ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ዘመን ሓዳርኩምን ደቅኹምን ኣምላኽ ይባርኸልኩም፡ ዓበይቲ ዓዲ ! From🇪🇷
ሰብስክራይብ አርጉኝ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ማዓረይ
ኣሜንንንንንንንን🙏
@@haneytube5326 ቤተሰብ እንሁን th-cam.com/video/M_8nCehbocA/w-d-xo.html
የፍቅረኪ 'የ ኤርትራ ኣሜን ክብረተይ❤️
🔴⚫⚪🇪🇹🙏 እምንወዳችሁ ❤️ በፊቅር ነው። ትግራዬች። ምርጥ ዜማ ነው። ገለቱማ። የቕንለይ ❤️🙏
me to bro i like poepel and respict i love you man one love
😂👌👌👌💕💕💕🌹
❤❤❤
የቀንየልና bro geletoma
😘😘😘😘😘😘😘love
እፉፈፉ እንታይ ኢለ እየ ክገልፀኩም ብሑሱም ደስታ ንብዓተይ ውሕጂ😭😭😭ሓዳርኩም ይባረክ ፍቅርኩም ይብዛሕ 💋💋💋💘
ኡፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍ ደሰ ዝብል ክትሰሞዖ ምቁር ሙዚቃ ኣይፍላሊኩም ፍረይቲ ፀገይቲ ይግበርኩም
Amen amen na eski anen nskam kemom nkun gn nafkotey ilka tederifkaleyu
@@ttthhhh5563 ህያበይ ናተይ ናፍቆት miss you
from 🇪🇷 😘😘🙏🙏🙏
Addis Ngus አስፈላጊ የሰዉነት ክፉላችን ላይ ውፍረት ለመጨመር የሚረዳ ስሙዚ. th-cam.com/video/OZQLAKTgsJQ/w-d-xo.htmlPlease visit my youtube channel Thanks in Advance 🙏🏽
ብተሓጓስ ነቢዐ ኣሰይይይይ ከማይ ዘተሓጎሰ እሰኪ ላዪክ
ፍቅርካ ምግላፅ ፅቡቅ እዩ። ግን ካኣ ይግባኣ እዩ በላሕ መሰተውዓሊት ዋዕሮ እያ ትምኒት ኣነ ካኣ ክምርቀኩም ሽሕን ዋልታን ኩኑ ከም ሑፃ ባሕረ ሰሱኑ ኣምላክ ምሳኩም ይኩን
ብተሰፋ ምንባር አስፈላጊ የሰዉነት ክፉላችን ላይ ውፍረት ለመጨመር የሚረዳ ስሙዚ. th-cam.com/video/OZQLAKTgsJQ/w-d-xo.htmlPlease visit my youtube channel Thanks in Advance 🙏🏽
ለኛም ከስደት መለሰ ፅዳ ያለ ፈቅረ አና ትዳር ይሰጠን አሜን በሉ አንጂ
አሜን
Amen
እወ ሃፍተይ ናተይ አሜን ብያሎህ ሃያቲ
Amen amen amen
አሜን አሜን አሜን ውዴ🙏🙏🙏😭😭
ትምኒት ሽኮር ስወድሽ ሳምሶን እውነት በጣም ደስ ትላላችሁ የፍቅር አምላክ ይጠብቃችሁ
እዛ ኮመንት ተንብብ ዘለካ ፈጣሪ እድመን ሰላም ይሃብካ ኣዴካ 1000ዓመት ትንበረልካ🙏
Amen.amen.amen.hawey.natey...
ኣሜን
🙏 Amen
Amen,amén amen
Amen 💞 Amen 💞 Amen 💞
ን ትምኒት ይግባኣ እዩ እትብሉ
Ne tmeintaeyi mecweit bewhuidui❣❣❣❤
ን ትምኒትይ ይግባኣ እዩ!❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤👸👸👸👸👸👸❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤
Samiye ymochkmum wedno yaruhey enquae dess beleki
ተፋቲሖም ኮ ጠሊማቶ ዛ 😢
በቃ ከምዚ እዩ ሰብኣይ ማለት :: ትምኒት ብጣዕሚ ዕድለኛ ኢኺ ኣብ ገዛ ዘይኮነስ ኣብ ኣደባባይ ወጺኡ ዘመስግነኪ ስብኣይ ምርካብኪ.. ዘመንኩም ይባረክ ደቂ ሓላል መሬት ::
ባሃቂ ምቅርተይ
Nay Bihaki adil
ሰበይቲ ማለት ካኣ ከም ትምኒት ኣብ ፍቅራ ጸናዒት እያ
@@oscaryahoo1292 እዛ ፅሑፍካ አስሚረላ አለኩ
yekoney way emo gtmi latshafna knemsgnen eniena gororo kabey ymtsae gtms.nay hzbi mgeberna
አብ ሓዳራ ጽንዕቲ ናይዚ ዘመን ሄዋን መርኣያ ኢኪ ትምኒተይ ጓል ዓጋመ ይገባኣኪ እዩ
ዋው ኣብነታውያን ሰብ ሓደር ፍቅርኩም ይባረክ ንበሩ ተጋሩ የሕዋትና: : ካብ ወዲ መረብለኸ ዓዲ ኻላ love you tigaru adey ::
ያበደ ነው ፍቅር ካሉት ይህ ነው እንኳን 10 አመት ቀርቶ 10 ወር የማይቆይ ፍቅር ነው ያለው አሁን እስኪ ቆጆቺ እኔንተ ምሳሌ ሁኑ ተባረኩ
እውነት ብለሻል እህት
ሰፕ አርጊኝ
ያ ረቢ ካብ ፍቅሪ ዝዓቢ ታይ ኣሎ ኣብዛ ዓለም ፍቅርኩም ይብዛሕ ሓባይበይ ደላይት ጽቡኩም የ ካብ ወልቃይት ላይክ ሚ ፕሊስ
ዋውው እንቓዕ ደሓን መፃካ ሳሚየ ይብል ድምፂ ብሓቂ ጥዕምቲ ደርፊ ትምኒት ዝፈቱ እስከ like ኣጥዑሙና ሳሜተይ@ትምኒተይማሮቼ "ፍቅር ላይ ፍቅር ""ጤና ላይ ጤና""ሃብት ላይ ሃብት "ጭምርምር ኣርጎ እግዛቢሄር ይስጣቹ ስወዳቹ
አሰይ ክልተ ፅቡቋን ጥዑማት ድምፅን አምላክ ነዊሕ ዕድመን ጥዓን ይሀብኩም
ን ትምኒት ይግባአ ...በጣአሚ ይፈትወኪ ትምኒተይ...ቆንጆ,ሽኮር...ፈጣሪ እድመን ጠናን ይሀብካ
"" ኣይትሰኣኒ ትምኒተይ "" ዋው ፣ እድመን ጥዕናን ይኻብኩም ። ሚስቶቻችሁን እና የወለዳችሁት ልጅ ቤት አስቀምጣችሁ ጨርቆስና ካሳንችስ ሠፈር ለምትማግጡ ትምህርት ትሁናችሁ ይቺ ዘፈን ።
አዎ ትክክል ብለሻል ያልታደሉ ፍቅር የፈጣሪ ስጦታ ነው ጀሮ ያለው ይስማ!!!
