Only the truth can set you free. Don’t tolerate anyone who betrays the people of Tigray. Right now there is no more dangerous enemy than the Ethiopian regime and the group led by Getachew and Tsadqan.
Ethiopian diaspora didn't contribute any shift in the election of Donald Trump, but conservative American religious groups and democratic failure on immigration reform.
ዝከበርካ ኣያና ዶ ር ቴድሮስ ኣድሃኖም እንካዕ ፈጣሪ ካብ ድንገተኛ ሓደጋ እንካዕ ኣድሓነካ።
ዶ/ር ቴዎድሮስ አድሃኖም እንኻእ እግዚአብሔር ኣውፀካ:: እቶም ዘሃለፉ መሰራህትካ ውን እግዚአብሔር ነብሶም ይምሃር::
ትግራይ ብሮካስትል ሚድያ ቀፅልሉ ብጣዕሚ ኢና ንካታተለኩም
ትግራይ ብሮካስትል ሚድያ ኣዝና ንድነቀካ ቀፅለሉ ብጣዕሚ እና ንካታተለኩም 💙🥰
ጅግና ኣያና ደ / ር ተድሮሰ ኣድሐኖም እግዝኣብሕር ኣምላክ እንካዕ ብሰላም ኣውፀአካ 👏💙🥰🥰🥰
Dr . Tedros thanks to God you are safe from the airplane struck. Go bless you.
ንመደብኩም ብሃንቀውታ ካብ ዝፅበዩ ሓደ እየ"። በርትዑ፣ ቀፅሉ። ሚዛናዊ ዝኾኑ ዜናታት።
እምነ ኩርናዕ መሰረት ኢትዮፕያ ዝኾነ ህዝብን ከባብን ኣዕኒኻ ትፈርስ እምበር እህነፅ ኢትዮፕያ ኣይክትህሉን🎉🎉🎉 ኣምላኽ ኣይፈቕዶን። ንስርዓትን ፍትሕን ዘይትሰርሕ ብዑሉላት ኣጽነቲ ባንዳታት እንዳተመርሐት ምትህልላቅ እምበር ድሕነት የለን።🎉🎉🎉 ኣኸለ። ሕጊ፡ ፍትሒ ዘይንታዩ ስርዓት ናይ ጊዜ ጉዳይ እምበር ኣህዛብ ለኻኺሙ ናብሓመዱ ምዃኑ ታሪኽ ደጋጊሙ ዘረጋገፆ ሓቂ እዩ። 🎉 🎉 🎉
Selam ❤❤
ግምት ልእኹ ከየዐዉት ቀንዲ ዕንቅፋት ዝኾኖ ዘሎ ጉጅለ ኣደመ እዮም ። ጌች ትባዕ
gebregebreyesus3679- ኣምላኽ ሓቂ ኣዛሪብካ ኣሎ ከማኻ ይብዝሑ ! ንጻድቃን ባዕሎም ህዉሓት መስኪሮሙሉ ኢዮም። ገታቸው ከኣ መንፈለዮ ካብ ጻድቃን ደይሓደ ኢዮም። ኣነ ካብዝጂመር ሒዘ መርገጸይ ኣነጺረ ንህዝቢ ትግራይ ከኣ በጃኻ ሓግዞም ኢለ ኢየ።
ያሳንስሽ ኢግዚሄር ኣረመኔ ሴትም እንዲህ ትላለች?
በጣም ትንሽ ቛት የማይሞሉ ላለች ሴት ነው
እስራኤል ብዘይ መጽናዕቲ ኣይትድብድብን፡ ምናልባት ዕላማኣ ዶር ቴድሮስ ክኸውን ዪኽእል ኢዩ እዛ ጉሒላ ዓዲ። ምስ ናይ ህጻናትን ደቀንስትዮን ተጎዲኦም ኣብ ቃዛ ዝብል መግለጺ WHO ግዳይ ክትገብሮ ሓሲባ ኪትከውን ትኽእል ኢያ።
Only the truth can set you free. Don’t tolerate anyone who betrays the people of Tigray. Right now there is no more dangerous enemy than the Ethiopian regime and the group led by Getachew and Tsadqan.
