Irob, respectful people, hospitable, like the rest of Hizbi Tigray.. Irob people will tell you their linages. They have all the documents.. They know who came from whom.. Love for the people of Irob💖💛❤️💐💐💐💐💐🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿
The most generous people. When I was a baby 36years ago my family and I was displaced from our home Gulomkada do to Dergi, it was winter Season so most of the food they consume was milk and beles. my mom did not know how to get beles from the beles tree and this generous people feed my mom and my older sister throughout the our stay. My mom always talk about this people. In general Erob people are Humble, generous, heroes
መምህርና ቃል ሂወት የስመዐና👏❤ብሓቂ ኢሮብ ለዋሃት ጀጋኑ ከምቲ ጅግንነቶም እኮ ዘይጃሃሩ ለዋሃት ተንኮል ዘይብሎም ሓላላት እዮም
ኢሮብ ባንዳ ዘይብላ ዓዲ እያ ብጣዕሚ ዝገርም 😍❤
ቃል ህይወት የስመዐልና ክብር ሐውና ድያቆን ይብራህ ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሄር አምላክ ምሳካ ይኩን ዕደመን ጥዕና ይሃብካ
ናይ ኢሮብ ህዝቢ ናይ በሐቂ ለዋህ እዩ 🕊🕊🕊ከምቲ ኩሉ ህዝቢ ትግራዋይ እዩ❤❤❤ናብ ጉንዳጉንዶ ንዝክድ ኩሉ የስተናግድ ቤተ አብረሃም ዝባሃለ አሎ 24 ሰዓት አብ መንገዲ ካየናም ሰብአይን ሰበይተ ብታመንግዲ ዝሐልፍ ኩሉ የብሉዑ የስትዩ 🍊🍊🍊🌽🌽🌽 ኩሎም ህዝቢ ኢሮብ ብሐደ ኮይናም ናይ አስተርእዮ ማርያም ብሐደ ኮየንም የክብሩ ተዋህዶ ኦርቶዶክስ ፣ካቶሊክ፣እስላም ከይ ተረፉ ጥሕኑ 50ኪሎ ሒዞም ክመፁ በዐይነየ ዝረአክዋ እዩ
ተጋሩ ኣሕዋተይ ሰራሕቲ ቕያ ኣነ ብዙሕ ይማሃር ኣለኹሞ ተባረኽ ዲያቆን ሓወይ ሰስኑ !!!
ይቀንየለና ሓውና ታርክና ክፍለጥ ሰላዝገበርካን ቅዱሰ ቃለ እግዚአብሔር ሰለተስምዐና ኢሮብ ህዝብ መነ ምኳኑ ዘይፈልጡ ብዙሓት ሰለዘለው ፅብቁ ትምህርት እዮ ቀፅለሉ ክብሩ ሓውና ዲያቆን አሜን ንህዝብና ሰላምን ቅሳነት የምፅአልና 🙏🙏🙏
ብጣዕሚ ድንቂ ዝኾነ ታሪክ እዩ እግዚአብሔር አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
ክብር መምህርና ንእተቕርቦ መደብ ብሃንቐውታ እየ ዝፅበዮ ምክንያቱ ኩሉ ግዜ ሓዱሽን ታሪኽ ትግራይና ክንሕዝን ክንፈልጥን ስለ ትሕግዘና ፈጣሪ የኽብርካ።
እግዚኣብሄር ብዕድመን ብፀጋንይሓልወልና ኩቡራትመማህራንኣሕዋትና ከምኡዉንወለድና ቀሊልስራሕኣይኮነንብሓቂ ጠፊኡዝነበረኢኹም ብመብራህቲትእልሹ ዘለኹም ኡም ናይ እግዚኣብሄር ሓይሊ ኣይፈለየኩም
Thank you for the historical education. Keep up! #Tigray is the land of heroic people!