ሳምን ትምኒትን እንኳዕ ንዓስራይ ዓመት ሓዳር ኣብፀሓኩም እንዃዕ ድማ ደስ በለኩም መርኣያ ሓቃዊ ፍቅርን ቃል ኪዳንን ምስ ጓልኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
ብጣዕሚ ደስ ባሃልቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ምስ ጏልኩም ሙቁራተይ 💖💖💖
ባላዉቀዉም ትሩጉሙን ግን ባልናሚሥት ከአንድወዝይቀዳል ማለት እናተናችሁ በጣም ደሥየምትሉ ነፍ አመት ኑሩ ትምኒት በጣምጎበዝነሽ በርች
አሰይ ሽኮራት ፅቡቃተይ አደይ ማርያም ምስ ወዳ ታሐልኩም ደስ ባሀልቲ ሳሚ ትምኔተይ ፍቅርኩም ስጋብ መጨረሻ ብዝሕ ይበልልኩም ሙቁራተይ ደስ ክትብሉ ፈጣሪ ይሐልኩም ደቂ ሐላል መሬት እልልልልል
ትምኒት ሽኮር ሳምሶመይ እግዚኣብሔር ሓዳርኩም ይባርኸልኩም ኣሜን🙏🙏🙏
ፍቕሪ ብሓቀኛ ኣፍቃሪ እንትግለፅ ፉሉይ ምቓረት ኣለዎ።ፍቕርኹም የብዛሓዮ ፍትዋተይ🙏💗ህድእ ዝበለ ሙዝቃ 💗
I never see like this family, Amlak ybrkum ab mla hewtkum
ዋው ብጣዕሚ ጽቡቅ ደርፊ ኣቤት ሽኮራት ከጥዕመልኩም ዕድመን ጥዕናን ከኣ እምንየልኩም
እንኳን ለዚህ አበቃችሁ የኔ ልዩወች😍እኔ ትግርኛ መስማት እችላልሁ ግን ምፅጸፍ አልችም እስኪ አስትመሩኝ እህታችሁ ነኝ ከወሎ ወልድያ ።እንኳ
ዋውውው ደስ ባሃልቲ ሳምሶም እንካዕ ዳሓን መፃካ እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
ፍቅርኩም ይብዛሕ ከም ናትኩም ፍቅሪ ይዓድለና ሳሚ ይበል ድምፂ ቀፅለሉ ❤❤❤
ሳሚ እንካዕ ዳሕን መፃእካ ፍቅርኩም የብዝሐዮ ብሓቂ መርአይል ፍቅሪ ኢኩም
ቆንጆ ስራ ነው፣ ያምራል፣ቅንብሩ ዜማው ግጥሙ ክሊፑ ሁሉም ያምራል፣ባልሳሳት ዓዲግራት ኣግኣዚ high school ተማሪ እያለህ ሙዚቃ መሳሪያ ትጫወት እንደንበርክ አስታውሳለው፣ ሌላ ስራህን እንደምታሰማን ባለሙሉ ተስፋ ነኝ።
ፍቅርኩም ይባረክ ደቂ ትግራይ ሓላላት 😍💖💖💖💖ትምኒት ዉን ኣብ ክሳድኺ ማዕተብ ግበሪ ❤️
👍👍👍👍👍👍👍
ምቁራተይ ፍቅርዅም ይሰስን ዕድመን ጥዕናን ያሃብኩም ፈጣሪ ኣይፈላሊኹም ኣምላኽ እሰኪ ነዞም ሁቡባት ፍጥረት ዝፈቱ ላይክ
አይፍላሊኩም ሳምሶም ሓውና ናይታ ዋዕሮና እንፍትዋ ጀግና ሓፍትና ባዓል ቤት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
ብሓቂ ዘፍቅረካ ተፍቅሮ ሰብ ምርካብ ተዕድልቲ እዩ !
Love from 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 to my tigrgna people ❤️
We Love you too ♥️🙏
ሰስኑ ሽሕን ዋልታን ኩኑ ፅቡቃተይ።ኣምላክ ኣይፈላሊኩም 😍
ዘመንኩም ይባረክ ትምኒተይ ማራ እንድየ ዝፈትወኪ ዝበለፀ ከኣ ሕጂ ምስ ስድራኪ
አነስ ታይ ክብል ምደለኩ "ንራሄለይን ንዘመንን" ከምዚኦም ኮይኖም ፍቅሪ ብፍቅሪ ኮይኖም ክርኢ እስቲ ከምዚ ከማይ ፅቡቆም ትምነዩ ኢድኩም ንላዕሊ አሕዋተይ::
❤❤❤❤💔💔🤲
ናይ ልበይ ተናጊርክያ ላሓሰብኩ ፀኒሐ
@@ጓልውቅሮፃዕዳኩርዕቲዓጋመ እወ ምቅርቲ ሃፍተይ
ናይ ኩሉ ጌዜ ሓሳበይ ሉዑል አምላክ ይፈልጥ
😘😘😘🥰❤💋🙏🙏🙏
ፅቡቕ ስራሕ ሳሚ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ትምኒት ምስ ሳምሶን መርኣያ ሰብ ፍቕርን ሓዳርን ኢኹም ፅኑዓት ኩኑ
ዘቕንእ መርዓ ቀጽልሉ ደስ ብሃልቲ ሓዳርስ ከምዚ እንተኮነ እዩ እምበር እግዚኣብሄር ምሳኩምን ምስ ደቅኹምን ይኹም ።ኣሜን
አስይይይይይ ደስስስስስ ክትብል እግዚአብሔር አምላክ ሓዳርኩም ፍቅሩኩምን ይባርከልኩም ህያባተየ♥♥♥♥🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳ወላዲተ አምላክ ኩሉ ግዜ ምሳካትኩም ትኩን ሓላላተይ ♥♥♥መረአይ ናይ ፍቅራት ብእውነት ደስስስ ክትብል ትምኒተይ የኔ ለቦም ፣የኔ ቀመምም፣የኔ ሁሉ ነገር ፍትውትውውውው እየ ዘብልኪ ክብረተየ♥♥🇻🇳🇻🇳🇻🇳መን አሎ ከመይ ዝፈትወም እዞም ውቁዋት አሕዋትና
ትምኒት ጏል ጀጋኑ ሓድጊ እቶም ሰብ ስረትምኒት ሓፍቲ ጀጋኑ ህዝባ እምኒ ዓረመንሞ ንዓዓ ዘይፈተወ ዘየፍቀረ?ትምኒት ውላድ ትግራይ ትፍቶ ብሕልፊዓቂብካ ትታሓዝ ዓለባ ጠላፊኣብ ሓቂ ውዒላ ኣንጀቴ ውስብቲለባም ሓው ረኺባ ብሩኽ መላፍንቲይበል ኢልና ኢና ሳሚ ወድ ሃገርምስ ትምኒት ፅብቕቲ ከም ባህግኻ ንበርፍረዩ ሰስኑ እንቃዓ ጣፍ ኩኑኣእላፍ ውለዱልና ማእገርና ዝኾኑሃገር ዘሕብኑኣሜን
ውውውውውውውውውው ጽብቃት ፍጥረት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ሓዳርኩም ይባረክ
ትግርኛ ጆሮየን ቢሉኝ አልሰማም ነበር ይቅ ሙዝቃ ግን ገባብኝ ደስ ትላላችሁ ፍቅራችሁን ያብዛላችሁ ፍቅር ያለበት ቦታ አነፍንፊ ነዉ 😆ጌታሆን ለኔም ጥሩ አፍቃሪ ስጠኝ።
Fekrekum kem Abrham Saran yegberelkum. Edmen tenan yehabkum. Emazing so bytfull song bytfull voice. Good Bless you. ❤❤❤❤❤❤❤❤🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷
ኣነስ ሰደት ምርር ኢሉኒ መአዝ እየ ዝምሎሶ ዓደይ ተመርዕየ ምውላድ ይደሊ እስቲ ፀሉይለይ 👏👏👏 አብ ስደት ዘለኩም ፈጣሪ ብሰላም ዓድኩም ይምለስኩም 👏👏👏
እማንካ ሳሚ ሓወይ ልዕሊ ፍቅሪ የለን ኣብዛ መሬት ፍቅሪ ተልዩ ኩሉ ኣሎ እንካዕ ደስ በለኩም እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ምስ ውልድኩም ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ እዩ ሰሚዐ ኣይ መነክዎን
ኡፍፍ ብቁዱስ ቅንኢ ማራ ቀኒኤ ፈጣሪ ዕድመ ያሃብኩም ሓባይበይ
ወይኒ ኣጆኪ ኣን ኣለኩልኪ
ዋውውው ደስ ዝብል ደጋጊምካ ክትሰምዖ ዘይፅገብ ናይ እግዝኣብሔር ፍቅር ፍቅሩኹም የብዝሓዮ መልሱ የብዝሓዮ እንተ ዝተፈላለና ድማ ሰይጣን ሞይቱ ናይ ፍቅር ኣምላክ ይሃበና ኣብ ሓዳርን ፍቅርን ዘለኹም ድማ ንዝኣቶ የማስልኩም እውነተኛ ፍቅር መጨረሻ የብሉን🙏
ዋው ሳሚ ብጣዕሚ ገራሚ ስራሕ ካብ ሐዚ ንድሓር ኣይትጥፋእ እሽዶ ቀፅለሉ ቆንጆ ድምፂ እዩ ዘለካ
አቱም 2 ሰባት dislike ዝገበርኩም እንታይ እባ ኮይና ትብሉ?አብየት ቅንኢ ሕርርር...... long live ሳምሶን and ትምኒት::ናይ ፍቅሪ አምላኽ ምሳኹም ይኹን::
ክክክክክክክ ይገርም እየ
አሜን ጓለይ ሐሳዳት በልዮም
Sile zeyfelitwo eyom
@@alajeadishihu7255 ቅንኢ እዩ መዓረይ ቅንኢ ርጉም እዩ እኮ 😀😀😀😀ንምንታይ ተፋቂሮም ድዮም ዝብሉ ዘለዉ እባ አነስ ይገርመኒ አሎ አሰይ ገበሩ ግዲ::
@@ጓልውቅሮፃዕዳኩርዕቲዓጋመ ንምንታይ ያ ተፋቂሮም እኮ እዮም ዝብሉ ዘለዉ 😀😀😀😀😀.....ገረምቲ::አሰይ ገበሩ ግዲ::አሰይ አሰይ ናይ ኢፍሬም አማረ ክጋብዞም እምበይ::
ዋውውው በጣም ደሰ ትላላችሁ ፈጣሪ ረጅም እድሜ እና ጤና ይስጣችሁ T and S❤❤👈
እሰይይይይይ ሙቁራት ደስ ስትሉ ፍቅርቹ ብዝትትትት ይብለ እኛም ክስደት መልሶ እንድዚ ፍቅር ይስጠን ኣሜን🙏
ዋውውውውውውውውውውው ኣነ ኣይኣምንን ድምፁ ክጥዕም ማዓት ኣታ ክንደይ ጀጋኑ እዮም ዘለውና
Voicing no comment bravo zhawey and happy 10th anniversary both of u with your lil angel love u from 🇪🇷
ደስ በሃሊ ደርፊ ደቂ ሳሚ፡ኣንበሳ፡ ሓድርኩም ይባረኽ
ፈጣሪ ፍቕርኹም የብዛሓዮዕድመን ጥዕናን የብዛሓልኩም ምስታ ምጭውቲ ጓልኩም።
ፍቅርኩም እግዚአብሔር የታሓወሶ ንኩል ግዜ !
