Sat 2d May 2020 ሲኦል/ቀላይ ሓዊ፡ ንመን አዩ? - 1ይ ክፋል!

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 27 ส.ค. 2024
  • Short preachings from the word of God.

ความคิดเห็น • 35

  • @azmeratesfazgi1159
    @azmeratesfazgi1159 4 ปีที่แล้ว +6

    Amen amen tebarek baba butsue

  • @merhawidyana2751
    @merhawidyana2751 4 ปีที่แล้ว +9

    ኦ እግዛብሄር ሓጥያተይ ይእመን ኣልኹ ሞ ነዚ ቓልካ ከስተውዕል ልበይ ክፈት ቡሩኽ ኣቦ ኻኣ ተባረኹ

  • @davidblessed5833
    @davidblessed5833 4 ปีที่แล้ว

    Egzabher yebarka

  • @samber1555
    @samber1555 4 ปีที่แล้ว +5

    Pure gospel and bold fully father. God bless you Aya Bitsue

    • @demetriusronald7082
      @demetriusronald7082 3 ปีที่แล้ว

      sorry to be so offtopic but does someone know of a way to log back into an instagram account??
      I was dumb forgot my account password. I would love any tricks you can give me.

    • @vihaanjunior2566
      @vihaanjunior2566 3 ปีที่แล้ว

      @Demetrius Ronald instablaster =)

  • @user-ct8fv4vm9e
    @user-ct8fv4vm9e 3 ปีที่แล้ว

    Blessed man

  • @roxyjones9081
    @roxyjones9081 4 ปีที่แล้ว +4

    GBU father

  • @abeeg.k544
    @abeeg.k544 4 ปีที่แล้ว +1

    አንታ ቡሩኽ ኣቦ ዕድመን ጥዕናን ይወሰኽካ ንበረልና አምላኽና አምላኽ ሐቂ አብዚሑ ይባርኽካ እዮሱስ ቶሎ ና

  • @amanuelasfaha1696
    @amanuelasfaha1696 4 ปีที่แล้ว

    Aba abo almighty bless u unmix gospel of jesus chris pure 100%.GBU

  • @musikhabte6218
    @musikhabte6218 4 ปีที่แล้ว +3

    Baba mexhaf kudus kmhar deliye

  • @mahumunib5600
    @mahumunib5600 4 ปีที่แล้ว +1

    Amlak ybarkum abona

  • @zeraymaria459
    @zeraymaria459 4 ปีที่แล้ว

    BABA tebarek zemenka yebarek

  • @christismyvictory1297
    @christismyvictory1297 4 ปีที่แล้ว

    Amlak xegu yebzihalka Baba bixu, jigna abo Gbu!!!!

  • @rahelkeleta4404
    @rahelkeleta4404 4 ปีที่แล้ว

    Bless you babba Bitsu

  • @samueltewelde6956
    @samueltewelde6956 4 ปีที่แล้ว +1

    Baba Btsu Amlak ybarka

    • @makdatesfa4337
      @makdatesfa4337 4 ปีที่แล้ว +1

      Selam bruk Berean Christian room plus all elika hamus mixae eka seat 8:30 Europe...Goyta yibarikika

  • @happyfamily2091
    @happyfamily2091 4 หลายเดือนก่อน

    Ohh god help me Pls

  • @oddegilstrmsnes2328
    @oddegilstrmsnes2328 4 ปีที่แล้ว +4

    HAKI IZENI ZALTO YSME

  • @asefugebru7576
    @asefugebru7576 4 ปีที่แล้ว +1

    ጌታ ዘመንካ ይባርክ
    ሽምግልናካ ብዘይቲ ይለምልም

  • @godisgood1673
    @godisgood1673 4 ปีที่แล้ว

    ኣምላኽ ይመስገን ስለ'ዚ ክቡር ቓል
    ዘበንካ ይባረኽ

  • @georgebush9608
    @georgebush9608 4 ปีที่แล้ว

    bless u

  • @makdatesfa4337
    @makdatesfa4337 4 ปีที่แล้ว

    Amen baba buxue bihaki eti xiruy wengel misaka alo Amlak kea wegen kalu eyu.....God bless you bruk Abo

