ቸልሲ ናብ 4ይ ተርታ ተመሊሳ...ምምላስ ቻሎባ ሓጊዝዋ...ሓላው ልዳታ ሳንቼዝ ግን...?

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 21 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 91

  • @felegandemeskel2209
    @felegandemeskel2209 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา +10

    The blues is back 💙 😢 🙌 😍 ❤️ let's go blues 💙

  • @Unknownsperson621
    @Unknownsperson621 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา +8

    First 🥇 Chelsea 💙 forever

  • @FlimonBrhane-q3b
    @FlimonBrhane-q3b 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา +20

    ደገፍቲ ቸልሲ እስከ ላይክ ርገጽ

  • @SirakFrezghi
    @SirakFrezghi 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา +7

    💪💪💪💪💪 Chelsea

  • @AlgaGurja
    @AlgaGurja 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา +6

    Ema welcome💙degfti Chelsea shelel elkana😢 London is blue💙💙☠️

  • @Gem-gem09
    @Gem-gem09 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา +5

    Chelsea the greatest team in history ✌️👌😊

  • @ዓብደላ
    @ዓብደላ 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา +5

    Chelsea Blues 💙☝️💪

  • @setnaentertainment
    @setnaentertainment 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    Chelsea forever 💙💙💙💙✌️

  • @iniesta882
    @iniesta882 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    Welcome to sky blueeeee💙🔵💙🏆🏆🏆🏆 abdukodir

  • @SimonTsegay-u5n
    @SimonTsegay-u5n 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    Chelsea 💙💙

  • @SikuSirke
    @SikuSirke 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ኣቤት ቅልጣፈ እዚ ናተይ ሲ እንታይ ክበሃል ዩ ዜና ኤማ ክትሰምዑ ከመዚ ከማይ ህዉኻት ኣለኹም ዶ❤❤❤❤❤❤❤

    • @thomisiku8543
      @thomisiku8543 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      nay bhaki Wala ane

  • @wedimama2208
    @wedimama2208 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    Chealsawi❤

  • @fililove-u8v
    @fililove-u8v 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    Chelsea Bel🎉💙💙

  • @AmanGebremariam-y5w
    @AmanGebremariam-y5w 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    ናይ ቸልሲ ትድንጉየና ኣለካ ተደጋጋሚ ጌጋ ኣይትግበር ናይ ሻሹ መረቃ ዝወደአት ጋንታ ንክትንትን ትጎዩ እዚ ነቀፌታ ከም መጠን ተካታታሊካ መሰለ ዝለዘለኒ እየ

    • @AlgaGurja
      @AlgaGurja 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      Yes😂🤣😂💙

    • @ALU4279
      @ALU4279 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      መሰልካ የክብሮ እየ። ግን ሓደ ሓደ ግዜ ከነመዛዝን ኣለና። ከማና ሰብ እዩ። ናይ ገዛእ ርእሱ ስራሕ ከም ዘለዎ ውን ክንፈልጥ ኣለና። ካልኣይ ነገር፡ ናይ ማን ዩናይትድ ትብሎ ዘለኻ ተጋጊኻ ኣለኻ። ደጋፊ ስለ ዝኮነ ጥራይ እዩ ሰብ ዘማርሮ እንበር ኩሉ ዘቅርቦ ዜናታት ድሕሪ እቲ ጸወታ ድሕሪ ክንደይ ሰዓት ከም ዝዝርግሖ ቸክ ግበሮ ሞ፡ ወልሓንቲ ኣይክትረኽብርሉን ኢካ።

  • @AbelHadish-f8v
    @AbelHadish-f8v 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    Tdungiena aleka Ema brother ❤

  • @ashebrdebesay5448
    @ashebrdebesay5448 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    Liverpool ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤Liverpool ❤❤❤❤Liverpool ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Habtom-e5y
    @Habtom-e5y 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา +6

    Ema nezom degeftiiii chelsea eba kndziiii shelel Aytbelena

  • @ChelsawiUvir9
    @ChelsawiUvir9 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ናዓና ስሚዒት ኣለና ደገፍቲ ቸልሲ ንምንታይ ኢኻ ኩሉፍ ተብለና ክንጽበየካ ኣምሲናስ ከምዚ ትገብረና ኣሕ ብስሚዒት ደገፍቲ ኣይትጻወት ክብሪ ያሃልኻ ።

