ፍርሒ መድሃኒት ተረኺብዎ
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 24 ก.พ. 2024
- Fear is an intensely unpleasant emotion in response to perceiving or recognizing a danger or threat. Fear in human beings may occur in response to a certain stimulus occurring in the present, or in anticipation or expectation of a future threat perceived as a risk to oneself.
ኣቢ ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ወዲ ሰብ ለውጢ ዘይደሊ የለን ስለዚ የእምሮና ከመይ ከም ዝሰርሕ እንተዘይ ፈሊጡ ለውጢ የለን
ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ትምህርቲ ኣቤላ!ቀጽሎ ኢካ።እቶም ብልክዕ ሂወቶም ዝቀየሩን ካሎት ዝቀየሩን፡ስለ ዘይፈርሑ ዘይኮነስ፡ፍርሒ ስለዝቆጻጸርዎ እዮም።
ስለዚ ንኣቤል ሞራል ንሃቦ፡ስለቲ ዝጠቅመና ብነጻ ስለ ዝህበና ዘሎ።❤❤❤
Nay bhaki Amazing Thanks bro
Amazing lesson!!! Thanks a bunch. Keep on making more videos.
Thanks, will do!
Thank you
Thanks❤❤❤❤❤
Good empowering lesson, concious mind is the thinking mind, subconscious mind is the emotional mind.
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
I will, tnx bro.
Thank God ❤
Thank you brother.👍
Great lesson, Abela. Appreciated ❤
Thanke ❤🎉
Yes 👍👍🙏
Abi hawey nay behaqi xbuq program Thankuuuuu, 🙏🏽 Gin rieto alatni eta bihrit zela music tetqnisa wey tetelgsa ziyada mxebeqet miknyatu concetrat kab mgbar tseqeka.... Amlak abty tgebro kulu yhagzka Bless u!!!
A man who fears suffering is already suffering from what he fears
Thank-you ❤very nice things for me .
Great Idea❤❤❤❤ Abi hawey
የቀንየልና ቀፅለሉ
Thank you brother
Very interesting!
Thanks mor Bro 👍👍👍
Thank you Abi hawina 😘👍🏾
I admire you keep it up
❤❤❤❤❤
❤❤❤
❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤
Nice one
❤❤❤😢
🥰🥰🥰
Able Gebresilas hasot aykorxkayon
Ziena halewlew habesha mexaweti you tube gierkumna.
Which book do you study for this?
Thanks
ajoka,kexlo xbuk medeb eyu
Imagin my english profesor said to me i am gifted writter and i know 1 00% but fear of unknowen i am not smart not good enugh fear of being judge ecc
Music kes abilo
The music is to laud and it make talk fast
Bejaka melseley ane ab tselmat yferh ab ayer mskal yferh ni beyney ate koyne yferh 💔
