ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
Selam 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
ስብእና ትራምፕ 1ይ ድሕነት ኤመሪካ ድሕሪኡ ድሕነት ዓለማዊ ዘባ ቁጦባዊ ትንሰአ ኤመሪካ ተዘዋዋሪ ውሕስነት ጽጉማት ሃገት ። ትራምፕን ትራምፕ ዝመሰሉን ርጋት እንነብረላ ፕላኔት ። it,s very good .
እትዮጵያ ካብ መጀመርያ ብሓይሊ ኤመሪካ እምበር እትዮጵያ ን ኤርትራ ክትገዝኣ ኣይኮነን ጽንጽያ ዓይና ኣይተንፊረላን።እትዮጵያ ካብ ግዜ ሃይለስላሴ ብስንቅን ዕጥቅን ኣመሪካን ምዓራባውያን ሃገራት እስራኤል እያ ተዋግኣትና እትዮጵያ መንእሰያት እያ ትቅሪብ ኣይኮነን ንሓንት ማዓልት ኣብ ግዜ ገድሊ ይኹን ድሕሪ ናጽነት ምስ ኤርትራ ኩናት ክትገብር ኣይትኽእልን። ኣጽዋር ናይ ሓገዝ ተሰክማ ስርናይ ሓገዝ ኣብልዓ እያ ትዋጋኣና ነይራ እሞ ኻኣ ተሳዕራ።ህዝቢ ኤርትራ ሓያል እዩ ክንብል ኮሎና ኣበይ እዩ እቲ ሓይሊ እንተእልና ኣብ ነብሱ ምትሽምማን እዩ እዚ ማለት ስንቂ ካብኡ ዕጥቂ ካብ ጸላእኡ ብዘይ ሓገዝ ናይ ደገ ደው ስለዝበለ እዩ።እወ እትዮጵያ ሓገዝ ናይ ምዕራብ ይኹን ናይ ምብራቅ ደው እንዶ ይበል እንካን ምስ ኤርትራ ክትዋጋእ ንነብሳ ን ሓደ ወርሒ ከምሃገር ኣምደይ ምስ ቆመት።ርእሰ ሙርከሳ ክባሃል ኮሎ ገረብ ምትካል ድጋ ምስራሕ ዝመስሎም ኣሎ ርእሰ ሙርከሳ ግን ኣብ ኩሉ መዳይ ኮይኑ ነብስኻ ክእልካ ደው ክትብል ኮሎኻ እዩ ብናይ ደገ ሓገዝ ሸነን ግን ሓገዝ ደው ክብል ኮሎ ጥራሕካ ተሪፍካ ሕብኡኒ ሕብኡኒ እዩ ዝኸውን።ዓንዳሪ ኩናት ወያኔ ትግራይ ብዘይ ገደብ ረድኤት እንተዘይ ረኽቡ ን ወርሒ ምስተዋግኡዶ ኣይዋጉኡን ህዝቢ ትግራይ ድዩ ሰራዊት ኣሎና ዝብልዎ ጥይት መድፊዕ ምትካስ ኣይመድለየን ብጥምየት ምስ ረገፈ ኣብ ፈዎዶ ስንጭሮ ረሳታት ምስ ተደርበየ ነይሩ። እዚ ቦራዕራዕ ናይ ተጋሩ እዚ ረድኤት እንተዘይ ንረክብ ህዝብና እንታይ ምስ ኣጋጠሞ እሎም ኣይሓስቡን እዮም ዝተኻየደ ኩናት ናይ ኣመሪካ ነይሩ ስለዝኾነ ረድኤት ብዘይ ገደብ ይሓልፍ ነይሩ እምበር ኣብይ ረድኤት ካይኣቱ እንተዝልክቶ እዶም ምስ ሃቡ ወይ ከም ጀኔራል ጋዋን ናይ ናጅርያ ኣብ ኩናት ብያፍራ ረድኤት ዓጽይዎ ናብ ብያፈራ ካይ ኣቱ ልዕሊ ክልተ ምልዮን ህዝቢ ብጥምየት ዓጸቦ እዩ ረግፉ ብያፍራ ካኣ ተሳዕሮም ጀረናል እጅጉ ሃድሙ።ፕ/ትራምብ ሓገዝ ን እትዮጵያ ደው እንተብልዎ እትዮጵያ ዋጋ ክድምናን ጽግዕትኝነት ክትከፊል እያ። ግርም እባ ልምንካ ህዝብን ሰራዊትን እናቀለብካ ሓያላት እና ባሕሪ ክንመልሶ ብ እትዮጵያውነትና ንኾሪዕ እንጀራ ልመና ዘኽሮዖም ህዝቢ።
💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ቀጽል ወዲ እረይ ጻዕዲ
ሻዕቢያ ጸፋር በዚ ሽግር ኣይትንከፍን እዩ።
ፋይናንሳዊ ሓገዛት ምክልካል ነታ ለማኒት ሃገር ፣ ሃገር ንክትብላ ውን ዘሰክፍ ሃገር ዓጸቦ ኢትዮጵያ ይሃሲ !!!!!"
🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
selam selam enda diron dahay adis abeba eba gberu entay alo hadshi
❤❤❤
Eritrean voice every one wants to listen our true journalist
🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤🎉🎉🎉
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏👍
🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷
How come that AAN Media is mum on the most momentous news-Palestine. It actually may have a lot of interest to Eritrea.
ንዘላኣለም ዶ ድኣ ብሓገዝ እንበር ኮይኑ ብዋጋ መንን እንታይን ኡየ ኸ ዝዋሃብ ኔሩ ??? ዝወድኤ ይወድእ ሓድጊ ዘለዎ ብጽፍርኻ ምንባር ይሓይሽ 🇪🇷🇪🇷💪👈
😡😡😡😡😡
🙏🙏🙏👍👍👍✌🏾✌🏾✌🏾🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
💜🇪🇷♥️🇪🇷💜💙🌹🌹🇪🇷♥️💜💙🌹💐💐🇪🇷♥️♥️🌹💙💙💜🇪🇷
Selam 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
ስብእና ትራምፕ 1ይ ድሕነት ኤመሪካ ድሕሪኡ ድሕነት ዓለማዊ ዘባ ቁጦባዊ ትንሰአ ኤመሪካ ተዘዋዋሪ ውሕስነት ጽጉማት ሃገት ። ትራምፕን ትራምፕ ዝመሰሉን ርጋት እንነብረላ ፕላኔት ። it,s very good .
እትዮጵያ ካብ መጀመርያ ብሓይሊ ኤመሪካ እምበር እትዮጵያ ን ኤርትራ ክትገዝኣ ኣይኮነን ጽንጽያ ዓይና ኣይተንፊረላን።
እትዮጵያ ካብ ግዜ ሃይለስላሴ ብስንቅን ዕጥቅን ኣመሪካን ምዓራባውያን ሃገራት እስራኤል እያ ተዋግኣትና እትዮጵያ መንእሰያት እያ ትቅሪብ ኣይኮነን ንሓንት ማዓልት ኣብ ግዜ ገድሊ ይኹን ድሕሪ ናጽነት ምስ ኤርትራ ኩናት ክትገብር ኣይትኽእልን። ኣጽዋር ናይ ሓገዝ ተሰክማ ስርናይ ሓገዝ ኣብልዓ እያ ትዋጋኣና ነይራ እሞ ኻኣ ተሳዕራ።
ህዝቢ ኤርትራ ሓያል እዩ ክንብል ኮሎና ኣበይ እዩ እቲ ሓይሊ እንተእልና ኣብ ነብሱ ምትሽምማን እዩ እዚ ማለት ስንቂ ካብኡ ዕጥቂ ካብ ጸላእኡ ብዘይ ሓገዝ ናይ ደገ ደው ስለዝበለ እዩ።
እወ እትዮጵያ ሓገዝ ናይ ምዕራብ ይኹን ናይ ምብራቅ ደው እንዶ ይበል እንካን ምስ ኤርትራ ክትዋጋእ ንነብሳ ን ሓደ ወርሒ ከምሃገር ኣምደይ ምስ ቆመት።
ርእሰ ሙርከሳ ክባሃል ኮሎ ገረብ ምትካል ድጋ ምስራሕ ዝመስሎም ኣሎ ርእሰ ሙርከሳ ግን ኣብ ኩሉ መዳይ ኮይኑ ነብስኻ ክእልካ ደው ክትብል ኮሎኻ እዩ ብናይ ደገ ሓገዝ ሸነን ግን ሓገዝ ደው ክብል ኮሎ ጥራሕካ ተሪፍካ ሕብኡኒ ሕብኡኒ እዩ ዝኸውን።
