ሂወትካ ዘበላሽዉ ኩሉ ግዜ እትገብሮም 5 ጌጋታት

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 18 ธ.ค. 2024

ความคิดเห็น • 173

  • @SaidahmedIbrahim
    @SaidahmedIbrahim 8 หลายเดือนก่อน +44

    ኪንዳይ ጊዘ ኪቲቀዱሙና ያክ ሎማንቲስ ቀዲምናኩም ሃላውቲ፡ላይከ ረግጽኩሙኒ አስከ ሂለፉ

    • @jonmelake2945
      @jonmelake2945 8 หลายเดือนก่อน

      Gen ane hade heto kehateka gele sebat see nesedrom neahwatom zeyakebru nesebat gen betami yekebru kab mentay eu ezi

    • @kesetexegu3882
      @kesetexegu3882 7 หลายเดือนก่อน

      🙏🙏👌

  • @TeddyAswa
    @TeddyAswa 7 หลายเดือนก่อน +4

    ኩሉ ግዜ እየ ዝከታቶላ ናትካ ፕሮግራም ባጣዕሚ ክብርን ጥዕናን ያሃብካ

  • @በርጌድንሓመዱ-ሐ7ሠ
    @በርጌድንሓመዱ-ሐ7ሠ 8 หลายเดือนก่อน +7

    ደስ ዝብል ትምህርቲ ከም ሕብረተሰብ ክንለምዶ ዘለና ንመን ንስዕብ ክንፈልጥ ኣለና ሕብረተሰብና ዘባላሽዉ ብፍላይ ኣብ ቲክቶክ ዝነጥፉ ብዙሓት ንባዕሎም ተጸይቆም ተጸይቀን ሕብረተሰብ ዝብክሉ ዘለዉ ክንምዕድ ይግባእ ሰላምን ራህዋን የውርድ ንህዝብና።

  • @vonfeltengalflansa
    @vonfeltengalflansa 8 หลายเดือนก่อน +1

    ባሓቂ ደስ ዘብል ኣስተምህሮ የቀንየልና። እንታይ ዓይነት ኤዲትንግ ንዛ ቢደዪ ከም ትጥቀም ተትነገረኒ ደስ ምበለኒ ኔሩ። ን ዩ ቱበይ ዝጥቀመሉ ቁሩብ ኣህላኺ ኮይኑ ስለተሰማዓኑ። ሰላም ንዓኻን ንታዓዘንትኻን❤

  • @fshiktaameley4779
    @fshiktaameley4779 8 หลายเดือนก่อน +5

    ናይ ብ ሓቂ ኣገደስቲ ነጥብታት፡ ብ ዛዕባ ኣብ ኡጋንዳ ነብሶም ዘጥፍኡ ዘለዉ መንእሰያት ኣደዳ ጭንቀትን ዝኾኑ ዘለዉ።ባ ገለ በለና ።

  • @emanuelgebrehiwet1872
    @emanuelgebrehiwet1872 8 หลายเดือนก่อน +12

    እተን ኣርባዕተ ይቕበለን እየ እታ ዝምድና ምስ ሰብ ትብል ግን ጽምዋ እዩ ጥዑም ክክክክ ምናልባት ሰብ ቀደም ክኸውን ይኽእል ። ሎም ሎም ግን ብሓሳብ ምስዘይረዳድኡኻ ዝምድና ክትፈጥር ካብ ትፍትን ኣብጽምዋ ምንባር እዩ ዝያዳ ጥዕና። ንስኻን ስራሕካን ፕሮግራምካን

    • @asmerashikor8778
      @asmerashikor8778 8 หลายเดือนก่อน +2

      Haki gn bezey seb kia ane deye tegageye miseb akerarebay sebat keman teredade iki baese teferhi, shelel bahalit eye gn zerededeaka tesen wey ete seb ab weshitu shigrat selezebezeho eyu meseleni ete zemidena zeyedeliyo nbeyenu yemeres emo keyefeteka terek tefena eqa ete zebelkayi gn bay kedem seb abey yerekeb backgroundeka selezefelit kema yekibereka absedet gn? Melse senalu🙏

