Heaven Henok -ክብሪ ይውሕዝ ካባኻ-New Gospel Song Eritrean Tigrinya (Official Video)

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 6 ต.ค. 2024
  • ብሩኻት ኩልና ነዛ ብርኽቲ ዘማሪትን ነዛ ሓዳሽ ቻነልናን ኣብኩሉ ክትባጻሕ ሳብስክራይብ ብምግባር ተኻፈልቲ እዚ ኣገልግሎትና ኩኑ
    ደቂ ብርሃን ሃዋርያዊት ቤተክርስትያን ኣዲስ ኣበባ
    ኣድራሻና ሲኤምሲ የተባበሩት ነዳጅ ማደያ ዝርከብ ህንጻ /ባቢ ጥርስ ክሊኒክ/ኣብ ግራውንድ ንርከብ
    ሰንበት ካብ ሰዓት 2 ናይ ምሸት ናይ ኣምልኾን ትምህርትን ትንቢትን ንሕሙማት ምጽላይን
    ሰሉስ ካብ ሰዓት 2 ተኸታታሊ ትምህርቲ
    ምጹና ተጠቀምቲ ኩኑ።
    ንዝያዳ ሓበሬታ፥ቴለ 0952523499/0944441719

ความคิดเห็น • 238

  • @PETERMiCHAEL-lk4ny
    @PETERMiCHAEL-lk4ny 9 หลายเดือนก่อน +31

    እዛ መዝሙር'ሲ ካብ ትዝርጋሕ ስቕ'ሊ ክሰምዓ ቀንየስ መመሊሳ መቂራ ትጸንሓካ እስከ ከምዚ ከማስ በዛ ምዝሙር ዝተደሰ???❤❤ጎይታ ብርርርኽ ይብልኩም ካብ ሄቩ ሰጋብ ሙዚቀኛታት ጥሙር ውሁድ ስራሕ!!!!ቀጽልዎ ይዕብይኩም መመሊሱ።❤❤❤❤❤🎉

  • @lightbrhan3786
    @lightbrhan3786 10 หลายเดือนก่อน +27

    ኣብ ዙርያ ዙፋንካ ዝነብሩ መላእኽትኻ
    ክብርኻ እናርኣዩ ይሰግዱ ኣብ ቅድሜኻ
    ኩሉ ግዜ ሓድሽ ኣብ ጸጽባሕ ሓድሽ
    ዘልኣለም የድንቕዎ እቲ ካባኻ ዝውሕዝ
    ኣምላኸይ ኣምላኸይ ብኽብሪ ሙሉእ ኢኻ
    ካባኻ ይምንጩ ከቶ ኣይጎድለካን
    ክብሪ ይውሕዝ ካባኻ ይመልኦ ንማሕደርካ
    ክብሪ ይውሕዝ ካባኻ ይመልኦ ንመንግስትኻ
    ካብ ማንም ኣይትጽበን ክብሪ ክምልኣልካ
    ንሰማይን ምድርን ዘጎልብብ ክብሪ ኣሎካ
    ክብሪ ይብሉ ፍጥረትካ የድንቑ ንኽብርኻ
    ክብሪ ይብሉ ፍጥረትካ ክቡር ስለ ዝኾንካ
    የግንንዎ ድኣምበር በብዘለዎም ቃንቃ
    ኣባኻ ዘይነበረ የለን ዝውስኸልካ
    ነቶም ዘኽብሩኻ ብኽብሪ ትመልእ
    ኣብቶም ዝግዝኡኻ ክብርኻ ትገልጽ
    ዋሕዙ ዘይውዳእ ፍጹም ዘይድገም
    ብዝሒ ናይ ክብርኻ ከቶ ኣይብጻሕን
    ኣምላኸይ ኣምላኸይ ብኽብሪ ሙሉእ ኢኻ
    ካባኻ ይምንጩ ከቶ ኣይጎድለካን