ባሐቂ ክቡር መምህር ብዕድመን ብጥዕናን ይሀልወልና እግዚአብሔር ፀጉኡን በረከትን የብዛሀልኩም አሜን።
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የሰመዓልና ክቡር መምህርና
ዲያቆን ፅቡቅ ስራሕ እዩ ፕሮግራሙካ ሃህ ኢለ ኢየ ዝሰምዖ ቀፅለሉ ናብ ዝዓበየ ሚድያ ክትውንን ተስፋ ይገብር
እግዚአብሔር ይመስገን ክቡር ዲያቆን ሓዉና
ብሓቂ ደሰ ዝብል ትምህርት እዩ ሰሱኑ ክቡራት ኣቦታትና
የቐንየልና ኩቡር ሓውና ድያቆን ይብራህ። የቑመልና🙏
ፁቡቅ ብሓቂ መምህረይይይይ ኣጀካ በርትዕ አግዚኣብሔር ምሳካ ይኩን ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህረይ
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና ፀጉኡ ጥበቡ የብዘሐልኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና እግዚአብሔር አምላክ አሜን አቱም ተጋሩ አበይ አለና ነዑባ ታርክና ንፍለጥ አሰር አቦታትና ንከተል ሚድና ነዕቢ ብሓቂ ደስስስስስስስ ዝብል ት/ቲ እዩ ቀፅልሉ በርቱዑ አጀኩም አብ ጎንኩም አለና ቀደሞት ነይርና ቀደሞት ክንኮውን ኢና ሓድነትና ነስጥም ደቂ ሃገረ ትግራይ 💪💪💪💪💪👍👍👍👍👍👍❤️❤️❤️❤️❤️❤️
እንኳዕ ብሰላም መፅእካ ኩቡር ሐዉና ብሐቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና👏👏❤❤❤❤❤❤👏👏
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና አሜን አሜን አሜን ክቡር መምህርና ዲይቆን ይብራህ ፀጉኡ ይብሓልኩም እግዚአብሓ 💖💖💖💖💖
ክብርተ ይሃብልና ክቡር ዲያቆን ሓውና ብፀጋ ብጥዕና ይሓልዊካ እግዚአብሔር አምላክ ታርክ ህዝብ እሮብ ተገድስካ ስለዘነገርካን ብጣም እና ንመስገን።ሓደ ሓደ ተጋሩ ግነ ታርክ ህዝብ እሮብ ክተዘርበ ዘይፈቱው እንታይ ፀገምም እንደዕ ገርምን እነ ግን ትግርይ ይኩን እምበር ናይ ዘኩነ ከባብ ታርክ እዩ ዘሕጎስን።
ኣምላክ ፀግኡ የብዘሓልካ 🙏🙏🙏
ብጣዕሚ ትግራይ ዝተኣሳሰረ ዩ ኸም ሓረግ
ፅቡቅ ት/ቲ
ኩቡር ምምህርና እግዚኣብሄር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ኣብዝሑ ይሃብኩም 👏👏👏
እግዝአብሔር አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ክብር መምህርና ቃለ ህይወት የስምዓልና
Amen 🙏 🙏 🙏 God bless our country tigrai 🙌 🙏 ❤ 💖 ✨ ♥ 🙌 🙏 ❤ 💖 ✨ ♥ 🙌 🙏 ❤ 💖 ✨
የቐንየልና መምህረይ ዕድመይ ጥዒናይ ይሃብኹም ብሓቂ ንመሃር እለና
Thank you so much God bliss you God with us with tigray people
አታ ኡወ ሐቲ ሚኻን አለና ተጋሩ ካም ዲያቁን የብራ ታርክ ናይ ትግራይ ፈልፉሉ ሙሁራት 😡😡😡 ኢናቀረበና ኢዩ ፉሽሽቲ ሺዋ ልቃበሪዉ ታርክ ናይ ትግራይ ወፀ ቢጥብብ ይቢራ ካሳ ተመስገን አሚላኽ
እግዝእብህር ዕድመ ን ጥዕናን ይሃብኩም ዲያቆን ሐወይ ናይ መዋእል ዘመንኩም ይባርኸልኩም
የቐንየልና መምህርዋይ
ደስ እዩ ዝብል።
ኣነስ ትትምህርቲ ሃህ ኢለ እየ ዝሰምዖ ክንደይ ደስ ይብል እዩ ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐና ፀጉኡ የብዘሐልካ ዱያቆን ሓውና
እግዚአብሔር ብዕድመን ብጥዕናን ይሓልወልና ክቡር መምህርና
ኩቡር ሓወና (ኣያና ) ብጣዓም እና ንምሰግን ተግደሰካ ታሪኽና ፈለጠካ ከተፈልጥ እተፅዒረ እግዛብሄር ይሓግዝካ ንሕና እወን አብ ጎነኻ አልና .ይቅንይልና ብሸም ኩሉም ኢሮብ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳 ካብ ጓል ኢሮብ (ዓሊቴና).ኣጆኻ .