    • @BerieTech
      @BerieTech 8 หลายเดือนก่อน +1

      ኖኖ ኣይትጋገ ኤማ ሓወይ ዝምድና ምስ ሰብ ማለት እኮ ኣብ ስራሕካ ፡ ኣብ ሓዳርካ ፡ ምስ መሳርሕትኻ ፡ ምስ የዕሩኽትኻ ፡ ምስ ኣዝማድካ ኣብ ሓዘን ይኹን ኣብ ሓጎስ ዘለካ ዝምድና ንምባል ኢዩ እዚ ከኣ ኣብ ሂወትና ብጣዕሚ ኢዩ ጸላዊ። ጸገም ከም ዘለካ ተርዲእካ ከተማሓይሾ ጥራይ ኢዩ ዘለካ በሃሊ ኢየ ኣይትሓዘለይ

  • @mekseb456
    @mekseb456 8 หลายเดือนก่อน +2

    መምህር ሂወት ብፍላይ ንመእሰያት ኢንጅዩነር ኣኽሊሉ ብሽም መንእሰያት ኣዝየ የመስግነካ፡ርኢቶይ ድማ ኣሎኒ፡ንስኻ ከም ነባሪ ካምፓላ መጠን ኣብ ካምፓላ ብዙሕ ሰብ ብፍላይ ሕጂ ብኽሊትኡ ጾታ ነብሰቅትለት፡ከምኡ ድማ ተስፋ ሙቁራጽ፡ ኣብ ባራትን ገዛ ተዓጺኻ ምዉዓል ፡ክቱር ምምራርን ጭንቀትን ይበዝሕ ኣሎ ከም ናይ ቀረባ የሕዋትካ ካብቲ ልቦናዊ መሃሪ መደብካ ወስ በሎም በጃኻ፡ንባዕለይ ቅድሚ ቁሩብ ግዜ የ ፍላይ ገረ ካብ ካምፓላ። ርእየዮ ኣዝዩ ከቢድ ናብራ ብዙሕ ወጻኢታት ዝሓትት ዓዲ ዩ፡ ምስ ሰላሙ ግን ደሓን ዩ።ስለዚ ናይ ቀረባ የሕዋትካ ካምፓላውያን ምኽርኻ ለግሰሎም ኩብሩ ሓዉ የቅንየለይ ኣድናቂኻ ተኸታታሊ ናትካ ነባሪ ካናዳ የ፡፡❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @tesfahanstsegay621
    @tesfahanstsegay621 2 หลายเดือนก่อน

    ዝ መስተ ክርመይ ያ ኣገዳድፋኣ ስከ ገለ በለና።

  • @መረብመስሓልEntertainment
    @መረብመስሓልEntertainment 8 หลายเดือนก่อน +11

    ኣክሊሉ ሓወይ ናይ ብሓቂ ክትምስገን ዝግብኣካ ኩቡር ሰብ ኢኻ ቀጽሎ ካባኻ ብዙሕ ኢና ክንምሃር ብዙሓት ከምዚ ናትካ ኢሎም ጀሚሮም ኣብ ዝየድሊ ናይ ፖለቲካን ረብሓን ሓሸውየ ኣትዮም ተስፋ ኣቁሪጾምና እዮም ።ስለዚ ከምዚ ዘለካዮ ስነልቦናዊ ምክርታትካ ቀጽሎ የቀንየልና።

    • @akiyor3615
      @akiyor3615 8 หลายเดือนก่อน +1

      ሓወይ ኣብ ፖለቲካ ምእታው ጌጋ ኣይኮነን ቅንዕና ሓላዪ ህዝብካ ምኳን ኢይ ዘድሊ እንበር እንተ ዘየለ ከም በዓል ኣኪለ ለባማት ፖለቲከኛታት እንተ ዝኮኑ ህዝብና ኣብ ሓሸውየ ኣይ መኣተወን ነይሩ እንተ ዘየለ ግን መፍቶት ዓያሹ ኮና ክንነብር ኢና።

  • @debishgirmay3268
    @debishgirmay3268 8 หลายเดือนก่อน +6

    Ya akila hawena Ezia melekti da neiay elka eka serhkaya betemi yemsgenka abe lebena yhedero enber afrisena delo edma tena yhalu meska wedi abeyti abeti wethderena hizenayo zemtsena tewaredena alona Abe eropea ❤❤❤❤

    • @MelesMedhin
      @MelesMedhin 8 หลายเดือนก่อน +1

      ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤memhr Akiliu Aye zebil Tmhrti yknyelna

