TMH - መግለፂ ቅዋም መበል 14 ዉድባዊ ጉባኤ ህወሓት

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 11 ก.ย. 2024
  • #tmh #tmhtv #tigray #tigraynews #tigrai #tigrignaNew #negaritzena
    Tigray Media House (TMH) is a US-based television station covering global issues with dues focus on the Horn of Africa.
    Join this channel to get access to perks:
    / @tigraimediahouse
    For TMH Membership fundraise.give...
    TMH envisions becoming a world-class and most trusted media network covering major stories that influence Ethiopia and the Horn of Africa delivering swift and reliable news updates and analyses to the Ethiopian people and the global community.
    website: www.tmhtv.org
    Twitter : / tmhtvnews
    Facebook : / tmhtv
    Instagram: / tigrai_media_house
    Support TMH by becoming a Monthly subscriber by visiting
    / 134425496630143

ความคิดเห็น • 72

  • @YonasGebremariam
    @YonasGebremariam 22 วันที่ผ่านมา +6

    Excellent

  • @Welse1965
    @Welse1965 22 วันที่ผ่านมา +5

    ን50 ኧመት ሓደ ኧይነት ደርፊ ውድብና ወድብና ናይ ጉባኤ ቃሉ ዘይትግብር ህውሓት መለት ዝአረገ ባቡር ማለት እዩ ደምፂ ጥራሓ አዩ ዘሰምኧ ዘአምነኩም የለን ይአክል።

  • @gebreegziabiherzeray5385
    @gebreegziabiherzeray5385 22 วันที่ผ่านมา +2

    ተግባር ይሃልዎ

  • @mashogher
    @mashogher 22 วันที่ผ่านมา +3

    ኣንቱም ሰባት ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ እንትለዓል ቃልስን ዓወትን ተጋሩ ሓንሽሹ ስልጣን ንናይደርግ ተረፍመረፍ ዘረከበ መለስ ዜናዊ ኣስረስ እዩ ንሱ ዝመልመሎም ተጋሩ ውን ኣብ ልዕለና ጀኖሳይድ ፈፂሞም እዮም
    ንሱ ዝበተኖም ዘባረሮም ግን ተኣኻኺቦም ህዝቦም ኣድሒኖም እዮም ትግራይ ክትዕሪ እንተኾይና ሰብ ብስሙ ንፀወዓዮ ህዝቢ ኣይትንዓቑ !!!! !!!! !!!! !!!!

  • @KflomGs
    @KflomGs 21 วันที่ผ่านมา +1

    ዓወት ዚ ጉባኤ ቀፃልን ቀፃልን ክኸውን ኣለዎ ።

  • @Zenebe-f7o
    @Zenebe-f7o 22 วันที่ผ่านมา +9

    እንዃዕ ብዓወት ተዛዘመ መስዋእቲ ደቅና ከንቱ እንዃዕ ዘይተረፈ ተሓጓስና ንገልፅ።

  • @gergishmebrahtu8552
    @gergishmebrahtu8552 22 วันที่ผ่านมา +3

    ደብርጽ ንቅድሚት

  • @gergishmebrahtu8552
    @gergishmebrahtu8552 22 วันที่ผ่านมา +2

    ኩሉኻ ምስ ህውሓት ዕሰል ን ህዝቢ ትግራይ ንምድሓን

  • @almazyehdego4802
    @almazyehdego4802 22 วันที่ผ่านมา +3

    ❤️❤️❤️❤️🎉🎉🎉🎉❤️❤️❤️❤️🎉🎉🎉🙏🙏🙏

  • @tsikiya8268
    @tsikiya8268 21 วันที่ผ่านมา +1

    yes🎉✊👏👏👏❤❤❤

  • @aregawihailemariam3273
    @aregawihailemariam3273 22 วันที่ผ่านมา

    ፅቡቅ መግለፂ።

  • @ShishayAkli
    @ShishayAkli 22 วันที่ผ่านมา +1

    ዳይ ናብ ተግባር ሕጂ።።።።

  • @gidayfantaye7803
    @gidayfantaye7803 22 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤ God bless TDF/TPLF for life!!!!

  • @genetkebede3379
    @genetkebede3379 22 วันที่ผ่านมา +2

    ❤️❤️❤️❤️❤️😍😍😍😍😍

  • @الووالوو-ز1س
    @الووالوو-ز1س 22 วันที่ผ่านมา +6

    ሓሰውቲ እቲ ዝኻሓድክምዎ ሰራዊት ሐዚ ለመፅመፅ ኣይትበሉ ዝበልኩም እንተበልኩም ኣይንኣምነኩሙን ኢና

  • @hailuzelalem-gd6rx
    @hailuzelalem-gd6rx 22 วันที่ผ่านมา +1

    ዓወት ንህቢ ትግራይ ይበል///77

  • @user-li4iz2pg1o
    @user-li4iz2pg1o 22 วันที่ผ่านมา +1

    ምርጫ ከግበር አለዎ ዘህሸና ከንመርዝ ይግበእና እምበር ንወንበር ከትብሉ መሰህቂ ገርኩምና

  • @gebremedhinwolduteklu7283
    @gebremedhinwolduteklu7283 22 วันที่ผ่านมา +2

    ጅግና ውፅዕ ህዝቢ ትግራይ ብቕኑዕ መሥመር መሪሕ ወድቡ ህ ወ ሓ ት እናተቓለሰ ንኸዳዓትን ባንዳታትን ፅግዕተኛታት ዝበስበሱ ፀረ-ህዝቢ ብምፅራግ ