ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
Eway ezi artist Nay adnas thtna zelewo zegerm love you deki arey ❤️❤️❤️
Awet & lul ftwat ftret edmen tenan yhabekum fetari
ሉሊ ሽኮር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ብጣዕሚ ኢየ ዝፈትወኪ ብኩሉ ትናኪ ምልእቲ ጋል ሃዋን ኢኪ እሞ ከምቲ ዘለክዮ ቀጽልዮ ይብለኪ። ዓወታ ካኣ ጽቡቅ መደብ ንሉሊ ብስመይ ነጥቢ ወስኩላ
ነዛ ኮመንት ተንብቡ ዘለኹም ኣምላኽ ኣቦይ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ፡ከምኡ ውን ገጽ ዝፈትዎም ስድርኡ የርኤለይ፡፡ ሳብስክራይብ ጌርኩምኒ ክትሓልፉ ይምሕጸነኩም!!
Luna Shikor💋❤️🙏🏾
Eza luna hgusti aykonetn befqaria mesleni Gin🤗🤗🤗
ሊኒ ቁሩብ እንዲኺ ዝሕል ዝበልኪ ኬንኪ
ኣሰይይይ ጹቡቅን ጹፉፉቅ መደብ ንባአልኩ ነዛ ናተይ ጽህፈት ተንቡቡ ዘለኩም ቢሩክ ቀዳመ ሰንበት ናበልኩ ኣብዛ ናተይ ፑሮፋይል ኣቲኩም ሳብክራብ ግበሩልርይ ሓደራ
Awet 👌👍👏👏👏
ዓወት ሓጺር መንክር ኮንካ ትስማዓኒ
ዓወታ እዝንካ ተጠቀመሉ ልሉ እት ገንዘብ ኣብ መስተ ኣይበለትን?ኣብ ነብሰይ እያ እላትካ ዓወታ እዝንካ ኮንትሮል Controll ግበር እካ።
ዓወተይ ሽኮር ራሄል ኣምጽኣልና
ዓወታ ንስካ ከ ኣብ ቅነ ባላንታይን ደይ ተትሓታ ዘራይ ኢላትካ እንታይ ጊፍት ምወሰድካላ:እንታይ እንዳበልካ ከ መዕለልካያ! ንስኩም ከ ኩላትኩም እስከ የሐኪኒ?
ኣብ ካናዳ'ኸ ሓድሽ ዓዲ ዝብሃል ኣሎ ድዩ ከምዚ ናይ ዓድና Lol 😂 ልኡል ከም ስማ ዓወተይ ድማ ዓወት ይሃብካ::
ከመይ ረኪብካዮ ሓዱሽ ሃገር ማሌታ ዪ / ሓዱሽ ዓዲ ኢላቶ🙏
ሓንቲ ሕቶ ክሓተካ ወዲ ገብረጻድቅ ድሃይ ስነ ጥበባዊ መርሃዊ መለስ ?
ነዛ ኮመንት ተንብብ ዘለካ ገጽ ስድራካ የርእየካ ኣምላክ ብሩካት ኣሕዋት ሳብስክራይብ ባ ግበሩለይ በጃኩም🙏
ገርናልኩም ኣለና
Aweta hawey good job kem hasab ni gal Beky zeitsiwia dea
Awet hawey lul ab meste aybeletin ab nebsey metfaekuwo eyi elatka
❤❤❤💯
ሉና ስንጌል ድያ ዘላ እታ ናይ ሕልመይ ጋል።ቴለፎና ስደደልና
ዓርኪ ኣለኒ ከምኡ ውን ወዲ 4 ዓመት ቆልዓ ኣለዋ
@@kidanemariameyob8752 እወ ሓቅካ ኮሙኡ እላ ገልኦም ፡እት ዓርኪ ኣለን ዝብልን ቆልዓ ኣለን ዝብልን ክሰምዕዎ ኣይደልዩ እዮም ምኽንያቱ ሃሮምሮም እዮም ዝብሉ ስጋ ኽበልዑ ሃርጋፋት ቆልዓ ኣለን እንዳበለትስ ቡዙሓት ተለፎና ይሓቱ ኣለዉ።
Good job 👏. Brother. Bless you guys
Awet arkey meste bella eya aygetemkyan ab nebsey eya ela neyra ka meste elka netbi gabizkaya
እዋይ ናይ ኣስመራ ዕዱማትበቃ ሃለዉለው
ዕስራ ስባት ኣዳሊሞ ትብል ካቢነ ምኒስተር ድዮም ኣዳሊሞ
Kkkkkkkkkk ab nebsey eya ilateka ab meste aykonen awet tegagika aloka.
