Why are you crying for? How do you think the 80K Eritreans were crying when the evil TPLF kicked them out of Ethiopia in empty hand and on a war zone. Tegaru are snake and HASADAT and there are more misery to come as long as they support TPLF.
Yordanos, I don't think so you are Etitrean ,the people of tigrai has been given a lot of opportunity to change the way they think to ward Eritrean resilient people ,100,000 deported in a horrible way because of their eye color
@@eliaslondon1585 why do you always play the victim? you guys deport more than a half million people in 1991 and then before you start the bademe war you deport Tegaru and took everything that belong to them we know what you did to our people so stop being a victim and own what you did to Tegaru too
እግዚአቢሄርንሀዉና አወት ወዳጅ እድመን ጥእናን የሀበልና አሜን
I’m Eritrean,But I can’t stop crying and I support Tigray people.!!!!!!❤❤❤🎉🎉🎉🎉
Why are you crying for? How do you think the 80K Eritreans were crying when the evil TPLF kicked them out of Ethiopia in empty hand and on a war zone. Tegaru are snake and HASADAT and there are more misery to come as long as they support TPLF.
Yordanos, I don't think so you are Etitrean ,the people of tigrai has been given a lot of opportunity to change the way they think to ward Eritrean resilient people ,100,000 deported in a horrible way because of their eye color
@@eliaslondon1585 why do you always play the victim? you guys deport more than a half million people in 1991 and then before you start the bademe war you deport Tegaru and took everything that belong to them we know what you did to our people so stop being a victim and own what you did to Tegaru too
ናይ ብሐቂ እዋናዊት ግጥሚ ሕዝቢ ትግራይ አስተብህል ደው ኢልካ ሕሰብ ትማሊ ዝተሰዉኡ
ህዝቢ ትግራይ ርእሱ መታን ከቅንዕ ኢዩ
ህዝቢ ትግራይ ሐታቲ ኩን ንቃ በል ለውጢ መሪሕነት የድለና አሎ።
ወያኔ በቃ ይአክለካ ካሊእ ሐሳብ ዘለዎም ጀጋኑ ከማኩም አለው አደ ትግራይ ሕዋሀት ጥራይ አይኮነትን ወሊዳ ስለዚ ትግራይ ካብዚ ዘሎቶ ክትወጽእ ተኮይና እቲ ቦታ ሕደግዋ እሞ ንኑእስ ወለዶ ሃብዎ ትግራይና መታን ተመሊስና ክንሪኣ ሐደራ እዝኒ ዘለዎ ይስማዕ።
ትግራይ ትስዕር
ኣቤት ግጥሚ ቀፅለሉ ሓዉና ህዝቢና ይረአ እወ
ብርዕካ ይሰስን ጀግና ሓዉና😘👏👏✊❤💛
ኣሕሕሕሕሕ ህዝበይ መራሕቲ የረኸብናይ ኩሉ ንሽመቱ መንእሰይና ሃልቁ ኣሕሕሕሕ የቀንየልና ጀግና ሓውና😭😭😭😭😭😭
ጅግና ወዲ ህዝቢ ተባዕ ናይ ባሓቂ ከምዚ እንተይላ ዓዲ ክትቅየር እየ ክብርን ሞጎስን ልናይ ቀደምን ሐዝን ሰማእታትና!
ዓወት ጅግና
ሎሚ ኣሐጉስኻና ዓወት ድምፂ ህዝቢ ይሰማዕ 💔💔😭
God bless you always every time. 🙏 nezu hzbi ezuy zeyneerfo, I love that.
🌷🌷🌷⚘⚘⚘🌹 yes I proud of you I'm happy you are my brother God bless you
Ezia nana Eritrean tmlketena eya ❤❤❤❤❤❤❤
አታ ጅግና ዓወተይ
ዋይ ህዝበኣየ ህዋሓት ህዝብትግራይ ኣሳቂወ ጅግና ወዲህዝቢ ዓወት ሓዉና ዕድመን ጥዕናን ይሃበካ ፈጣሪይ 😥😥😥😥
Tgrawot smeru hwaht qberu selam ktnebru ms kulu
🥲🥲🥲🥲💝
ዓወተይ ዕድመ ይሃብኻ።
ዓወተይ❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏
ዓወተይ ጀግናናናናናናናናናናና ኢለካ ኣለኹ በቃ መግለፂ ቃላት ሲኢነልካ
Yes yes yes you are right
Wawwwwwwwwwwwwww akurikana awuchu❤❤❤❤👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍🌷
ዋው!!!
