ሓርበኛ ኣይነብርን'ዩ ታሪኹ'ዩ ዝውረስ - ሰውራዊ ደርፊ - ERi-TV, Pre-Independence era songs

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 23 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 484

  • @adikhankhan2506
    @adikhankhan2506 3 ปีที่แล้ว +180

    ውውውውውው ቶዞኩረታት ናይ ባሓቂ ከም ስዋኣት እና ንፈልጦም ኔርና ጀጋኑ ይሕዋትናን ኣያታትና እዮም ላይክ እስኪ ኣይተውሕደለይ

  • @imissyoumom238
    @imissyoumom238 3 ปีที่แล้ว +42

    ዓኽ ዝሓለፈ ይኣኽለና ፍቅሪ ይንገስ ኣያታትና ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኩም 🙏🙏🙏❤❤❤❤

  • @ksanet14ever63
    @ksanet14ever63 3 ปีที่แล้ว +105

    ግብርን ቃልን ብማዕረ ዝፍጽም ሻዕብያ ኣርሓ ክብሪ ይብጻሕኩም🇪🇷

    • @stareyob392
      @stareyob392 3 ปีที่แล้ว

      Amen zuyaday 🇪🇷💪🏽🕌⛪️

  • @amlakiesmani3149
    @amlakiesmani3149 3 ปีที่แล้ว +63

    ብጥዕሚ ዘገርምዩ እዛ ብልጽቲን ታሪካዊትን ደርፊ በዞም ጀጋኑ ክቡራት ስነጥበባዊያና ተደሪፋ በጃኩም ክንደይ ዘይንፈልጦም ታሪክ አዉሽጦም ዘለዎም ተጋደልትና አለዉ ከምዚ እንዳገበርኩም አምጺኡልና ኣምላክ ዕድመን ጥዕና ይሃብኩም

  • @ghirmayfrezghi5420
    @ghirmayfrezghi5420 3 ปีที่แล้ว +1

    ናይ በሓቂ ጀጋኑ ኣብ ሓዊ ተፈቲኖም ዝወጹ ኣዋርቅ ብወገነይ ህያውያን ነብያትን ህልዋትን ሓዋርያትን ኢለኩም ኣለኩ ጅግና ኣይነብርን ዩ ታሪኹ ዩ ዝነብር

  • @fjjcdifth961
    @fjjcdifth961 3 ปีที่แล้ว +28

    ጀጋኑ ኣቦታትና ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና :: ሰማታእታትና ወትሩ ኣብ ልብና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹

  • @amanamena5826
    @amanamena5826 3 ปีที่แล้ว +59

    አኽኽኽ ንጅግና ጸርፊ አይግቦኦን ደቒ ኤረይ እዜኦምዶ ይጽረፉ እዜኦም,ዘምጽዋ ናጽነት ሎሚ ላዕልን ታሕትን ይ ብሉ,ወይጦታት እስከ ነዚ ታሪኽ ተደጊምኮሞስ ንሪኢኩም ሓሞት እንተለኩም እምበር ህዝባዊ ግንባርን ደቑን ሰብ ቕያ ኢኩም ዘይድገም ታሪኽኩም አጆኹም ብጾት አይንጠልሞምን ንዝገደፍናዮም አይንጠልምን 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥇🏅🥇🏅🥇🏅🥇🏅🥇🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🏖

    • @genetteklemengesha9164
      @genetteklemengesha9164 3 ปีที่แล้ว +3

      Way tewsakom. Melhasmber meanta zeytefetrom. Ytsarefudo wala neger yemtsieu. Denakur

    • @amlesomkelati6446
      @amlesomkelati6446 3 ปีที่แล้ว +3

      Agame eyom zixerfiwom. Kab agame kea nixibeyo ena

  • @mecheyhone2203
    @mecheyhone2203 3 ปีที่แล้ว +35

    ጀግና ደቂ ኤሬ ክብሪ ይግብኣኩም ዕድሜን ጥዕናን ይሃብኩም

  • @Azeb4Eritrea
    @Azeb4Eritrea 3 ปีที่แล้ว +48

    መርሓባ እስኹም ዳኣ ጀጋኑጥራይ ዘይኮንኩም ቁሙጥ ወርቂ ኢኹም እንቋዕ ጸናሕኩም ኣነ ውን ዘለኹም ኣይመሰለንን ✅✅✅💯💯💯 💐❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷❤️