❤❤❤🙏🙏🙏
የምገርምው የባጫ ውሸት አይገርምም የህዝቡን ድንቁርና ይገርማል ባጫ ሞራል የሚባል የለለው ሙሩክ ነው
ተወልደ ዕውር ኣብ ኣዲስ አበባ ቤት ፅሕፈት ሓላፊ ኾይኑ ንኣላት ህወሓት ዝኾኑ ተጋሩ ዘናሹን ዘስኩንን ዝነበረ ፣ ህወሓት ብቲቦዞን ብኔት ወርክን እናወደበን ንንሕድሕድ እናባለዐን ንህወሓት ወዳኸመ ሰብ እዩ ፣ባዕለይ ምስክር እየ።
ክክክክክ አይ ተጋሩ ህዝቡኹም ባዕልኹም በልዕኹም አብሊዕኹም አጥፊእኽሞ ሻዕብያ ሻዕብያ ኢልካ ዝፍታሕ ነገር የለን፡ ኩሉ ህዝቢ ትግራይ ፈሊጥኩም እዩ፡ ሕጅውን ንህዝቢ ትግራይ ከተጥፉኡ ድቃስ ሲእንኩም ዘለኹም ባዕልኹም ንሱኹም ትግራዎት ኢኹም፡ ትግራይ ብሮት ካስቲ ባዕልኹም ወግንኩም ኢኹም ትሰርሑ ዘለኹም፡ ትግራይ ብሮድካስት ንህዝቢ ትግራይን ንህዝቢ ኤርትራን ብሓሶት ከተጋጭዉ ትሰርሑ አለኹም ንሱኹም ባዕልኩም ኢኹም ንኻልኦት ከተላኹኹ አይትፈትኑ ንብዓል ጻድቃን ጌታቸው ወግንኩም ትሰርሑ አለኹም 4።
ካሣ ሃይለማርይም ዝህቦ ሓሳብ በሣል ንትግራይ ዝጠቅም እዩ፣ ህወሓት በመርህ ደረጃ ንህዘብ ትግራይ እንኮ መማረፂ እዩ ነይሩ ፣ነገር ግን እቲ መርህ ብፀረ ዲሞክራሲ ውልቀ ሰባት ተጨውዩ ፀረ ሀዝብ ኾይኑ እዩ፣ ሕዚ ኣብ ኣመራርሓ ዘለው ሰባት ካብ ሰብነት ናብ ዝብእነት ተቐይሮም ብዝዓባ ህዝብ ኣይንታዮምን፣
❤❤❤❤❤❤❤❤
አቱም TDF ጀጋኑ ትግራይ ቲንኧ እዳ ወልወሚ ልፍኖ መሬትናይ ተወሲድ ሕዞብና ተበናጪሩ ታይ እዩ ዙኽላ ሱቅ
ዶ/ር ቴዲ አምላክ ምስ ቶም ዝተረፉ እንካዕ አትረፈካ
💖💖💖💖💖💖💖💗💗💖💖👍
ሃይለ ኣራፋይነን እስታሊን ገብረስለሠን ብህዝብ ምክፍፋል ተሓተቲ ኢኹም ፣ ሕዚ ፀላእቲ ቦታ ረኺቦም ነትግራይ እንተ ኣትዮም ብናይ ባዕልና ክፍተት እዩ፣ ንዙይ ድማ ጉጅለ አደመን ሚድያታት ሃይለ ኣራፋይን እስታሊንን ተሓተቲ እዮም።
ኣየ TBS ተነቒሕልኻ እዩ መጣቐዒ ፃድቃንይ ጌታቸውን ምኻንኹም ብደምቢ ንፈልጥ ኢና
ፕሬዝዳንት ዶናልድ ቅድሚ ሕጂ ንትግራይ በዲልዋ ነይሩ ኢልካ ደጋጊምካ ብዛዕባ ናይ ሓንቲ ልዕለ ሓያላት ሓያል ሃገር መራሒ ደጋጊምካ ጽልኢ ምንዛሕ ንትግራይ ዋጋ ከኽፍላ ስለዝኽእል ነማሓላልፈው ሓበሬታ ምስትውዓል የድሊ እዩ። ዘለዉና ጸላእቲ ይኣኽለና
ካብያ ተዛረቢኡስ ደጋሚኡ ይብሃል።እዞም ዘጋውሑ ዘለዉ ሚድያታት ክፍንፈኑ ኣለዎም።
ሐዚዉን ካኺቶ ትግራይ ኢኹም ባንዳታት ‼️
ወይ ኣንቲ ምጭውተይ ትግራይ ማዓረይ መን ዩ ምስዚኦም ክትነብሪ ዝገበረኪ ጭራሽ ህዝቢ ክውድኡ?ሓደራ ፈጣሪ ካብ ኢትዮ ዝተተገላገለት ትግራይ ኣሪአና።
ትሕዝቶ ኣልባ
ኩላቶም ነቲ ህልቂት ዘቃልሑ ሚድያታት ንህዝቢ ትግራይ ካሕሳ ከኸፍሉ ኣለዎም።
ብዘይ ምፍጫ ኣብልዕሊ ህዝቢ
ዝተለጠፍኩም ግ/መ ሕልናግበሩ
ስልጣን ብዘይ ፍትሒ ቀታሊ ኢዩ።
ብፍላይ ቮድካቸው ንምዃኑ ትግራዋይ
ድዩ? ? ?
