ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ናይ ብሐቂ ዘገርም ሕቶ ሰልጠነ ብዙሕ ሰብ ስለ ዝርእዮ ጽቡቕ እዩ። ተባረኽ ተዲ ሐወይ ብቃል መሰረት ስለ ዘብራህካልና ጎይታ መመሊሱ ይባርካ🙏
እየሱስ ንሰብ እዩ መጺኡ እዚ ሓዊ ሓደ ነገር ስለ ዘስተውዓለ ይመስል እቲ ምስትውዓል ከአ መንፈስ ቅዱስ እንተ ዘይረድአካ ነዚ ክተስተውዕሎ አይትክእልን ሕቶ እንተሎ መልሲ ኣሎ ሐቅካ ኢካ ቴዲ ተባረክ
Thank you for sharing,I always appreciate Seltene because he is super dedicated to his Job and in this case he is talking the truth.Fearless man! may God give him spiritual light and conviction.
ኣምላኽ ይባርኽካ ሰማይ ቲቪ፥ሰልጠነ ድማ ኣምልኽ ኣብ ልቡ እዚ ዝበለ ሃሳብ ስለ ዘምጽኣሉ ንኣምላኽ ስብሃት ይኹኖ
ሰልጠነ ጎይታ ይባርካ❤️🔥
Good Seltene 😮 bless you 🙏🏿
Wow Seltene hawey goyta ybarka zegerm mstwal zelowo haki enber ezi da ywesekelka ❤❤❤ Tedi hawey tebarke
Goita ybarika Tedi hawna and Seltene dma menfes kudus rediwo berihlu
ሰልጡን ጎይታ ይባርኽካ አሱ ኣእሙሩኡ ቡሩኽ ኢዩ
ጉይታ ይባርካ
❤❤❤ ሰልጠነ ሃወይ ጎይታ ይባርካ ቴዲ ሓወይ ከኣ ጎይታ ዘመንካን ኣገልግሎትካን ይባርኽ 🎉🎉🎉🎉🎉
መስመርኩም ኣይትስሓቱ ስለ ክርስቶስ ደኣ ተዛረቡ ።ሰልጠነ ንሚድያ ናቱ እዩ ዝሰርሕ ።ብዙሕ ጽቡቅ ክዛረብ ይክእል እዩ ።ምስ ወንጌል ዘተኣሳስር ግ የብሉን
Hgdef sle zkonkum neti kal ktestewelwo aytkelun ikum ezi gna wengiel eyu astewelu
@@brhanagerye815ናይ ህግድፍ ኣይኮናን ናይ የሱስ ኢና..ንኣሸበርትን መጣቆስትን ድማ ንኩሎም ብማዕረ ኢና ንውግዶም ዘረቦኦም እኳ ኣይንሰምዖ!
Behaki
አምላኽ ይባርኽኩም። ንሓቂ ደው ካብ ምባል ዝበለፅ የለን!!
Tebarek Tebarek Tebarek
Wow selitene bnatsinet hasabu zigelits seb eyu goyta ybarko ezi aynet ridieti kihiliwo zigebere goyta ybarek ❤ amani zikone sebi eka abi kindizi hizibi ziketatelo channel tebia wetsu kemizi zibele hasab kizareb aykialin eyu goyta tibiati sile zihabo kea temesgen
Xubk hasb tedi hawna tebark
ዋው ሰልጠነ፡ኣገዳሲ ዘረባ!
When Jesus saw that he had answered wisely, he said to him, “You are not far from the kingdom of God.
Mark 16 ትግ - ማርቆስ15: በሎም ድማ፥ ናብ ኵላ ዓለም ኪዱ፡ ንብዘሎ ፍጥረት ከኣ ወንጌል ስበኹሉ።16: ዝኣመነን እተጠምቀን ኪድሕን፡ እቲ ዘይኣመነ ግና ኪዅነን እዩ።17: ነቶም ዚኣምኑውን እዚ ተኣምራት እዚ ኺስዕቦም እዩ፥ ብስመይ ኣጋንንቲ ኼውጽኡ፡ ብሓድሽ ልሳን ከኣ ኪዛረቡ፡18: ኣትማን ኪሕዙ እዮም፡ ዚቐትል እንተ ሰተዩ ኸኣ፡ ከቶ ኣይኪጐድኦምን እዩ፡ ኣእዳዎም ኣብ ሕሙማት ኬንብሩ ንሳቶምውን ኪሐውዩ እዮም።
ማቴ፡28 ፲፮ ክሳብ መወዳእታ ኣንብብዎ።Ab semain ab mdrin kulu sltan tewahibuni alo.slezi kidu nkulom ahzab bsm abon wedin menfes kudusn ena atmekikum, zazezkukum kulu khlwu kea enameharkum, deki mezamurti gberwom.
