ኦ ጎይታ ክብሪ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 28 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 9

  • @elohe21
    @elohe21  3 วันที่ผ่านมา +1

    #subscribe
    ጎይታ ክብሪ
    ኦ ጎይታ ክብሪ ኣምላኽ ኩሉ ፍጥረት
    ስጋ ተለበስካ ክትሰብር ኣርዑት ሞት
    ፍጡር 'ዩ ይብሉኻ ይውስኹ መዓት
    ትርጉም ዘይተረድኦም እቲ ናይ ማህጸን ውዕለት
    ተዓደምካ 'ዶ ዓዳሚ ኣብ መርዓ ዕዱም
    ንማይ ቤት ቃና ካብ ቀዳማይ ተጥዕም
    ስጋ ድዩ መለኮት ተኣምር ዝገብር
    ብምስጢር ተዋሕዶ ወልደ ኣብ ትኸብር
    ተፈረድካ 'ዶ ፈራዲ ኣብ ቦታ ፍርዲ
    በሊሕ ክረግጹ ንቃንዛ ኣግዳዲ
    ሓደ ክሰኣን ፍረ ዘናዲ
    በርባን ክፍታሕ ክትስቀል ፈራዲ
    ደለኻ 'ዶ ተደላዩ ማይ ንኽትሰቲ
    መጺጽ ቀረቡልካ ከይፈለጡ ሓንቲ
    መስኪራያ ብርዝፌንያን ብምርካባ ዘድልያ
    ማይ ህይወት ሰትያ ብኣኻ ብምርዋያ
    ለመንካ 'ዶ ተለማኒ ንሞት ክትስዕር
    ሓያል ክትኣስር ቤቱ ንኽትብርብር
    ኤሎሄ እንተ በልካ ከተቕርብ ሰይጣን
    ክውሕጥ ተዋሕጠ መሲልካዮ ፍጡር

  • @AseTeklberhan
    @AseTeklberhan วันที่ผ่านมา

    ዝማሬ መልአክት የስመዐና ፀጉኡን በረከቱን የብዘሐልኩም አሕዋተይ አሜን 👏👏👏

  • @ZewduGoitom-f1g
    @ZewduGoitom-f1g 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ዝማሬ መላእክት የስምዐልና

  • @MgbeyMgbey
    @MgbeyMgbey 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    በረረረረረረረረረረረ አንካዓ ድሕን መፀካ ክብረተይ እልልልልልልልልልልልልልል🌺🌺🌺💐💐💐💐💐⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪💐💐💐💐👏👏🌺

  • @teddyybrah6987
    @teddyybrah6987 3 วันที่ผ่านมา +1

    ቃለ ሕይወት የስምዐልና ኣሕዋት 🙏🙏🙏🙏

  • @Abenezer-rq2lz
    @Abenezer-rq2lz 3 วันที่ผ่านมา +1

    ደብረ መዊዕ 😍😍

  • @Beti-o8i
    @Beti-o8i 3 วันที่ผ่านมา +1

    ❤ደብረ መዊዕ❤

  • @yenethunasegahagn4128
    @yenethunasegahagn4128 2 วันที่ผ่านมา +1

    እዝ ባንዴራ ዘይንሬኤሉ ግዜ ይመወፃእ

  • @BlenTesfaye-f1s
    @BlenTesfaye-f1s 3 วันที่ผ่านมา +1

    🥰🥰🙏