አብዪ ናብ ኣ ,ኣ ከመፅእ እንተሎን ጌቾ ናብ ትግራይ ክመጽእ እንተሎን ናይ ሓንቲ ሳንቲም ገፅታ እዩ
ንጌታቸው ካብ ምጥቓዕን ሸፈድፈድን ዶ ክትወፅኡ ጀሚርኹም
💛❤
What did 4 year Biden for our people in Tigrai????
እዚ እተቃልሑ ሀዝቢ ክፈላለ ዝግበር ስራሕዩ ስለዚ ደደብ ሀይለ ደደቢትን እስታሊንን ግደፋ ህዝቢ አይትኸፋፎሉ ኢልኩም አሕልፉለይ ።
Hasawete
ለኽባጣት አይትኹኑ ድጅታል ወያነ ዝፈጠረኩም ክፍአትን ሓሶትን እምበር ሞያዊ ኽእለት ዘይተዓደልኩም ሉሙሳት ወገሐ ፀበሐ ሓሶት ቆሎ ጥቅጥቆ ብዕራይ ወለደ ህበይ ነፈረ
ህዝቢ ትግራይ ይርእየኩም ኣሎ እዩ ኣይትወግኑ ከም ድምፂ ወያነ
እስራኤል ኣሸባሪት ምኻና ዓለም ክፍለጥ ኣለዎ
እወ ኣውራ እዞም ዘጣቑሱን ጽልእታት ዘራብሑን ዘለዉ ሚድያታት ዓገብ ኣይፋል ክብሃሉ ኣለዎም !
እሞ ሓላፍነት ዝጎደሎን ዘበአስን እንተኮይኑ ንስኻትኩም ከ ስለምንታይ ተቐቢልኩም ተሕልፉዎ አለኹም ኩሉኹም ሓደ።
መማረክ ለርሰዎ አዲስ አይፈለም ለምን ያፍራሉ
Ethiopian diaspora didn't contribute any shift in the election of Donald Trump, but conservative American religious groups and democratic failure on immigration reform.
ሃይለን ስታሊንን ሰብ ዝሳኣነን ኣንቱም ርኹሳት ዘይኮነ ባዕልኹም ዘቀነባበርኩሞ ድርባይ ዝጨነወ ፖለቲካ ሕዉሓት ክትመልሱ እዙይ ኮነ ተባሂሉ ባዕልኹም ዘጠናኸርኩሞ ሕማቓት ናይ ዉድብ እምበር ናይ ሕዝቢ ዘይግድሸኩም።
አብይ እውን እኮ አብዝሐለፈ አብትግራይ ኪናት ክንውልዕኢና አይበለን ማስ ኢና እንልእኽ እዳበለ ቦብ እዩ ሊኢኹ አይብሉን ዝብል ዘረባ ዝሐለፈ ዝቅጽል ዕሽነት እዩ
አበበች አንስሳ ስለሆነች አእምረዋ በትከክል አያስብም
ሽርሒ ሕዋሓት እዚ እዩ
ናይ ፅንተት ሓይልታት ደገፍቲ ዮም።
2005 ዓ/ም አብ ዓዲግራት ፒያሳ ንአረጋሽን ንአስገደን ቆላዑሰዲዶም በአእማን ሁር ኢሎምዎም ሕዲሞም ናብ ዞባ ቤት ጽሕፈት አቲዮም
ገሃትፍ ሚድያ ኢኩም
ኣየ T b s ዝብሉኹም ዩ ቱይብ ካብቶም ዘይሙዕሪ ዘረባ ካብ ዘሕሉፉ ሚድያ ሓደ እኹም። ናይቲ ግዕዙይ ዝተውሃቦ ንፁር ዕማማት ንጎኒ ገድፉ ኣብናይ ባዕሉ ውልቃዊን ጉጂላዊን ስልጣናዊ ድልየቱ ተፀምሚዱ ናይ ብልፅግና ልእኽ ኮይኑ ብሓዱሹን ሞይተ ይርብ እሉ ታሪኻዊ ክሕደት ወግንኩም እኹም ትሪከቡ። ቃልሲ ሚድያኹም ይቅርታ እልኩም ናብ ናይ ህዝቢ ረብሓ ወግኑ።
ቀፁሉሉ
Ethiopia kitiwared eyu zelewa kehadit hager entay tsibuk kitrekib 27 amet chelema ela zitsewet higi mekeraa kikitsil eyu zejewo. Ente eti Arwg8t Eseyas equa meftetu eyu kulu tefiu beynu kisab ziterif kiwagae eyu.