  • @lightbrhan3786
    @lightbrhan3786 10 หลายเดือนก่อน +13

    ጣዕሚ ምድራዊ ናብራ ኣረሲዓ ናብ ሰማያዊ ክብሪ ሒዛትካ ብቁጽ እትብል መዝሙር፡ንክብሪ የሱስ ጥራይ እተግንን ብልጽቲ መዝሙር፡ካብ ሰብ ወይ ብሰብ ዘይኮነ መልእኽቲ፡ደጋጊመ ኣምሊኸላ መመሊሰ ክብሪ ክናፍቕ ዝገበረትኒ መዝሙር፡....ብልክዕ ብዝውሕዝ ክብሪ ውሽጠይ ረስሪሱ😊😊😊

  • @yonatangolom8145
    @yonatangolom8145 10 หลายเดือนก่อน +3

    Amennnn zemnki bruk eyu heavu

  • @meazakrestos
    @meazakrestos 10 หลายเดือนก่อน +14

    ብትሕዝቶ ማለት: ብግጥማዊ ስነ - መለኮት: ብዜማ: ብድምጺ ኣዝያ ሃብታምን ንስግደት ትመርሕ መዝሙርን!
    ጸጋ ኣምላኽ ይብዛሕልኪ ምስ ኩሎም መገላግልትኺ: ብርኽቲ ኢኺ!

  • @senayhabtemariam
    @senayhabtemariam 10 หลายเดือนก่อน +3

    Wowww tebareki heavu blixti

  • @edenaraya251
    @edenaraya251 10 หลายเดือนก่อน +3

    Tebarekii haftena zebarekkk mezmurrrr

  • @asmaraasmara5769
    @asmaraasmara5769 10 หลายเดือนก่อน +15

    ብሉጽ ስራሕ !!! ረዚን ግጥሚ፡ ዜማ፡ ናኣምላኽ ዘኽብር ኣለባብሳ፡ ውህደት ኣምላክ ኩሉ ግዜ ይኽበረልኪ(ይኽበረልኩም)❤

  • @galileetv6786
    @galileetv6786 10 หลายเดือนก่อน +9

    ካብ ርዝነት መልእኽታ ጀሚርካ ብውሁድን ምኡዙን ዜማን ዝወቀበት ብእሩምን ስሩዑን ግጥሚ ጽተሃንጸት መንፈስ ኣምላኽ ዘለዋ ብልጽቲ መዝሙር መመሊስኪ ተገለጺ ኣበጋግሳኺ ናይቲ ክትበጽሕዮ ዘለኪ ምዕራፍ ስለ ዘመልክት ኣብ ቀጻሊ ብዙሕ ክንጽበ ኢና በረከትና ኢኺ ዘበንኪ ይባረኽ

  • @meronrezene77
    @meronrezene77 10 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤ havey gota msaki yikun Amen Amen Amen

  • @dakusami1593
    @dakusami1593 9 หลายเดือนก่อน +4

    ካብ ማንም ኣይ ትጽበን ከብሪ ክምልኣልካ ነሰማይን ምድርን ዘገልበብ ክብሪ አለካ ደጋጊመካ ክትሰምዓ ዝደሊ መዙሙር መመሊሰኪ ወሰኪ

  • @kibretbereketanchorchannel7364
    @kibretbereketanchorchannel7364 10 หลายเดือนก่อน +14

    ኣሜን ሄቩ ሓብተይ ብርኽቲ፡ "ብዝሒ ናይ ክብርኻ ከቶ ኣይብጻሕን" ካብ ዘለኽዮ ንላዕሊ ወስኺ። ኣዝዩ ብሉጽ ስራሕ። ኩልኹም ኣብዚ ዕዮ ዝተሳተፍኩም ኣምላኽ ንጸዓትኩም ይባርኽ።

  • @negasumelaku6083
    @negasumelaku6083 10 หลายเดือนก่อน +1

    god bless you

  • @Fitsumokbaslasei
    @Fitsumokbaslasei 10 หลายเดือนก่อน +3

    ❤❤❤ amlak yeazizu ybarkum brtueat ekum

  • @Clacaddis
    @Clacaddis 10 หลายเดือนก่อน +14

    ❤❤❤🎉🎉 ክብሪ ይውሕዝ ካባኻ...የግንንዎ ድኣምበር በብዘለዎም ቃንቃ...ኣባኻ ዘይነበረ የለን ዝውስኹልካ...❤❤❤❤ሄቩ ጅግና ኣዝዩ ብሉጽ ስራሕ፡ምስ ብሉጽ ሙዚቃ፡ብሉጽ ክሊፕ፡እናወሰኽኪ ንበሪ🎉🎉

    • @tsegakesete8776
      @tsegakesete8776 10 หลายเดือนก่อน +1

      Goyta ybarkiy kbrun mlatun gelitskiy yweskelkiyyyy ❤

  • @nathanembaye7414
    @nathanembaye7414 10 หลายเดือนก่อน +13

    ካብ ማንም ኣይትጽበን ክብሪ ክምልኣልካ...❤❤ንሰማይን ምድርን ዘጎልብብ ክብሪ ኣሎካ...❤❤ኣምላኸይ ኣምላኸይ ብኽብሪ ምሉእ ኢኻ...❤❤የግንንዎ ድኣምበር በብዘለዎም ቃንቃ ኣባኻ ዘይነበረ የለን ዝውስኹልካ....❤❤ንልበይ ዝተንከፋ ወርቃውያን ቃላት❤❤ ንትውልዲ ዝመሓላለፍ መልእኽቲ😊😊

  • @wintagezae6384
    @wintagezae6384 10 หลายเดือนก่อน +12

    ፍቱው ፍቱው ዘብላ መዝሙሩ ናይዚ ምድሪ ተረስኣካ ሰማይ ተናፍቐካ ሄቩየ ይብዛሓልኪ ናፍቖት ናይ ሰማይ የቲክለይ።

  • @LidyaEfrem-o4v
    @LidyaEfrem-o4v 10 หลายเดือนก่อน +1

    Amen amen amen heavey brkti zemenki ybarek memeliski kbri amlak glexi

  • @robelmerhawi4493
    @robelmerhawi4493 10 หลายเดือนก่อน +1

    Aman heven 🙏🙏❤❤

  • @denaitmebrahtu3271
    @denaitmebrahtu3271 7 หลายเดือนก่อน +3

    ኣሰይ ናይ ሓቂ ❤️❤️ ክብሪ አምላክ

  • @NatiLight
    @NatiLight 10 หลายเดือนก่อน +11

    ❤❤wowww ትሕዝቶ ግጥሚ ፡ሓድሽ ኪዳናዊ መልእኽቲ፡ዜማን ውህደት ሙዚቃን፡ምስ ብሉጽ ክሊፕ፡ሓባራዊ ዕዮ፡ኣዝዩ ብሉጽ ስራሕ ተሰሪሑ፡ሄቩየ ዝበለጸ ክንጽበ ኢና ካባኺን ካብ መጋላግልትኽን❤❤❤

  • @AlemayehuTesfamichael
    @AlemayehuTesfamichael 10 หลายเดือนก่อน +7

    አዝዩ ጥዑም ብሉጽ መዝሙር ተባሪኪ ኢኺ Heven heftey

  • @yohanayemane3531
    @yohanayemane3531 9 หลายเดือนก่อน +6

    Waaaaaw amazing gospel song u r so blessed hebu
    ኣዝዩ ክብሪ ዘለዎ መዝሙር
    ኣዚኺ ተባረኺ ስለቲ ትሕዝቶ ናይቲ መዝሙር ጥራይ ዘይኮነ ንስኺ'ውን ካብ ጮግሪ ርእስኺ
    ክሳብ ጽፍሪ እግርኺ ኣዝዩ ህዱእ ዝኾነ ዘይርብሸካ ኣለባብሳ ናብ ካልእ ዘየመልክት ስለ ኩሉ ነገር እግዚኣብሄር በይኑ ኣብ ህይወትኪ ይኽበር