  • @solomonwerasi5833
    @solomonwerasi5833 3 ปีที่แล้ว +25

    ኣየወ ጅግንነት እዚ'ኮ ቅርሲ ኢዩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ጀጋኑና ሓርበኛ ኣይነብርን'ዩ ታሪኹ'ዩ ዝውረስ።

  • @eriloveforever5723
    @eriloveforever5723 3 ปีที่แล้ว +47

    ጀጋኑ ተጋደልትና ንስኹም ሓንቲ1 ኳሊስኩም ነዛ ሃገር ኣምጺኹማ ኣብዚ ኣለዉ እሞ 10 በርገር እንዳኳለሱ ንሃገር ኣብ10 ክመቅልዎ ዝቃለሱ ዘለዎ ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና ኣሕሕሕሕሕሕ 😭😭😭😭ብፍላይ ነዛ ደርፊ ምስታሪኻ ክትሰምዕ ዘስደምም እዮ thank you ጀጋኑና 💒🇪🇷🕌

    • @stareyob392
      @stareyob392 3 ปีที่แล้ว

      😭💔🇪🇷❤️🕌❤️⛪️

  • @selamfessaha1261
    @selamfessaha1261 3 ปีที่แล้ว +15

    🌹🇪🇷❤🇪🇷🌹ዕድመን ጥዕናን ንሰራውትና ዝኽርን ሞጎሰን ንስዋትና

  • @tablezberhane9971
    @tablezberhane9971 3 ปีที่แล้ว +19

    ጀግኣኑ ደቂ ኤረይ ወትሩ ጅግንነት ምሳክም 👍👍👍❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷🌹

  • @tesfomtekleab1120
    @tesfomtekleab1120 3 ปีที่แล้ว +17

    ዋዉዉዉዉዉዉዉውዉዉዉዉዉዉዉዉዉዉዉዉ ናይ ብሓቂ ኣዚየ ተመሲጠን ተገሪመን በዞም ፍሉያት ኣዚዮም በለሐትን ሓያላትን ፉሉያት ሰብ ጠበብ ደቂ አዛ ሓላል ሃገር ሃገርና ኤርትራ🇪🇷❤✍🏿። አዛ ግጥሚ አዚኣ ብዉሕድ 1000ግዜ ሰሚዐያ ይከዉን አዩ ከይ ሓሰኩ ደቂ ኤረይይይይይይይይይይይይይይ ጀጋኑ ብፍላ ዕሙቅ አለ ትሕዝተኣ ክትንትኖ አንተ ፈቲነ መመሊስካ ስምዓያ አዩ ዝመጻኒ አሞ። ብህወት ዘለዉ ዊን መስልኒ ኣይፈልጥ አዩ ብሓቂ ጥራይ ከም ክሉ ሓርበኛ ኤርትራዊ ስዉኣት ገይረ አየ ዝወስዶም ነይረ አሞ ከምዚ ገርኩም ምልላይኩም ኤሪ-ቲቪ ብስም ክሉ ኤርትራዊ ምስፋና ይኩንኩም ብሓቂ።🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @teklesesenbettadese3987
    @teklesesenbettadese3987 3 ปีที่แล้ว +17

    አብ ሂዎተይ መጀምርያ ዝሰማዕክዋ ግጥሚ ን ደርፍን። ብትግርኛ።፡🇪🇷👑👑🇪🇷👑👑🇪🇷🇪🇷👑👑🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @huruyaraya4200
    @huruyaraya4200 3 ปีที่แล้ว +7

    ታሪኽ ህዝባዊ ጊንባር ዘይተበርበረ ታሪኽ ኢዩ ናይ ብሓቂ ዘይኢመን ታሪኽ ኣብዚ ኣሎ ዓወት ንሓፋሽ

  • @eriiistars3089
    @eriiistars3089 3 ปีที่แล้ว +23

    ነባሪ ዝክሪ ንጀጋኑ ሰማእታትና

  • @berhanetewolde3247
    @berhanetewolde3247 3 ปีที่แล้ว +51

    "ሓርበኛ ኣይነብርን ኢዩ:ታሪኹ ኢዩ ዝውረስ"
    ኣብ ምንጋር ናይ ስውኣት ተጋደልቲ:ጆን ካርሎ መጺእና ኔሩ።ክልቲኦም ደቂ ሓወቦታት ምዃኖም ድማ ሰሚዕና ኔርና።ሕጂ ግን ኣጸቢቓ በሪሃ።
    ክብርን ዝኽርን ንጀጋኑ ስውኣትና!!!