  • @Teazaznaylbey
    @Teazaznaylbey 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    Ema abey dea teshenika wialka enka bdhan jeyebkana mara dengika

  • @NatnaelKiflu-bn5vo
    @NatnaelKiflu-bn5vo 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኤማዊ ጽቡቕ ስራሕ ❤❤❤❤❤

  • @ሳንካራDc
    @ሳንካራDc 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    ደገፍቲ united ግን እንታይ ኢና ንገብሮ ገለ ዶ ጸላም ደርሆ ክንሓርድ ተተመሰለልና 💔🤦🤦😢

    • @ALU4279
      @ALU4279 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      መንፈስ ዓወት ዘይብሎም ተጻወትቲ ሒዝና ታይ ይግበር ኮይኑ። እንተውሓደ 12 ተጻወትቲ ብዘይ ወልሓንቲ ቁም ነገር ኮፍ ኢሎም ጋንታ ዘብርሱ ኣለዉና ንሶም ከይተቀየሩ ማን ዩ ክትቅየር ብፍጹም ኣይሕሰብን እዩ። ክጋሓፉ ዘለዎም ተጻወትቲ ኦናና፡ ሆሊጅ፡ካሰሜሮ፡ሾው፡ ማለሺያ፡ ሊንዶልፍ፡ ማውንት፡ ራሽፎርድ፡ ኢቫነስ፡ ኣንቶይ፡ ብቀዳምነት ክጠፍኡ ዘለዎም ተጻወትቲ እዮም። ዝርኪዘ፡ ኤርክሰን፡ ዲላይት ከኣ 50/50

    • @ሳንካራDc
      @ሳንካራDc 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

      @ALU4279 ኩሎም ጹብቅ ኣለኻ ኤርክሰን ኣሪጉ እንድይ ግድን ክእለ ኣለዎ እምበር ነዚ ኣሰልጣኒ ሕጂ ወልሓደ ክንብሎ ኣይንኽእልን ኢና እቲ ምንታይሲ ምስ ናቱ ሲስተም ዝከዱ ዉሑዳት እዮም ንዓመታ ግን ዘድሊዎ ገዚኡ እንተዘይ ኣማሓይሽዋ ነዛ ጋንታ ሽዑ ኢና ንኽሶ my bro ንሕጂ ግን ከይፈተና ክንጽመም እዩ ዘለና 😢

    • @ALU4279
      @ALU4279 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @ሳንካራDc እወ ኣሪጉ እንድዩ ግን ኣብ ጋንታ ሓደ ዕብይ ዝበለ ሰብ ክህልወካ ጹቡቅ እዩ። ኤሪ ዋላ ይእረግ ደኣ እንበር ኣብተን ተቀይሩ ዘኣተወን ጸወታ ልዕሊ ቶም ከይዓበዩ ዝኣረጉ ተጻወትና ኣጸቢቁ ይበልጽ። ኣሲስት ይገብር ናይ ኤውሮፒኣን ሊግ ተሪኢኻዮ። ምስ ኤፍ ሲ ትወንተ ጎል፡ ምስ ፖርቶ 2/3 ተሳዒራ ዳተባህለት ኣሲስት ላስት ሚን፡ ምስ ፈነርባቸ ካብ ስዕረት ዘገላገለት ጎል፡ ኣብ ልዕሊ ሳውዝሃምፕተን ካብ ማዕረ ምውጻእ ዝገበራ ኣሲስት። ብ ሓፈሻ ስብተን ተቀይሩ ዘኣተወለን ግዜ ዓቢ ሓገዝ እዩ ዝገብር፡ ክሳብ ኮንትራቱ ዝውዳእ 1 ዓመት ተዝጸንሕ ጹቡቅ ኔሩ።

  • @desalemehari9676
    @desalemehari9676 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    Chelsea

  • @hermongebremichael3903
    @hermongebremichael3903 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Congra ema 200k subscribe

  • @merhawiberhane4424
    @merhawiberhane4424 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Say thank you for achieving 200 thousand subscribers we may be feeling better our handsome man.