እዋይ ዐወት ወዳጅ ሐወይ ብሐቂ እግዚኣብሔር ይባርኽካ 100/በርሰንት እያ 6:23
ጅግና ሰብ
ዋዉ ዓወት መግለፂ ኣልቦ ዝኮነ ግጥሚ👌❤
ጅግና ዓወተይ
Tanx awet gn tay waga alewo tsemamat zikonu gujile getimomna
😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢ኣየይ ትግራይ ይይይይይይይይይይይይ
tim Bel komal agame Teguar tgraway you was a number one supporter TPLF
ዓወተይ እስኺ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ ኣብ ዘለኻዮ😢😢💊💊💊💊💊💊
ብርዕካ ይሰስን ጀግና ሓዉና::
God bless you 🙏🙏🙏
ተላዓል ሆዝቢ ትግርኛ
ብርዒካ ይሰስን ዓወተይ
ጎበዝ ንገረኦም ዳሕና ገይርኻ
ተጋ. ዓወት ወዳጅ ካብ መድረኽ ዘግልለካ እንተሎስ ውይልኡ ኣይትሳኣን 🫡
Hawey marey aegoka
ዓወትና በዓል በሊሕ ርእሲ ንገሮም ልክዕልክዖም ዞም --------
ዓወት እማ ተላአኪ ናይ ወያነ እጁ እታ ሰገናት ዘፅነተት ተበላፂት ደጋፊ እጁ ንወያነ ከምሓቀና ይገጥመል ህዝቢ ትግራይ ክሳዕ ማዓስ እዩ ለለአዳበለ ህዝቢ ይሽውድ
One of recent heroes.
ጀግና ዓወት ሓዉና
God bless you 🙏❤ 🙏
👍👍👍👍👍👍❤❤❤❤❤❤❤❤🌴🌴🌴🌴
ፍሬ ጀጋኑ!
ዓወትኳስ መሪርዎ😭
ዓወት እኮ ሕወሓት ኣኼባ ኣብ ዝገብርሉ ግዜ ብሕወሓት ተዓዲሙ ነቲ መድረኽ መሸቀጢ ዝኸዉን ግጥሚ ሒዝካ ምፃእ ዝበሃል ዉሽጣዊ ጀኖሳይድ ዝገብር ዝነበረ ኣካል እዩ
😭😭😭😭💔💔💔🖤🖤🖤ሕቆየና ተሰይሩ ዓወተዮ😢❤❤
ልቢ ይሃቦም መራሕቲ ንስካ ግን ቀፅለሉ
ዓወተይ 😢እቶም ጀጋኑ ኣያታትና ጀነራላት ቀታሊኦም ዘይተገልጸ ድሮ ተረሲዖም።😭
መን ጀነራላት እዮም ???
Long live our hero
yes
ይገርም ካብ ሑሉፍ ዘይንማሃር😢😢😢😢😢😢😢😢
T P .L.F..T.D.F. :እኳዕ ንብረታ ተጋድሎ:ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ ን48 በዓል አብፃሓን። ጅግና ህዝብና ንዓለም ዘደነቅ: ዘደመመ ዓወት አርእዩ እዪ።ትግራይ ትስዕር።(💖💛💖)
Ajokum hzbi tgray .jeganukum halwu.nhna eritrawian sle zeyhalena tefina
Awet nay behaqi Awet...... telefonu zelewo
❤❤❤❤❤❤😊😊😊😊😊ዓወተይ❤❤❤❤
አሕሕሕሕሕሕሕ"ብመውስቦን ከባብያውነትን"እንድሕር ህዝቢ ንብትን እንታይ'ዋጋ ለዎ እቱ ሙህሮ....
ተጋሩ ካባና ተመሃሩ ንስልጣን ክብሉ ኢዮም ኣትጥፊኦምና እዚ ንዓኩም ዓቢ ተመኩሮ ኢዩ ጉዳይኩም ብህልክ ዘይኮነ ብምርድዳእ ኢዩ ክከውን ዝግባእ ስመሩ ሕበሩ ጸላእትኩም ክተባርሩ።
ክብሪ ህዝቢ እትሕሉ ብልጽቲ ጥበብ!
