    @AlayMihreteab-vz6xc ปีที่แล้ว

    Wedi gebru eyu ezi dmxawi ❤❤❤

  • @p.p.698
    @p.p.698 5 ปีที่แล้ว +1

    Aye ewe abziii aleka snetbeb malett fkriiii hagern hzbn zelewom b zey affalalay eukurr habtiii thank you wedi gebru Teena habeley abo fkri B gezae Nexelay kuriii moyte B gezaee Grateyyy tehargute B gezae Feresey Tegorbite B Gezae Meratey Tezemite Enekulkum Ayney Teamite Abey keysedo Tezey Moyte nay bahaki werkawiii kalattt thank you neziaa zesmaekana kubur haw akkk hzbey Gena ab Barnett nnebrrr Alena Fetariiii yewgahalna baelu

    • @teaghes7654
      @teaghes7654 4 ปีที่แล้ว

      ብገዛእ መርዓተይ ተዘሚተ ኢዩ ዝብል፡ ብገዛእ መሬተይ ኢልካ ሰሚዕካያ።"ዓኽ ህዝበይ ጌና ኣብ ባርነት . . ." ከምኡ ድዩ ወደይ

  • @hanaphoto1646
    @hanaphoto1646 5 ปีที่แล้ว +1

    ኣበት ደቓ
    ኤረ ጻዕዳ ሰብ ቀደም ወርቃ

  • @astertesfazgi5328
    @astertesfazgi5328 4 ปีที่แล้ว +1

    You are great 👍 thank you keep it up I love this 💖💖💖💕💕💕♥️♥️♥️♥️🌹🌹🌹🌹

  • @teaghes7654
    @teaghes7654 4 ปีที่แล้ว +3

    ሰላማት፡ ዓንዲት! ኣብዛ ደርፊ ዚኣ ማለት ኣብ መበል 2፡08 ስማዕ ወዲ ጋይም ኢልካያ ዘለኻ ከም ዘስተብሃልኩላ ስማዕ ወዲ ዛግራይት ዝናገራ. . . እናበለ ኢዩ ዝቕጽል እሞ ወዲ ዛግራይት ከም ዝዀነ ደራፊኣ ኣብኡ ነጺራ'ላ። ብዙዀነ ንናይቀደም ደርፊታት ብኸም'ዚ digitalize ምግባር ዘይጽላእ እኳ ኣንተዀነ ዋናታቱ ብኸመይ ይርእዩዎ ግን ካልእ ኣርእስቲ ኰይኑ ይስማዓኒ።

    • @JOSI-z3r
      @JOSI-z3r 4 ปีที่แล้ว +1

      ኣቦና ኣስመሮም ጠዓረሺ ኢዩ። ዛግር እንዳ ኣዲኡ ኢዩ

  • @letigebrekristos3282
    @letigebrekristos3282 4 ปีที่แล้ว

    ኣቤት እወ እዛ ሃገርና።
    ወዲ ዛግራይት ብሓቂ ኣይኣረገን ማለት ድዩ።

  • @teklitdaniel5829
    @teklitdaniel5829 5 ปีที่แล้ว +3

    Old is gold

  • @ABRAM-ni1og
    @ABRAM-ni1og 3 ปีที่แล้ว +2

    💐🌻💐🌻💐🌻💐🌻💐🌻💐🌻💐🌻💐

  • @goofytarzan6924
    @goofytarzan6924 4 ปีที่แล้ว +1

    andit , it sounds wedi Gebru. Pls tell us about Asmerom , wowwwwwww , I love it

  • @ayugedie6026
    @ayugedie6026 3 ปีที่แล้ว +1

    Wow 👌👆

  • @yonasliverpool5894
    @yonasliverpool5894 4 ปีที่แล้ว +1

    Abit derfi abit gitme

  • @ጸረህግደፍጸረህግደፍ
    @ጸረህግደፍጸረህግደፍ 4 ปีที่แล้ว

    እዞ ኣብ ናይቲክ ቶክ ይዛወሩ ናብ ዚ ❤🇪🇷

  • @samiasfah9219
    @samiasfah9219 5 ปีที่แล้ว +3

    Andiet btaemi nufue seb eka emo blbi yekenyelna derftat hagerna tesdelna zeleka ajoka ka ketslo

  • @efremamine131
    @efremamine131 ปีที่แล้ว

    Zagray Entay malet u ?

  • @rstomberihu3979
    @rstomberihu3979 3 ปีที่แล้ว

    Btaemi xbuq nsemay

  • @danielkesete9192
    @danielkesete9192 4 ปีที่แล้ว +2

    THANKS

  • @nebiandemariamsyum922
    @nebiandemariamsyum922 5 ปีที่แล้ว +6

    እዚ ወዲ ገብሩ ዘይኮነስ ኣስመሮም ወዲ ዛግራይት እዩ

  • @yonasgebre1250
    @yonasgebre1250 4 ปีที่แล้ว

    Aye ewe asey

  • @ABRAM-ni1og
    @ABRAM-ni1og 5 ปีที่แล้ว +2

    Viva

  • @associazioneculturalemesse760
    @associazioneculturalemesse760 4 ปีที่แล้ว +5

    እዚ ወዲ ዛግራይት ዝደርፎ ናይ
    ቀደም ምሉእ ፍቅሪ ኤርትራውያን
    ኣብ ሞንጎኦምን ኣውራጃኦምን ዝነረ
    ፍቅሪ የዘኻኽር። ሰም'ተን ተናፍቐን ዘሎዋ ኣስማተን ክምለስ ኢዩ።
    ንሰተን ከኣ፥ ሰምሃር-ደንካልያ- ሰንሒት-ባርካ-ጋሽ-ሰራየ-ኣከለጉዛይ- ሓማሴን- እዘን ነፍሲ ወከከፍ ኤርትራዊ ብናፍቖት ዝዝክረን ኢየን።
    ከምቲ ቀደም ብጽፉፍ ኣውራጃዊ
    ምሕደራ ዝነበረ ምምሕዳር ኣብ ቅሩብ ከምዝመጽእ ዓብይ ተስፋ ዘይኮነስ ክዋኒ እምነት ኣሎና።
    ወዲ ሰንሒት! ኩለን ኣውራጃታት
    ናትካ ኢየን፡
    ወዲ ደንከል ኩለን ኣውራጃታት
    ናትካ ኢየን፡
    ወዲ ጋሽ ባርካ ኩለን ኣውራጃታት
    ናትካ ኢየን፡
    ወዲ ሰምሃር ኩለን ኣውራጃታት
    ናትካ ኢየን፡
    ወዲ ሰራየ ኩለም ኣውራጃታት
    ናትካ ኢየን፡
    ወደከለጉዛይ ኩለን ኣውራታት
    ናትካ ኢየን፡
    ሓማሰናይ ኩለን ኣውራጃታት
    ናትካ ኢየን።
    ስውኣትና ንከንቱ ኣይሞቱን፡
    ንታሪክ ህዝቦም፡ ንናጽነት ህዝቦም
    ኢዮም ብሓመድ ዝተከድኑ።

  • @tewoldesemere1241
    @tewoldesemere1241 4 ปีที่แล้ว

    ሕጂ ግርም ወዲ ዛግራይት

  • @fsahazeru5439
    @fsahazeru5439 4 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @danielweldaymossie8033
    @danielweldaymossie8033 5 ปีที่แล้ว

    Wedi gebru tqum zebenkum ymleselna tqum msakum halifu

  • @heidshop4103
    @heidshop4103 7 หลายเดือนก่อน

    🙏🙏🙏🙏

  • @ayugedie6026
    @ayugedie6026 3 ปีที่แล้ว +1

  • @merebintertaiment7594
    @merebintertaiment7594 5 ปีที่แล้ว +3

    ወዲ ዓደይ ኣስመሮም ድዩ ኣታ።ወዲ ጽልማ ኣገናዕ

    • @danielkesete9192
      @danielkesete9192 4 ปีที่แล้ว

      😍😍😍😍👍 wedi nagestat

    • @Filipos610
      @Filipos610 4 ปีที่แล้ว +5

      No ጠዓረሺ(ድምበዛን) እዩ ዝበሃል ዓዶም። ዞባ ማእከል ንኡስ ዞባ ሰረጀቃ።

  • @samitekia8631
    @samitekia8631 6 ปีที่แล้ว +3

    Sehab ata wedi sksks

  • @hawiandat3182
    @hawiandat3182 5 ปีที่แล้ว +2

    Niccccc

  • @eriboy9694
    @eriboy9694 5 ปีที่แล้ว +1

    ♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪

  • @michealtesfay4899
    @michealtesfay4899 2 ปีที่แล้ว

    💗❤💗💞💞

  • @coolgrapes2709
    @coolgrapes2709 5 ปีที่แล้ว +5

    እዚ ደራፋይ ወዲ ገብሩ አይኮነን አርምዋ

  • @bemnethailemichael653
    @bemnethailemichael653 6 ปีที่แล้ว +11

    ኣስመሮም ወዲ ዛግራት እዩ ዝበሃል ::ወዲ ገብሩ ኣይኮነን

    • @ንሕናንዕላማናን
      @ንሕናንዕላማናን 6 ปีที่แล้ว

      ኣይፋልካ እዚ ወዲ ገብሩ ዳ እምበር ወዲ ዛግራይት ኣይ ኮነን

    • @andatkifle5359
      @andatkifle5359  6 ปีที่แล้ว +2

      ብእመንት ሓወይ ሓቅኻ ኢኻ ይመስለኒ ምስ ብዙሓት ሰባት እያ ኣካቲዓትና ። ። ። ። ግን ትሕዝቶ ደርፉን ቁሩብ ከኣ ድምጹን ንወዲ ገብሩ ይመስል

    • @russommarhai6809
      @russommarhai6809 5 ปีที่แล้ว +2

      ዝኸበርካ ዐንዳት እዚ ወዲ ገብሩ ኣይዀነን ኣነ ባዕለይ ንወዲ ገብሩ ሐቲተዮ ኣስመሮምዩ ኢሉኒ

    • @andatkifle5359
      @andatkifle5359  5 ปีที่แล้ว

      ጽቡቅ ኣለካ
      @@russommarhai6809

    • @bemnethailemichael653
      @bemnethailemichael653 5 ปีที่แล้ว +3

      ክቡር ሐው ዓንዲት ብንግሁኡ ሐቢረካ ነይረ ሕጂ ውን ድሐን ማይ ኣይሐለፎን እንተቲ ትግብሮ ዘሎኻ ናይ ቐደም ደፍታት ዳግማይ ናብ ህዝቢ ምቅራብካ ኣገናዕ ይብለካ ቐጽሎ 👏👏👏

  • @makdayemane3615
    @makdayemane3615 4 ปีที่แล้ว

    ወዲ ዛግራይት ኣበይ ኣሎ?

  • @אנגוסום
    @אנגוסום 6 ปีที่แล้ว +3

    🎶🎶🎶🎶✌🏼👍

  • @mebrattesfay5436
    @mebrattesfay5436 5 ปีที่แล้ว +1

    💋💋🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪🇪🇷🇪🇷👍👍

  • @rafaelaeliyas7293
    @rafaelaeliyas7293 6 ปีที่แล้ว +2

    Atmut aytumut

  • @wwicxxcx805
    @wwicxxcx805 4 ปีที่แล้ว

    ሻዕብያ ታሪኽ ኣባላሽዮም እምበር
    ታሪኽ ኣይሰርሑን

  • @yohansgebregzabiher9393
    @yohansgebregzabiher9393 5 ปีที่แล้ว +1

    😍😍😍😍👍👍🗡🗡🗡🗡🗡👍😍😍

  • @hamidedrisawate5045
    @hamidedrisawate5045 6 ปีที่แล้ว +14

    ኣታ ወዲ'ስኻ ከተዕብደኒ ኢኻ! ክንዲ ሽሕ ኢኻ ቀጽሎ በል እስከ ዓንዳት.

    • @andatkifle5359
      @andatkifle5359  6 ปีที่แล้ว +4

      መርሓባ ሓሚድ ሓወይ ከሚዝ ዝኣመሰለ ደርፍታታ ብጣዕሚ እዩ ዘጸልለኒ ስለዚ በይንኻ ኣይኮንካን

    • @ksanet14ever63
      @ksanet14ever63 5 ปีที่แล้ว +3

      ወዲዓዋተ ሓወይ ንስኻ ውን ዕቡድ ኢኻ ከማይ በዚ ናይ ቀደም ደርፍታት

    • @lilmaefrem1482
      @lilmaefrem1482 5 ปีที่แล้ว

      Ezi derfi nay agazian eu

  • @senaitgebremariam2257
    @senaitgebremariam2257 6 ปีที่แล้ว

    Anta ezen mall da meszi kulu hasaremkera si San leben duta sebihen da

    • @sushisake1941
      @sushisake1941 5 ปีที่แล้ว

      Asmerom wedi zagreyte ebey tershi eyo