  • @RobiWeld-ff9vs
    @RobiWeld-ff9vs 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Ama Habibii ❤❤❤

  • @eskiasbayru2831
    @eskiasbayru2831 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Ezi Marecca zibiliwo aseltani kiewet zideli seb aykonen, telaeku keykewin, ni Jackson meytu wediue kelo tim eriyo ab tekeyrti zelewu why zeytikemelom kab 60 dekik jemiru,

  • @mun-v4e
    @mun-v4e 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา +19

    ኤማ እንቋዕ እዞም ደገፍቲ ቸልሲ ሚዛንካ ሚዛን ቀጠፍ ከይገበርዎ ከለዉ ከሓስካዮም እምበር ትማሊ ክጽበዩኻ እዮም ኣምስዮም።

    • @ALU4279
      @ALU4279 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      መስኪናይ ብ ጸርፊ ኣልባቡ ኣጥፊኦሙሉ። ሰብ ከምኦም ሙኻኑ ረሲዖም። ጎኒ ጎኑ ስርሑ እዩ ዜናታት ዘቅርብርልና ዘሎ ኢሉ ከመዛዝን ዘይክእል ርእሲ ዘይብሉ ሰብ ናብ ጸርፊ እዩ ዝጋየይ።

    • @mogoschelsawi4471
      @mogoschelsawi4471 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      እሞ እንታይ ተንቲኑ ዲዩ ጡልቁይ ኢዩ

    • @ALU4279
      @ALU4279 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ​@@mogoschelsawi4471ከመይ ዓይነት ትንተና ዲኻ ትደሊ ዘለኻ ሓወይ። እንተ ደኣ ዕጋበት ዘይብልካ ኮይኑ፡ ንምንታይ ናብቶም ከዕግቡኻ ዝክእሉ ዘይትኸይድ፡ ታይ ዘሕርቅ ኣለካ። ምናልባት ካብ ስምዒት ዝተላዕለ ክከውን ይኽእል እዩ፡ ሓደ ደጋፊ ብዛዕባ እታ ዝድግፋ ጋንታ ትንተና ክሰምዕ ግዜ ይሓጽሮ እዩ።

    • @asmeromandemichael391
      @asmeromandemichael391 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      Werduna Ayetxrefnan enterfo enxbe mes zelewo serhu amzazina nkyed sebat ena
      Nulu seb hade ayethsbwo
      Bzikone Ama yeqnyelna

    • @mogoschelsawi4471
      @mogoschelsawi4471 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@ALU4279now baelka endo hsebo Entay do fuluy tezaribu eyu
      Ab kale tezkewn ksto kezi elu enabele msserhe nieru

  • @DesetDeset-q7l
    @DesetDeset-q7l 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Welcome emawi ❤️

  • @searekahsay1326
    @searekahsay1326 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇩🇪🇩🇪🇩🇪

  • @teklabtesfation5213
    @teklabtesfation5213 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Thanks Ama❤❤❤

  • @BiniamFisehaye
    @BiniamFisehaye 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኤማ ንኣሞሪን ኣማኽሮ😢😢😢😢😢😢😢

  • @SelahselahRomia
    @SelahselahRomia 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Ema wedi ❤❤❤

  • @Bboyetigrigna
    @Bboyetigrigna 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    🎉🎉🎉

  • @ቢቶውቢቶዉኢልናንዘምር
    @ቢቶውቢቶዉኢልናንዘምር 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา +5

    ኢሰያስን ኤማን ሓደ ኢዮም ኢሰያስ ባድመ እንዳ በለ 35 ዓመት ኤማ ድማ ንግሆ ምሸት ማን ሽት ኪብል ነቢሩ ጋዜጠኛ ንመይኡ ኢዩ ዝሰርሕ ወየ ድኣ ጋዜጠኛ ህግደፍ ኮይኑ እምበረ