Thakws 🙏🙏🙏🙏
ዋው ናይ ብሓቂ ወንጌላዊ
tabaraki haway 🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
First God bless you Tedi hawey ❤ hto aleni, Hji ane qola koloku eye bmay tetemiqe 2 gze bmay qtmek aleni malet dyu? ab hasabey buzu geze ab resey tmalaleseni eya.
ዋይ ስልጡን ዓለም ኣዛሪብካ ምክንያቱ ብመንፈስ ኣምላክ ተላዒልካ ኢካ ዛሕቶ ኣቅሪብካያ ክገርመካ እቲ ንራህዋ ህዝቢ ብልቢ ትቃለሶ ዘሎካ ባዕሉ ሃዋርያዊ ኣገልግሎት ኢዩ ኣምላክ ደልዩካ ከምዘሎ ንሂወት ንበረከት የርኢ ኣሎ
ኣቲ ካልእ ካ ደሃን ንህዝቢ ኤርትራ ራህዋ ትብል ኣለኪ ከመይ ድዩ ቲ ራህዋ ጥፋኣት ድዩ ተቀይሩ ደመኛ ህዝቢ ኤርትራ ስ ዋይ ዋይ
እቲ ናይ Gofndme እንዳበለ ዝሰርቆከ ጽድቂ ድዩ
🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🙊🙊🙊
Nrahwa hzbi zkales dea belo ktelo endabelka mgusgas, hiwet wlke sebat bzkonen zeykonen mtselam dyu? Bzkone namlak zseano yelen bmhretu nabzi rdeit amtsieu mdhan kikonelu ntseli.
Wow goyta kirediaka kelo eu zikewn kemzi eseyy ellll
❤❤❤❤❤❤❤
Ay iza chanel dehan tmesleni nera leka nay sga hasab alewa truf dhri degim bzaiba tmqet dea lomi dyu telailu
ኣዳላዊ ናይዚ mass media ጽቡቕ ሓሳብ ኣምጺእካ ኣሎኻ፡ ጎይታ ይባርኽካ!ብዛዕባ እቲ ካልእ ሰልጠነ ዝዛረቦ ናይ ፍትሒ ነገርከ ትሰምዕዶ? እንተሰሚዕካኸ ነቲ ምስ ቃል ኣምላኽ ዝኸይድን ዝሰማማዕን ቃል ፍትሕን ጽድቅን ንምንታይ ዘየምጻእካ? ከተንጽእን ሓሳብካ ክትህበሉን ይላበወካ! ምኽንያቱ ቃል ኣምላኽ እቲ ምግባር ነቲ ውን ዘይምሕዳግ ኢዩ ዝብል። ማቴዎስ 2323: ኣቱም ግቡዛት ጸሓፍትን ፈሪሳውያንን፡ ካብ ጨና ኣዳም፡ ካብ ሽላን፡ ካብ ካሙን ዕሽር ተውጽኡ፡ እቲ ኣብ ሕጊ ዘሎ ኣውራ ነገር፡ ፍርዲ፡ ምሕረት፡ እምነት ግና ትሐድጉ አሎኹም እሞ፡ ወይለኹም። እዚ ምግባር እቲውን ዘይምሕዳግ ይግባእ።
Nsika ke kabzom teqamerti dika? Semay Tv?
ስቅ ቢሊ ባርያ ህግደፍ
also my question 😊
ብዛዕባ ጥምቀት እዩ ዘሎ ዘረባ ሰልጠነ ቅኑዕ ኢሉ ግብዝና ግደፉ ሕቡሽ ታዕባናት ህዝቢ
Kehmmeka. Meatu netom. Hanti zeyfeltu kolut.. Trah nebsom. Video. Ykedgwom ka imber. Zehezn iyu. Please iti fletwo. Yesus Goyta iyu.
Btaemi zgerm eu, sean mnbabn emnetka zei mflatin ttefiu aleku.
brather plz rekebo eziseb brihulu alo
Ane zgermeni ezom comment txhfu eti point entay eyu zeythasbu kale ajenda tkeftu
ወይ ሰማይ ቲቪ ዶ በልካ ፣ ካልእ ዝዝረብ ስኢንካስ ናይ ሰልጠነ ሕቶ ከም መወከሲ ጌርካ አምጺእካዮ እምበአር፣ እምበር ሰልጠነ ድአ ብክፍአቱን ተንኮሉን መዘና ዘይብሉ ምስ ተጋሩ ወጊኑ ንህዝቢ ኤርትራ ብአውራጃን ዓሌትን ዘናቁት ዘሎ ገበነኛሲ ቁም ነገረኛ ከምዝኾነ አምሲልካ ንሱ ዝተዛረቦ ምምጻእካ ክሳብ ክንደይ ወሪድካ ከምዘለኻ ኢዩ ዘመልክት፣
Nseltn amxklnea
ኣምላኽ ንሕሙማት እምበር ንጡዑያት ኣይመጸን ምድሃን ይኩነሉ ኢልና ንጸልይ ካብ ኩፉእ መንገዱ ክምለስ
ንሰልጠነ ኣብዚ ቻነል፡ከተምጽኦስ ኣይግድን
Entay koynu zeymitseio dea haqi endiyu zibel zelo
@MariaSiyum ንዓኪ ሓቂ ንካልእ ሓቂ፡ማለት ኣይኮነን። እንደገና ሃይማኖት እምነት ናይ ግሊ እዩ ስለዚ ናትካ እምነት ክክበረልካ ናይ ካልእ ከተክብር ኣሎካ ወይድማ ከምዚዶ ከምዚ ኢልካ ክተነኣእሶ ክትፈርዶ የብልካን። ሰልጠነ ናይ ፖለቲካ ሃሱስ እዩ
@@haymanotna ብዛዕባ ጥምቀት እዩ ዘሎ ዘረባ ሰልጠነ ቅኑዕ ኢሉ ግብዝና ግደፉ ሕቡሽ
Tgrem eki smay tv
Rip menafkan seytawnti
Goyta Yesus n seltene hade nay madhan brhan slezhabkayo yemesgneka.
So what did he do with his kids???Did you asked him??
ስማዕ ኣይትተሓዋወሱ ሰማይ ትቭ""ሰልጠነ ደኣ ኣባይ ኣበይ ጦብሎቕሎቕ ዘይብል።that means you are advertising his speech
አንታይ ደኣላ አዛ ኮመንት ደገፍቲ ዕቡድ ከልቢ መሊኣ 😅😅 ኣመንቲ ኢዪም ማለት ዲዩ አዞም ክሎም ናይ ዕቡድ ከልቢ ደገፍቲ😅😅
እሞ እምነት ቅድሚ ጥምቀት ጌርና ተከይድና ከምቲ ጎይታና መድሓኒና እየሱስ ክርስቶስ ኣብ 30 ዓመቱ ብየዉሃንስ መጠመቅ ዝተጠመቀ ንሕና ከሙኡ ክንክተል ኣሎና ተኾይኑ ሓሳብካ ፣ ክሳብ ወዲ 30 ዓመት ድዩ 18 ዓመት ብዘጥምቀት ጸኒሕካ ሹዑ ኣፍቲ ክሊ ዕድመ ምስ በጻሕካ ኣሚንካ ክንጥመቀ ትብልዎ ዘለኹም እስኪ ይኩን ንበል እሞ ግን ናይ ነገር ሕማም ኮይኑ ወይ ሓደጋ ጠምቀት ከይተጠመቅካ ምስትኩለፍ ወይ ምስ ትመዉት ክሳብ ዘይተጠመቃ ክርስትያን ከይኮንካ ኢካ ትመዉት ዘለኻ ስለዚ፣ ኣብ ወንጌል ማትዮስ ከይድና እነተ ኣንቢብና ፣ ጎይታና እየሱስ ባዓሉ ነቶም ደቂ መዛምርቱ እንታይ እዩ ዝብሎም ፣ እምብኣር ኪዱ ሞ ናብ ኩሎም ኣህዛብ ብስም ኣብን ወልድን መንፈስ ቁዱስን እንዳጥመቅኩምን ዝኣዘዝኩምን ዘበለ ንኽሕልዉን እንዳማሃርኩምን ንኹሎም ደቂ መዛሙርተይ ግብርዎም ኢሉ ዝእዝዞም ጎይታና መድሓኒና እየሱስ ክርስቶስ ፣ ስለዚ ካብዛ ጽሕፍቲ እንታይ ኢና ንማሃር ቅድሚ ትምህርቲ ስብከት ጥምቀት ከኸዉን ከምዘለዎ ያ ትሕብረና ፣ ስለዚ መጀመሪያ ጥምቀት ሹዑ ከኣ ብስብከትን ትምህርትን እምነትካ ትዕቢ ።
@@mossimossi9933 እሞ ክሓተካ ንዓኻ ሓወይ ኣብዛ ኣምጺእካያ ዘለካ ሓሳብ ናይ ማቴዎስ ሲ ብስም ኣቦን ወድን መንፈስ ቅዱስን እንዳኣጥመቕኩም ዝኣዘዝኩኹም ኩሉ ክሕልዉ ኸኣ እናማሃርኩም ደቀ መዛምርቲ ግበርዎም ። እሞ ኸዳኣ ትእዛዝ ኣምላኽ ክሕልዉን ክማሃሩን ዝኽእሉሲ ህጻናት ድዮም ዓበይቲ ? እስከ ንገረና ዝኣዘዝክኹም ክሕልዉ እንዳማሃርኩም እዙ ዝብል ዘሎ እዚቃል ኣምላኽ መቸም ህጻን ወዲ 40 መዓቲ ጓል 80 መዓልቲ ክማሃሩን ትእዛዝ ኣምላኽ ክሕልውን ኣይክእሉን እዮም ኦርቶዶክስ የሕዋትና ንሕና ኣሚንኩም ክድሕኑ እዩ ድቴትና ንቃል ኣምላኽ ብግቡእ ተረድእዎ ጎይታ ምስትውዓልኩም ይኽፈት
@@mossimossi9933 ሮሜ 10፥ 17 እምባኣርሲ እምነት ካብ ምስማዕ እያ ምስማዕውን ብቓል ክርስቶስ እዩ ።ሮሜ 10፥ 11 እቲ ጽሑፍ ብእኡ ዝኣምን ዘበለ ኣይሓፍርን ይብል እዩ እሞ ሰብ ብልቡ ኣሚኑ ይጸድቕ ብኣፉ ተኣሚኑውን ይድሕን እዩ ስለዚ ብኣፍካ የሱስ ጎይታ ምዃኑ እንተ ነገርካ ብልብኻውን ኣምላኽ ካብ ምውታት ከም ዘተንስኦ እንተ ኣመንካ ክትድሕን ኢኻ ።
ሰሎጠነ ናብ ፔንጠ ክኣትዋ ቅርብ ተሪፍቶ ኣላ
Ewa kedemo temetka ke abaye yefelteka
Kab behaliau degamiauKab dideleyo ziagto yelen zikone seb natatkumm u gnayyy
I dont agree family have responsibilty for their Kids to tell the good path ,arthodoxs is in good way than pente blabla
Fithi nhzbi Eritrea
Keytemeqe ente mote ke nabey yu bota natu
Ayyyyyy nay seltene topic hizka mexika? Eway wurdet
Please focus on the Bible not politics do not mix up we need the kingdom of God❤ ነታ ሕቶ ብቃልኣምላኽ ንመርምሮ ሓፍተይ ሰልጠነ ፅቡቕ ሕቶ እዩ ሓቲቱ
Hgdef sle zkonka dika ezi eko wengiel eyu
@@brhanagerye815 what r u talking about please focus on my comment read it in full
@@radiohope1334ክክክ በቃ ንስልጠነ ሰሰሚዑ እዩ እሞ ዓሚ ኣብ ኤርትራ ወረርቲ ኪኣትዉ ሓሊመ ዝበለና😢
@@brhanagerye815ኩሉ ንባዓል ሰልጠነ ዘይሰምዕ ህግድፍ ኣይኮነን።ፈሪሃ ኣምላክ ዘለዎ ብኤርትራውነቱ ዝሕበን. ኣይስዕቦን እዩ ሻነል መጣቆሲ
Good job Teddy blessed.
በቃ እዚኣ እንድሕር ተረዲኣትካ ሕጂ ተሪፋትካ ዘላ ስም የሱስ ጸዊዕካ ተነሳሕ ንሕድገት ሓጢኣት ዝኸዉን ተጠመቅ።
why you bring politics to spiritually?
ሰልጠነ ዘይሰልጠነ ቤንጠ ድማ ሕጉስ ኢልኩም መሳኪን Orthodox ብእምነት ወለድና ኢና ንጥመቕ ሃፍቲ ከማን ንውላድካ ተውርሶ እምነት ክርስቶስ ግዳ ዝዓበየ ውርሻ እዩ ቤንጠ ኣይትዓሽዉ ናብታ ናይ ኣቦታትኩም ተመለሱ ✝️🙏
ሎሚ እንታይ ምኻንካ ፈሊጠካ ኣለኹ ኤርትራዊ ትኾንካ ምኸሮ ንጅዝቢ ኤርትራ ከጸልም ዚውዕል ዘሎ ጌጋ ትገብር ኣለኻ ኢልካ ከተምጾኦ ኢልካ ከተምጾኦ ተስፋ ይገብር
Shalom topic amxiewo zelo hawna eko bzaeba politic ay konen bzaeba baptism kemey amina kintmek kem zelena iu i think b positive ente nrieyo xbuk neru
በቃ ሰልጠነ መጣቆሲ ሲ ኣብዚ ኣምጺካዮ😢 እታ ህዝቢ ከተዋቅዕ ትውዕል ሻነሉ ጸሊእና እንተሃደምናስ ኣድቨርታይዝ ይገብረሉ ኣሎካ? ኣምላክ ምሕረት ይግበረልካብየሱስ ዳግም ዝተወልዱ ዝበልዎ ጥራሕ ከተምጽእ እዩ ነይሩ እቲ ግቡእ።ንባዓል ከምትከታተል ድማ እንቋዕ ኣጋለጽካ።
ስቅ በሊ ባርያ ህግደፍ። ዝኾነ ሰብ ጽቡቅ ጉድኒ ኣሎዉ ጹቡቅ ግድኒ ከኣ ኣለዎ፡
❤❤❤
❤❤❤❤❤
ናይ ብሐቂ ዘገርም ሕቶ ሰልጠነ ብዙሕ ሰብ ስለ ዝርእዮ ጽቡቕ እዩ። ተባረኽ ተዲ ሐወይ ብቃል መሰረት ስለ ዘብራህካልና ጎይታ መመሊሱ ይባርካ🙏
እየሱስ ንሰብ እዩ መጺኡ እዚ ሓዊ ሓደ ነገር ስለ ዘስተውዓለ ይመስል እቲ ምስትውዓል ከአ መንፈስ ቅዱስ እንተ ዘይረድአካ ነዚ ክተስተውዕሎ አይትክእልን ሕቶ እንተሎ መልሲ ኣሎ ሐቅካ ኢካ ቴዲ ተባረክ
Thank you for sharing,
I always appreciate Seltene because he is super dedicated to his Job and in this case he is talking the truth.
Fearless man!
may God give him spiritual light and conviction.
ኣምላኽ ይባርኽካ ሰማይ ቲቪ፥ሰልጠነ ድማ ኣምልኽ ኣብ ልቡ እዚ ዝበለ ሃሳብ ስለ ዘምጽኣሉ ንኣምላኽ ስብሃት ይኹኖ
ሰልጠነ ጎይታ ይባርካ❤️🔥
Good Seltene 😮 bless you 🙏🏿
Wow Seltene hawey goyta ybarka zegerm mstwal zelowo haki enber ezi da ywesekelka ❤❤❤ Tedi hawey tebarke
Goita ybarika Tedi hawna and Seltene dma menfes kudus rediwo berihlu
ሰልጡን ጎይታ ይባርኽካ አሱ ኣእሙሩኡ ቡሩኽ ኢዩ
ጉይታ ይባርካ
❤❤❤ ሰልጠነ ሃወይ ጎይታ ይባርካ ቴዲ ሓወይ ከኣ ጎይታ ዘመንካን ኣገልግሎትካን ይባርኽ 🎉🎉🎉🎉🎉
መስመርኩም ኣይትስሓቱ ስለ ክርስቶስ ደኣ ተዛረቡ ።ሰልጠነ ንሚድያ ናቱ እዩ ዝሰርሕ ።ብዙሕ ጽቡቅ ክዛረብ ይክእል እዩ ።ምስ ወንጌል ዘተኣሳስር ግ የብሉን
Hgdef sle zkonkum neti kal ktestewelwo aytkelun ikum ezi gna wengiel eyu astewelu
@@brhanagerye815
ናይ ህግድፍ ኣይኮናን ናይ የሱስ ኢና..ንኣሸበርትን መጣቆስትን ድማ ንኩሎም ብማዕረ ኢና ንውግዶም ዘረቦኦም እኳ ኣይንሰምዖ!
Behaki
አምላኽ ይባርኽኩም። ንሓቂ ደው ካብ ምባል ዝበለፅ የለን!!
Tebarek Tebarek Tebarek
Wow selitene bnatsinet hasabu zigelits seb eyu goyta ybarko ezi aynet ridieti kihiliwo zigebere goyta ybarek ❤ amani zikone sebi eka abi kindizi hizibi ziketatelo channel tebia wetsu kemizi zibele hasab kizareb aykialin eyu goyta tibiati sile zihabo kea temesgen
Xubk hasb tedi hawna tebark
ዋው ሰልጠነ፡ኣገዳሲ ዘረባ!
When Jesus saw that he had answered wisely, he said to him, “You are not far from the kingdom of God.
Mark 16 ትግ - ማርቆስ
15: በሎም ድማ፥ ናብ ኵላ ዓለም ኪዱ፡ ንብዘሎ ፍጥረት ከኣ ወንጌል ስበኹሉ።
16: ዝኣመነን እተጠምቀን ኪድሕን፡ እቲ ዘይኣመነ ግና ኪዅነን እዩ።
17: ነቶም ዚኣምኑውን እዚ ተኣምራት እዚ ኺስዕቦም እዩ፥ ብስመይ ኣጋንንቲ ኼውጽኡ፡ ብሓድሽ ልሳን ከኣ ኪዛረቡ፡
18: ኣትማን ኪሕዙ እዮም፡ ዚቐትል እንተ ሰተዩ ኸኣ፡ ከቶ ኣይኪጐድኦምን እዩ፡ ኣእዳዎም ኣብ ሕሙማት ኬንብሩ ንሳቶምውን ኪሐውዩ እዮም።
ማቴ፡28
፲፮ ክሳብ መወዳእታ ኣንብብዎ።
Ab semain ab mdrin kulu sltan tewahibuni alo.slezi kidu nkulom ahzab bsm abon wedin menfes kudusn ena atmekikum, zazezkukum kulu khlwu kea enameharkum, deki mezamurti gberwom.