Aweta yifetweka nere hji gn tseliaka kef zelewa hurma gerka lbna definkana entay ktrekb
Nab Eritrea dewilkas mekina kem gift keqrbulka? Awate ezom venti teuyat diom wedi shiqoy ?
Asbeza melu 😂😂😂
ነዛ ኮመንት ተንብቡ ዘለኩም ኣሕዋት ኣምላክ ሓሳብ ልብኩም የስምረልኩም በጃኩም ባ ሳብስክራይብ ግበሩለይ፡,,
❤️❤️
ሉና ምቅርቲ
Za Ardanan yu imber knfato meat ina tbil nay BEKI Shkor indya gdefu ba aytwsedwanwey Kal Haftina Beki belu wae
😂😂😂 Awet
ጽቡቅ መደብ እዩ ግን ነቲ ሕግታት ኣቀዲምኩም ኣረዲእኩሞም ጽንሑ። ዓወት ካኣ ሕቶኻ ኑጹር ግበሮ ንኣብነት ኣብክንዲ ስራሕ ትብል እንታይ ዓይነት ሞያ ክትብል ይግባኣካ። ብተወሳኺ 20 ሰባት ንዝሓትናዮም ሕቶታት 4 በበይነን መልሲታት ኣለዋ ንስኻ ወይ ንስኺ ነዘን 4 መልሲ ፍለጥ። ተትብል ምሓሸ
Xebuk srah qexlwo deki Erey
ዝኸበርኩም ኣሕዋት በሩኽ ቀዳመ ሰንበት ይግበርልና።ኣነ ሓውኹም ድማ ጀማራይ TH-cam እየ እሞ በጃኹም ሓላላተይ ሳብስክራይብ ክትገብሩለይ ብፍቅሪ ይልምነኩም።እዛ ኮመንት ሓደራኹም ብፍቅሪ ኣምላክ ሸለል ኣይቲበልዋ!!
ኣታ አንታይ ዓይነት ሰብ አያ ዚኣ ዘትርዳ ጉማማ
Luni konjo enqa b dehan mexaki
Iway izom 20 sebat
Eshedehaki kolo dyu aweta shey kor
She is kind of slow.
ወይ ሃለው-ለው!ጥፍኢ ዝበላ ዓድ'ስ ዋጦት ይበዝሕዋ!
Luli mis aqimi kulu zikeyd ya melisa mekina, gele agedasinet yebulun ab haqena fiqiri.
hiji kea kihusu eyu kem wetru
ኣብ መስተ ኣይበለትን ዓወት መሰምዒኻ ኣሰተኻኽሎ
ሳክት ሃለውለው ኢኩም ትብሉ ደቂ ኣስመራ ቫላንታይን ዳይ እኮ ናይ ጸዓዱ ኢዩ እሱ ከኣ ዝበዝሑ ሓዳር ስለዘይብሎም ሓንቲ መዓልቲ ሓዳር ጌሮም ዝውዕሉላ ኢያ። ኣነ ዝገርመኒ ናይ ደቂ ኣስመራ ጥልያን ከመይ ዝኣመሰለት ከተማ ገዲፍልና ከይዱ። ደቂ ኣስመራ ካብ ጥልያን ክወርሱዎ ዝግባእ ከመይ ጌርካ ቴክኖሎጂ ትምህዝ ከመይ ጌርካ መጽሓፍቲ ተንብብ ክንዲ ዝወርሱ ነተን ናይ ዱሑር ኣፍሪቃ ቫላንታይ ደይ ስሬካ ታሕቲ ኣውሪድካ ምዕጣቅ ጨጉርካ ምጥቅላል በቃ እዚአን ኢየን። ደቂ ኣስመራ ምዕቡላት ክትበሃሉ እንተደሊኹም ኣርማዴኹም መጻሕፍቲ ምልእዎ ምስ ጸዓዱ ክትወዳደሩ ጉየዩ። ቫላንታይን ደይ ሳክት ኢዩ ዝበዝሕና ኣፍሪቃውያን ሙሉእ ዓመት መዓልትና ኢዩ።
Kk ንስኻ ከ እንታይ ኮይንካ teknologi ዘይትምህዝ ወይስ ግድን ካብ ደቂ ኣስመራ ክትጽበ ኣለካ. ሓደ ድንዙዝ ምሕሰቢ ዘይብሉ ጌርካ ኢካ ወሲድካያ ዘለካ ንነብስኻ ክነግረካ ግን ከምኡ ጌርካ ነብስኻ ኣይተዋድቅ 10🌻
ሰላም ሰላም ደቂ ኤረይ ጀጋኑ ኣብ ዘለኹሞ ሰላም ክትህልው እንዳ ተመነኹ ብምኽኒያት ቫላንታይን ደይ ዝተዘርግሐት ሾርት ሙቪ ኣላ ኣብዚ ክትርኢዋ ንዕድመኩ" ንትህቡና ሓበሬታ ይኹን ርኢቶ ከኣ ብኹፍት ልቢ ተቀበልቲ ኢና ሸር ላይክ ሳብስክራይ ጌርኩም ከተታባቡዑና ብትሕትና ንሕብረኩም"!!