  • @ትሽዓቲኦምስድራይ9ቴናስድ
    @ትሽዓቲኦምስድራይ9ቴናስድ 3 ปีที่แล้ว +44

    ጀጋኑና እንቅያዕ ናብ መበል 30 ዓመት ናጽነትና ኣብቅዓኩም, እንቋዕ ከኣ ከምታ ብሓደ ዝሰራሕኩማ ታሪኻዊት ዝራሕ(ሓርበኛ ኣይነብርን'ዩ ታሪኹ'ዩ ዝውረስ) እንቋዕ 2ተኹም ብሓደ ኮንኩም ክትዝክርዋ ኣብቀዓኩም,

  • @ghenetmedhane9515
    @ghenetmedhane9515 3 ปีที่แล้ว +21

    ክብሪ ነዓኹም ንጀጋኑና: ብሳላኹም ንሕበን: ታሪኽ ጅግንነት ከተዘንትዉ ከኣ ነዊሕ ዕድመ ይሃብኩም ፈጣሪ🙏🇪🇷💖::

  • @amanielkesete5944
    @amanielkesete5944 3 ปีที่แล้ว +63

    Our hero long life we never forget icon gift 🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @kesetexegu3882
      @kesetexegu3882 3 ปีที่แล้ว

      ✊✊✊✊🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🤝🤝🤝💗

    • @dawitgebrat1878
      @dawitgebrat1878 3 ปีที่แล้ว

      An inspiring patriotic poem that should translate in any languages!

  • @azmeraasmereiti9988
    @azmeraasmereiti9988 3 ปีที่แล้ว +24

    እወ ሕጂውን ዓወት ንሓፋሽ!!!!!ሳላኹም ብርሃን ርኢና!! እዚ ዝሰማዕናዮ ኣካያይዳ
    ሒዞም ስለዝሰጉሙዩ ሓድነት ህዝብና ፍሉይ ዝገብሮ ኣብ ዞባና ወይ ኣብ ዓለም እንተበልናውን
    ምግናን ኣይኮነን። ዘልኣለማዊ ክብርን ሞገስስን ነቶም በጃ ዝሓለፉ ሰማእታትናን ዝሰንከሉ
    ሓርበኛታትናን።🇪🇷❣️👈

  • @Eri2626eritra
    @Eri2626eritra 3 ปีที่แล้ว +25

    🇪🇷🇪🇷this song always made me cry 🌾🌾🌾🌾🌾🌾🇪🇷🌾🌾🌾🙏🌾🌾🌾🌺🌾🙏🙏🙏🇪🇷

  • @hergalmtesfi4644
    @hergalmtesfi4644 3 ปีที่แล้ว +12

    ጀግኑ ድቂ ኤረ ዕድሜን ጥዕናን ይሀቡኩም

  • @Sara-tb4ty
    @Sara-tb4ty 3 ปีที่แล้ว +39

    ዝገርም ኢዩ ሕጂ'ውን ከላሽን ታንኪ ዘይብሉ ኮይኑ'ምበር ዳርጋ ተመሳሳሊ ኣሎ ኣብ ስደት ገለን ብሃገር ብባንዴራ ብህዝቢ ብስውኣት ትምሕል ገለን ካኣ ባንዴራ ክተቃጽል ስውእ ክትዝንጥል ሃገር ክትሸይጥ ትደናደን ኣጆኹም ኣብ መትከልና ከም ቀደምና ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንስውኣትና ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💐

    • @nazrawitabbay7700
      @nazrawitabbay7700 3 ปีที่แล้ว

      ይገርም ጥራይ፡ ንሶም ከምዚ ኣብ ኣክሺን ፊልም ዝርእይዎ ብረት ሂዝካ ተታኩስካ ዓወት ዚመጸ ይመስሎም ፡ ተኮነ ብዙሕ ታሪክ ዚሓዘ ፡ ሰብ ኪጸሮ ዘይክእሎ ኩነታት ሓሊፎም ደጋፊ የብሎም ሓጋዚ ምስ ህዝቦም ኮይኖም ዘምጹእዋ ፡ ብሰንኪ ዚጸላእካዮ ኣመራርሓ ንምሉእ ታሪክ ኣቦታትና ከተቆናጽብ ዕሽነት ጥራይ እዩ። ዚገርም ከኣ ህዝባዊ ግንባር ሺፍታ ኢሎም ህውሓት ከም መሲሕ ናይ ኢትዮጵያ ከቅርብዎ ከለዉ ከኣ ሞ ፡ የስሕቀካ።