Thakws 🙏🙏🙏🙏
ዋው ናይ ብሓቂ ወንጌላዊ
tabaraki haway 🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
First God bless you Tedi hawey ❤ hto aleni, Hji ane qola koloku eye bmay tetemiqe 2 gze bmay qtmek aleni malet dyu? ab hasabey buzu geze ab resey tmalaleseni eya.
ዋይ ስልጡን ዓለም ኣዛሪብካ ምክንያቱ ብመንፈስ ኣምላክ ተላዒልካ ኢካ ዛሕቶ ኣቅሪብካያ ክገርመካ እቲ ንራህዋ ህዝቢ ብልቢ ትቃለሶ ዘሎካ ባዕሉ ሃዋርያዊ ኣገልግሎት ኢዩ ኣምላክ ደልዩካ ከምዘሎ ንሂወት ንበረከት የርኢ ኣሎ
ኣቲ ካልእ ካ ደሃን ንህዝቢ ኤርትራ ራህዋ ትብል ኣለኪ ከመይ ድዩ ቲ ራህዋ ጥፋኣት ድዩ ተቀይሩ ደመኛ ህዝቢ ኤርትራ ስ ዋይ ዋይ
እቲ ናይ Gofndme እንዳበለ ዝሰርቆከ ጽድቂ ድዩ
🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🙊🙊🙊
Nrahwa hzbi zkales dea belo ktelo endabelka mgusgas, hiwet wlke sebat bzkonen zeykonen mtselam dyu? Bzkone namlak zseano yelen bmhretu nabzi rdeit amtsieu mdhan kikonelu ntseli.
Wow goyta kirediaka kelo eu zikewn kemzi eseyy ellll
❤❤❤❤❤❤❤
Ay iza chanel dehan tmesleni nera leka nay sga hasab alewa truf dhri degim bzaiba tmqet dea lomi dyu telailu
ኣዳላዊ ናይዚ mass media ጽቡቕ ሓሳብ ኣምጺእካ ኣሎኻ፡ ጎይታ ይባርኽካ!
ብዛዕባ እቲ ካልእ ሰልጠነ ዝዛረቦ ናይ ፍትሒ ነገርከ ትሰምዕዶ? እንተሰሚዕካኸ ነቲ ምስ ቃል ኣምላኽ ዝኸይድን ዝሰማማዕን ቃል ፍትሕን ጽድቅን ንምንታይ ዘየምጻእካ? ከተንጽእን ሓሳብካ ክትህበሉን ይላበወካ! ምኽንያቱ ቃል ኣምላኽ እቲ ምግባር ነቲ ውን ዘይምሕዳግ ኢዩ ዝብል።
ማቴዎስ 23
23: ኣቱም ግቡዛት ጸሓፍትን ፈሪሳውያንን፡ ካብ ጨና ኣዳም፡ ካብ ሽላን፡ ካብ ካሙን ዕሽር ተውጽኡ፡ እቲ ኣብ ሕጊ ዘሎ ኣውራ ነገር፡ ፍርዲ፡ ምሕረት፡ እምነት ግና ትሐድጉ አሎኹም እሞ፡ ወይለኹም። እዚ ምግባር እቲውን ዘይምሕዳግ ይግባእ።
Nsika ke kabzom teqamerti dika? Semay Tv?
ስቅ ቢሊ ባርያ ህግደፍ
also my question 😊
ብዛዕባ ጥምቀት እዩ ዘሎ ዘረባ ሰልጠነ ቅኑዕ ኢሉ ግብዝና ግደፉ ሕቡሽ ታዕባናት ህዝቢ
Kehmmeka. Meatu netom. Hanti zeyfeltu kolut.. Trah nebsom. Video. Ykedgwom ka imber. Zehezn iyu. Please iti fletwo. Yesus Goyta iyu.
Btaemi zgerm eu, sean mnbabn emnetka zei mflatin ttefiu aleku.