  • @lamikberuk7915
    @lamikberuk7915 4 ปีที่แล้ว

    Gbu besu beruki

  • @helenamanuel8504
    @helenamanuel8504 4 ปีที่แล้ว

    Baba bxu amlak ybarka . Ane more ksemakum kab zjimr bhaki lbey nsha nsha ybleni bhaki

  • @bikubikuku3664
    @bikubikuku3664 4 ปีที่แล้ว +2

    Selam buruk abo

  • @gidaygoitom301
    @gidaygoitom301 4 ปีที่แล้ว

    Bixuay amlak memelisu xega uenzhalka

  • @shamabadit9845
    @shamabadit9845 4 ปีที่แล้ว

    Bente kea tblwo zeytfeltu .men ke maryam tedhin ya zblkum alo .maryam bkdsna ena nekbra nfkran ade Goyta sle zkonet ember .zdhin hade krstos eu .maryam kea blmano kea txlyelna sle deka

    • @robelabraha2893
      @robelabraha2893 3 ปีที่แล้ว

      መጀመርያ ምስክር ካብ መፅሐፍ ቅዱስ ኣምጽኢ !! ካልኣይ የሱስ ወድ ማርያም ድዩ ወይስ ወዲ ኣምላኽ ትሕት እንተ በለ ማለት ፊልጲ 2 (Philippians)
      6፤ ንሱ ብመልክዕ ኣምላኽ ክነሱ፡ ነቲ ማዕረ ኣምላኽ ምዃኑ ኸም ምምንዛዕ ኣይረኣዮን።
      ገላትያ 4 (Galatians)
      4-5፤ ምልኣት ዘመን ምስ መጸ ግና፡ ነቶም ትሕቲ ሕጊ ዘለዉ፡ ተሻዪጡ ምእንቲ ኼውጽኦም፡ ንሕናውን ውልድነት ምእንቲ ኽንረክብሲ፡ ኣምላኽ ነዚ ኻብ ሰበይቲ እተወልደ ትሕቲ ሕጊውን ዝዀነ ወዱ ለኣኾ።
      ኢሳይያስ 53 (Isaiah)
      7፤ መከራ ጸገበ፡ ርእሱ ኣዋረደ ኣፉውን ኣይከፈተን። ከምቲ ናብ ማሕረዲ ዚኽብከብ ገንሸል፡ ከምታ ኣብ ቅድሚ መቀዝታ ስቕ እትብል በጊዕ ኣፉ ኣይከፈተን።
      ከምዚ ትሕት እንተ በለ እዚ ወዲ ኣምላክ ንስኹም ምሽ ከም ዓቢ ዝሕቆፍ ቆልዓ ኢኹም ትገብሩዎ ምኽንያቱ ንስኹም ብስጋ ኢኩም ትሓስቡ የሱስ ከኣ
      ሮሜ 8 (Romans)
      5፤ ስጋውያን ዘበሉ ነቲ ናይ ስጋ እዮም ዚሐስቡ፡ መንፈሳውያን ግና ነቲ ናይ መንፈስ እዮም ዚሐስቡ።
      6-7፤ እቲ ሓሳብ ስጋ ምስ ኣምላኽ ጽልኢ ብምዃኑ ነቲ ሕጊ ኣምላኽ ኣይግዝኦን ኣይኰነሉን ድማ እዩ እሞ፡ ስለዚ እቲ ሓሳብ ስጋ ሞት እዩ፡ እቲ ሓሳብ መንፈስ ግና ህይወትን ሰላምን እዩ። እሞ እስከ እዚ ረኣዮ ዘካርያስ 3:2 እግዚኣብሄር ንሰይጣን፣ ኣታ ሰይጣን እግዚኣብሄር ይግናሕካ፣ እቲ ንየሩሳሌም ዝሐረያ እግዚኣብሄር ይግናሕካ፣ እዝስ ካብ ሓዊ እተመንጠለ እያድዶ ኣይኰነን፡ በሎ። ማለት እቲ ካልኣይ ወዱ የሱስ ኢዩ።ኣየማልድን ኢዩ ኸኣ ትብሉ አሞ እብራውያን 7 (Hebrews)
      25፤ ስለዚ ድማ ነቶም ብእኡ ኣቢሎም ናብ ኣምላኽ ዚመጹ፡ ኵሉ ጊዜ ምእንታኦም ኪልምን ዚነብር ስለ ዝዀነ፡ ፈጺሙ ኼድሕኖም ይኽእል እዩ።
      26፤ ከምዚ ዘመሰለ ኽፍኣትን ርኽሰትን ዜብሉ፡ ካብ ሓጥኣን እተፈልየ፡ ካብ ሰማያት ከኣ ልዕል ዝበለ ቅዱስ ሊቀ ኻህናት ኣድለየና።
      ሮሜ 8 (Romans)
      34፤ እቲ ዚዅንንከ መን እዩ፧ ክርስቶስ የሱስ፡ እቲ ዝሞተ፡ ኤረ ኻብ ምዉታት እኳ ዝተንስኤ፡ ኣብ የማን ኣምላኽ ኰይኑውን ምእንታና ዚልምን ዘሎ እዩ።
      ግብሪ ሃዋ 8 (Acts)
      37፤ ፊልጶስ ከኣ፡ ብዂሉ ልብኻ እንተ ኣሚንካስ፡ ይዀነልካ እዩ፡ በሎ። ንሱ ኸኣ፡ የሱስ ክርስቶስ ወዲ ኣምላኽ ምዃኑ እኣምን ኣሎኹ፡ ኢሉ መለሰሉ።