  • @Eritrea32
    @Eritrea32 3 ปีที่แล้ว +41

    ሓርበኛ ኣይነብርን'ዩ ታሪኹ'ዩ ኢዩ ዝውረስ። Top music
    ኣያታትና፡ ዕጡቓት ስረ መን ከማኹም።

  • @senaigzie3032
    @senaigzie3032 3 ปีที่แล้ว +13

    ኣየ እወ ጀጋኑና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🌹🌹🌹🌹

  • @sen-ayt7782
    @sen-ayt7782 3 ปีที่แล้ว

    ኣነስ ዝተሰውኡ ይመስለኒ ንኤሩ ❤️
    🇪🇷🙏ብጣዕሚ 🙏ዝሕጉሰካኣ 🙏💖ጀጋኑናኣ 🙏ሓዲጊ ጀጋኑናኣ ዕዲመን ጥዕና ይሃብኩም ይቀነልና 💥ብርሃን ዘራኹምናኣ 🏅

  • @ser278
    @ser278 3 ปีที่แล้ว +23

    We Eritreans have paid precious price to get our independence and to protect it. We Ertreans should protect that precious gift from our MARTYRS. I am proud to be Eritrean.

  • @berhanemebrahtu5471
    @berhanemebrahtu5471 3 ปีที่แล้ว

    ዋውውውውውውው መጀመርታ እንቋዕ ብሂወት ጸናሕኩምልና ኣብ ሂወተይ ካብ ታሪክ ህዝባዊ ግንባር ኣዝያ ደስ ትብለኒ እያ ። ኣዝያ ንኹሉ ጅግንነትኩም ድምቀት ዘበሰረት ከም ጸሓይን ወርሕን ደሚቃ ዝወጸት ሰነድ ጀጋኑና እያ እሞ ኣጀኩም ሕጂ ከማን ብዙሕ ኢና ንጽበ ካባኹም 👌🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @tadesebrhane8000
    @tadesebrhane8000 3 ปีที่แล้ว +13

    ንዘላኣለም ክብርን ሞጎስን ይግባኣኩም ንበሩ ክበሩ ጀጋኑ ፍረ ጻማኹም ዝከፍል ጊዘ የምጻኣልኩም

  • @eritreakebretey6255
    @eritreakebretey6255 3 ปีที่แล้ว +35

    Our Heros we will pass kubur Tarikumn jignenetkum for generations to come.long live our Eritrean HEROS.kbri ne swatna 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤

  • @embayetewelde4336
    @embayetewelde4336 3 ปีที่แล้ว +12

    ብዘይ ቀልዓለም ጅግና ህዝባይ

  • @egd6398
    @egd6398 3 ปีที่แล้ว +28

    GOD BLESS ERITREA, THE PEOPLE. AND THE LEADERSHIP.

  • @proudEritrawit
    @proudEritrawit 3 ปีที่แล้ว +8

    Our heroes remembered for ever✊✊✊Eternal Glory to our Martyrs🇪🇷✊🕯🇪🇷✊🕯✊🇪🇷!!! Long life for our heroes who are still alive🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏✊✊✊ ብሓቂ ሓርበኛ ኣይነብርን ኢዩ ታራኩ ኢዩ ዝውረስ🇪🇷🕯✊🕯🇪🇷✊❤❤❤ ዘልኣለማዊ ዝክርን ክብርን ንሰምኣታትና🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷✊🇪🇷🕯✊🇪🇷🕯🇪🇷✊❤❤❤ ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ✊

  • @lideyawaghta4795
    @lideyawaghta4795 3 ปีที่แล้ว +17

    Hero🙏🌾Eritra🇪🇷❤🌾🇪🇷🌾🇪🇷🌾🇪🇷🌾🇪🇷🌾🇪🇷🌾🇪🇷🌾🇪🇷🌾🇪🇷🌾🇪🇷🌾🇪🇷🌾🌾🇪🇷🌾🌾🇪🇷🌾🌾🇪🇷 keune eiu ☝️🇪🇷🌾❤🙏 Tank You