  • @AsmeretHadshe
    @AsmeretHadshe 10 หลายเดือนก่อน +2

    Hevenyy mekeratt zamnki yebarakk

  • @yergamengstab2915
    @yergamengstab2915 10 หลายเดือนก่อน +2

    Amen🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻

  • @tsigetewelde6260
    @tsigetewelde6260 10 หลายเดือนก่อน +2

    ❤️ Heveney bhaqi semay knafq gerkni kbru knafq zebenki kulu kbru ktezentwi nberi ❤❤❤❤❤

  • @MetsregTv
    @MetsregTv 10 หลายเดือนก่อน +1

    Deqi brhan memeliskum brhu nay amlak sebat hevu brkti qexli

  • @EL-OLAM7
    @EL-OLAM7 10 หลายเดือนก่อน +7

    Welcome Hevu blessed

  • @ermiasdebesay2101
    @ermiasdebesay2101 10 หลายเดือนก่อน +12

    🎉Glory Glory Glory 🎉
    ዓሙቕ መለኮታዊ ሓሳብ!
    ብ'ዋሕዚ ክብሩ መመሊስኪ ተገልጺ ሂቩ ብርኽቲ!

  • @sulamitisack3459
    @sulamitisack3459 10 หลายเดือนก่อน +2

    Hevuye Memeliski weski tieimti mezmur ❤

  • @MilenaMarkos
    @MilenaMarkos 10 หลายเดือนก่อน +2

    Waww kbri n amlak ykun meliskum tegelexu jeganu hevu blessed goyta yabarkeki ❤

  • @meletearaya1772
    @meletearaya1772 10 หลายเดือนก่อน +4

    God bless you more & more abundantly..

  • @yohannesghebray2846
    @yohannesghebray2846 10 หลายเดือนก่อน +4

    ሄቩ ሄቩ ኣምላኽ ሰማይ ይባረኽ። ብሉጽ ዕዮ ኣምላኽ ብኣኽን ብመዓይይትኽን ሓሊፉ መንፈስ ቑዱስ ስለ ዝሰረሐ ንሱ ይመስገን።
    ሄቩ ጓልይ ብርኽቲ ኢኪ።

  • @aryamembaye886
    @aryamembaye886 10 หลายเดือนก่อน +2

    Wowwwww Hevitey zegarem meglax memelski be kibri amlak temaseti ❤❤❤❤❤

  • @RoraEfrem
    @RoraEfrem 10 หลายเดือนก่อน +5

    Beautiful Song Heaven haftey God bless you.

  • @habenzekaryas
    @habenzekaryas 10 หลายเดือนก่อน +3

    AMENNNN Havu blessed memeliski tegelxi berktna eki nski❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @helenmihretu6074
    @helenmihretu6074 10 หลายเดือนก่อน +2

    Assey amen amen behaki bkeberi melue.heveney blessed good 🎵

  • @yafu3198
    @yafu3198 10 หลายเดือนก่อน +4

    ነዚ ክትዝምር ገለ ምርዳእ ክርደኣካ ኣለዎ፡ ነቲ መንፈሰይ ኣሚኑ ብልሳን ዝጽልዮ ብቕርጡው ትግርኛን ጥዑም ግርፊትን ኢልኪለይ ናይ ኣምላኽ ሰብ ሄቩ ሓፍተይ።

  • @akberettekleab2292
    @akberettekleab2292 3 หลายเดือนก่อน +1

    Asey Asey elelelelelelelelele🙏🙏🙏🙏🔥🔥🔥🔥🔥🔥🔥🔥💕💕

  • @milkatesfamariam8960
    @milkatesfamariam8960 10 หลายเดือนก่อน +5

    Ybzhalki brkti .
    Perfectly said # የግንንዎ ደኣምበር በብ ዘለዎም ቓንቓ: ኣባኻ ዘይነበረ የለን ዝውስከልካ!!!!!

  • @lemlemalem9712
    @lemlemalem9712 10 หลายเดือนก่อน +2

    Asey hevu gualey memeliski tegelexi zemenki mlue yesus ykberelu ❤❤❤❤❤❤

  • @asteryemane9981
    @asteryemane9981 10 หลายเดือนก่อน +5

    Bless you ❤❤❤❤

  • @kokobabdelkader2447
    @kokobabdelkader2447 10 หลายเดือนก่อน +4

    Wowww heaveney haftey aziyu zimst mezmur tebareki sweety ❤️

  • @zebibateklay5926
    @zebibateklay5926 9 หลายเดือนก่อน +1

    amen amen halleluja bless u my Sister LJBU ❤❤

  • @atranos2198
    @atranos2198 10 หลายเดือนก่อน +4

    የሱስ ክርስቶስ ትማልን ሎምን ንዘልኣለምን ንሱ ኢዩ። ኣሜን❤❤❤❤

  • @abrhambeyin1594
    @abrhambeyin1594 10 หลายเดือนก่อน +2

    So beautiful song ,🍒🍒🍒🍒🙏🙏🙏🌺🌺🌺🌺

  • @simontekeste6816
    @simontekeste6816 10 หลายเดือนก่อน +3

    Amazing song God bless you hevu hafitey

  • @herangirmay1551
    @herangirmay1551 10 หลายเดือนก่อน +3

    Heveney God bless u ❤❤❤ 🙌🙌🙌🙌

  • @eden6094
    @eden6094 10 หลายเดือนก่อน +3

    AMENNNNN ❤️❤️❤️🙏🙏🙏 tebareku

  • @nathanembaye7414
    @nathanembaye7414 10 หลายเดือนก่อน +5

    ሄቩ ብልጽቲ፡ኣዝዩ ብሉጽን ፍሉይን ዕዮ፡ብኹሉ ዓይነት ትሕዝቶ ንኡድ ስራሕ፡ብዝበረኸ ስራሕ ክንጽበየኪ ኢና፡ጅማሬኺ ብኽብሪ ካብ ኮነ ፍጻሜኺ እውን ክብሪ ጥራይ እዩ😊😊😊

  • @fenkelchannel4724
    @fenkelchannel4724 10 หลายเดือนก่อน +2

    Hebu haftey god bless you nice mezmur

  • @harnetyemane6360
    @harnetyemane6360 10 หลายเดือนก่อน +2

    waw bless u Azyu tum mezmur kulu tsibuq tebareku

  • @UltimateSoccerGame
    @UltimateSoccerGame 10 หลายเดือนก่อน +3

    Wonderfull mezmur, God bless you.

  • @meletearaya1772
    @meletearaya1772 10 หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @wediberhan6320
    @wediberhan6320 10 หลายเดือนก่อน +2

    wawa....kebri....n Amlaki ykune........... .b haqi kebri...
    More Blessed....

  • @mebrahtuadhanom4551
    @mebrahtuadhanom4551 10 หลายเดือนก่อน +2

    Amen amen

  • @freyteklit5453
    @freyteklit5453 10 หลายเดือนก่อน +2

    Wawww kbri ywhz kabaka yes amen hevu brkti ybzhalki jigna

  • @DanaytMarikos
    @DanaytMarikos 10 หลายเดือนก่อน +2

    Wawwwww kbri n amlkaa

  • @GoitomEmbaye-d5z
    @GoitomEmbaye-d5z 10 หลายเดือนก่อน +5

    😊😊😊ካብ ማንም ኣይትጽበን ክብሪ ክምልኣልካ፡ንሰማይን ምድርን ዘጎልብብ ክብሪ ኣሎካ...😊😊😊

  • @Mili_Jesus
    @Mili_Jesus 10 หลายเดือนก่อน +3

    Amazing GBU bereketna eki ❤️❤️🙌

  • @dawitmtaal4306
    @dawitmtaal4306 10 หลายเดือนก่อน +2

    namatti tola eebbifamaa glory to God ameen❤❤

  • @josieg.2881
    @josieg.2881 10 หลายเดือนก่อน +3

    Amen Kbri Ywhaz Nabzi bruk Amlakna.....
    My God i love u Guys....
    atum Natey sdra Xegakum memelisu Ywhaz...
    jos

  • @FiliMiracle
    @FiliMiracle 10 หลายเดือนก่อน +2

    Nay bahaki amazing mezmur tebareki hevu blessed

  • @rehaboth203
    @rehaboth203 4 หลายเดือนก่อน +3

    Wow in love with this worship song. We have been watching it since it was released. May God bless you, sister.