Good bless your marriage ur family. Peace and love from Eritrea 🇪🇷
ውውወውውውው ደስ በሃሊት ደርፊ ዕደመን ጥዕናም ይፍጠረልኩም ፈጣሪ
Yes please Tigrnga classical music is so needed በጃኻ ወሲካ ድረፈልና
መን ከማኩም ደቂ ዓጋመይ(ትግራይ) ጥዑማት💞፡ፍቕርኩም ብዝሕዝሕ ይበል፡ከምኡ ድማ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ይሃብኩም ፈጣሪ ሰብ ፅኑዕ ቃል ኪዳን💍!!
waawwwww asey hadarkum ysesn🇪🇷😍
ዋውውው ቃላት አጠረኝ ምን እንደምላችሁ ቲምንተዬ በጣም ደስስስስስ ትላላችሁ
ዋውውው ዌል ሳሚየይ ደስ ዝብል ሙዚቃ ደስ ክትብሉ ፍቅርኩም ይብዛሕ ምቁራት ❤❤❤❤
ዋውውውው እዝኒ ድራር ዝኮነ ሉስሉስ ሙዚቃ አቦ ፍቅርኩም ሓዳርኩም እግዝአብሔር ይባርከርከልኩም መርኣያታትና፡፡፡፡፡፡፡፡፡፡፡፡፡፡
wow des silu You abeautiful voice .....God Bless your life ..beautiful family
ደቂ ዓባይ ትግራይ ከመይ ዲኩም አስልታት ሰላምኩም ይብዛሕ ምስ ትግራይ ዓደይ♥️♥️♥️♥️🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳♥️♥️♥️♥️🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️🇻🇳🇻🇳🇻🇳
መምህርቲ ፍቅሪ ፍቅርኩም ይባረክ ፈረይቲ ጸገይቲ ኩኑ ኣወዳት ኩኑ ደቂ ኣንስትዮ እስቲ ካብዚኦም ንማሃር
ዋዉ በጣም ደስ የሚል የፍቅር ተምሳሌቶች በርቱልኝ ፈጣሪ ትዳራችሁ ይባርክ
ኣሰይ ደስ ሙቁራት ኣሕዋተይ ድስ በሃለቲ ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም
ኢቢሲ ላይ ኢንተርቪዋን ካየሁት በህዋላ በጣም እጉዋጉዋ ነበር ባለቤትዋን ለማየት I'm so happy to see you guys nice music keep it up God bless your beautiful family
You should have a duet guys. Beautiful couple 😍😍
በጣም ነው ደስ የሚለው ሙዚቃው ከ ርዕሱ ጀምሮ ሀሳብህን የገለፅክበት መንገድና መልዕክቱ ተመችቶኛል አንደኛ በሌላ ስራ እንጠብቅሀለን።
Number one lkone derfi 😍💕💖💝💕💕ltebareke hadar ygberelkum
Neakum kab muftayey ztelealesi nmogos qalat siene S.T ambubulna ❤
ዋውውውው አረ ካብ ዓይኒ ሰብ ይምሓርኩም ፍቅርኩም ብዝሕሕሕሕሕ ይበል ኡፍፍ🙏🙏🙏😥😍😍😍😍😥 ኣበይ ኣለካ ኮን ናይ መጻኢ ፍቅረይ ናፊቀካ ደሞ 😝😝😍😍
ፍቅርኩም እግዛብሔር ኣምላክ ይባርኮ ጥዑማት ፍቅር ካብ ግዛካ ይጅመር ኣርኣያ ፍቅሪ ተምኒተይ ዋዕሮና ይግባኣኪ እሲቲ ኣድነቅቲ ዋዕሮ 👍👍👍
ሰባአይ ሰበይትን ካብ ሓንቲ ዔላ እየም ።ዝቅዱሑ ዝባሃል አብዚ አሎ እንክን ዘይብሎም ፅምድታት ነዊሕ ዕድመ ምስ ሙሉእ ጥዕና ያሃብኩም
''ነዊሕ ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብኹም ''ፍቅርኩም ይባረክ!ደቂ ሓላል መሬት እስኪ አድነቅቲ ትምኒተይን ሳሚን ላይክ ሳብስክራይብ ግበሩለይ አይክፈሎን!!
ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክም ፍቅርኩም ንዘላኣለም
ሳሚ ለካ ድምፃዊም ነህ በጣም ሚገርም ግጥምም ዜማም ነው ይምችህ አልበማቹ ግን መች ነው ጀባ ምትሉን? እንወዳችዋለን ፈጣሪ እድሜ እና ጤና ይስጣቹ አይለያያቹ።
ተምኒተይ ትንእሳባ ነዛ በላሕ ዋዕሮ ትግራወይቲ ንስኺ ማዓርግ ሃገርና ተምኒተይ ሓዳርኩም ከም ኣብርሃም ሳራም ይግበረልኩም ብውላድኩም ሰሰኑለይ ክዓ ፈትውውውውውውውው
በቃ ከምዝይ እዩ ሰብኣይ ማለት ፡፡ ትምኒተይ ዕድለኛ ኢክይ ኣብ ገዛ ዘይከነስ ኣደባባይ ወፁ ዘመስገነኪ ሰብኣይ ምርካብኪ ዘመንኩም ይባረክ ድቂ ሓላል መሬት ፈረትይ ፀገይትይ ኩኑ ፡፡
ናይ ፍቅሪ ኣምላክ ፍቅርኩም ይባርከልኩም ኣሓተይ ሸሕን ዋልታን ኩኑ ፍቁራተይ ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️💒
እሰይ ሙቁራተይ ከመይ ድየ ዝፈትወኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፍቕርኹም ይብዛሕ
Really nice voice and good message god bless you merge and your loved forever.