Ambsa wedi tgray🎉❤
Tgray and tgray and tgray
ኡፍፍፍፍፍፍ ታይ እና ንገብሮ ዝርኸብካዬ ህዝብ ትግራይ
እህህህህህ ቆስለይ ተጉዲእ😭😭😭😭😭😭😭
ኣጆኻ ጌቾ ጥራይ ቅዋምካ ብተግባር ይኹን። ቀደሙ እውን ህዝቢ ዝሓምየካ ብዙሕ ተስፋ ገይሩልካ ስለዝነበረ ግን ንሲኻ ብምርድዳእ ዝብል ኣቋም ዋላ እንተኾነ ግን ስጉምቲ ውሰድ ዘይጠቅም ነገር ንህዝቢ ግልፂ ገይርካ ሱጎጎም። ኣብ ጎኒኻ ኣለና
🥰
ዓወተይ 🥰🥰🥰🥰
ያንቅፅኻዋ ናትኻ ግጥሚ ድዩ ዓዲ ክዕሪ ሓሳዊ ለቕላቒ ድስቲ ሕወሓት
that’s right
ዓወተይ👑♥️🥰
ከምስምካ ዓወት በቃ ዓወት ኢኻ (Us your name you are victory)
Ab nebska atyu atsmka zsebr ❤❤❤❤❤
ከማካ ዝርድኣ ይብዛሕ😢😢😢😢
እዋይ💔💔💔💔
Eway ygerm eyu
ህዝብና ዝረኹቦ አሕ በቃኺ ዶ አዶ ትግራይ
ነስተዉዕል
Aej0ka ajoka
💜❤️
❤❤❤❤❤
ዓወት አንታ አሰመሳይ ህወሓት አርያ ዘምፀእትካ ነዳዲ ትቅርብ አለኻ ህዝቢ ዓሻ አይትግበሮ
አይ ዓደይ 😥 ኩሉ ይጥቀመልኪ
😭😭😭👏👏👏👏👏👏
🙏🙏🙏❤❤❤😭😭💔💔
Naybehaqi azika lebam seb ileka aleku ane eritreawi iye edmen tienan ymneyelka
❤❤❤❤❤😢
🙏🙏🙏💔💔😭😭😭💊💊💊
Aejoka
😭♥️💛♥️💛
💖🥀👑♥️
Ezi haqi ezi eyu nhzbi zeyhali merhnet gedel ygba
❤❤❤❤❤❤፡
Tgray aegame tgray aegame tgray
Hakegna gtmie gtem.ab tarik ztemerkose suik ilka hasot aytgtem
ዓወት ካብ ዓመት ዓመት ግጥሚ ምቕራብ ነቲ ደም ዘንብዕ ዘሎ ናይ ቤተ ሰብ ጉጅለ ዘይትነቕፍ።
😭😭😭💟🙏
ኣሜን እንካዕ ንስኻ እውን ብሰላም ፀናሓኻ
ግጥሚ ዓዎት ተንርዳ ኣ ፅቡቕ እዩ።
💔💔💔😭😭😭
😘#😘😘##😘😘
ህዝበይ 😭
ህዝበይ
AjoKa❤
Anta daynasor mengstesemay leyba banda
ኣንታ መውረይ ግደፍባ እዞም ሓቂ መሲልዎም ትግራይ ትለምዕ ብዝብል ፕሮፓጋንዳ ተታሊሎም ደመ ከልቢ ኮይኖም መሳለይቲ ሂወት ሰበ ስልጣን ብዝኾኑ ኣብ መድረኽ እንዳወፃእኻ ኣይትቀልድ ሕወሓት እኮ ባዕሉ ብዝቐተሎም ንፉዓት ተጋደልቲ ኣቢሉ ክሽቅጥ ኢና ንፈልጦ
እህህ ህዝቢ ትግራይ ልረከብካዮ መከራ እቶም ጸላእትና ልአክሎም አጽኒቶምናስ ካብባእሉ ልወጹ ድማ ቢኢሶምዎ።
ክንደይ መላምል አብ በርኻ ቓሪዮምስ ኢሂን ሚሂን ተባሂልካ ልዙለዋህ ውህሉል ህዝብካ ምምህዳር አቢዎም ችግሮም ልደገ የጋውህዎ አለው መስሃቂ ሸራፋት ይገብሩና አለው!
ጸላእትና ልደሊዋ እዚአያ ነይራ በጃኩም ሀዚም አይረፈደን እሂን ሚህን ተባሂልኩም ህዝብኩም ካብ ሞት አድህንዎ።
Mengstesemay yewarskay ayawa
Kabbal Awel sied gtmi temaharu 😁🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷tegaru