ኣብተን ናይ መወዳእታ ደቓይቕ!!

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 26 ต.ค. 2024

ความคิดเห็น • 41

  • @ሳካማርቲ
    @ሳካማርቲ 10 หลายเดือนก่อน +3

    ዋውውው ሕቶና ስለ ዝሰማዓኻ ብጣዓሚ እና ነመስግነካ ሓወይ ❤ብዝተተፈ ኣብ ስራሓኻ ኣሳልጦ ኣብ ህወትካ ቅሳነቲን ራሃዋን ንምነየልካ ❤🎉🎉🎉

  • @habenabraham7879
    @habenabraham7879 10 หลายเดือนก่อน +2

    ክቡር ሓው ቡፈ ኤሪ፡ ኣባካ ዘለኒ መግለጺ ፍቅሪ ወሰን የብሉን።ድምጽካ ጥበብካ ኣዝዩ ደስ ዘብል ዋሃ ዘብል ኢዩ። ክገርመካ ስርሐይ ክብድ ዝበለ ኢዩ፡ ግን ናትካ ቻነል ክሰምዕ ከለኩ ድካም ኣይርደኣንን ብህታ ኢዩ ዝፈጥረለይ። ተወሳኪ ክብለካ ዝደሊ በዘዓባ ትግርታዊ ዘይተፈትሐ ኣማዉታ እንተ'ተቅርበልና ዝያዳ ተሃራፊ ምኮነ❤❤❤❤❤

  • @ErdiYosief
    @ErdiYosief 10 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤💯💯💯💯👑👑🥇ጽቡቅ ስራሕ ካብ ኩሉ ኣናብባኻ ውን መሳጢ ኢዩ ደስ እንዳ በለካ ትሰምዖ ክቡር ሓው

  • @Abi_jana_arsenal
    @Abi_jana_arsenal 10 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሕ ኦሳም ቢንላዲን ፈጣሪ ኣብ ገነት የንብርካ

  • @ChristianoRonaldo-z7h
    @ChristianoRonaldo-z7h 3 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤

  • @marthanerayo778
    @marthanerayo778 10 หลายเดือนก่อน +1

    Thank u 🙏🏾

  • @tutulgugul2659
    @tutulgugul2659 10 หลายเดือนก่อน +6

    እዛ ንነብረላ ዘለና ዓለም ብዘይፍለጡ ውሑዳት ሰብ ኩፍእ ዕላማ እያ ትምራሕ ዘላ እዞም ሑቡአት ሰብ ኩፍእ ዕላማ ካአ ዓለም ንምቁጽጻር ዘይ ሰርሕዎ ድራማ ይኹን ኩፍእ ስራሕ የለን፣ ንሕዝቢ ዓለም ውን ብጀካ እቲ ንሶም ዝሰርሕዎ ድራማታት ከምዝደግም ጥራሕ እዬም ጌሮሞ እም በር ነቲ ንሶም ዝብልዎን ዝሰርሕዎን ድራማታት ውን ከጻርይዎን ሓቅነቱ ክማራመርሉን አይካአሉን ብጀካ ከምዘለዎ በብቋንቋኦም ምትርጓም፣ ንሳቶም እዞም ሕቡአት ሰባት ዝበልዋ ምድግም ጥራሕ እያ ኮይናን ጸኒሓን ዘላ ህዝቢ ዓለም፣ ቢላ ሰባት ሊኢኹ ህንጻታት አሜሪካ ብነፍርቲ አጥቂዖም ልዕሊ 3000 ንጹሃን ሰባት ቀቲሎም ይብሉ ህዝቢ ዓለም ካአ ከመይጌሮም ናይ አሜሪካ ስለያ ሰጊሮም ከምዚ ክገብሩ ይኽእሉ ኢሉ ዝሓትት ሰብ የለን ጥራሕ ዝተባሃለት በቢ ቋንቋአ ምትርጓም ጥራሕ እያ ዘላ፣ እዞም ሱውራት ሰባት ብሰበብ ቢል-ላድን ዝደለይወን ሃገራት መሰዕነውን ብሚልዮናት ዝቑጸሩ ቆልዓ ሰበይት ምስ ቀተሉን ንብረት ህዝብን ሃገራትን ምስ ዘመቱን ድሕሪ ነዊሕ ዓመታት ቢላድን ሎሚ ቀቲልናዮ ኢሎም ዜና ይፍንውን ንአቃታትሉኡ ድራማታት ይሰርሑን ሕጂ ውን ህዝቢ ዓለም፣ ሬሳ ቢላድን ከይራአየ ወይ አርእዩና ዝብል ሕቶ ከየቕረበ ነቲ ድራማ በቢ ቋንቁኡ ምትርጓም ጥራሕ እዩ ኮይኑ ዘሎ፣ እዞም ሕቡአት ሰብ ሕማቕ ዕላማ ብሽም ቢል-ላድን ቡዙሓት ሃገራት የዕኒዬምን ብሚልዮናት ዝቑጸሩ ህዝብታት ቀቲሎም፣ ውጺኢት ናይዝኹሉ ካአ እዛ ሕንፍሽፍሽ ዝአተዋ ዓለም ፈጢሮም ንሪኦም አለና፣ ዓለም አብዚ እዋን እዚ ፈሪሳ እያ ደቂ ስባት ብዓልየት ብኸባቢ ብሃይማኖት ከምዝቃታተሉ ጌሮም አደዳ ሞትን ጥምየትን ስደትን ዕግርግርን ጌሮሞ፣ ዓለም ብርግጽ ፈሪሳ እያ በዞም ሰባት እዚኦም ስለዚ ኩቡር ሓው እዚ ተንብቦ ዘለኻ ድራማ ናይዞም ሕቡአት ሰብ ኩፍእ ዕላማ እዩ ቢል-ላድን ሞይቱ ድዩ አሎ ንሳቶም ከማን አይፈልጡን እዬም ጥራሕ በቲ ዝገበርዎ መጥቃዕቲ ሞይቱ እዩ ዝኸውን ኢሎም እዬም እንምበር ዝረኸብዎ ናይ ቢል-ላድን ረይሳ የለን እንተዝህሉ ንህዝቢ ዓለም ጅግንነቶም ንምርአይ መቕረብዎ ኔሮም።