  • @elsatekle5307
    @elsatekle5307 8 หลายเดือนก่อน

    ኣክሊሉ ብዙህ ነመስግነካ ❤❤❤❤❤❤

  • @BrukHarnet
    @BrukHarnet 8 หลายเดือนก่อน +2

    10q teacher aklilu btaemi abi tmrti eyu ajoka qetslo❤❤❤❤

  • @saratsegay2309
    @saratsegay2309 8 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሊለ እትገብሮ ዘለካ ኣስተምህሮ ዝናኣድ እዩ ፣ ኣገዳሲ ዝኮነ ነገር ብፍላይ ንሓደሽቲ ናብ ኡጋንዳ ዝኣትው ስደተኛታት ዝጠቅም ኢዩ ፣ እዚ ዝሕብረካ ሓቂ ዲዩ ኣስፍሕ ኣቢልካ ክተቅርበና ብትሕትና ይሓትት ፣ 1 ሕቶ ብዛዕባ ናይ ህጻናት ምስቃር እዝኖም ፣ ዝኮነ።ህጸን እንተዘይተሰቁረ ሰሪቆም ክሓርድዎ ወይ ከወፊዎ ይክእሉ እዬም ዝባሃል ሓቂ ዲዩ ? 2 ሕቶ ኣገዳሲት እያ ፣ ማይ ኡጋንዳ ምስ ተሓጸብካ ከይየቀጽካዬ ትም እንተልካ ነብስካ ይኩን ርእስካ ይሕስክ እዩ ዝባሃል ከመይ እዩ ፣ ብጣዓሚ ስለ ዝጠቅመና ሓቅነቱ ኣረጋሂጽ ክንገብሮ ዘለና ጥንቃቀ ብሰፊሕ ክትሕብረና ይላቦ ።

  • @sidonaredie7890
    @sidonaredie7890 8 หลายเดือนก่อน +1

    Akel hawey grum temherti eu ❤ab lebna yehedro🎉

  • @HxJf-tn5rq
    @HxJf-tn5rq 8 หลายเดือนก่อน +4

    It's good information 👌bro..keep it up...Akile bro anes bzaba forex trading video enete teserhalna des yibleni...because bzuh seb afleto metan kehlewo...neza hasab tdelyu like 👍 gberu

  • @samuleissayaseberakie
    @samuleissayaseberakie 8 หลายเดือนก่อน +1

    በጣሚ ጠቃሚ ትምህርቲ ዕዩ ቀጽለሉ

  • @EferomAfewerki
    @EferomAfewerki 7 หลายเดือนก่อน

    ናይ ብሓቂ ኣብ ሂወትና ኣገደስቲ ንጥብታት አየን ትሓንክስ ብሮ

  • @gebremariam7918
    @gebremariam7918 8 หลายเดือนก่อน

    ኣኪለ ሓውና ንዓኻን ንትምህርትኻን ዝገልጽ ቃላት የብለይይን፡ ባኣጠቃላሊ ግን መምህር ሕብረተሰብ ካብ ሙዃን ኣላጊስካ፡ ከምቶም መወዳእቶኦም ዘየጸበቑ ሕብረተሰቦም ዘየገድሶም ፡ ንገንዘብን ቢዝነስን ጥራይ፡ ኣብ ፈቆዱኡ መዲያታት ኣብ ኮንትነትን ላግጽን ዝውዕሉ ወገናትና ከይትመስል እና ተላበኹ፡ እግዚኣብሄር ብምሕረቱን ፍቅሩን ይሓልኻ ፡ዕድመን ጥዕናን ምስ ኩልም ስድራቤትካ ።❤😊

  • @eritreansportsfocustigrign9161
    @eritreansportsfocustigrign9161 8 หลายเดือนก่อน +4

    ጽቡቅ ትምርቲ የቀንየልና፡ ሳብስክራይብ ግበሩሉ እስከ ንኣኪለ፡ ነዓይ ከኣ ልክም ኣቡሉኒ 😅

  • @صارهصاره-ص8ص
    @صارهصاره-ص8ص 7 หลายเดือนก่อน

    ናይ ብሓቂ ቡሉፅ መ/ር ኢካ የቀንየልና ቀፅለሉ ዝሓወይ ❤❤❤

  • @hyaub
    @hyaub 8 หลายเดือนก่อน +1

    yeknyeley zhawey haftka gal tgray❤❤❤❤

  • @zekaryaseyasu5083
    @zekaryaseyasu5083 8 หลายเดือนก่อน

    ኣክሊሉ ሓወይ ብጣዕሚ እየ ዝከታተለካ
    ብዙሑ ተማሂረሉ እሞ ቅጽሎ ኣምላክ ዕድመንጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ

  • @BerieTech
    @BerieTech 8 หลายเดือนก่อน

    ኣዝዩ ብሉጽ ትምህርቲ ኢዩ የቐንየለና መምህር ኣኽሊሉ

  • @PerZaf
    @PerZaf 2 หลายเดือนก่อน

    ቴንኪው 🙏🥰🥰

  • @RahwaMaekele
    @RahwaMaekele 7 หลายเดือนก่อน

    ብጣዕሚ ጽቡቅ ቀጽሎ

  • @rahelgh5427
    @rahelgh5427 8 หลายเดือนก่อน

    ብሓቂ ኣኽለ ሓወይ ❤❤❤❤

  • @GirmayBirhanu-mw2fz
    @GirmayBirhanu-mw2fz 8 หลายเดือนก่อน

    ቀፅለሉ ፅቡቅ እዩ ትምህርትካ

  • @Veendam2018
    @Veendam2018 8 หลายเดือนก่อน

    የቐንየልና 👍

  • @YacobGere-le7js
    @YacobGere-le7js 4 วันที่ผ่านมา

    ቆጽሉ ኣቢ ሰብ🎉

  • @rutahagos1514
    @rutahagos1514 8 หลายเดือนก่อน +1

    🎉🎉👏🏻የቀኔልና ብጣዕሚ ጽቡቅ ትምህርቲ ❤ኣኪለ ሓወይ👑💎 ንዓኻን ንቤተሰብካን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ🙏🏻 🎉ኣጆኻ ኣብ ጎንኻ ኣለና ✌️❤

  • @jonemana
    @jonemana 7 หลายเดือนก่อน

    ነመስግንካ ኩበር ሓው

  • @የማርያምልጅእጹብ
    @የማርያምልጅእጹብ 8 หลายเดือนก่อน +1

    ጽቡቅ ሓሳብ እዩ የቀንየልና ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን የሃብካ ❤❤❤

  • @amanuelhailu9378
    @amanuelhailu9378 5 หลายเดือนก่อน

    Akile excellent presentation, your observation of social environment and analysis is second to none , keep on you are an agent of change, I can’t agree more to your presentation.

  • @sarahwelcome2560
    @sarahwelcome2560 8 หลายเดือนก่อน

    Thanks for everything

  • @SENIGERE-w9g
    @SENIGERE-w9g 7 หลายเดือนก่อน

    የቐንየልና💜 ዝሓወይ ማዓረይ❤❤❤❤💞👍

  • @ygttv1576
    @ygttv1576 8 หลายเดือนก่อน +1

    Wetru xubuq timhrti❤❤❤

  • @HanaHadgu
    @HanaHadgu 8 หลายเดือนก่อน

    ሰላም ኣምልክ ምሳካ ይኩን ዚሃወይ ብጣዕሚ መሃሪ መደብ ኣላክ ቀጻሊ ይከታተለካ ኢይ

  • @jonmelake2945
    @jonmelake2945 8 หลายเดือนก่อน

    Betami xebq hasab kexelo bro

  • @samueldebesay2626
    @samueldebesay2626 8 หลายเดือนก่อน

    ትምህርትኻ ብጣዕሚ ጽቡቅ ኣሎ ቀጽሎ ክብለካ ዪደሊ ፖለቲካ ዝብሃል ግን ከይትእቱ ሓደራኻ ምኽንያቱ ኣብ መጀመሪኦም ጽቡቅ የምጹኡ ቀጺሎም ዘየለ ሃለውለው ፖለቲካ የምጹኡ ስለዚ ማራ ኢየ ዘድንቀካ

  • @brurberhanu9991
    @brurberhanu9991 8 หลายเดือนก่อน

    Wonderful teacher

  • @robelamine9912
    @robelamine9912 7 หลายเดือนก่อน

    Betami xebku temhrti eyu aki hawena ajkia kexlo

  • @musietsegay9164
    @musietsegay9164 8 หลายเดือนก่อน +1

    Akile hawna btaemi tekami tmhri eika thbena zeleka,slezi akile hawna edmen tienan yhabka .

