ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ሳባ ሓፍተይ ስክፍ ኣይበልኪ ሓየት ጋል ኤረይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ብራቮ ሳቢና ካብ ገጉኡ ዘይመሃር የለን እሞ ንስኪ ውን ብክፋእ ዝገበርክዮ ኣይብልን መታልልቲ ሰባት ከምዚኦም ሰባት ደረስቲ በሃልቲ ጸላእቲ ህዝብን ሃገርን ኣብምግራህ ኤርትራውያን ተጸሚዶም ስለ ዘለው ኩልኩም ደረፍቲ ተላሃይትን ተጠንቀቁ ከምኡ ውን ኤርትራውያን ግርህነት ኣለና ንሰብ ንኣምን ኢና እሞ እዞም ሁትባት ከኣ ናየመን ምካኑ ድርሰት ግጥሚ ዘማ ምካኑ ኣነጺርኩም ኣብሪህኩም ሃብዎም ብሓለፍነት💪🏿❤️🇪🇷❤️💪🏿
ጽምብላሊዕ ማዐኮራ ዘይከደነት መሬት ከደነት.Saba must pay the piper
You're a really Eriterean wedi sewra brother ❤🇪🇷👌
☝️☝️☝️ 18:58 😂😂😂 Ata seb hamimka aleka gunuf. Ni sinit abzi dereja ezi kitbetsih zigebere men diu Solo Media 🇪🇷🇪🇷👌👌👌👌👌
ወላ አብ ጊዜ ስላም ትኩን ሕጂ ኪሒድ ነቶም አወሽጢ ሀገር ዘለወ ገጠምትን ጸሐፍትን
Thanks ❤❤❤welcome my brother
❤❤❤ ናይ ባሓቒ ወዲ ሰውራ
Ni genzeb kiblu genzeb yetu hizbna kebalie ❤❤❤❤❤❤❤❤ gigna ab hagdrna alo
Good job bro xibuk zereba xibuq melsi hibkayo Aleka
ታህዋክ ኣለዎም ማዕበልን ሶሎን ግንከማኻ ቀናእ የለን ተዛሪብካ ተስምዖ ሰብ ዉን የለን መልሓስ ዉን የላን እሞ ምቀኛ ኣይትኩንኤርትራ ንኤርትራውያን ብኤርትራውያን!ዝጽረፉ መሊኦም ኣለውካ ኣብኦም ኣፍካ ኣጽሪ
Bravo !!
አብ ሀገራ ኤርትራ ከመይ ዝመስሉ አርካናት ጸሓፍቲ ከለዎ አብ ሕቅፎ ዐጋመ ምካዳ ከዳዕ ኢይ .
ኣየ ወዲ ሰዉራ ኒስኻስ እንታይ ዲኻ ትገብር ዘለኻ ኣብ ዩቲብ ተጋጊኻ ኢልካ ኣርሞ መናጉዒ ኣይትኩን ሳባ ሓፍትና ክኣ ኣጆኪ ብልቢ ኢና ኒፈትወኪ ♥️🇪🇷⭐️👍
ሓቂ ባሓቂ ኣዚና ኢና ንፈትዋ ባዕላ ይቅረታ ሓቲታ ከላስ ኩሎም መዲያ ሓብሮም ኣክንዲ ዝሰርሑ ሃናጺ ዝሎነ ነገር ይገርም እዩ
Tehizin wedi sewra zibluka niska ke men koynka eka, solo tegagika elka zeytihalif kisab kindizi kitizilifo. Kindi histab egri solo kindi sirah nay solo zeyserahka seb ajefjef tibil.
Halay maas kola keyngi
Tmbel hasawi
Tmbel hasawi game over
Kkkkkkk Eta Hager Natka koyna Tesmaka Seraki Bertfilo
Abzia zelo ka tefshan zkone sebMechem Nebska trah felat zmesleka wediza hara'i
ሀገር ናትና ኢያ ዩቱብና አይዒጾን ኢዩ
Haswi
Suk Bele Amselu
Way gud zaynsemo zayblna mes tqawmti konkas TH-cam nay solu media katexwo men yebluka weday mejmrta kem solu serah akelka ndsarhu ketenqf hanti malti reka ayflten ntqwmti ketharem bejka nhagraweyan 😏
Fooooo
ወዲ ሰውራ ኢልካ ትኣቱ ሰብ ኣይሰምዓካንየእንተሰማዕኩኻ ድማ ኣንጻር ሃገራውያን ክተውድቕን ከተነኣእስን ኩሉጊዜ፡ ቅንኢ ድዩ?ቅድም ምስ ሄኖክ ልቦና፡ ሕጂ ድማ ምስ ሶሎ፡ምስ ማዕበል፡ ምስ ወዲ ጣባ ? ከሲርካ ዝሰምዓካ የለን። ቅንኢ ቅንኢ ግናይ!🇪🇷🇪🇷
Nay bhaqi 🎉❤
❤ባሐቒ ኣረጋይ እዩ ልኽዋ እዚ ሰራቒ ቐናእ ምዕጻው ዮቱብ ንተቓወምቲ ይዕጽዉዋ እልና ክንዕጽወካ ንኽእል እና ይብል ንአረጋይ ካኣ ተኻላኻለይ ኮይኑ መጹ ሐሳድ ፎእ
Melhas aleni elka tm elka aytzelf qdm kndi natom srah srah tm elka sebat aytwenjl hasawi
ወዲ ሰውራ ❤🇪🇷❤ ሓውና ፈታዊ ሓቂ ቀጽሎ
ኩሉኩም ተቓምሙ ኢኩም ዘለኩም መፈቶ ጸላእቲ ኢኩም ትገብሩና ዘለኩም
Ur doing the same instead advice him private, stop confusing people u guys need to settle down ur differences..