Lovely work may God bless ur coming life bests from 🇪🇹🇪🇹🇪🇹
ደስ ክትብሉ ምሉእ ዕድመኩ ፍቅሪ የዘራኣዮ ፍቅሪ ኣምላክ ስድራኩም ይባርኮ
ዋው ትምኒተይ ዕድለኛ ኢኺፍቅሩኩም፡እግዛብሄር፡ኣምለኽ፡ይባርኽ
ደስ እምትሉ ጥንዶች ናችሁ ♥️😘😘😘😘ሰላማችሁን ፍቅራችሁን ያብዛላችሁ ከወረት የፀዳ ፍቅር ያድለን ለሁላችንም
wwwww welikam samy Hawey ybel dimt Hadarkum yibarek eihwateyeihwatey👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍
I love you mukuratt nay fkri amlak msakum ykunn ksab Mwedata i from Eritrea ❤
አሰይ ምቁራተይ ደስ ክትቡሉ ፍቅርኩም ይባረክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ትምኒተይ በለፀት ይግባእኪ እዩ ዉቅብተይ ፍትዉትዉ ምጭዋተይ 💖💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💋💋💋💋💋💋
ደስ ትብሉ ደቂ ሓላል መሬት ዘመንኹም ይባረክ
ዕድመኩም የንወሓዮ ፍቅርኩም ፍቅሪ አብርሃምን ሳራን ይግበሮ ፈረይቲን ፀገይትን ኩኑ
ፅቡቅ ቀና😘ፍቅሩኩም ፈጣሪ የዳብሮ🌹🌷💐
ብጣሚ ጥዕምቲ ደርፊ ሳሚ ቀፅለሎ ፍቅርኩም ፈጣሪ ይሐልዎ ቴዲ ቲፎ ካብ ዱባይ
Setamru blessed with your beautiful family's
ዘመን ሓዳርኩምን ደቅኹምን ኣምላኽ ይባርኸልኩም፡ ዓበይቲ ዓዲ ! From🇪🇷
ሰብስክራይብ አርጉኝ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ማዓረይ
ኣሜንንንንንንንን🙏
@@haneytube5326 ቤተሰብ እንሁን th-cam.com/video/M_8nCehbocA/w-d-xo.html
የፍቅረኪ 'የ ኤርትራ ኣሜን ክብረተይ❤️
🔴⚫⚪🇪🇹🙏 እምንወዳችሁ ❤️ በፊቅር ነው። ትግራዬች። ምርጥ ዜማ ነው። ገለቱማ። የቕንለይ ❤️🙏
me to bro i like poepel and respict i love you man one love
😂👌👌👌💕💕💕🌹
❤❤❤
የቀንየልና bro geletoma
😘😘😘😘😘😘😘love
እፉፈፉ እንታይ ኢለ እየ ክገልፀኩም ብሑሱም ደስታ ንብዓተይ ውሕጂ😭😭😭ሓዳርኩም ይባረክ ፍቅርኩም ይብዛሕ 💋💋💋💘
ኡፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍ ደሰ ዝብል ክትሰሞዖ ምቁር ሙዚቃ ኣይፍላሊኩም ፍረይቲ ፀገይቲ ይግበርኩም
Amen amen na eski anen nskam kemom nkun gn nafkotey ilka tederifkaleyu
@@ttthhhh5563 ህያበይ ናተይ ናፍቆት miss you
from 🇪🇷 😘😘🙏🙏🙏
Addis Ngus አስፈላጊ የሰዉነት ክፉላችን ላይ ውፍረት ለመጨመር የሚረዳ ስሙዚ.
th-cam.com/video/OZQLAKTgsJQ/w-d-xo.html
Please visit my youtube channel
Thanks in Advance 🙏🏽
ብተሓጓስ ነቢዐ ኣሰይይይይ ከማይ ዘተሓጎሰ እሰኪ ላዪክ
ፍቅርካ ምግላፅ ፅቡቅ እዩ። ግን ካኣ ይግባኣ እዩ በላሕ መሰተውዓሊት ዋዕሮ እያ ትምኒት ኣነ ካኣ ክምርቀኩም ሽሕን ዋልታን ኩኑ ከም ሑፃ ባሕረ ሰሱኑ ኣምላክ ምሳኩም ይኩን
ብተሰፋ ምንባር አስፈላጊ የሰዉነት ክፉላችን ላይ ውፍረት ለመጨመር የሚረዳ ስሙዚ.
th-cam.com/video/OZQLAKTgsJQ/w-d-xo.html
Please visit my youtube channel
Thanks in Advance 🙏🏽
ለኛም ከስደት መለሰ ፅዳ ያለ ፈቅረ አና ትዳር ይሰጠን አሜን በሉ አንጂ
አሜን
Amen
እወ ሃፍተይ ናተይ አሜን ብያሎህ ሃያቲ
Amen amen amen
አሜን አሜን አሜን ውዴ🙏🙏🙏😭😭
ትምኒት ሽኮር ስወድሽ ሳምሶን እውነት በጣም ደስ ትላላችሁ የፍቅር አምላክ ይጠብቃችሁ
እዛ ኮመንት ተንብብ ዘለካ ፈጣሪ እድመን ሰላም ይሃብካ ኣዴካ 1000ዓመት ትንበረልካ🙏
Amen.amen.amen.hawey.natey...
ኣሜን
🙏 Amen
Amen,amén amen
Amen 💞 Amen 💞 Amen 💞
ን ትምኒት ይግባኣ እዩ እትብሉ
Ne tmeintaeyi mecweit bewhuidui❣❣❣❤
ን ትምኒትይ ይግባኣ እዩ!❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤👸👸👸👸👸👸❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤
Samiye ymochkmum wedno yaruhey enquae dess beleki
ተፋቲሖም ኮ ጠሊማቶ ዛ 😢
በቃ ከምዚ እዩ ሰብኣይ ማለት :: ትምኒት ብጣዕሚ ዕድለኛ ኢኺ ኣብ ገዛ ዘይኮነስ ኣብ ኣደባባይ ወጺኡ ዘመስግነኪ ስብኣይ ምርካብኪ.. ዘመንኩም ይባረክ ደቂ ሓላል መሬት ::
ባሃቂ ምቅርተይ
Nay Bihaki adil
ሰበይቲ ማለት ካኣ ከም ትምኒት ኣብ ፍቅራ ጸናዒት እያ
@@oscaryahoo1292 እዛ ፅሑፍካ አስሚረላ አለኩ
yekoney way emo gtmi latshafna knemsgnen eniena gororo kabey ymtsae gtms.nay hzbi mgeberna
አብ ሓዳራ ጽንዕቲ ናይዚ ዘመን ሄዋን መርኣያ ኢኪ ትምኒተይ ጓል ዓጋመ ይገባኣኪ እዩ
ዋው ኣብነታውያን ሰብ ሓደር ፍቅርኩም ይባረክ ንበሩ ተጋሩ የሕዋትና: : ካብ ወዲ መረብለኸ ዓዲ ኻላ love you tigaru adey ::
ያበደ ነው ፍቅር ካሉት ይህ ነው እንኳን 10 አመት ቀርቶ 10 ወር የማይቆይ ፍቅር ነው ያለው አሁን እስኪ ቆጆቺ እኔንተ ምሳሌ ሁኑ ተባረኩ
እውነት ብለሻል እህት
ሰፕ አርጊኝ
ያ ረቢ ካብ ፍቅሪ ዝዓቢ ታይ ኣሎ ኣብዛ ዓለም ፍቅርኩም ይብዛሕ ሓባይበይ ደላይት ጽቡኩም የ ካብ ወልቃይት ላይክ ሚ ፕሊስ
ዋውው እንቓዕ ደሓን መፃካ ሳሚየ ይብል ድምፂ ብሓቂ ጥዕምቲ ደርፊ ትምኒት ዝፈቱ እስከ like ኣጥዑሙና ሳሜተይ@ትምኒተይማሮቼ
"ፍቅር ላይ ፍቅር "
"ጤና ላይ ጤና"
"ሃብት ላይ ሃብት "
ጭምርምር ኣርጎ እግዛቢሄር ይስጣቹ ስወዳቹ
አሰይ ክልተ ፅቡቋን ጥዑማት ድምፅን አምላክ ነዊሕ ዕድመን ጥዓን ይሀብኩም
ን ትምኒት ይግባአ ...በጣአሚ ይፈትወኪ ትምኒተይ...ቆንጆ,ሽኮር...ፈጣሪ እድመን ጠናን ይሀብካ
"" ኣይትሰኣኒ ትምኒተይ "" ዋው ፣ እድመን ጥዕናን ይኻብኩም ። ሚስቶቻችሁን እና የወለዳችሁት ልጅ ቤት አስቀምጣችሁ ጨርቆስና ካሳንችስ ሠፈር ለምትማግጡ ትምህርት ትሁናችሁ ይቺ ዘፈን ።
አዎ ትክክል ብለሻል ያልታደሉ ፍቅር የፈጣሪ
ስጦታ ነው ጀሮ ያለው ይስማ!!!