    • @robelabraha2893
      @robelabraha2893 3 ปีที่แล้ว

      ማቴዎስ 2 (Matthew)
      15፤ እቲ እግዚኣብሄር ብነብዪ፡ ንወደይ ካብ ግብጺ ጸዋዕክዎ፡ ዝበሎ ምእንቲ ኺፍጸም ድማ፡ ሄሮዶስ ክሳዕ ዚመውት ኣብኡ ጸንሔ።

    • @shamabadit9845
      @shamabadit9845 3 ปีที่แล้ว

      @@robelabraha2893 emo goytana medhanina eyesus krstos si kab kdsti adena dngil maryam aytewldn dika tbil zelka wela entai .dahrai kea amlak zekbra slmntai nskum bente thsrwa .ade yohans . Elsabet zekberta .ade goyta nabay ktmexi ezi kabey konelei elta .nska do teabi wela adena elsabet .

    • @yohanasemere5064
      @yohanasemere5064 2 ปีที่แล้ว +2

      ኣታ ብሩኽ ሓወይ ብዛዕባ ምድሓን ብየሱስ ምዃኑ ኩልና ንኣምነሉ ሓቂ ዩ ፡ እዚ ትብሎ ዘለኻ ግን ምስዚ ስብከት ታይ መራኸቢ ኣለዎ ካብ ፍርዲ ከተምልጥ ናብ ጽድቂ ንሱ ከኣ ወዲ ኣምላኽ ህደም ዩ ዝብል ዘሎ ። እቲ ዘለኻዮ ሂወት ቅኑዕ እንተ ኮይኑ ወይስ ጌጋ ኣካይዳኻ ይሕብረካ ዩ ሞ ርእስኻ ብቃሉ ፈቲሽካ ብሕልናኻ መርምሮ ተባረኽ

    • @tsegayabraham2424
      @tsegayabraham2424 ปีที่แล้ว

      ​@@yohanasemere5064 ሸንኮለል እንድዮም ዝፈትዉ ተዋህዶ.