  • @biniamfrezghi2073
    @biniamfrezghi2073 3 ปีที่แล้ว +8

    ክብርን መጎስን ንሰማእታትና ጅጋኑ

  • @tudyoni5483
    @tudyoni5483 3 ปีที่แล้ว +13

    ዓደይይይይ ዓዲ ሰውራ ኣቱም ሰባት ነዚ ክትርእዮ ከለኻስ ስቕ ኢልካ መስዋእቲ ትናፍቕ ከመይሲ ዘይድገሙ ሰባት ኢና ከፊልና ዋላ ኣብታ መቓብር'ውን ምስኦም ክትነብር ትብህግ እቲ ፍቅሮም ብጻይነት ሃገራውነት ስቅ ኢሉ ይቕጀለካ እህህህ ሓደራኹም እስከ ደቂ ሪመይ ጀጋኑ ካይቅየሙና ኣይንፈላለ ብጻይ ብጾት እንዳተበሃሃልና ጅግንነት የሕዋትና ንውረስ ንሕና ኤርትራውያን ልዕሊ ቅልጽምና ሓድነት እዩ ሓይልና

  • @shenhattesfamichael5356
    @shenhattesfamichael5356 3 ปีที่แล้ว +5

    Omgdness,
    ብሂወት ኣለዉ ድዮም ኣነ ስውኣት ይመስልኒ ነይሮም፡ so that I proud of you 👏,

  • @dejenredae1594
    @dejenredae1594 3 ปีที่แล้ว

    Wawwwwwwwwwww enqae Eritrawi konku 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @LidyaEskndir
    @LidyaEskndir หลายเดือนก่อน

    እንቛዕ ሃለኾምልና ጀጋኑና❤❤❤❤❤እቲ ካልኣይ ዑቅባጋብር ድዩ

  • @simdela4785
    @simdela4785 3 ปีที่แล้ว +21

    ክብሪ ንዓኹም ጀጋኑና ንድሕሪት መሊስኩምና ሳላኹም ንኮርዕን ንሕበን!!!!

  • @goalgoal3505
    @goalgoal3505 3 ปีที่แล้ว +8

    I’m always proud to be Eritrean 🇪🇷❤️🇪🇷👑

  • @ድንግለይማዕተበይአይበትኽ
    @ድንግለይማዕተበይአይበትኽ 9 หลายเดือนก่อน

    እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም

  • @rimey8334
    @rimey8334 3 ปีที่แล้ว

    EWE HURBEGNA AYNEBRN EYU TARIKU EYU ZNEBR💪❤🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @ሰላምንኹሉ-ጸ5ለ
    @ሰላምንኹሉ-ጸ5ለ 3 ปีที่แล้ว +1

    ብሓቂ ሓርበኛ ኣይነብርን እዩ ታሪኩ ዩ ዝውረስ. ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም. ክብርን መጎስን ንሰማእታትና ዓወት ንሓፋሽ.

  • @biriktihaile5499
    @biriktihaile5499 3 ปีที่แล้ว +4

    ዕድመን ጥዕናን ይሀብኩም ብጾትና ሳላኹም ብርሀን ርኢና

  • @teagesanday5578
    @teagesanday5578 3 ปีที่แล้ว +2

    ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንስውኣትና🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤

  • @selamtsegai9541
    @selamtsegai9541 3 ปีที่แล้ว +6

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም 👏👏👏❤❤❤💕💕💕🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏

  • @hailehabte381
    @hailehabte381 3 ปีที่แล้ว +11

    ጀጋኑ ስነ- ጥበባውያን ኢርትራውያን ።

  • @Africa62524
    @Africa62524 3 ปีที่แล้ว +1

    ልብና ወላ ኣብ ስደት ንሃሉ እንበር ኩሉ እንትናና ምስ ሃገርና እና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪

  • @nopenot4058
    @nopenot4058 3 ปีที่แล้ว +16

    The real history of Eritrea we always cherished and proud of

  • @geriegerie3568
    @geriegerie3568 3 ปีที่แล้ว +18

    ብውዲት ሓያላን ተሸንከረ!
    ኣውዲቓ ትሓስየኒ ቃል ኢያ!
    እቲ ዝገርም ክሳብ ሕጂ ውዲት ሓያላን ክሳብ ሕጂ!