  • @user-SASIE
    @user-SASIE 10 หลายเดือนก่อน

    HEVU HAFTEY QBTI MEMELISKI TEGELEXI AB WSHTKI ZELO WHAZI YFELFL BLXTI ❤❤❤❤❤❤❤

  • @harie6058
    @harie6058 10 หลายเดือนก่อน +4

    ❤❤❤❤ ብርኽቲ ዘበንኪ ምሉእ ዕቤት ኣምላኽ ምዝንታው ይኹነልኪ

  • @Dani-s5r4k
    @Dani-s5r4k 10 หลายเดือนก่อน +3

    Wawww lbka teheds nay semay mezmur u are blessed hevuye ❤

  • @tedrostesfaldet7531
    @tedrostesfaldet7531 10 หลายเดือนก่อน +1

    Brukat ekum ❤❤❤❤❤memelisu egziabiber yibariki mezmur aysean kab kenafrki tebareki brktey❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @fanuelabraham3449
    @fanuelabraham3449 10 หลายเดือนก่อน +2

    Heavu ብልጽቲ ጎይታ ይባርክኪ

  • @hermonyergaw8593
    @hermonyergaw8593 10 หลายเดือนก่อน +2

    Amen hevuchi blessed menfes amlak zelewa mezmur amlak eberki

  • @divoratekeste4403
    @divoratekeste4403 10 หลายเดือนก่อน +7

    Wowww kbri namlak What a glorious song hevuye dobat mezmurki memelisu ywhaz azya tamti mezmur ❤❤❤

  • @SamiMul-nw9rj
    @SamiMul-nw9rj 10 หลายเดือนก่อน +2

    Tebareku jeganu ❤❤❤❤❤❤

  • @Phos-Light
    @Phos-Light 9 หลายเดือนก่อน +3

    ደቂ ብርሃን ናይ ክብሪ ኣገልገልቲ❤❤❤ሄቩ ሓፍተይ ኣዝዩ ብሉጽ ስራሕ❤❤

  • @biniam425
    @biniam425 10 หลายเดือนก่อน +3

    God bless u blessed sis❤❤❤

  • @kedamawibehailuofficial3578
    @kedamawibehailuofficial3578 10 หลายเดือนก่อน +4

    Havuu haftyyy aziyu zibarik mezimurrr ❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @MathiosYeabyo
    @MathiosYeabyo 4 หลายเดือนก่อน

    እልልልልልልል ንኣምላኽ ክብሪ ይኩን ብርክቲ ሓፍተይ መመመልስኪ ወስኪ ናብ ጸጋ ኣምላኽ ተባረክለይ

  • @hermontesfay-cv2lm
    @hermontesfay-cv2lm 10 หลายเดือนก่อน +3

    ጥዕምቲ መዝሙር ክብሪ ን ኣምላኽ ይኹን ቐጽልዎ ኣጀኹም ተባረኹ

  • @yesusgetanew5095
    @yesusgetanew5095 10 หลายเดือนก่อน +4

    Hevuyee blexti ...Zegrem ..zema.. getmi...clip.. kedanki ...U r blessed ybzhalki ❤❤

  • @rahelberhane2646
    @rahelberhane2646 10 หลายเดือนก่อน +3

    Hevu blessed amazing song...