Eway ezi artist Nay adnas thtna zelewo zegerm love you deki arey ❤️❤️❤️
Awet & lul ftwat ftret edmen tenan yhabekum fetari
ሉሊ ሽኮር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ብጣዕሚ ኢየ ዝፈትወኪ ብኩሉ ትናኪ ምልእቲ ጋል ሃዋን ኢኪ እሞ ከምቲ ዘለክዮ ቀጽልዮ ይብለኪ። ዓወታ ካኣ ጽቡቅ መደብ ንሉሊ ብስመይ ነጥቢ ወስኩላ
ነዛ ኮመንት ተንብቡ ዘለኹም ኣምላኽ ኣቦይ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ፡ከምኡ ውን ገጽ ዝፈትዎም ስድርኡ የርኤለይ፡፡ ሳብስክራይብ ጌርኩምኒ ክትሓልፉ ይምሕጸነኩም!!
Luna Shikor💋❤️🙏🏾
Eza luna hgusti aykonetn befqaria mesleni Gin🤗🤗🤗
ሊኒ ቁሩብ እንዲኺ ዝሕል ዝበልኪ ኬንኪ
ኣሰይይይ ጹቡቅን ጹፉፉቅ መደብ ንባአልኩ ነዛ ናተይ ጽህፈት ተንቡቡ ዘለኩም ቢሩክ ቀዳመ ሰንበት ናበልኩ ኣብዛ ናተይ ፑሮፋይል ኣቲኩም ሳብክራብ ግበሩልርይ ሓደራ
Awet 👌👍👏👏👏
ዓወት ሓጺር መንክር ኮንካ ትስማዓኒ
ዓወታ እዝንካ ተጠቀመሉ ልሉ እት ገንዘብ ኣብ መስተ ኣይበለትን?
ኣብ ነብሰይ እያ እላትካ ዓወታ እዝንካ ኮንትሮል Controll ግበር እካ።
ዓወተይ ሽኮር ራሄል ኣምጽኣልና
ዓወታ ንስካ ከ ኣብ ቅነ ባላንታይን ደይ ተትሓታ ዘራይ ኢላትካ እንታይ ጊፍት ምወሰድካላ:እንታይ እንዳበልካ ከ መዕለልካያ! ንስኩም ከ ኩላትኩም እስከ የሐኪኒ?
ኣብ ካናዳ'ኸ ሓድሽ ዓዲ ዝብሃል ኣሎ ድዩ ከምዚ ናይ ዓድና Lol 😂 ልኡል ከም ስማ ዓወተይ ድማ ዓወት ይሃብካ::
ከመይ ረኪብካዮ ሓዱሽ ሃገር ማሌታ ዪ / ሓዱሽ ዓዲ ኢላቶ🙏
ሓንቲ ሕቶ ክሓተካ ወዲ ገብረጻድቅ ድሃይ ስነ ጥበባዊ መርሃዊ መለስ ?
ነዛ ኮመንት ተንብብ ዘለካ ገጽ ስድራካ የርእየካ ኣምላክ ብሩካት ኣሕዋት ሳብስክራይብ ባ ግበሩለይ በጃኩም🙏
ገርናልኩም ኣለና
Aweta hawey good job kem hasab ni gal Beky zeitsiwia dea
Awet hawey lul ab meste aybeletin ab nebsey metfaekuwo eyi elatka
❤❤❤💯
ሉና ስንጌል ድያ ዘላ እታ ናይ ሕልመይ ጋል።ቴለፎና ስደደልና
ዓርኪ ኣለኒ ከምኡ ውን ወዲ 4 ዓመት ቆልዓ ኣለዋ
@@kidanemariameyob8752 እወ ሓቅካ ኮሙኡ እላ ገልኦም ፡እት ዓርኪ ኣለን ዝብልን ቆልዓ ኣለን ዝብልን ክሰምዕዎ ኣይደልዩ እዮም
ምኽንያቱ ሃሮምሮም እዮም ዝብሉ ስጋ ኽበልዑ ሃርጋፋት ቆልዓ ኣለን እንዳበለትስ ቡዙሓት ተለፎና ይሓቱ ኣለዉ።
Good job 👏. Brother. Bless you guys
Awet arkey meste bella eya aygetemkyan ab nebsey eya ela neyra ka meste elka netbi gabizkaya
እዋይ ናይ ኣስመራ ዕዱማት
በቃ ሃለዉለው
ዕስራ ስባት ኣዳሊሞ ትብል ካቢነ ምኒስተር ድዮም ኣዳሊሞ
Kkkkkkkkkk ab nebsey eya ilateka ab meste aykonen awet tegagika aloka.