  • @footballtv8564
    @footballtv8564 3 ปีที่แล้ว +23

    amlakie smani
    ብጥዕሚ ዘገርምዩ እዛ ብልጽቲ ታሪካዊት ደርፊ በዞም ክቡራት ስነጥበባዊያንያ ተደሪፋ በጃኩም ክንደይ ታሪክ አዉሽጦም ዘለዎም ተጋደልትና አለዉ ከምዚ እንዳገበርኩም አምጺኡልና ስምላክ ዕድመን ጥዕና ይሃብኩም

  • @bereketande5886
    @bereketande5886 3 ปีที่แล้ว +1

    ኣነስ ኩሉ ግዜ ይሰምዓ ኔሬ ግን ዘለዉ ኣይመስለንንን ኡ ከመዚ ገርኩም ዘምጻክሞ ክብሪ ይሃብኩም

  • @edenmicheal8519
    @edenmicheal8519 3 ปีที่แล้ว +4

    Thank you Deki Ere 🙏🏽❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @eritrea.n.t9218
    @eritrea.n.t9218 3 ปีที่แล้ว +4

    That’s why I’m so proud to call myself Eritrean!!🇪🇷❤️🇪🇷

  • @ደንበአናብስ
    @ደንበአናብስ 3 ปีที่แล้ว

    ጀሚረ ምውዳእ ሲኢነያ ነቢዓ

  • @KIROSyemane
    @KIROSyemane 3 ปีที่แล้ว

    መንእሰያትና ርእሶም ዘድነነ ቁምነገር ከምዘይብሎም ብዘይሻዕብያ ካልእ ቁምነገር ከምዘይገብሩ ዝገበረ ደርፊ ገደል ይእቶ ሓምሳ ዓመት ጸሚምና በዚ

  • @fidelpe3570
    @fidelpe3570 3 ปีที่แล้ว +14

    ብርሂንን ዮሃንስን ያሆ ንበሩለይ ጎድኒ ጎድኒ ሰጉመለይ ገመለይ eritrea 🇪🇷✍️💪

  • @yonastekle8556
    @yonastekle8556 3 ปีที่แล้ว +1

    ኣብቲ መሪር ቃልሲ ሓያል ታሪኽ ዝሰርሕ ህዝባዊ ግንባር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣምላኽ ✔️✔️✔️

  • @samaraharelm6979
    @samaraharelm6979 2 ปีที่แล้ว

    የሽርጡ ነገር በህግ አምላክ የተጋሩ ትግራያንስ ነው ሽርጡ ተጋሩ አማረባቸው ብላቹሁ አፈር ነገር

  • @gennettekeste6301
    @gennettekeste6301 3 ปีที่แล้ว

    Deqi Erey jeganu thanks
    Aseyyy bihiwet zitokum
    Idimen tinan yihabikim
    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌷🌷🌷🌷

  • @selambfkri6476
    @selambfkri6476 3 ปีที่แล้ว +7

    Kemey gerna knrsea mis Jon karlon Fabyann maere eye zgetma nere😍,

  • @fkrlove4983
    @fkrlove4983 3 ปีที่แล้ว +8

    Waww glad to see u both of u.mebrahtu da rienaka zeynfelt bhiwet aleka ele hasibe ayfeltn hji misreakuka btaemi tehaguse.qexlwo aythmeku btaemi ena nfetwekum deki Erey 😍😍😍😍😍😍

  • @yariyonas8970
    @yariyonas8970 3 ปีที่แล้ว +1

    ጆንካርሎ ጅግና ናይብሓቂ ብሉጻት ኢኹም ክበሩ ክበሩ ኣያታትና 👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍

  • @yourbro4062
    @yourbro4062 3 ปีที่แล้ว +4

    Enquae kabakum teweledna tray ilka mzzam yhaysh.keynebalashu💪🇪🇷✌

  • @zafubeyene4688
    @zafubeyene4688 3 ปีที่แล้ว +5

    NZELALEM ZKRI N SWAATNA.❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏

  • @beynabraham2064
    @beynabraham2064 3 ปีที่แล้ว +5

    ኣናብስ ከብሪ ይግባአኩም ዒዲመን ጥዒናን ይሃብኩም

  • @mathu4616
    @mathu4616 3 ปีที่แล้ว +9

    🇪🇷🕯🇪🇷🕯🇪🇷🕯 🇪🇷!!!
    Kbrn mogesn nsematatna!!!