ሳምን ትምኒትን እንኳዕ ንዓስራይ ዓመት ሓዳር ኣብፀሓኩም እንዃዕ ድማ ደስ በለኩም መርኣያ ሓቃዊ ፍቅርን ቃል ኪዳንን ምስ ጓልኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
ብጣዕሚ ደስ ባሃልቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ምስ ጏልኩም ሙቁራተይ 💖💖💖
ባላዉቀዉም ትሩጉሙን ግን ባልናሚሥት ከአንድወዝይቀዳል ማለት እናተናችሁ በጣም ደሥየምትሉ ነፍ አመት ኑሩ ትምኒት በጣምጎበዝነሽ በርች
አሰይ ሽኮራት ፅቡቃተይ አደይ ማርያም ምስ ወዳ ታሐልኩም ደስ ባሀልቲ ሳሚ ትምኔተይ ፍቅርኩም ስጋብ መጨረሻ ብዝሕ ይበልልኩም ሙቁራተይ ደስ ክትብሉ ፈጣሪ ይሐልኩም ደቂ ሐላል መሬት እልልልልል
ትምኒት ሽኮር ሳምሶመይ እግዚኣብሔር ሓዳርኩም ይባርኸልኩም ኣሜን🙏🙏🙏
ፍቕሪ ብሓቀኛ ኣፍቃሪ እንትግለፅ ፉሉይ ምቓረት ኣለዎ።
ፍቕርኹም የብዛሓዮ ፍትዋተይ🙏💗ህድእ ዝበለ ሙዝቃ 💗
I never see like this family, Amlak ybrkum ab mla hewtkum
ዋው ብጣዕሚ ጽቡቅ ደርፊ ኣቤት ሽኮራት ከጥዕመልኩም ዕድመን ጥዕናን ከኣ እምንየልኩም
እንኳን ለዚህ አበቃችሁ የኔ ልዩወች😍እኔ ትግርኛ መስማት እችላልሁ ግን ምፅጸፍ አልችም እስኪ አስትመሩኝ እህታችሁ ነኝ ከወሎ ወልድያ ።
እንኳ
ዋውውው ደስ ባሃልቲ ሳምሶም እንካዕ ዳሓን መፃካ እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
ፍቅርኩም ይብዛሕ ከም ናትኩም ፍቅሪ ይዓድለና ሳሚ ይበል ድምፂ ቀፅለሉ ❤❤❤
ሳሚ እንካዕ ዳሕን መፃእካ ፍቅርኩም የብዝሐዮ ብሓቂ መርአይል ፍቅሪ ኢኩም
ቆንጆ ስራ ነው፣ ያምራል፣ቅንብሩ ዜማው ግጥሙ ክሊፑ ሁሉም ያምራል፣ባልሳሳት ዓዲግራት ኣግኣዚ high school ተማሪ እያለህ ሙዚቃ መሳሪያ ትጫወት እንደንበርክ አስታውሳለው፣ ሌላ ስራህን እንደምታሰማን ባለሙሉ ተስፋ ነኝ።
ፍቅርኩም ይባረክ ደቂ ትግራይ
ሓላላት 😍💖💖💖💖
ትምኒት ዉን ኣብ ክሳድኺ ማዕተብ ግበሪ ❤️
👍👍👍👍👍👍👍
ምቁራተይ ፍቅርዅም ይሰስን ዕድመን ጥዕናን ያሃብኩም ፈጣሪ ኣይፈላሊኹም ኣምላኽ እሰኪ ነዞም ሁቡባት ፍጥረት ዝፈቱ ላይክ
አይፍላሊኩም ሳምሶም ሓውና ናይታ ዋዕሮና እንፍትዋ ጀግና ሓፍትና ባዓል ቤት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
ብሓቂ ዘፍቅረካ ተፍቅሮ ሰብ ምርካብ ተዕድልቲ እዩ !
