Amazing Architecture in Wejerat ~ ዝገርም ሥነ ሕንፃ (ኣሰራርሓ ኣባይቲ) ኣብ ወጀራት (እምነትን ጅግንነትን) ዝንፀባረቐሉ።

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 6 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 37

  • @ወዛምዓሳ
    @ወዛምዓሳ ปีที่แล้ว +3

    ፋቅዕ እባ ሞትና ኣታ ኣምላክ ኣቦይ ብሰላም መልሰና ናብ ዓድና 😥🌿💔🌿

    • @dinaentertainmentdkb
      @dinaentertainmentdkb  ปีที่แล้ว +2

      ኣጆኺ ሓፍተይ ጥበብ ወለድና ሙሉእ ዘይጎደሎ ምዃኑ ንምርኣይ ዝጠቃዕኹዎ እዩ።

    • @ወዛምዓሳ
      @ወዛምዓሳ ปีที่แล้ว

      @@dinaentertainmentdkb የቀንየልና ዝሓወይ❤💘

  • @yyss1449
    @yyss1449 ปีที่แล้ว

    የቐንየለ ወዲ ዓበይቲ አብ ስደት ኮይነ ንወለደይን ገዛይን ስለ ዘርኤኻኒ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ ንስራሕኻ ከዓ አሳልጦ ይምነ።

  • @ትግራይዓደይናፍቀኪ
    @ትግራይዓደይናፍቀኪ ปีที่แล้ว +1

    አቤት ናፍቆት ማርያምን ዓድና አካወአይ ተሰፍይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኽም ፈጣሪ የኔ አባቴ💜🙏

  • @GantaNegse
    @GantaNegse ปีที่แล้ว

    ገንኳየ ዓድ እናበተአይ ወለላ ብጣዕሚ ንፍቅ ኣብልኾ❤

  • @Shidon-p9c
    @Shidon-p9c ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤❤ ወጀራት

  • @selamabrhaa-iw3il
    @selamabrhaa-iw3il ปีที่แล้ว +4

    ጎታየ ሆይ እታ ዝናፍቃ ዓደይ ኣርግፀን ኣይኣና ናፍቆት 😢😢😢 ሃምርኦኽዎ ገዱን 🥺 ሰርነባ ድዩ ባ ዝቦታ 🤔

    • @dinaentertainmentdkb
      @dinaentertainmentdkb  ปีที่แล้ว

      እወ

    • @ablelfoto5084
      @ablelfoto5084 ปีที่แล้ว

      ንኹልና ሰሉ ሓፍተይ እዚ ቪድዮስ ንድሕሪት መሊሱኒ ብዝኽርታት ተዋሒጠ መን ከም ሃገርካን ገዛኻን ባህልኻን 😥

  • @zengisbagds4223
    @zengisbagds4223 ปีที่แล้ว

    ተጋሩ ጥበበኛታት

  • @FissehaAbay-eu1yh
    @FissehaAbay-eu1yh 3 หลายเดือนก่อน

    የቐንየልና!!!

  • @hagosh2147
    @hagosh2147 ปีที่แล้ว +1

    የቀንየልና ሓውና ❤

    • @dinaentertainmentdkb
      @dinaentertainmentdkb  ปีที่แล้ว

      ሓጎሰይ ንግብረ መልስኻ እዝግሀር ይሃበለይ

  • @salamhathubi1685
    @salamhathubi1685 ปีที่แล้ว

    ዓደይ😢😢😢

  • @God-db9vp
    @God-db9vp ปีที่แล้ว

    ዝገርም ጥበብ ኢዩ።

  • @BrlAberehe-hc9ei
    @BrlAberehe-hc9ei 4 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤

  • @ቖልዓወጀራት
    @ቖልዓወጀራት ปีที่แล้ว

    ❤የዕስናይ

  • @AllBaad-xv2fe
    @AllBaad-xv2fe ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @محمداحمد-ف4ث2ك
    @محمداحمد-ف4ث2ك หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @harfemengesha3845
    @harfemengesha3845 ปีที่แล้ว

    Desta , our legend we appreciate you. However you make crying.

  • @abebanuigs6360
    @abebanuigs6360 ปีที่แล้ว

    አይ ዓደይ ወለላ

  • @ormooapss442
    @ormooapss442 ปีที่แล้ว

    😘🥰😘🥰😘

  • @asadiabrsha942
    @asadiabrsha942 ปีที่แล้ว

    😘😘😘😘😘🙏🙏🙏❤❤😢😢

  • @eett1683
    @eett1683 ปีที่แล้ว

    😢😢😢😢ናፍቖት❤❤

  • @ፅጌጓልማርያም
    @ፅጌጓልማርያም ปีที่แล้ว

    ክንደይ ይፅብቅ

  • @ኣብነኣርጋዊጥብቅኝ
    @ኣብነኣርጋዊጥብቅኝ ปีที่แล้ว +1

    ሰጋ ሰብ ፍቕዕ ሞቱኹ😢❤

  • @selamkahasy8746
    @selamkahasy8746 ปีที่แล้ว

    😍😍😍😍😍💋💋💋💋

  • @HayelomKahsay-xo7rw
    @HayelomKahsay-xo7rw ปีที่แล้ว

    አብ መሪት ወጀራት ጣብያ ጎንካ ብዝሓት ጥንታዉያን ሓዲግታት ከም ዘለው ነአብነት አብ ገረብ ነጣብ ፈሉይ ስሙ ስእሊ እናተበሀለ ዝፈለጥ ናይ ጣልያን ቅርሰታታ ከም ዘለው ንሕብር

  • @memomon4858
    @memomon4858 ปีที่แล้ว

    ኣታዮ ዓድ ኣያውኤይ ዶ ኣርእዪን

  • @ddyy5110
    @ddyy5110 ปีที่แล้ว

    ነዚ ናብራ ብኸመይ ንቐይሮ እዩ ክኾን ዝግብኦ ኣጀንዳና እምበይ ናብራ ሃገረሰብ ከም ስልጣኔ ተወሲዱ ክ
    ሙጎስ ዝግብኦ ኣይኮነን ኣብ 22 ክፍለዘመን

  • @girma6195
    @girma6195 ปีที่แล้ว

    ድትፈለየ ኣሰራርሓ የብሉይ ደጉዓ ራየቶት ዩ። ኣይትፈላልዩ ኸይድኻ ርአዮ። እምባ ኣላጀ ቦራ ስለዋ ነቅሰገ። ክጅመር ባህሉ ዝፈልጥ ተዝስንዶ ኣይተበላሽዩ።

    • @dinaentertainmentdkb
      @dinaentertainmentdkb  ปีที่แล้ว +2

      ሓወይ ኣነ ክፈሊ ዝጠቃዕኹዎ የለን። ብስሩ እውን ምፍልላይ ባህርየይ ኣይኮነን። ኣነ ዝረአኹዎ ፍሉይ እዩ። ኢለ እምበር ከምዚ ዓይነት ቅዲ የለን ኣይወፀንን። ካብኡ ከዓሲ ባህሊ ዝፈልጥ ማለትካ ብደዐ እዩ። ኣነ ከምትግራዋይ ኩሉ ይብፀሐኒ። በዓል ዓዲ እንዶ ይሰንዶ እንተኾይኑ ሕቶኻ ሕራይ ይኹን መበገሲ ኣቕሪበ ኣለኹ። ንስኻ ወዲ ዓዲ ተኾይንካ ዳይ ኣራጉዳ

    • @AAAA-tn1ny
      @AAAA-tn1ny ปีที่แล้ว

      ❤❤❤❤❤❤

  • @ትግራይዓደይናፍቀኪ
    @ትግራይዓደይናፍቀኪ ปีที่แล้ว

    አረ በጀኻ አብኡ ዘለው ከባብ ቭድዩ ገብሪኻ ላአኸለና😔

  • @zengisbagds4223
    @zengisbagds4223 ปีที่แล้ว

    ኣታ ሚሽጥር ውሽጢ ኣይተውፅኡ