  • @ኩሉድሕሪሃገር-ረ2ፀ
    @ኩሉድሕሪሃገር-ረ2ፀ 3 ปีที่แล้ว +21

    Kabten azye zeftwen derfi nay hezbawi genbar shemdidya neyer ferka. Long live our Heroes🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤💪

  • @michaelbereket3903
    @michaelbereket3903 3 ปีที่แล้ว

    እዋ ኣይኣመንኩን ብሂወት ምህላውኩም!! ቅርሲ ሃገር ኢኩም ሞ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም፡ ዘልኣለማዊ ዝክርን ክብርን ንስዉኣትና ።

  • @samimobile8738
    @samimobile8738 3 ปีที่แล้ว +1

    ቀኒአልኩም ብሓቂ ሓርበኛ ኣይነብርን ኢዩ ታሪክ ኢዩ ዝወርስ።
    ህድርኩም ከይንተጠልም ምሕላ ይኩነና።

  • @edenageba5224
    @edenageba5224 3 ปีที่แล้ว +23

    God bless Eritrea people
    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹

  • @asmarinabela4237
    @asmarinabela4237 3 ปีที่แล้ว

    Bejakum deresti Eritrea, nezi xahafulna 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @debaiwaentertainment
    @debaiwaentertainment 3 ปีที่แล้ว

    Keytgremus ezi beal krar nsu do ykhewn ezi tewaseay zelo lomi kab mbal haseyvaquaruxe ayfeltn.Long live our heroes.

  • @Waesay
    @Waesay 3 ปีที่แล้ว +19

    They look very nice nice to see them the heroes🇪🇷❤️💯

  • @livewithhope9586
    @livewithhope9586 3 ปีที่แล้ว +14

    Stay blessed. Harbegna aynebrin eyu tariku eyu zwres. Kulu gze ab libna.

  • @samuelzeray8804
    @samuelzeray8804 3 ปีที่แล้ว +5

    deqi eriyy halalat jeganu edmen tienan 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @atobrhantekie5799
    @atobrhantekie5799 3 ปีที่แล้ว +28

    ኣየወ ግዜ ጀጋኑ ደቂ ግዜ። ኣብ ዓለም ዜርካ ወይ ታሪኽ ተወኪስካ ከም ናይ ኤርትራዊ ባህሊ ብፍላይ ከኣ ከማኹም ከም ናይ ህ ግ ብፍጹም የለን። ፍሉይ ዘስደምም ታሪኽ ኢዩ ናትኩም። ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኩርዓት ኤርትራና።

  • @አርሴማ-ሰ9ረ
    @አርሴማ-ሰ9ረ 3 ปีที่แล้ว +3

    ናይ እግዚአብሔር ሠላም ምሳኩም ይኩን እድመን ጥእናን 💛ሠላምን💙 ፍቅርን 💜 ምሳካትኩም ይኩን 💕🇪🇷💕

  • @bsratyfter3743
    @bsratyfter3743 ปีที่แล้ว

    Harbeja aynebrn'yu tarik yu zwres anabs awe beunet'yle ❤❤❤❤ kbri yhabkum kburat ❤❤❤❤

  • @saraweldslasie2403
    @saraweldslasie2403 3 ปีที่แล้ว

    Kbrn Mogesn Nsemetatna Wetru Abe Lbna 🕯🕯🕯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🕯🕯🕯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🕯🕯🕯🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤

  • @senaitkidane7460
    @senaitkidane7460 3 ปีที่แล้ว +2

    Iwayyyyy. Eritrea.Zeytenegre Zeytegebrs. Yelen. Zbehal haki iyu.👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷.

  • @amlesetwelea9840
    @amlesetwelea9840 3 ปีที่แล้ว

    ጀጋኑ ሰራሕት ቂያ ገርና ዘይብሉ ፍሉያት ወነንት ኩሉ ነገር ቃላት ይሓጽረን ክገልጸኩም ኩቡራት ኣቦታተይ ንዘላለም ኣለም ክበሩ ተዘከሩ ።

  • @Monica-un4rz
    @Monica-un4rz 3 ปีที่แล้ว +12

    እድሜና ጤና ይሰጣቹሁ።
    ዝክሪን ሞጉሰን ንሰመዓተት🇪🇷💪❤👈

  • @misghinakidane2187
    @misghinakidane2187 3 ปีที่แล้ว +3

    ጀጋኑና ክበሩ ንበሩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም

  • @sabatemanumesgina378
    @sabatemanumesgina378 3 ปีที่แล้ว

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️♥️♥️, Assey Assey yehwatey mearey kemekatkomsi ab alem ayterayen agekom Higiwin ab gonkom alna.Awet nihzbi Eritra