Love from 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 to my tigrgna people ❤️
We Love you too ♥️🙏
ሰስኑ ሽሕን ዋልታን ኩኑ ፅቡቃተይ።
ኣምላክ ኣይፈላሊኩም 😍
ኣሜን
ዘመንኩም ይባረክ ትምኒተይ ማራ እንድየ ዝፈትወኪ ዝበለፀ ከኣ ሕጂ ምስ ስድራኪ
አነስ ታይ ክብል ምደለኩ "ንራሄለይን ንዘመንን" ከምዚኦም ኮይኖም ፍቅሪ ብፍቅሪ ኮይኖም ክርኢ እስቲ ከምዚ ከማይ ፅቡቆም ትምነዩ ኢድኩም ንላዕሊ አሕዋተይ::
❤❤❤❤💔💔🤲
ናይ ልበይ ተናጊርክያ ላሓሰብኩ ፀኒሐ
@@ጓልውቅሮፃዕዳኩርዕቲዓጋመ እወ ምቅርቲ ሃፍተይ
ናይ ኩሉ ጌዜ ሓሳበይ ሉዑል አምላክ ይፈልጥ
😘😘😘🥰❤💋🙏🙏🙏
ፅቡቕ ስራሕ ሳሚ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ትምኒት ምስ ሳምሶን
መርኣያ ሰብ ፍቕርን ሓዳርን ኢኹም
ፅኑዓት ኩኑ
ዘቕንእ መርዓ ቀጽልሉ ደስ ብሃልቲ ሓዳርስ ከምዚ እንተኮነ እዩ እምበር እግዚኣብሄር ምሳኩምን ምስ ደቅኹምን ይኹም ።ኣሜን
አስይይይይይ ደስስስስስ ክትብል እግዚአብሔር አምላክ ሓዳርኩም ፍቅሩኩምን ይባርከልኩም ህያባተየ♥♥♥♥🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳ወላዲተ አምላክ ኩሉ ግዜ ምሳካትኩም ትኩን ሓላላተይ ♥♥♥መረአይ ናይ ፍቅራት ብእውነት ደስስስ ክትብል ትምኒተይ የኔ ለቦም ፣የኔ ቀመምም፣የኔ ሁሉ ነገር ፍትውትውውውው እየ ዘብልኪ ክብረተየ♥♥🇻🇳🇻🇳🇻🇳
መን አሎ ከመይ ዝፈትወም እዞም ውቁዋት አሕዋትና
ትምኒት ጏል ጀጋኑ ሓድጊ እቶም ሰብ ስረ
ትምኒት ሓፍቲ ጀጋኑ ህዝባ እምኒ ዓረ
መንሞ ንዓዓ ዘይፈተወ ዘየፍቀረ?
ትምኒት ውላድ ትግራይ ትፍቶ ብሕልፊ
ዓቂብካ ትታሓዝ ዓለባ ጠላፊ
ኣብ ሓቂ ውዒላ ኣንጀቴ ውስብቲ
ለባም ሓው ረኺባ ብሩኽ መላፍንቲ
ይበል ኢልና ኢና ሳሚ ወድ ሃገር
ምስ ትምኒት ፅብቕቲ ከም ባህግኻ ንበር
ፍረዩ ሰስኑ እንቃዓ ጣፍ ኩኑ
ኣእላፍ ውለዱልና ማእገርና ዝኾኑ
ሃገር ዘሕብኑ
ኣሜን
ውውውውውውውውውው ጽብቃት ፍጥረት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ሓዳርኩም ይባረክ
ትግርኛ ጆሮየን ቢሉኝ አልሰማም ነበር ይቅ ሙዝቃ ግን ገባብኝ ደስ ትላላችሁ ፍቅራችሁን ያብዛላችሁ ፍቅር ያለበት ቦታ አነፍንፊ ነዉ 😆ጌታሆን ለኔም ጥሩ አፍቃሪ ስጠኝ።
Fekrekum kem Abrham Saran yegberelkum. Edmen tenan yehabkum. Emazing so bytfull song bytfull voice. Good Bless you. ❤❤❤❤❤❤❤❤🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷
ኣነስ ሰደት ምርር ኢሉኒ መአዝ እየ ዝምሎሶ ዓደይ ተመርዕየ ምውላድ ይደሊ እስቲ ፀሉይለይ 👏👏👏 አብ ስደት ዘለኩም ፈጣሪ ብሰላም ዓድኩም ይምለስኩም 👏👏👏
እማንካ ሳሚ ሓወይ ልዕሊ ፍቅሪ የለን ኣብዛ መሬት ፍቅሪ ተልዩ ኩሉ ኣሎ እንካዕ ደስ በለኩም እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ምስ ውልድኩም ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ እዩ ሰሚዐ ኣይ መነክዎን
ኡፍፍ ብቁዱስ ቅንኢ ማራ ቀኒኤ ፈጣሪ ዕድመ ያሃብኩም ሓባይበይ
ወይኒ ኣጆኪ ኣን ኣለኩልኪ
ዋውውው ደስ ዝብል ደጋጊምካ ክትሰምዖ ዘይፅገብ ናይ እግዝኣብሔር ፍቅር ፍቅሩኹም የብዝሓዮ መልሱ የብዝሓዮ እንተ ዝተፈላለና ድማ ሰይጣን ሞይቱ ናይ ፍቅር ኣምላክ ይሃበና ኣብ ሓዳርን ፍቅርን ዘለኹም ድማ ንዝኣቶ የማስልኩም እውነተኛ ፍቅር መጨረሻ የብሉን🙏
ዋው ሳሚ ብጣዕሚ ገራሚ ስራሕ ካብ ሐዚ ንድሓር ኣይትጥፋእ እሽዶ ቀፅለሉ ቆንጆ ድምፂ እዩ ዘለካ
አቱም 2 ሰባት dislike ዝገበርኩም እንታይ እባ ኮይና ትብሉ?አብየት ቅንኢ ሕርርር...... long live ሳምሶን and ትምኒት::ናይ ፍቅሪ አምላኽ ምሳኹም ይኹን::
ክክክክክክክ ይገርም እየ
አሜን ጓለይ ሐሳዳት በልዮም
Sile zeyfelitwo eyom
@@alajeadishihu7255 ቅንኢ እዩ መዓረይ ቅንኢ ርጉም እዩ እኮ 😀😀😀😀ንምንታይ ተፋቂሮም ድዮም ዝብሉ ዘለዉ እባ አነስ ይገርመኒ አሎ አሰይ ገበሩ ግዲ::
@@ጓልውቅሮፃዕዳኩርዕቲዓጋመ ንምንታይ ያ ተፋቂሮም እኮ እዮም ዝብሉ ዘለዉ 😀😀😀😀😀.....ገረምቲ::አሰይ ገበሩ ግዲ::አሰይ አሰይ ናይ ኢፍሬም አማረ ክጋብዞም እምበይ::
ዋውውው በጣም ደሰ ትላላችሁ ፈጣሪ ረጅም እድሜ እና ጤና ይስጣችሁ T and S❤❤👈
እሰይይይይይ ሙቁራት ደስ ስትሉ ፍቅርቹ ብዝትትትት ይብለ እኛም ክስደት መልሶ እንድዚ ፍቅር ይስጠን ኣሜን🙏
ዋውውውውውውውውውውው ኣነ ኣይኣምንን ድምፁ ክጥዕም ማዓት ኣታ ክንደይ ጀጋኑ እዮም ዘለውና
Voicing no comment bravo zhawey and happy 10th anniversary both of u with your lil angel love u from 🇪🇷
ደስ በሃሊ ደርፊ ደቂ ሳሚ፡ኣንበሳ፡ ሓድርኩም ይባረኽ
ፈጣሪ ፍቕርኹም የብዛሓዮ
ዕድመን ጥዕናን የብዛሓልኩም ምስታ ምጭውቲ ጓልኩም።
ፍቅርኩም እግዚአብሔር የታሓወሶ ንኩል ግዜ !