    • @ALU4279
      @ALU4279 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      @@ቢቶውቢቶዉኢልናንዘምር ሓወይ እዛ ቻነል ናይ ስፖርት እንበር ናይ ፖለቲካ ከም ዘይኮነት ኣይንዝንግዖን ኢና። ከምቲ ንሕና መሰል ንደሊ ዘለና ሰብ ኣብ መስሉ ከኣምን ናቱ መሰል ክሳብ ዝሃለዎ። ዉልቃዊ ጽልኢ ብዙሕ ኣገዳሲ ኮይኑ ኣይስምዓን። ብ ዝህበና ዜና ስፖርት ዕጉባት እንተ ኮይንና ጹቡቅ። ኣብዚ ብ ሓይሊ ወጢጡ ዘምጽኣና የለን፡ ስለዚ ኣነን ንስኻን እንተዘይ ዓጊብና ከኣ ናብቲ ንዓግበሉ ንኸይድ።

    • @ቢቶውቢቶዉኢልናንዘምር
      @ቢቶውቢቶዉኢልናንዘምር 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      @ALU4279 ወገሐ ጸብሐ ማንቺስተር እንዳ በለ የዛንና ኣጺሚምና ቸልሲ ሲዒራ ሸለል ኢሉ ዝሓልፍ ኣበይ ድኣ ኣሎ 5 ዶ 10 ትዕዝቢታት ዝብሎ ዝነበረ ማሓዮ በሎ

    • @ALU4279
      @ALU4279 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ​@@ቢቶውቢቶዉኢልናንዘምር ንዓና ደኣ በለልና እንበር ጋንታኹም ደኣ ጠፊኣ እንዳተባህለት ን ቅድሚት ትግስግስ ኣላ። ዋና ነገሩ ከኣ 3 ነጥቢ ምርካብ እዩ።

    • @RimeyNatey-w1d
      @RimeyNatey-w1d 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      Eti wegennet yu zezarb zelo hbbi​@@ALU4279

  • @yohannesgmeskel401
    @yohannesgmeskel401 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    👍👍👍

  • @asmeromshimendi-n9c
    @asmeromshimendi-n9c 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ኢማ ግን ብጣዕሚ ኢካ ጉማማ ናይ ይናይትድ አንተዝከዉን ትማሊ ንተንተንካዮ ነይርካ

  • @AzuHawihelu
    @AzuHawihelu 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Finally Amanuel nay Chelsea Zena amxiu 😅 Yekenlna eske

  • @Mulugeta-bf3im
    @Mulugeta-bf3im 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    welcome ema bro

  • @ToniEseyas
    @ToniEseyas 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Entadieka aleka hji temxalna nay chelsea 🤨

  • @Teklit-t7s
    @Teklit-t7s 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    እዋእ ኣብልዕሊ ቸልሲ ዘለዎ ንዕቀትን ድገፍታን እዩ። ናይ ሻሹ እንተ ዝኸዉን live ገለን ጌሩ ምተንተኖ

    • @ALU4279
      @ALU4279 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@Teklit-t7s ኣንታ ተክሊት ሓወይ ሞ ባዕልኻ ዘይተቅርበልና 😃😃😃

    • @DejenAmanuel-l8l
      @DejenAmanuel-l8l 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      Sq elka tray semika eznka fews kemzn kemtn aytbel wedi adna😂😂

  • @NATNAELShishay-g4u
    @NATNAELShishay-g4u 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤

  • @SimonAndat
    @SimonAndat 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤🎉❤🎉❤🎉❤

  • @girmayhabtemichael4029
    @girmayhabtemichael4029 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Wallcome🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤Emawi

  • @SirakYohannes
    @SirakYohannes 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ኣነ ዝገርመኒ ደገፍቲ ቸልሲ 90 ደቂቅ ጸወታ ክርዩ ሓዲሮም ኤማ እንተ ዘይተዛሪብሎም ይኩርዩ 😂😂😂😂😂

  • @feef315
    @feef315 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    መግለጺ ኣሞሪም መግቲኢ ክገብርሉ፡ እቲ እንኮ ኣብታ ጋንታ ንዘሎ ሽግራት ብ ግልጺ ጉዶም ደገ ስለ ዘውሰኦ ድዩ መግቲኢ ክግብርረሉ

  • @Theblue-uq7cc
    @Theblue-uq7cc 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Sekt eleka aleku beza nay Chelsea tray 😢😢

  • @Meron-x5u
    @Meron-x5u 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ኣሞሪም እምበኣር ብ ሜድያ ክጅለጥ ጅሚሩ😢

  • @FitsumBeraki
    @FitsumBeraki 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Ema enzo dea temali dea neru diyu

  • @RobiOkbay-d6m
    @RobiOkbay-d6m 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    show some respect bro.