brather plz rekebo eziseb brihulu alo
Ane zgermeni ezom comment txhfu eti point entay eyu zeythasbu kale ajenda tkeftu
ወይ ሰማይ ቲቪ ዶ በልካ ፣ ካልእ ዝዝረብ ስኢንካስ ናይ ሰልጠነ ሕቶ ከም መወከሲ ጌርካ አምጺእካዮ እምበአር፣ እምበር ሰልጠነ ድአ ብክፍአቱን ተንኮሉን መዘና ዘይብሉ ምስ ተጋሩ ወጊኑ ንህዝቢ ኤርትራ ብአውራጃን ዓሌትን ዘናቁት ዘሎ ገበነኛሲ ቁም ነገረኛ ከምዝኾነ አምሲልካ ንሱ ዝተዛረቦ ምምጻእካ ክሳብ ክንደይ ወሪድካ ከምዘለኻ ኢዩ ዘመልክት፣
Nseltn amxklnea
ኣምላኽ ንሕሙማት እምበር ንጡዑያት ኣይመጸን ምድሃን ይኩነሉ ኢልና ንጸልይ ካብ ኩፉእ መንገዱ ክምለስ
ንሰልጠነ ኣብዚ ቻነል፡ከተምጽኦስ ኣይግድን
Entay koynu zeymitseio dea haqi endiyu zibel zelo
@MariaSiyum ንዓኪ ሓቂ ንካልእ ሓቂ፡ማለት ኣይኮነን። እንደገና ሃይማኖት እምነት ናይ ግሊ እዩ ስለዚ ናትካ እምነት ክክበረልካ ናይ ካልእ ከተክብር ኣሎካ ወይድማ ከምዚዶ ከምዚ ኢልካ ክተነኣእሶ ክትፈርዶ የብልካን። ሰልጠነ ናይ ፖለቲካ ሃሱስ እዩ
@@haymanotna ብዛዕባ ጥምቀት እዩ ዘሎ ዘረባ ሰልጠነ ቅኑዕ ኢሉ ግብዝና ግደፉ ሕቡሽ
Tgrem eki smay tv
Rip menafkan seytawnti
Goyta Yesus n seltene hade nay madhan brhan slezhabkayo yemesgneka.
So what did he do with his kids???Did you asked him??
ስማዕ ኣይትተሓዋወሱ ሰማይ ትቭ""ሰልጠነ ደኣ ኣባይ ኣበይ ጦብሎቕሎቕ ዘይብል።that means you are advertising his speech
አንታይ ደኣላ አዛ ኮመንት ደገፍቲ ዕቡድ ከልቢ መሊኣ 😅😅 ኣመንቲ ኢዪም ማለት ዲዩ አዞም ክሎም ናይ ዕቡድ ከልቢ ደገፍቲ😅😅
እሞ እምነት ቅድሚ ጥምቀት ጌርና ተከይድና ከምቲ ጎይታና መድሓኒና እየሱስ ክርስቶስ ኣብ 30 ዓመቱ ብየዉሃንስ መጠመቅ ዝተጠመቀ ንሕና ከሙኡ ክንክተል ኣሎና ተኾይኑ ሓሳብካ ፣ ክሳብ ወዲ 30 ዓመት ድዩ 18 ዓመት ብዘጥምቀት ጸኒሕካ ሹዑ ኣፍቲ ክሊ ዕድመ ምስ በጻሕካ ኣሚንካ ክንጥመቀ ትብልዎ ዘለኹም እስኪ ይኩን ንበል እሞ ግን ናይ ነገር ሕማም ኮይኑ ወይ ሓደጋ ጠምቀት ከይተጠመቅካ ምስትኩለፍ ወይ ምስ ትመዉት ክሳብ ዘይተጠመቃ ክርስትያን ከይኮንካ ኢካ ትመዉት ዘለኻ ስለዚ፣ ኣብ ወንጌል ማትዮስ ከይድና እነተ ኣንቢብና ፣ ጎይታና እየሱስ ባዓሉ ነቶም ደቂ መዛምርቱ እንታይ እዩ ዝብሎም ፣ እምብኣር ኪዱ ሞ ናብ ኩሎም ኣህዛብ ብስም ኣብን ወልድን መንፈስ ቁዱስን እንዳጥመቅኩምን ዝኣዘዝኩምን ዘበለ ንኽሕልዉን እንዳማሃርኩምን ንኹሎም ደቂ መዛሙርተይ ግብርዎም ኢሉ ዝእዝዞም ጎይታና መድሓኒና እየሱስ ክርስቶስ ፣ ስለዚ ካብዛ ጽሕፍቲ እንታይ ኢና ንማሃር ቅድሚ ትምህርቲ ስብከት ጥምቀት ከኸዉን ከምዘለዎ ያ ትሕብረና ፣ ስለዚ መጀመሪያ ጥምቀት ሹዑ ከኣ ብስብከትን ትምህርትን እምነትካ ትዕቢ ።
@@mossimossi9933 እሞ ክሓተካ ንዓኻ ሓወይ ኣብዛ ኣምጺእካያ ዘለካ ሓሳብ ናይ ማቴዎስ ሲ ብስም ኣቦን ወድን መንፈስ ቅዱስን እንዳኣጥመቕኩም ዝኣዘዝኩኹም ኩሉ ክሕልዉ ኸኣ እናማሃርኩም ደቀ መዛምርቲ ግበርዎም ። እሞ ኸዳኣ ትእዛዝ ኣምላኽ ክሕልዉን ክማሃሩን ዝኽእሉሲ ህጻናት ድዮም ዓበይቲ ? እስከ ንገረና ዝኣዘዝክኹም ክሕልዉ እንዳማሃርኩም እዙ ዝብል ዘሎ እዚቃል ኣምላኽ መቸም ህጻን ወዲ 40 መዓቲ ጓል 80 መዓልቲ ክማሃሩን ትእዛዝ ኣምላኽ ክሕልውን ኣይክእሉን እዮም ኦርቶዶክስ የሕዋትና ንሕና ኣሚንኩም ክድሕኑ እዩ ድቴትና ንቃል ኣምላኽ ብግቡእ ተረድእዎ ጎይታ ምስትውዓልኩም ይኽፈት
