ኣከለጉዛይን ታሪኻዊ ክብርታታን፣

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 26 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 13

  • @zulanet8683
    @zulanet8683 13 วันที่ผ่านมา +1

    good speech ወዲ ባሻይ....

  • @RasTeferian-m6s
    @RasTeferian-m6s 13 วันที่ผ่านมา +1

    ከም ዕድሜኻ ዘይትሓስብ. ሓጥያት ተሰኪምካ ዘይትኸይድ.

  • @kudusgebremarim
    @kudusgebremarim 11 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @filimonghebreyohans5829
    @filimonghebreyohans5829 12 วันที่ผ่านมา

    ንስኹም ከለኹም ክብርታትናን መኒነትናን ክንፈልጥ ኣለና

  • @garzaalem2301
    @garzaalem2301 13 วันที่ผ่านมา +2

    ደጊም ብኣከለጉዛይ ዝጣራጠር እንተሎ፡ ታሪኹ ሃዲኡ ይገናጽሎ፡ ማንነቱ ብንጹር ሰፊሩ ኣሎ። ኢሳያስን መጋበሪኡን ጸረ ኣከለጉዛ ካብ 1973 ጀሚሩ ንብዙሓት ደቂ ኣከለጉዛይ ቀንጺሉን ይቕጽሎ እውን ኣሎ፡ ሕጂ እውን እንተኾነ ሓደ ወገን እዮም ዝቃወሙኒ ብምባል፡ ኣብልዕሊ ኣከለጉዛይ ዝገብሮ ጸለመ፡ መላመዲ ዘረባ ቶማማትን ዋሃማትን ደናቁርን ንህዝብና ኣብ ኣደባባይ ኣሳጢሕዎ ይርከብ፡ ነዚ ብኸመይ ንምክቶ ዝብል ሕቶ፡ ኩሉ ወዲ ኣከለጉዛይ ንጸቢብ ኣተሓሳስባ ውጊድ ኢሉ ኣብ መላእ ዓለም ዝርከብ ተወላዲ ኣከልጉዛይ ንመሰሉን ንማንነቱን ንኽብሪ ህዝቡን ከባቢኡን ብሓባር ተጠርኒፉ ኣንጻር ጸላኢ ስርዓት ህግደፍ ክቃለስ ይግባእ፡ ብዘካ ስርዓት ህግደፍ ካልእ ጸላኢ የብሉን።

  • @zulanet8683
    @zulanet8683 13 วันที่ผ่านมา

    ኣውራጃ ዝገበረ የብሉን

  • @tigrayadijeganu7208
    @tigrayadijeganu7208 12 วันที่ผ่านมา +1

    kid aletawi sebay aka kulu melhasena ayu hade nhade kewengl fthi aykonen

  • @TheViewer-wq1qt
    @TheViewer-wq1qt 13 วันที่ผ่านมา

    ኣከለጉዛይ ደቂ ጫሉቕ ደቂ ሻፋቱ ቆራ ንህዝቢ ሽመጀና ምስ ሃጸያት ኮይኑ ዘጽነትኩም ። ሕጂ ሰለምንታይ ኛው ኛው ትብሉ ደም ኑጹሃት ብኢድ ኣባሓጎታትካ ተበዲሉ ሕጂ በሀመይ ኑጹህ ክትከውን ፍትን ዘለኻ።

  • @TheViewer-wq1qt
    @TheViewer-wq1qt 13 วันที่ผ่านมา

    ኣውራጃ ንኣማኢት ዓመታት ጸኒሑ ትብሎ ዘለካ ዝኾነ ሰነድ ኣለካ ዶ መዓስ ተተኺሉ መን ተኺሉዎ ግለጹዎ ትም ኢልኩም ብስምዒት ዝዕረ

  • @asgedomtekie1738
    @asgedomtekie1738 4 วันที่ผ่านมา

    እዚ ብስም ኣኮሎጉዛይ እናበልካ ዝብሃል ሕማም ንብዙሓት ዝቀተለ መርዚ እዩ። ኣብ ግዳም እምበር ኣብ ውሽጢ የለን። ሕጂ'ውን በዚ ዝቅተሉ ክህልዉ ዝግበር ጻዕሪ'ዩ። ዝዕወት ኣይኮነን። ዘተ ሰላም ናይ ኣውራጃታት ዝብሃል ኣምር ኣብ ታሪክ ኤርትራውያን ቦታ የብሉን። ኣብ ኩሉ ጉዕዞ ናይ'ዚ ሰውራ ብሽርሕን ቅንጸላን ኢና ሓሊፍናዮ። ነዚ ፈሊጥካ ምቅላሱ እምበር ኣብ ዘየለ ቀታሊ ኣካይዳ ሃለውለው ምባል ዘዋጽእ ኣይኮነን ተባሂልኩም እዩ። 😮😮😮

  • @tes.k8464
    @tes.k8464 11 วันที่ผ่านมา

    No care for inferiority complex