    • @fanielkahsay4587
      @fanielkahsay4587 10 หลายเดือนก่อน

      Yeah bro zat's everyday wat i think,hw bin laden can do all wat we heard & is he above zem,y he did were is he and his team coz if zey have enough power from ze beginning why not now? Resa natu abey alo like gedafi ,sadam many other leaders???? We can say more and more.

    • @AmanYosef-rp8me
      @AmanYosef-rp8me 10 หลายเดือนก่อน

      Yha that is good

    • @AronKahsay-p1m
      @AronKahsay-p1m 7 หลายเดือนก่อน

      ይግርምዩ ክንደይ ንጹህ ህዝቢ ኣህሊቆም ኣለዉ ቢላደን መመኽነይታ እንዳገብርካ

  • @libeymidrebeda2580
    @libeymidrebeda2580 10 หลายเดือนก่อน

    Tnx bro ❤ Qexloo

  • @hermongebrehiwet9422
    @hermongebrehiwet9422 10 หลายเดือนก่อน +2

    ጽቡቕ ስራሕ ብሮ ግን ምስኡ ምስ ምጅማር ታሪኾም እሕጽር ኣብሊካ ኣብርሃልና

  • @siemmulue7600
    @siemmulue7600 10 หลายเดือนก่อน

    Thanks ❤

  • @tirhasdainel4906
    @tirhasdainel4906 10 หลายเดือนก่อน

    ኩሉ ተቅርቦ ታሪኽ ሳሓብን ኣምሃርን ዩ
    ኣብጎንኻ ኣለና🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @lucchi3902
    @lucchi3902 10 หลายเดือนก่อน