ሓቂ ኢኹም ተቅርቡ ኢለ ይኣምን፣ከምቶም ካልኦት ባዕሉ ንባዕሉ ኣይተባልዑ፦፦ሓሶት ናብሓደገፅ ምውጋን ጌጋ አዮ፦፦፦
ሪኢኩምዶ እመኑና ዝበለሰናኩም ጉጅለ ረሳሓት, ረሳሓት ምዃኖም ተዓዘቡ መን ምኳኑ ዘየረጋገፅካ አብ ማሕበረዊ ሚድያ እቶም ጓሶት ሃንለ ዓይኑ ዝጠፈእ ,እስታሊን ገምዛዕን ሪኢናኩም አቱም ጓሓፋት።
Tegaru kifiat higidef filetiwo drama nay eseyas filetuwo.
ጌታቸውን ጀነራል ፀድቃን ብቻ እና ብቻ ናቸው ለትግራይ ሕዝብ ችግር መፍቴሄ የሚያመጡት።
ትክክል
ሓዱሽ ፅንፈኛ ድማ
Entay eyom gerom nab kitie aetewuwo ember.
Never 😡‼
ኣይደል ቱሉቱላ
ብዉግእ ሰአት ባጫ ደቤሌ ማሪኽና ኢልኹም ተዋሪድኹም። ሕጂኼ እንታይኾይኑ ተተሒዙ? ብሓሶት ሓደ ሚሊየንን ፈርቓን መንእሰይ ትግራይ ወዲእኹም ሕጅዉን ሓሶት አይኸብደኹምዶ? ሕዝቢ ትግራይ እንታይ ይእዘበኹም ይኾዉን?
ህዝቢ ትግራይ ግምት ኣየተግበረን ትብሉስ ትእዛዝካ ኣይንቕበልን ኢሎም የዕንቅፍዎ ደየለውን፡ መጀመርያ ሓደ መንግስቲ ክህሉ ንጸዓር። ድሕሪዚ ኣየተግበርካን ምባል ቀሊል ኢዩ።
ምስግዚያዊ ምምሕዳር ተመሳጢሮም እዮም ሬሳታት የሕዋትና ዘጥፍእዎ ዘለው ነዚ ሕቶ የብሉን
ደደብትን ዛራ ሚዲያን ናይ አደመጉጅለ ፕሮፖጋንዳቀንደኛ መቃለህቲ እዮም
ክንደይ ተከፍልካ ዳሓር ከይትሕተት😂😂😂
ሐሰውቲ
ጻድቃን ጊታችውን ይተሀነቁልና
ደጋፊ ደ/ፅንተት!
በይዘኦም ተሓንቅ
ጌታቸውና ፃድቃን መወገድ አለባቸው
@@negagiday7414 ትምነዮማ ይድንጉየካ
በቀይ ሽብር ?!!!
እሞ ንስኻትኩም እንዲኹም ትሕስውን ዘይኮኑ ትዛረቡ ዘለኹም።እዚ ሕዚ ተቕርብዎ ዘለኹምከ ሓቂ ድዩ እስኹም ኢኹም ፀረ ህዝብን ሓሰውትን ባንዳታትን ኢኹም።መሳወርትን ባዕለገታትን ሓቂ ዘይኮነ ቑስሊ ትቕስቑ ከባብያዊነት ብአማኢት ሚልዮይን ተቐለብቲ ሚድያን ኢኹም።
False information spreading is what you Tigrawot always doing!!