Aweta yifetweka nere hji gn tseliaka kef zelewa hurma gerka lbna definkana entay ktrekb
Nab Eritrea dewilkas mekina kem gift keqrbulka? Awate ezom venti teuyat diom wedi shiqoy ?
Asbeza melu 😂😂😂
ነዛ ኮመንት ተንብቡ ዘለኩም ኣሕዋት ኣምላክ ሓሳብ ልብኩም የስምረልኩም በጃኩም ባ ሳብስክራይብ ግበሩለይ፡,,
❤️❤️
ሉና ምቅርቲ
Za Ardanan yu imber knfato meat ina tbil nay BEKI Shkor indya gdefu ba aytwsedwanwey Kal Haftina Beki belu wae
😂😂😂 Awet
ጽቡቅ መደብ እዩ ግን ነቲ ሕግታት ኣቀዲምኩም ኣረዲእኩሞም ጽንሑ። ዓወት ካኣ ሕቶኻ ኑጹር ግበሮ ንኣብነት ኣብክንዲ ስራሕ ትብል እንታይ ዓይነት ሞያ ክትብል ይግባኣካ። ብተወሳኺ 20 ሰባት ንዝሓትናዮም ሕቶታት 4 በበይነን መልሲታት ኣለዋ ንስኻ ወይ ንስኺ ነዘን 4 መልሲ ፍለጥ። ተትብል ምሓሸ
Xebuk srah qexlwo deki Erey
ዝኸበርኩም ኣሕዋት በሩኽ ቀዳመ ሰንበት ይግበርልና።
ኣነ ሓውኹም ድማ ጀማራይ TH-cam እየ እሞ በጃኹም ሓላላተይ ሳብስክራይብ ክትገብሩለይ ብፍቅሪ ይልምነኩም።
እዛ ኮመንት ሓደራኹም ብፍቅሪ ኣምላክ ሸለል ኣይቲበልዋ!!
ኣታ አንታይ ዓይነት ሰብ አያ ዚኣ ዘትርዳ ጉማማ
Luni konjo enqa b dehan mexaki
Iway izom 20 sebat
Eshedehaki kolo dyu aweta shey kor
She is kind of slow.
ወይ ሃለው-ለው!ጥፍኢ ዝበላ ዓድ'ስ ዋጦት ይበዝሕዋ!
Luli mis aqimi kulu zikeyd ya melisa mekina, gele agedasinet yebulun ab haqena fiqiri.
hiji kea kihusu eyu kem wetru
ኣብ መስተ ኣይበለትን ዓወት መሰምዒኻ ኣሰተኻኽሎ
ሳክት ሃለውለው ኢኩም ትብሉ ደቂ ኣስመራ ቫላንታይን ዳይ እኮ ናይ ጸዓዱ ኢዩ እሱ ከኣ ዝበዝሑ ሓዳር ስለዘይብሎም ሓንቲ መዓልቲ ሓዳር ጌሮም ዝውዕሉላ ኢያ። ኣነ ዝገርመኒ ናይ ደቂ ኣስመራ ጥልያን ከመይ ዝኣመሰለት ከተማ ገዲፍልና ከይዱ። ደቂ ኣስመራ ካብ ጥልያን ክወርሱዎ ዝግባእ ከመይ ጌርካ ቴክኖሎጂ ትምህዝ ከመይ ጌርካ መጽሓፍቲ ተንብብ ክንዲ ዝወርሱ ነተን ናይ ዱሑር ኣፍሪቃ ቫላንታይ ደይ ስሬካ ታሕቲ ኣውሪድካ ምዕጣቅ ጨጉርካ ምጥቅላል በቃ እዚአን ኢየን። ደቂ ኣስመራ ምዕቡላት ክትበሃሉ እንተደሊኹም ኣርማዴኹም መጻሕፍቲ ምልእዎ ምስ ጸዓዱ ክትወዳደሩ ጉየዩ። ቫላንታይን ደይ ሳክት ኢዩ ዝበዝሕና ኣፍሪቃውያን ሙሉእ ዓመት መዓልትና ኢዩ።
Kk ንስኻ ከ እንታይ ኮይንካ teknologi ዘይትምህዝ ወይስ ግድን ካብ ደቂ ኣስመራ ክትጽበ ኣለካ.
ሓደ ድንዙዝ ምሕሰቢ ዘይብሉ ጌርካ ኢካ ወሲድካያ ዘለካ ንነብስኻ ክነግረካ ግን ከምኡ ጌርካ ነብስኻ ኣይተዋድቅ 10🌻