    Selam wedi erey ❤❤🙏🙏🇪🇷🇪🇷👍👍

  • @AramYemane-p6h
    @AramYemane-p6h 10 หลายเดือนก่อน

    Good job bro kexelo😊😊😊🎉

  • @BiniamTesfay-tg5ms
    @BiniamTesfay-tg5ms 10 หลายเดือนก่อน

    Btami des zbl agelalxa yu hawuna blux tewhbo aleka

  • @IsaiasTekleab-i6c
    @IsaiasTekleab-i6c 10 หลายเดือนก่อน +3

    Rip binladden

    • @Haqinhamedu
      @Haqinhamedu 10 หลายเดือนก่อน +1

      😅😅😅😅😅😅😅

    • @amanjemal9203
      @amanjemal9203 10 หลายเดือนก่อน

      😂😂😂😂😂😂😂

  • @Asmerom-ij8rr
    @Asmerom-ij8rr 10 หลายเดือนก่อน

    Good job keep it up ❤❤❤

  • @NmnEyb-by4lr
    @NmnEyb-by4lr 4 หลายเดือนก่อน

    Gele aynet agelalxa

  • @N.at.79
    @N.at.79 10 หลายเดือนก่อน +11

    አልቃዒዳ ስለምንታይ አመሪካ ትሕግዞም ኔራ አብ ግዜ ሶብየት ሕብረት?
    9_11 ስለምንታይ ብቢላደን ከምዝገበሮ ዝዛረቡ? ብሓቂ ቢላደን ጌርዎ ድዮ? ሹዑ መዓልቲ ኩሎም አይሁዳውያን ስራሕ ዘይአተው? ንምንታይ? ሰለምታይ ንቢላደን ቀቲሎሞ? መልሱ ኩሉ አመሪካውየን ዝሃንደስዎ ድራም ተበለናዬ ይሓይሽ ኩሉ ምስጢሮም ከይወጽእ አዮ። ባዕሎም ገበርቲ ባዕሎም ወንጀልቲ።
    ሓንቲ ዘረባ አለ ፕረዚደንተ ኢሰያስ ዝተዛረባ :ኩናት ይፈጡሩሞ ነቲ ኩናት ባዕሎም የመሓድርዎ።ዳዕሽ ውን ብኣይሁድ እዬም ዝምርሑ አብ ሊብያ ሓደ አይሁዳዊ ሒዞሞ ኔሮም አብ ዳዕሽ ብሸኽ..... ይጽዋዕ ሐቀኛ ሽሙ ግን..... እስራኤላዊ ። መረጋገጺ :ንስራኤል አይዋግእዎን እዬም። ኤሪትሪን ዓይንኻ ክፈት

  • @mehariredi4074
    @mehariredi4074 10 หลายเดือนก่อน

    Beladen zeakel se bekmze kethaz yehzen eze kulu hezu ab geza yexenhe very sad

  • @wedim8208
    @wedim8208 10 หลายเดือนก่อน

    Nay bhaki xbuk akarariba aleka gin kurub anhwih abilo 30 dekik gibro

  • @MusieBarya-cr8kn
    @MusieBarya-cr8kn 10 หลายเดือนก่อน +1

    ኣይሞተን ሓሶት ምድጋም ጽቡቅ ኣይኮነን ብህወት ነይሩ ኣብ ሱዳን

    • @BUFERI
      @BUFERI  10 หลายเดือนก่อน +4

      Ok proof it, መረጋገጺ ሃበኒ ወይ፡ መጽሓፍ ወይ ድማ ሊንክ እንተለካ ክትሰደለይ ዶ ምኸኣልካ?

    • @Available-tj3zz
      @Available-tj3zz 10 หลายเดือนก่อน

      Mussie donqoro

    • @N.at.79
      @N.at.79 10 หลายเดือนก่อน

      ቅድሚ ሞቱ እዮ ኔሩ ኣብ ሱዳን።

    • @MusieBarya-cr8kn
      @MusieBarya-cr8kn 10 หลายเดือนก่อน

      ኣነ ነዚይ ሰብኣይ ምስ ወዱ ኣብ ሱዳን ብኣካል ረክበዮ ሓለውቲ ነይሮሞ ንሱ ሰብ ከይራኣዮ ብማንክና ቀትሪይ ሰብ ኣብ ዘይንቀሳቀሰሉ ወሪዱ ምስ ሓደ ወዱ ናብ ስርሐይ መጽኡንይ ዘይሩጉእ ኣብ ኣፍደገ ደው እሉ ብማዕዶ ምልክት ዚህቦ ሰብ ነይሩ ምስኡ እቲይ ሰብ ክሹኽ እዩ ዚሰርሕ ነይሩ እታ እቲ። ምንቅስቃስ ሰብ ኣጽንዑ ዚሓበሮ ወዱ ኣብቲ ግዘ ንምግማቱ ወድይ ዓሰርተ ዓመት ወይ 12 ተበዚሐ ቁመት ስለ ዚነበሮ ከም ኣብኡ ምግማቱ ኣሸጋሪ እዩ።ስለዚይ ኣነ ነዚይ ምስ ራኣኩ ናይ ሳዳም ሑሰን ዚነበረ ናይ በትፍርድይ ናይ ማሕነቅቱ ውን ጽንጽዋይ እዩ ንዓይ።እዚይ ሰብኣይ ዘይርጉእ ሕብእ ህይወት ካብ ህዚቡይ እንበር ካብ መንግስቲ ይፈርሕ ኣይነበረን ኣብ ኣብደገ ማዕጾ ኮይኑ ኣብ ውሽጥይ ኮፍ ክብል ኣይደለየን እሞ ገርሙኒ

    • @MusieBarya-cr8kn
      @MusieBarya-cr8kn 10 หลายเดือนก่อน

      እቲ ሓበረታ ዚህቦ ዚነበረ ወድይ ኣብ ክሹክ ይሰርሕ ነይሩ።እቲ ወዲይ እዚይ ሰብኣይ ግን ወዲይ 10-12 ቖማት ስለ ዚነበረ ከም ኣብኡ ምግማቱ ብዚሕ የሸግር እዩ።ዘይርጉእ ህይወት ካብ ህዚብይ ሕብእ ጥንቁቅ ምንባሩ ካብ መንግስቲ ኣይኮነን ዚጥንቀቅ ዚነበረ።

  • @keseteberhe4988
    @keseteberhe4988 10 หลายเดือนก่อน

    ⚘⚘⚘⚘⚘❤❤

  • @Lulakak
    @Lulakak 10 หลายเดือนก่อน

    ቢተቂሪበልና ዘና ወትሩ ዕጉብ እየ ኣብ ሲራሕካ ዓወት ይሚነየልካ ብዛዕባ ቢላደን ጊን ብዙሕ እዩ ዚዚረብ ሓወይ ናተይ ብሂወት ኣሎ ዚባሃል ዘና ከመይ ቲሪእዩ

    • @BUFERI
      @BUFERI  10 หลายเดือนก่อน

      ሰላም ክቡር ሓው፡ ኣይመስለንን፡ ንዑኡ ዘረጋግጽ መርትዖ ክሳብ ሕጂ ኣይተረኽበን፡ ብሂወት እንተዝህሉ ብዉሑዱ ከምቲ ዝገብሮ ዝነበረ ብኻሴት መሊኡ ምዘርገሐ፡ + ምስ ሞተ ብዙሕ ስእልታት ስኢሎሞ ዮም,

    • @ቀንዴልሓርነት
      @ቀንዴልሓርነት 10 หลายเดือนก่อน

      @@BUFERI ንምንታይ እዮም ክሕዝዎ ዘይከኣሉ ክማርኽዎ፡ ንምንታይ ሽዑ ቀቲለሞ

  • @teaby6258
    @teaby6258 10 หลายเดือนก่อน

    akeraribaka zidinek iyu

  • @محمداحمد-ص3ف2غ
    @محمداحمد-ص3ف2غ 10 หลายเดือนก่อน

    لله يرحمه ويسكنه فسيح جناته يا رب العالمين

  • @geriegerie503
    @geriegerie503 10 หลายเดือนก่อน +2

    ቢላደን ብዓሎም ሲ.ኣይ.አ. ኢዮም ንመሳርሒ ክኾኖም ዓሊሞሞ፡ ድሕሪ ግዜ መንገዱ ቀይሩ ክገድፎም ምስ ጀመረን ምስኦም ርክብ ስለዘቋረጸን ኢዮም ድሒሮም ናብ ተብተብ ናብ ምድላዩ ኣትዮም። ኣብዚ ኢዮም ነዛ ዓለምና ቅኑዕ ኣመላኻኽታ ንከይህልዋ ብሚድዮኦም ድውሽውሽ ኣቢሎማ እምበር ኩሉ እቲ ስራሕ ናቶም ኢዩ ኔሩ።ብላዴን ከብቲ ኢዩ ግዳይ ኣጀንዳ ሲ.ኣይ.አ. ኢዩ ኮይኑ። ኣብ መወዳእታ ካኣ ኢዶም ነጻ ክኸውን ምስ ፈለለ ብኢድ ዓለምቱ ሞይቱ!