Bolom nezom hasewti
ሳባ ሓፍተይ ስክፍ ኣይበልኪ ሓየት ጋል ኤረይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ብራቮ ሳቢና ካብ ገጉኡ ዘይመሃር የለን እሞ ንስኪ ውን ብክፋእ ዝገበርክዮ ኣይብልን መታልልቲ ሰባት ከምዚኦም ሰባት ደረስቲ በሃልቲ ጸላእቲ ህዝብን ሃገርን ኣብምግራህ ኤርትራውያን ተጸሚዶም ስለ ዘለው ኩልኩም ደረፍቲ ተላሃይትን ተጠንቀቁ ከምኡ ውን ኤርትራውያን ግርህነት ኣለና ንሰብ ንኣምን ኢና እሞ እዞም ሁትባት ከኣ ናየመን ምካኑ ድርሰት ግጥሚ ዘማ ምካኑ ኣነጺርኩም ኣብሪህኩም ሃብዎም ብሓለፍነት💪🏿❤️🇪🇷❤️💪🏿
ጽምብላሊዕ ማዐኮራ ዘይከደነት መሬት ከደነት.
Saba must pay the piper
You're a really Eriterean wedi sewra brother ❤🇪🇷👌
☝️☝️☝️ 18:58 😂😂😂 Ata seb hamimka aleka gunuf. Ni sinit abzi dereja ezi kitbetsih zigebere men diu Solo Media 🇪🇷🇪🇷👌👌👌👌👌
ወላ አብ ጊዜ ስላም ትኩን ሕጂ ኪሒድ ነቶም አወሽጢ ሀገር ዘለወ ገጠምትን ጸሐፍትን
Thanks ❤❤❤welcome my brother
❤❤❤ ናይ ባሓቒ ወዲ ሰውራ
Ni genzeb kiblu genzeb yetu hizbna kebalie ❤❤❤❤❤❤❤❤ gigna ab hagdrna alo
Good job bro xibuk zereba xibuq melsi hibkayo Aleka
ታህዋክ ኣለዎም ማዕበልን ሶሎን ግን
ከማኻ ቀናእ የለን ተዛሪብካ ተስምዖ ሰብ ዉን የለን መልሓስ ዉን የላን እሞ ምቀኛ ኣይትኩን
ኤርትራ ንኤርትራውያን ብኤርትራውያን!
ዝጽረፉ መሊኦም ኣለውካ ኣብኦም ኣፍካ ኣጽሪ
Bravo !!
አብ ሀገራ ኤርትራ ከመይ ዝመስሉ አርካናት ጸሓፍቲ ከለዎ አብ ሕቅፎ ዐጋመ ምካዳ ከዳዕ ኢይ .
ኣየ ወዲ ሰዉራ ኒስኻስ እንታይ ዲኻ ትገብር ዘለኻ ኣብ ዩቲብ ተጋጊኻ ኢልካ ኣርሞ መናጉዒ ኣይትኩን ሳባ ሓፍትና ክኣ ኣጆኪ ብልቢ ኢና ኒፈትወኪ ♥️🇪🇷⭐️👍
ሓቂ ባሓቂ ኣዚና ኢና ንፈትዋ ባዕላ ይቅረታ ሓቲታ ከላስ ኩሎም መዲያ ሓብሮም ኣክንዲ ዝሰርሑ ሃናጺ ዝሎነ ነገር ይገርም እዩ
Tehizin wedi sewra zibluka niska ke men koynka eka, solo tegagika elka zeytihalif kisab kindizi kitizilifo. Kindi histab egri solo kindi sirah nay solo zeyserahka seb ajefjef tibil.
Halay maas kola keyngi
Tmbel hasawi
Tmbel hasawi game over
Kkkkkkk Eta Hager Natka koyna Tesmaka Seraki Bertfilo
Abzia zelo ka tefshan zkone seb
Mechem Nebska trah felat zmesleka wediza hara'i
ሀገር ናትና ኢያ ዩቱብና አይዒጾን ኢዩ
Haswi
Suk Bele Amselu
Way gud zaynsemo zayblna mes tqawmti konkas TH-cam nay solu media katexwo men yebluka weday mejmrta kem solu serah akelka ndsarhu ketenqf hanti malti reka ayflten ntqwmti ketharem bejka nhagraweyan 😏
Fooooo
ወዲ ሰውራ ኢልካ ትኣቱ ሰብ ኣይሰምዓካንየ
እንተሰማዕኩኻ ድማ ኣንጻር ሃገራውያን ክተውድቕን ከተነኣእስን ኩሉጊዜ፡ ቅንኢ ድዩ?
ቅድም ምስ ሄኖክ ልቦና፡ ሕጂ ድማ ምስ ሶሎ፡
ምስ ማዕበል፡ ምስ ወዲ ጣባ ? ከሲርካ ዝሰምዓካ የለን። ቅንኢ ቅንኢ ግናይ!🇪🇷🇪🇷