  • @teweldebrhanogbamicael7204
    @teweldebrhanogbamicael7204 8 หลายเดือนก่อน

    Very very true analysis

  • @Natsitex
    @Natsitex 8 หลายเดือนก่อน +1

    I love the 4yti btaemi. Ewy nskias fluy eka. We need more of this 👏🏾

  • @hanaemusa2986
    @hanaemusa2986 7 หลายเดือนก่อน

    Thank you so much akhlilu hawey buzuh tmrty ekha tihbena zelekha GOD bless you

  • @filips9899
    @filips9899 8 หลายเดือนก่อน

    ኣብ 3 ምስ በጻሕካ አንዴ 100 ክህበካ ሓሲበ ግን አተን 2 ይወዳየን ዘይሰማምኣሉ ኣርስቲ ከይምጺአ አለ ወዲአያ ኩለን ከኣ 100%

  • @HadasGebremikael
    @HadasGebremikael 8 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤aklilu hawena thank you ❤❤❤❤❤

  • @modeleyabofikiri4169
    @modeleyabofikiri4169 7 หลายเดือนก่อน

    Nice job akile hawey edmen t❤ienan yhabka bro

  • @lojvcd1
    @lojvcd1 7 หลายเดือนก่อน

    ❤ very good bro❤❤❤
    Keep up

  • @tsehaytekle7332
    @tsehaytekle7332 8 หลายเดือนก่อน

    Edmen tienan yhabka akilu hawey❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ayegzye
    @ayegzye 8 หลายเดือนก่อน

    Ambesa abti nhasbo hasabat tibat kibgebir hagizkana❤❤❤

  • @almazsolomon3615
    @almazsolomon3615 8 หลายเดือนก่อน

    👍you are very smart thanks brother.

  • @melakeestif5749
    @melakeestif5749 7 หลายเดือนก่อน

    Good explain bro
    Vielen Danke Sehr interessante Advice 😊

  • @YrgalemMahray
    @YrgalemMahray 8 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉 bulux hawey xbuq tmhrt

  • @ኤማ
    @ኤማ 8 หลายเดือนก่อน

    Great ❤❤❤

  • @maranathayesus2081
    @maranathayesus2081 8 หลายเดือนก่อน

    God bless you brother thanks for the advice 🙏 Jesus loves you

  • @AfewerkigebregergsGebreanenya
    @AfewerkigebregergsGebreanenya หลายเดือนก่อน

    Btaemi tsbuk tmhrti eyu tsbuk sne.lbona aleka

  • @mamnatey
    @mamnatey 4 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤ Btaemi Xbuk Tmrti Akile Hawna

  • @kidaneyohannes2221
    @kidaneyohannes2221 8 หลายเดือนก่อน +1

    Naybahaki blux mkri yeqenyelna🙏💪😍

  • @agameadey7149
    @agameadey7149 8 หลายเดือนก่อน

    Amazing 👏

  • @SenaitsemereBeraki-fg7si
    @SenaitsemereBeraki-fg7si 7 หลายเดือนก่อน

    Thanku akile hawena

  • @HanetayTeazaziGoytu
    @HanetayTeazaziGoytu 8 หลายเดือนก่อน

    ሰባኣይ ኢለካ ኣለኹ

  • @XegazekaryasTekle
    @XegazekaryasTekle 8 หลายเดือนก่อน

    Btaemi xbk tmhrti tebarek

  • @kuduskiflay-fd9nn
    @kuduskiflay-fd9nn 8 หลายเดือนก่อน

    Thanks, very much

  • @hellohellomamahellohellopa3499
    @hellohellomamahellohellopa3499 8 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @aziebnaizghi8797
    @aziebnaizghi8797 8 หลายเดือนก่อน

    Keep it up dear brother

  • @AbduUl-h9h
    @AbduUl-h9h 8 หลายเดือนก่อน

    ኑፉዕ

  • @kbra5959
    @kbra5959 8 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤👍👍👍

  • @NatuTesfuTesfu
    @NatuTesfuTesfu 3 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤🎉

  • @ErmiyasHadush-tm7cc
    @ErmiyasHadush-tm7cc 8 หลายเดือนก่อน +1

    I like number 4&5 so thanks akile hawey for advice

  • @meleshabtay543
    @meleshabtay543 8 หลายเดือนก่อน +1

    ❤ Akile bhaki nay hiwet memhr eka. Thanks more 🙏 & continue ❤❤

  • @rahelbrhane8299
    @rahelbrhane8299 8 หลายเดือนก่อน

    Wawwwww btami tekamu hgazn tmhrta 🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤

  • @AsterBaraki-c9c
    @AsterBaraki-c9c 8 หลายเดือนก่อน

    ከምበዓል ከማኻ ዝበሉ ብዝሑልና!
    ከማይ ብምኽሩ ትጥቀሙ ዘለኹም ድማ ነበረታትኦ እተን ዝብለን እናገበርናሉ፡፡ 🎉
    ትግራወይቲ ዕባይ አ፡አ

  • @MichaelTekle-gm9rp
    @MichaelTekle-gm9rp 7 หลายเดือนก่อน

    Good explain,thank you,appriecate u wat u saied.