ዓንዳሪ ኩናት ወያኔ ትግራይ ብዘይ ገደብ ረድኤት እንተዘይ ረኽቡ ን ወርሒ ምስተዋግኡዶ ኣይዋጉኡን ህዝቢ ትግራይ ድዩ ሰራዊት ኣሎና ዝብልዎ ጥይት መድፊዕ ምትካስ ኣይመድለየን ብጥምየት ምስ ረገፈ ኣብ ፈዎዶ ስንጭሮ ረሳታት ምስ ተደርበየ ነይሩ። እዚ ቦራዕራዕ ናይ ተጋሩ እዚ ረድኤት እንተዘይ ንረክብ ህዝብና እንታይ ምስ ኣጋጠሞ እሎም ኣይሓስቡን እዮም ዝተኻየደ ኩናት ናይ ኣመሪካ ነይሩ ስለዝኾነ ረድኤት ብዘይ ገደብ ይሓልፍ ነይሩ እምበር ኣብይ ረድኤት ካይኣቱ እንተዝልክቶ እዶም ምስ ሃቡ ወይ ከም ጀኔራል ጋዋን ናይ ናጅርያ ኣብ ኩናት ብያፍራ ረድኤት ዓጽይዎ ናብ ብያፈራ ካይ ኣቱ ልዕሊ ክልተ ምልዮን ህዝቢ ብጥምየት ዓጸቦ እዩ ረግፉ ብያፍራ ካኣ ተሳዕሮም ጀረናል እጅጉ ሃድሙ።
ፕ/ትራምብ ሓገዝ ን እትዮጵያ ደው እንተብልዎ እትዮጵያ ዋጋ ክድምናን ጽግዕትኝነት ክትከፊል እያ። ግርም እባ ልምንካ ህዝብን ሰራዊትን እናቀለብካ ሓያላት እና ባሕሪ ክንመልሶ ብ እትዮጵያውነትና ንኾሪዕ እንጀራ ልመና ዘኽሮዖም ህዝቢ።
💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ቀጽል ወዲ እረይ ጻዕዲ
ሻዕቢያ ጸፋር በዚ ሽግር ኣይትንከፍን እዩ።
ፋይናንሳዊ ሓገዛት ምክልካል ነታ ለማኒት ሃገር ፣ ሃገር ንክትብላ ውን ዘሰክፍ ሃገር ዓጸቦ ኢትዮጵያ ይሃሲ !!!!!"
🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
selam selam enda diron dahay adis abeba eba gberu entay alo hadshi
❤❤❤
Eritrean voice every one wants to listen our true journalist
🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤🎉🎉🎉
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏👍
🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷
How come that AAN Media is mum on the most momentous news-Palestine.
It actually may have a lot of interest to Eritrea.
ንዘላኣለም ዶ ድኣ ብሓገዝ እንበር ኮይኑ ብዋጋ መንን እንታይን ኡየ ኸ ዝዋሃብ ኔሩ ??? ዝወድኤ ይወድእ ሓድጊ ዘለዎ ብጽፍርኻ ምንባር ይሓይሽ 🇪🇷🇪🇷💪👈
😡😡😡😡😡
🙏🙏🙏👍👍👍✌🏾✌🏾✌🏾🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
💜🇪🇷♥️🇪🇷💜💙🌹🌹🇪🇷♥️💜💙🌹💐💐🇪🇷♥️♥️🌹💙💙💜🇪🇷