Ezi phobia yu zibhal wey zeynubur firhi eyu ezi kab seb nab seb yifalale yu gele nay anchiwa phobia alwom gele nay kelbi buzuh aynet yu
በርትዕ ዝሓወይ❤
frhi frhat egzabher eyu
አዚ ክላሲካል ሙዚቃ ትጥቀመሉ ቁሩብ ረባሺ ኮይኑ ኣዝሕል አንተተብሎ ጽቡቅ ምኾነ ይብል ምስ ናይ ይቅሬታ። ካልአ ግን ጽቡቅ ቀጽሎ።
ኣሕዋት ሳብስክራይብ ናገበርና ነበራታትዐዮ
😎 ፍርሒ መድሃኒት አየድልዮን እዩ ምኽንያቱ ሕማም ስለዘይኮነ ሰብ ብዘይፍርሒ እነብር ኔሩ ተትኸውን ኔሩ አብዛ ሐንቲ ሂወት ናይኩላትና ብዙሐት ገበናት ነብሰ ቕትለታት ፅልእታት ኮታ ሕማቕ ውሳኔታት ብሰብ ክትግበሩ ምኽአሉ ኔሮም ፍርሒ ግን ቀንዲ ምኽንያት ናይዞም ዝገልጾም ዘለኹ አብነታት ስለዝኾነ at least ብሰንኪ ፍርሒ ሰብ ሐደገኛ ውሳኔ አይውስንን አሎ ብዙሐት ሰባት እውን ነቲ ፍርሒ ብእምነት ብፍላይ ብእምነት ናይ ሀይማኖት ዘይፈርሕዎ እውን አለዉ ምኽንያቱ አምላኽ አላህ ካልኦት አፍቂዶምልና እዮም ብምባል ብዘይፍርሒ ብቐፃሊ ዝተፈላለየ ገበናት ፅልእታት የተግብሩ አለዉ ካልእ ነቲ ንናይ Business ዝምልከት ፍርሒ አነ ፍርሒ እዩ አይብሎን እየ ምናልባት እንታይ ኢኻ ትደሊ ክትፍፅም ክትሰርሕ ክትምስርት ከተተግብር ትደሊ ዘለኻ ካብዘይ ምፍላጥ እዩ ክትውስን ስለዘይትፈልጥ ነቲ ውሳኔ አፍልጦ ኢኻ ፍርሒ እትብሎ ዘለኻ ከመይሲ ብዛዕባ እትፈልጦ ንዝኾነ ከተተግብር እንከለኻ ግን ፍርሒ አይስማዓካን እዩ ምኽንያቱ ስለእትፈልጦ ንዘይእትፈልጦ ንዝኾነ ብዛዕብኡ ንኽትውስን ግን ትፈርሕ ስለዚ ሰብ ብተፈጥሮ ክፈርሕ ክቕንዞ pain ስለተፈጠረ ወይ ስለእተሰረሔ ፍርሒ አበር አይኮነን በንፃሩ ኸማን ፍርሒ አመና ጠቓሚና እዩ 🙄 ብስርዓት ንኽንውስን ንኽንጥንቀቕ ንኽንከብር ነኸነኸብር ስለ ዝጠቕመና ብዝተረፈ ሰብ ደላያይ እምበር አማናይ ስለዘይኮነ ንዘይንፈልጦ ንዝኾነ አይንፈልጦን ኢና ንበል ብእምነት እወ ንፈልጦ ኢና አይንበል ግንከአ ንዘይንፈልጦ ብጭብጥን ብኽውውነትን እንታይ ሙኻኑ እውን ክንፈልጦ ንደሊ ኢና ንበል ምኽንያቱ ንኽንፈልጦ ዓቢ ተኽእሎ ስለዘሎ ደሐርከአ ብዘይፍርሒ ትኽክለኛ ውሳኔ ንውስን ማለት እዩ ክብሪ ንባህልን ስርዓትን ናይ ትግርኛ ግእዛዊ
Kaydnqkuka ayhalfen xubuq serah bro❤❤❤❤❤❤❤
ኣቤል!! ፈርሒ ምልክት ሕማቕ ዘጋቱሙኻ ስዉር ሳይነስ እዩ :: እቶም ሕማቕ መንፈስ ኣብ ልዕሌኻ ዘውርድዎ ምልክት እዩ :: መድሓንቱ ትፈልጦ ድኻ?? ኣብቲ ዝኸዶ ቦታ ሕማቕ የጋጥመኒ :: ኣብ ልዕለይ ክሲ : ባእሲ ይፍጠር :: ሕማቕ ዝሕሰበለይ ከም ዞሎ እፈልጦ :: እዚ መንፈሳዊ ምክልኻል ትሕበር ኣለኻ : ወይ ፈሊጥካዮ ትጸንሕ ' ሞ ሓበሬታ ትረክብ ወይ ብሕልምኻ ትፈትሖ:/ ወይ ትረኽቦ :: ብጉህዶ እረኽቦ :: ፈርሒ ምልክት ሓደጋ እዩ :: ካብ ዘጋጠሙኒ ኣረጋግጸ:: imnet😮ይሃልኻ :: ህያብ እግዚኣብሄር እዩ ::
ብዙሕ ፖድካስት ይሰምዕ እንዴ፡ብትግርኛ ተዝከውን ካኣ ክንደይ ሰብ ምተጠቀመ ይብል ኔረ።
ሓሶት ኣይትዛረብ
ናትካ ክንሰምእ ኣይደልን ሸቃጢ
Habibi Entezeydelikayo gdefo endo men do reayo ilka u bhayli smayo zbeleka ko yelen zedlyeka zeytwesd
Entezeykoynu nkfeltu zdelyu enqfat aytkun
Go Ahead Abi hawey ❤❤❤❤❤
ካብዞም ጥዕማት መልሓስ ተጠንቀቅ ኣታ ህዚቢ ብፍላይ ከም ባዓል ኣቤል ምስ ማርታ ትብሃል ኮይኖ ገንዘብ ቡዙሓት መንጭቶም እዮ ብፍላይ ወፊሪ ዶ ገለ ዶ ዝብል ነገር ከይትኣምኖም
👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎
@lue ንስካ ቁልቁል ኣፍካ ተደፍእ ጽቡቅ ናይ ስብ ዘይትፍቱ
Thank you
❤❤❤
❤❤❤😢
❤❤❤😢