  • @FhftCvvc
    @FhftCvvc 4 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉👌👌

  • @SamuelOkbeab
    @SamuelOkbeab 8 หลายเดือนก่อน

    Thank uuu akile hawna❤❤❤❤❤

  • @easymachineasyfactery4661
    @easymachineasyfactery4661 8 หลายเดือนก่อน

    4/5. I got it

  • @melakeyosef8542
    @melakeyosef8542 8 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @joelhabtetsion
    @joelhabtetsion 8 หลายเดือนก่อน

    Wawwwww azina ina nfetweka nednqeka. Inque hawna konka❤❤❤

  • @asma-rx3nz
    @asma-rx3nz 8 หลายเดือนก่อน

    Selam aklilu hawey msaka aleku

  • @mehretkidane2241
    @mehretkidane2241 8 หลายเดือนก่อน

    Thank you so much I want learn more from you ,you are smart and Gentil man God bless you and your family!

  • @adhanomkahsay
    @adhanomkahsay 8 หลายเดือนก่อน

    You are very very smart man keeping everything my dear brother good idea ❤

  • @merhawitpetros355
    @merhawitpetros355 8 หลายเดือนก่อน

    ንካልኦ ቀዳምነት ኣሎኒ
    ቡና ወልፊ
    ፍርሒ
    እዚ ኩሉ ኣሎኒ

  • @HanaAlemseged-q5w
    @HanaAlemseged-q5w 8 หลายเดือนก่อน

    Nay bhaki zdneq mkri and tmhrti

  • @fionaasfaha6407
    @fionaasfaha6407 8 หลายเดือนก่อน

    High Brother beautiful your all subject you give
    but I want you to
    + 50 year Advice about our Kids and ekonomi

  • @AleSakita
    @AleSakita 8 หลายเดือนก่อน

    🎉🎉🎉❤❤❤❤

  • @Yonas5181
    @Yonas5181 7 หลายเดือนก่อน

    Anes natka kketatel piron trazn eye zhz mknyatu nska xmak mexhafti eka.
    Yekeniyelna egzabher adme yehabka

  • @jacktom5686
    @jacktom5686 8 หลายเดือนก่อน

    Good job, Akile hawey. U r so smart & wise man !

  • @taflawedigash6831
    @taflawedigash6831 8 หลายเดือนก่อน

    Bteami xbuk tmhrti thank you !!!

  • @letishandu4318
    @letishandu4318 8 หลายเดือนก่อน

    Thanks you ❤❤❤❤❤❤❤

  • @andomtesfay7046
    @andomtesfay7046 8 หลายเดือนก่อน

    QDMI HJI HAMUSTIEN GIEGATAT NIERENANI ABZIA AMET TEN QLTE MLUE BMLUE QEYTEYEN TEN 3 KEA HJI KJIMBREN YE AMLAK YHAGZ , THANKS .

  • @Amicogrande1
    @Amicogrande1 8 หลายเดือนก่อน

    መርሓባ መምህረይ!

  • @tekulutekulu7035
    @tekulutekulu7035 8 หลายเดือนก่อน

    akile hawey btami xbuk medeb aleka❤❤❤❤

  • @aleneykealo7234
    @aleneykealo7234 8 หลายเดือนก่อน

    GOD bless us

  • @misganagidey9400
    @misganagidey9400 8 หลายเดือนก่อน

    God bless nice information

  • @DebesayRedaeWhatever
    @DebesayRedaeWhatever 8 หลายเดือนก่อน

    Ya nabhaq aklie hawuna zmdna bgenzeb zey gzae habti eyu selamka zbzaH thanks ❤❤❤

  • @nathanlove8607
    @nathanlove8607 8 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤ thanks brother

  • @fissehaghide5970
    @fissehaghide5970 8 หลายเดือนก่อน

    Eway ane ab kulen aleku mmmmm

  • @BereketHaile-m3y
    @BereketHaile-m3y 8 หลายเดือนก่อน

    Keep up the good initiative!

  • @aronaritrya6940
    @aronaritrya6940 8 หลายเดือนก่อน

    Good job