ቃለሂወት የስመዓልና መ/ር ይብራህ
ቃለ ሂወት የስመዐልና ድያቆን ሓውና።❤❤❤❤
ባሓቂ ቃለ ሰናይ የስመዐልና መምህር አብዙሑ ጥበቡ የብዘሐልካ አምላክ
Amen amen amen qalehiwet yesmeana KBR memhrna❤💛
Egziabher ymesgen yesmealna Amen Amen Amen 🙏
ዲያቆን ጥበብይብራ አግዚአብሄር አብሪልኩም በሐቂ ዘይተማሃረዘይተማሐረዩሞ ብጸጋ ብጥበብ ዘዓበኩም በረክትቁዱሳን አይፈለኩም ጻዕርኩምፍረክውጽአ ተስፋናሉዑልዩ
ፅብቅ ሓሰብ ብጣዕሚ ደሰሰሰሰ ዝብል ተምህረቲ ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣቦና ንትግራይ ዓደና ሰላምና ምሕረት ይሃብልና ኣሜን
ቅዱስ ሚካኤል ይሓልውካ ክቡር መምህረይ የቀንየልና ታሪክና ክንፈልጥ ትገብርዎለኹም ፃዕሪ ቀፅልዎ🙏❤💊✊
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና በዕድመን ብጥዕናን ያሓልወልና እግዚአብሔር አምላክ
አም ላክ ምሳኻ ይኹን ክብር ሓውና ብዙሕ ትምህርት ነረኽብ አለና የቅንየልና 🙏🙏🙏🙏🙏🌾🌾🌾🌾🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻😍😍😍😍
Amen. Amen. Amen. Egziabher. yemasgen. Kale. hiwet. yesmalena. ⛪⛪☝️😢🙏🙏🙏🙏🙏🙏💝🕊️🕊️✍️🦁
ኢሮብ ጥዑም ዓዲ መዓርን ጠስምን
ብሐቂ ጽቡቕ ትምህርቲ እዩ የቕንየልና ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና አሜን
ዓጋመንዶ ንዕናይ ዓዲ ሱባጋድስየ ይበሃል ነይሩ
ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ክብር መምህር
የቀንየልና ብሩኽ ሀውና ዲያቆን ጥበብ ይብራህ
ብዛእባ ኢሮብ መንነት, ታሪክ ,ጅግንነት ዝሀብካና ሀበሬታ
ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ክቡር ድያቆን ሐዉና
እግዚአብሔር ኣምላክ ይመስገን ሰላምኩም
ይብዛሕ ክቡር ፍቱው መምህርና።🕊🕊🕊
መምህረይ እግዚኣብሄር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
ቃለ ሂወት የስመዐልና ድያቆን ሓዊና ሃርበኛ ተዋህዶ
አምበሳ እግዚአብሄር ጸግኡ የብዘሐልካ ልዕሊ ኩሉ ተሐጉሰኒ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ትግራይ ክትብል ከለኻ
ደጃት ስባጋድስ ኣቦና ዓብይ ስራሕ ሰሪሖም እዮም💋❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Irob, respectful people, hospitable, like the rest of Hizbi Tigray.. Irob people will tell you their linages. They have all the documents.. They know who came from whom.. Love for the people of Irob💖💛❤️💐💐💐💐💐🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿
ክብረት ይሃበልና ክቡር መምህርና¡💘💘💘💘👌
የቀንየልና ክቡር መምህርና ብጣዕሚ ኢና ነመስግን
ፀጋኡ የብዝሐልኩም መምህርና ቃለ ህይወት ያስመዐልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏
Kale hiwet yesmelna anewn gal wedom kedamay weyane erobetay afterari tessema eye yekenyelna 🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️
ኢትኩኑ ከመ እንስሳ ዝብል ትምህርቲማ ሓደ ማዓልቲ ኣቅርቡልና መምህርና ከምዞም ብኸብዶም ዝነብሩ ኣምሓሩ ዝኾንና ሓደሓደ ተጋሩ ስለዘለና ኣዐሪና ንመሃር
ሰለ ኩሉ ነገር እግዛብሄር ይመስገን ብሓቂ የቀንየልና ኩቡር መምህርና እግዛብሄር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይብኩም🙏💘 እግዛብሄር ኣምላክ ሰላሙን ምሕረቱን ይልኣከልና🙏🙏💔💔💔
ተመስገን ኣምላኬ ተግራዋይ ገርካ ዝፈጠርካን
ብሓቂ ፀጋ በረከቱ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ
የቀንየልና ናይ እዉን ደጃት ስቦጋድሥ አቦጎይታናይ እዮም።
Thank you
God bless you memher yeberah
,ክብረት ይሃበልና ብትክክል ገሊፅካዬ
ቃለ ሕይወት የስመዐልና ደይቆነይ ጸጋ አብ ልዕሊ ጸጋ ይዓድለልና መመህረይ ስመን ተግባርን ዝሓዝኩም ስምኩም ይብራህ ቻነልኩም ጥበብ ይብራህ ተግባርኩም ብሩህ 🥰🥰🥰🥰🥰እንኳዕስኪ ናትና ወዲ ትግራይ ኮንኩምልና ሓበን ናትና ዘለኩም ፍቅሪ አብ ባህሊ ዓድኹምን ህዝብኹምንሲ ፍሉይይይ እዩ አርአያ ኮይንኩምና! እነይ ትለደለይ ከማኹምስ🥰🥰🥰🕊🕊🕊
The most generous people. When I was a baby 36years ago my family and I was displaced from our home Gulomkada do to Dergi, it was winter Season so most of the food they consume was milk and beles. my mom did not know how to get beles from the beles tree and this generous people feed my mom and my older sister throughout the our stay. My mom always talk about this people. In general Erob people are Humble, generous, heroes
Ambbelna , thank you for your dedication.
መምህር የቐንየልና ታሪኽና ክንፈልጥ ሰለዝገበሩ።
በሐቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና መምህር እወ ኢሮብ ዓዲ ታሪኽ እዩ። ኮታስ ትግራይ ዓዲ ቅዱሳን እያ
መምህርና ድያቆን ይብራህ ቀልጢፍኹም ትቅሱስልና ንጽበ ኣቦና ገጽኹም ናይ ቀሺ ብርሃን ይህበናሎ
አሜን አሜን አሜን 🙏🙏🙏
ቡሩክ ሀውና ጥበበ ይብራህ ብጥአሚ ዝድነቅ እዩ ትግራይና ዘለዎ ዘይተነገሩ ታሪኻት ክንፈልጥ ትገብሮ ዘለካ አብዪ ተበግና ናይ ምፍላጥ ታሪክ የቀንየልና በርትእ አንደበትካ አምላክ ይባርኸልካ!!!!