  • @rutagezehegn7407
    @rutagezehegn7407 10 หลายเดือนก่อน +3

    መመሊስኪ ወሲኺ : ኩሉኹም ተባረኹ::🙏🏽

  • @Heluna_bella
    @Heluna_bella 10 หลายเดือนก่อน +3

    ብሓቂ እግዚ/ር ዓብይ እዩ፡ ብኣሰር ኣሰር ድማ ኣይብጽሓን፡ ብሓሳብና ውን ኣይግመትን። ኣሰይይይይይይ መመሊስኪ ተገለጺ ንስኺ ብርኽቲ ኢኺ በረኸትና ድማ ኢኺ።

  • @dawitwolde3092
    @dawitwolde3092 10 หลายเดือนก่อน +2

    Assey hevu kebeti .. neybhaki kebri zemela mezmur memeliski wesiki .. bereketna iki

  • @michalerezene8970
    @michalerezene8970 10 หลายเดือนก่อน +2

    Azya Blxti mezmur bless you all

  • @NobelHaymen
    @NobelHaymen 10 หลายเดือนก่อน +3

    We are so blessed beka God bless you hevaney ma dear you are blessed ❤❤❤ keep singing

  • @venushai6770
    @venushai6770 10 หลายเดือนก่อน +3

    Waw god bless you heavu❤

  • @henokkibrom7654
    @henokkibrom7654 10 หลายเดือนก่อน +3

    Hevi blessed amazing mezmur......❤❤❤❤❤❤

  • @abrhambeyin1594
    @abrhambeyin1594 10 หลายเดือนก่อน +3

    My God My God ,u are full of glory, 🌺🙏🌺🌺🌺🌺🌺

  • @esatechentro-jt9sr
    @esatechentro-jt9sr 10 หลายเดือนก่อน +3

    Very calm and nice approach voice hevuye God bless you and your colleagues keep it up.... you are our blessings The Lord said salt to you may God give long life and good health🙏❣🇪🇷

  • @tesfaysunemait6488
    @tesfaysunemait6488 6 หลายเดือนก่อน +1

    ጎይታ ይባርኩም ኣዝዩ ምቁር መዝሙር ፡ ይውሓዝ መዛሙራት ፡ካባኪ

  • @rimeyhagerey9456
    @rimeyhagerey9456 9 หลายเดือนก่อน +2

    Wowwww ,amazing worship God bless you ❤❤❤

  • @MillionKbreab
    @MillionKbreab 10 หลายเดือนก่อน +2

    ኣሜን ሄቩ ብርክቲ ንስኪ በረከትና ኢኪ

  • @KebronTedros-by8ee
    @KebronTedros-by8ee 10 หลายเดือนก่อน +4

    Amenn powerful song Bless you❤❤❤❤

  • @HaniEmbaye-mb6kg
    @HaniEmbaye-mb6kg 10 หลายเดือนก่อน +3

    ሄቪ ብልጽቲ,,,,ይብዝሃልኪ ጂግና,,,,ዘገርም ውህበት።❤❤❤❤❤❤ዘመንኪ ምሉእ ኣይትከልከሊ❤❤❤

  • @nehemiahestifanos1583
    @nehemiahestifanos1583 10 หลายเดือนก่อน +16

    ጌታ ይባርካችሁ : መንፈስ ያለበት መዝሙር ነው።

  • @siemahferom9867
    @siemahferom9867 5 หลายเดือนก่อน +1

    wawwww hallelujah hevuye blessed memeliski tegelexi bereketna iki ❤❤❤😊..

  • @YosanMichale-ul6bn
    @YosanMichale-ul6bn 10 หลายเดือนก่อน +3

    This is amazing song ...God bless u ma sister

  • @hemeretwoldu-official3514
    @hemeretwoldu-official3514 10 หลายเดือนก่อน +3

    ኣስይይይ ኣሜን ኣዝዬ ዝባርኽ መዝሙር ጎይታ ኣዕዚዙ ይባርኽኪ❤

  • @hannaberhane4922
    @hannaberhane4922 10 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤ tebrku❤❤❤❤

  • @Eru_Weldegebriel
    @Eru_Weldegebriel 10 หลายเดือนก่อน +4

    God bless you all. Beautiful song and very beautiful music video!

  • @TegaHaile
    @TegaHaile 10 หลายเดือนก่อน +3

    👑Jesus christ is Lord 👑 goyta ybarek Amen Amen Amen kabti kbru ztelael eyu eziwun blessed goyta ybarekum hevu blxti deqi brhan Church goyta ybarkum Amen Amen Amen 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