Good bless your marriage ur family. Peace and love from Eritrea 🇪🇷
ውውወውውውው ደስ በሃሊት ደርፊ ዕደመን ጥዕናም ይፍጠረልኩም ፈጣሪ
Yes please Tigrnga classical music is so needed በጃኻ ወሲካ ድረፈልና
መን ከማኩም ደቂ ዓጋመይ(ትግራይ) ጥዑማት💞፡ፍቕርኩም ብዝሕዝሕ ይበል፡ከምኡ ድማ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ይሃብኩም ፈጣሪ ሰብ ፅኑዕ ቃል ኪዳን💍!!
waawwwww asey hadarkum ysesn🇪🇷😍
ዋውውው ቃላት አጠረኝ ምን እንደምላችሁ ቲምንተዬ በጣም ደስስስስስ ትላላችሁ
ዋውውው ዌል ሳሚየይ ደስ ዝብል ሙዚቃ ደስ ክትብሉ ፍቅርኩም ይብዛሕ ምቁራት ❤❤❤❤
ዋውውውው እዝኒ ድራር ዝኮነ ሉስሉስ ሙዚቃ አቦ ፍቅርኩም ሓዳርኩም እግዝአብሔር ይባርከርከልኩም መርኣያታትና፡፡፡፡፡፡፡፡፡፡፡፡፡፡
wow des silu You abeautiful voice .....God Bless your life ..beautiful family
ደቂ ዓባይ ትግራይ ከመይ ዲኩም አስልታት ሰላምኩም ይብዛሕ ምስ ትግራይ ዓደይ♥️♥️♥️♥️🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳♥️♥️♥️♥️🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️🇻🇳🇻🇳🇻🇳
መምህርቲ ፍቅሪ ፍቅርኩም ይባረክ ፈረይቲ ጸገይቲ ኩኑ ኣወዳት ኩኑ ደቂ ኣንስትዮ እስቲ ካብዚኦም ንማሃር
ዋዉ በጣም ደስ የሚል የፍቅር ተምሳሌቶች በርቱልኝ ፈጣሪ ትዳራችሁ ይባርክ
ኣሰይ ደስ ሙቁራት ኣሕዋተይ ድስ በሃለቲ ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም
ኢቢሲ ላይ ኢንተርቪዋን ካየሁት በህዋላ በጣም እጉዋጉዋ ነበር ባለቤትዋን ለማየት I'm so happy to see you guys nice music keep it up God bless your beautiful family
You should have a duet guys. Beautiful couple 😍😍
በጣም ነው ደስ የሚለው ሙዚቃው ከ ርዕሱ ጀምሮ ሀሳብህን የገለፅክበት መንገድና መልዕክቱ ተመችቶኛል አንደኛ በሌላ ስራ እንጠብቅሀለን።
Number one lkone derfi 😍💕💖💝💕💕ltebareke hadar ygberelkum
Neakum kab muftayey ztelealesi nmogos qalat siene S.T ambubulna ❤
ዋውውውው አረ ካብ ዓይኒ ሰብ ይምሓርኩም ፍቅርኩም ብዝሕሕሕሕሕ ይበል ኡፍፍ🙏🙏🙏😥😍😍😍😍😥 ኣበይ ኣለካ ኮን ናይ መጻኢ ፍቅረይ ናፊቀካ ደሞ 😝😝😍😍
ፍቅርኩም እግዛብሔር ኣምላክ ይባርኮ ጥዑማት ፍቅር ካብ ግዛካ ይጅመር ኣርኣያ ፍቅሪ ተምኒተይ ዋዕሮና ይግባኣኪ እሲቲ ኣድነቅቲ ዋዕሮ 👍👍👍
ሰባአይ ሰበይትን ካብ ሓንቲ ዔላ እየም ።ዝቅዱሑ ዝባሃል አብዚ አሎ እንክን ዘይብሎም ፅምድታት ነዊሕ ዕድመ ምስ ሙሉእ ጥዕና ያሃብኩም
''ነዊሕ ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብኹም ''
ፍቅርኩም ይባረክ!
ደቂ ሓላል መሬት እስኪ አድነቅቲ ትምኒተይን ሳሚን ላይክ ሳብስክራይብ ግበሩለይ አይክፈሎን!!
ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክም ፍቅርኩም ንዘላኣለም
ሳሚ ለካ ድምፃዊም ነህ በጣም ሚገርም ግጥምም ዜማም ነው ይምችህ አልበማቹ ግን መች ነው ጀባ ምትሉን? እንወዳችዋለን ፈጣሪ እድሜ እና ጤና ይስጣቹ አይለያያቹ።
ተምኒተይ ትንእሳባ ነዛ በላሕ ዋዕሮ ትግራወይቲ ንስኺ ማዓርግ ሃገርና ተምኒተይ ሓዳርኩም ከም ኣብርሃም ሳራም ይግበረልኩም ብውላድኩም ሰሰኑለይ ክዓ ፈትውውውውውውውው
በቃ ከምዝይ እዩ ሰብኣይ ማለት ፡፡ ትምኒተይ ዕድለኛ ኢክይ ኣብ ገዛ ዘይከነስ ኣደባባይ ወፁ ዘመስገነኪ ሰብኣይ ምርካብኪ ዘመንኩም ይባረክ ድቂ ሓላል መሬት ፈረትይ ፀገይትይ ኩኑ ፡፡
ናይ ፍቅሪ ኣምላክ ፍቅርኩም ይባርከልኩም ኣሓተይ ሸሕን ዋልታን ኩኑ ፍቁራተይ ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️💒
እሰይ ሙቁራተይ ከመይ ድየ ዝፈትወኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፍቕርኹም ይብዛሕ
Really nice voice and good message god bless you merge and your loved forever.
Lovely work may God bless ur coming life bests from 🇪🇹🇪🇹🇪🇹
ደስ ክትብሉ ምሉእ ዕድመኩ ፍቅሪ የዘራኣዮ
ፍቅሪ ኣምላክ ስድራኩም ይባርኮ
ዋው ትምኒተይ ዕድለኛ ኢኺ
ፍቅሩኩም፡እግዛብሄር፡ኣምለኽ፡ይባርኽ