  • @didi6307
    @didi6307 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Merhaba Emma ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉😢

  • @EsayasHabte-e4g
    @EsayasHabte-e4g 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @HayelomWeledgebrl
    @HayelomWeledgebrl 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Comm on blue 💜💜

  • @Delayifqri2025
    @Delayifqri2025 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ኣብዚ ዘለኩም ኣፍቀርቲ ስፖርት ኣብ ናተይ ብሮፋይል ኣቲኹም ባ ሳብስክራይብ ሓጉዝና 🙏🙏🙏

    • @ALU4279
      @ALU4279 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      ሞ ኣስብሕ ኣቢልካ ትከፍለና ዲኻ😅😅😅😅😅 ንጹቡቅ ጥራይ ይኩን እንበር ርከብ ኣይትስኣን። ካልኣይ ነገር ከኣ ሞር ሳብስክራይብ ክትረክብ መታን ኣብ ፈይስቡክ ዘሎ ጉሩባት ነቶም ናትካ ፍሬንድስ ንኽሕግዙኻ ሼር ምግባር ከድልየካ እዩ። ጹቡቅ ዕድል። ❤

  • @YoniYoni-i6h
    @YoniYoni-i6h 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Ata nay helmey gentia

  • @SemereZaid-b6i
    @SemereZaid-b6i 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    111111🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @milenyomeyasu8130
    @milenyomeyasu8130 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣነ ዝገርመኒ ናይዚ ጋላገር ኮ ወላ ሓንቲ ዋንጫ ፕረመሊግ ዘይ ብሉስ ነዞም ኣሰልጠንትን ተጻውትን ብነቀፌታ ጦቅ ኣቢልዎም 😢

    • @nigstybeyene9677
      @nigstybeyene9677 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      Niskake men yibluka bizaeba Caragher kitzareb . Nisu kem texawatay meten dilayu kizareb bikiatin kieletin alewo. Niska keman xawti teketatile elka tizareb aleka. Akimka filet

  • @HenokBerhe-d5r
    @HenokBerhe-d5r 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ezia kenetehasasebela ena ema

  • @brgednihamedu9389
    @brgednihamedu9389 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    Abey neyrka dia hiji amxikayo nay United ente zikewin keltifka wela enda motka memixakayo ezias aygibrin ember gantakas kitimiles ya 2y division

  • @Legese-n4r
    @Legese-n4r 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    1

  • @NahomFtisum
    @NahomFtisum 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @Delayifqri2025
    @Delayifqri2025 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    2

  • @godisloveae1462
    @godisloveae1462 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ኣብዚ ደሎ ፓፓፋሎ ዝኮነ ሰብ ከኣ ናይ ትማል ሕጂ ዜና ኢልካ ዲካ ኣምጺኢዮ 👎👎

  • @ALU4279
    @ALU4279 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኡፍ ንመጀርታ እዋን መበል 20 ኮመንት ክረክብ በቂዐ 😅😅😅። እቶም ትማሊ ትጻረፉ ዝነበርኩም ድፉናት ሓንጎል ደገፍቲ ቸልሲ፡ ሕጂ ከ እንታይ ኢኹም ክትብሉ።

  • @DawitmebrahtuDawitmebrahtu
    @DawitmebrahtuDawitmebrahtu 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    1y

  • @RobelRobi-m7n
    @RobelRobi-m7n 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Salsay 😅

  • @MedaZewde
    @MedaZewde 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Bdengla rakbya lomes

  • @Amanokbay-o5f
    @Amanokbay-o5f 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    th-cam.com/video/zZtqfWZ4UgE/w-d-xo.htmlsi=3YSzabH5oW2wmd3I 😂😂😂😂

  • @ErmiyasMerhawi
    @ErmiyasMerhawi 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    2

  • @TemesgenNbel
    @TemesgenNbel 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