ቃለ ህይወት የስመዐልና መምህረይ ብሓቂ ተጋሩ ሕበሩ ስመሩ ግን ብከመይ ክንረክባ ንክእል እዛ መጽሓፍ ድያቆነይ
ኣሜን ቀል ህወት ይስመዐና🙏🙏🙏🙏🙏❤❤
Bahaki kale hewet yasemalna
አታ ጅግና ሀወይ ላህመይ ደመይ አባይ ነብስኻ ብአፀደ ገነት ብቸርነቱ የንብረካ ብሩክ አባይ እቱ ሀዘን ከቢድ እዩ ግና ፍቃድ እግዚአብሔር ኮይኑ ብስላም እረፍ ❤❤
ክብረት ይሃበልና ሓዉና🙏
Qale hiwet yesmaalna Egziabher edmen tenan yehabelna btaemi yehagzena n knfelt eun ndeli ena
thank you for teaching us our history
የቀንየልና ድያቆን ሓውና ሳላካ ቡዝሕ ፈልጥና
ቁዱሳን አባታት ከምኒ አብነ መዘገበስላሴ አብነ አብሳዲ አብነ ፊሊፖስ ዘደብረ ቢዘን ሣልሳይ ወለዶ አቦአም ኢሮበታይ ደቂቀ እስቲፈኖ ሀዘው አብነ ማትያስ እዳነኦም ኢሮበታይ ጨፈር አክሱማውያ አበ ማዕቢኖ ቤተመንግስት ነይሩ መዐረፊኦም ዝነበረ ብፍላይ ከምኒ አፀይ ገመስቀል መዐረፊአም ካብቀይሕ ባሕሪ ክምለሱን ክከድን ከመኒ ኑጉስ ሰመረ ካልኦት መፅናዕቲ ዘድልዮም አለዉ ስውራት አቦት ዘይፍለይዎ ቦታ ዛሓቆፈ እዮ
ሰላም እግዚአብሔር ይመስገን አሜን ፫ እንኳዕ ብሰላም መፃኢኩም ክቡር መምህርና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ብሓቂ ትግራይና ወላዲት ጀጋኑ
አሜን አሜን አሜን
የቀንየልና ታሪክ ዓጋመ ደጀን ስባጋድስ ክንፍልጥ ዝመሃርካና
ቃለ ሂወት የሰመዐልና መምህረይ ሓወይ 🙏👏
ቃለ ህይወት የስመዐልና ዲያቆን........................
Egziabher amlak edmen teinan yihabeley, ab hiwetkum tiena, ab sirahkum asalto yimneyelkum, memhrna, tinsae Tigray yeriana egziabher, Amen.
Nai bhaki kalehiwet yesmealna kbur memhrna egzabher amlak idmen tinan yhabka
Thank you somuch brother
አጅኩም መምህራነና አምላክ ሰላም የውርደልና
ዲ/ን ደስ ዝብል መደብ እዩ ከምዚኦም ዝበሉ ታሪኻት ሃገርና ምስታ ቅድስቲ ቤተክርስቲያንና እንዳዛመድክ ኣበርቲዕኻ ክትሰርሕ ይላቦ
በጃኩም መዓልቲ ጌርኩም ምፁና
እዛ ናይ ሕጂ ሕዋሓት ታሪክና ናይ ሳሆ ኤ/ራ ጌሮም ሰሪዞሞ እዬም ሰሪሐሞ ስለ ዘለው ኣዕምቅ ኣቢልኩም ኣቅርቡልና ኣቦና
አሰኻቱም አውን አብዝኮምንት ፅሐፍው አንሕና ድማ ንመሐርሉ የቅንየለይ
👍 ብልፅቲ መደብ እያ ናይ ሎማዓንቲ Video ግን ተስፋ እገብር ብዛዕባ እዞም ኢሮብ ዝብሃሉ ዝህብታት ብኸመይ እዮም አብዛ እንኮ ተዛረብቲ ትግርኛ ዝተወለዱላ ትግራይ እዞም ኢሮብ ዝብሃሉ ህዝብታት ክመጹ ክኢሎም እንተዘይተጋግየ እዞም ኢሮብ ናታቶም Language አለዎም ስለዚ መታን ሙሉእ መደብ ክኸውን ሐደመዓልቲ እውን እዞም ኢሮብ ዝብሃሉ ካበይ እዮም መጺኦም ናይ ብሐቂ ኸ እንታይ እዩ መንነቶም ወዘተ ንዝብል ከተቕርብ ተስፋ እገብር ሐውና ይብራህ 👍ትግራይ ትዕወት
ብሓቂ ቃለ ሂወት ይስመዕ ልና 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
ክክክ ክፅበየኩም ናኣተኩ ላወፀኩ
ዊዒለ ለከ መፂኩም መምህረይ👏
ቀፅለሉ
❤🌷❤🌷❤🌷🙏
🙏🙏✍
Erob jaganu eyom