  • @tsigeredaocubamiceal1671
    @tsigeredaocubamiceal1671 3 ปีที่แล้ว +8

    We appreciate your hard working 🇪🇷💪🏾❤

  • @mariarossi6555
    @mariarossi6555 3 ปีที่แล้ว +14

    Neskatkum mesker nayti tarik ade welida temken👋👋👋👋👋👈👌

  • @almazfikadu823
    @almazfikadu823 3 ปีที่แล้ว

    Eway ahwaty jeganu Kebrn mesganan mogosn naqum yqun jeganuna 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌷🌷🌷🌷

  • @biniamproduction2438
    @biniamproduction2438 9 หลายเดือนก่อน

    ናይዞም ጀጋኑ ኣቦታትና ቴለፎን ክህበኒ ዝኽእል እንተሎ ደስ ምበለኒ።

  • @ቃልስጋኮነ-ረ2ቀ
    @ቃልስጋኮነ-ረ2ቀ 3 ปีที่แล้ว +1

    ውልቃውነት አይፈልጣን ዩ ቐዳድ ኢያ ጅብኡ 🇪🇷
    ጥቅሚ ገንዘብ ፈሊጥዎ ኢዩ ሳዕቤኑ ፈሊጡ🇪🇷
    ቅድም ንዓይ ምባል ኣንጻር ኢዩ ንባህሪኡ🇪🇷
    ቀንጠበንጢ አየሽክዕዎን ኢዮም 🇪🇷
    ኣየውረስዎን ቅድሚኡ🇪🇷
    ❤️🙏👍😍💐❤️💐
    ሓርቤና ኣይነብርን ኢዩ ታሪኩ ኢዩ ዝውረስ🇪🇷🇪🇷
    ዓወት ንሓፋሽ ዘላአለማዊ ዝክሪ ንኩሎ ስዋኣትና።

  • @fyruzrahwa8993
    @fyruzrahwa8993 3 ปีที่แล้ว +1

    ነዛ ዜማ ክሰምዕ ከለኹ ብጣዕሚ ረዚን መልእኽትን ዝኽርን ገለ ዓይነት ስሚዒት ይስማዓኒ ብሓቒ ሓርበኛ ኣይነብርን`ዩ ታሪኹ ዩ ዝውረስ ቅሰኑ ጀጋኑና

  • @mehrethabteselassie5307
    @mehrethabteselassie5307 3 ปีที่แล้ว

    Wwwwwwooo egzabiher edmen teanan yhabkum geganu deki eri 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤❤😍❤

  • @leteberhantesfimicheal8121
    @leteberhantesfimicheal8121 3 ปีที่แล้ว +4

    ጀጋኑ ደቂ ኤሬ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹♥️🙏

  • @gw4841
    @gw4841 3 ปีที่แล้ว +7

    እነቃዕ ነበርሉና ኩሉ ግዜ ክሰምዓ ከለኩ ተብክየኒ የስተቆርቅር ኔሬ እዋይ እዛ ወላዲት ትሰምዕም ዶ ትህሉ ኢለ ይሐስብ ነበርኩ
    ይህሉው ዶ ይኮኑ አለ የሰተቆርቅር ነበርኩ
    ሕጂ ግን በረሀለይ ብርሃን ይሀብኩም ሙሉእ ጥዕና ይሀብኩም ነመስግን አኖሆ ከአ ብርሃ ንናጵነት ሀብኩምና
    ሳላጅግንነትኩም አበሰርኩምና ጰባ ሰተዮ
    ሐደራ ክብ ለኩም አቲ ዘሎ ቢሂወቱ ይንገር እቲ ረዚን ታሪክ መን ደአ ይንገር
    አቅርብወም በጃኩም
    ይቀነልና
    ዓወት ነሐፋሽ
    ቅሰኑ ሰማዕታትና
    ሳላ ጀጋኑ ምክልካል ወርሳይ ይካአሎ ዳግማይናጵነትና
    ብክልተ እግርና ደው ኢላ ኤርትራና ቅሰኑ ሰማዕታትና

  • @samihabtesemere7280
    @samihabtesemere7280 3 ปีที่แล้ว +6

    ህዝባዊ ግንባር መምህር ኣፍሪቃ እዩ ነዚ ዘይ ፈልጥ ብዓሉ ይፈልጥ

  • @fthawitmengstab7906
    @fthawitmengstab7906 3 ปีที่แล้ว

    2ጀጋኑ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ከምኡ ካኣ እንቋዕ ኣብቃዓኩም ።

  • @michealhaderaadam5417
    @michealhaderaadam5417 3 ปีที่แล้ว

    ህዝባዊ ግንባር 💪🏿❤️🙏🏿