@@mossimossi9933 ሮሜ 10፥ 17 እምባኣርሲ እምነት ካብ ምስማዕ እያ ምስማዕውን ብቓል ክርስቶስ እዩ ።
ሮሜ 10፥ 11 እቲ ጽሑፍ ብእኡ ዝኣምን ዘበለ ኣይሓፍርን ይብል እዩ እሞ ሰብ ብልቡ ኣሚኑ ይጸድቕ ብኣፉ ተኣሚኑውን ይድሕን እዩ ስለዚ ብኣፍካ የሱስ ጎይታ ምዃኑ እንተ ነገርካ ብልብኻውን ኣምላኽ ካብ ምውታት ከም ዘተንስኦ እንተ ኣመንካ ክትድሕን ኢኻ ።
ሰሎጠነ ናብ ፔንጠ ክኣትዋ ቅርብ ተሪፍቶ ኣላ
Ewa kedemo temetka ke abaye yefelteka
Kab behaliau degamiau
Kab dideleyo ziagto yelen zikone seb natatkumm u gnayyy
I dont agree family have responsibilty for their Kids to tell the good path ,arthodoxs is in good way than pente blabla
Fithi nhzbi Eritrea
Keytemeqe ente mote ke nabey yu bota natu
Ayyyyyy nay seltene topic hizka mexika? Eway wurdet
Please focus on the Bible not politics do not mix up we need the kingdom of God❤ ነታ ሕቶ ብቃልኣምላኽ ንመርምሮ ሓፍተይ ሰልጠነ ፅቡቕ ሕቶ እዩ ሓቲቱ
Hgdef sle zkonka dika ezi eko wengiel eyu
@@brhanagerye815 what r u talking about please focus on my comment read it in full
@@radiohope1334
ክክክ በቃ ንስልጠነ ሰሰሚዑ እዩ እሞ ዓሚ ኣብ ኤርትራ ወረርቲ ኪኣትዉ ሓሊመ ዝበለና😢
@@brhanagerye815
ኩሉ ንባዓል ሰልጠነ ዘይሰምዕ ህግድፍ ኣይኮነን።ፈሪሃ ኣምላክ ዘለዎ ብኤርትራውነቱ ዝሕበን. ኣይስዕቦን እዩ ሻነል መጣቆሲ
Good job Teddy blessed.
በቃ እዚኣ እንድሕር ተረዲኣትካ ሕጂ ተሪፋትካ ዘላ ስም የሱስ ጸዊዕካ ተነሳሕ ንሕድገት ሓጢኣት ዝኸዉን ተጠመቅ።
why you bring politics to spiritually?
ሰልጠነ ዘይሰልጠነ ቤንጠ ድማ ሕጉስ ኢልኩም መሳኪን Orthodox ብእምነት ወለድና ኢና ንጥመቕ ሃፍቲ ከማን ንውላድካ ተውርሶ እምነት ክርስቶስ ግዳ ዝዓበየ ውርሻ እዩ ቤንጠ ኣይትዓሽዉ ናብታ ናይ ኣቦታትኩም ተመለሱ ✝️🙏
ሎሚ እንታይ ምኻንካ ፈሊጠካ ኣለኹ ኤርትራዊ ትኾንካ ምኸሮ ንጅዝቢ ኤርትራ ከጸልም ዚውዕል ዘሎ ጌጋ ትገብር ኣለኻ ኢልካ ከተምጾኦ ኢልካ ከተምጾኦ ተስፋ ይገብር
Shalom
topic amxiewo zelo hawna eko bzaeba politic ay konen bzaeba baptism kemey amina kintmek kem zelena iu i think b positive ente nrieyo xbuk neru
በቃ ሰልጠነ መጣቆሲ ሲ ኣብዚ ኣምጺካዮ😢 እታ ህዝቢ ከተዋቅዕ ትውዕል ሻነሉ ጸሊእና እንተሃደምናስ ኣድቨርታይዝ ይገብረሉ ኣሎካ?
ኣምላክ ምሕረት ይግበረልካ
ብየሱስ ዳግም ዝተወልዱ ዝበልዎ ጥራሕ ከተምጽእ እዩ ነይሩ እቲ ግቡእ።ንባዓል ከምትከታተል ድማ እንቋዕ ኣጋለጽካ።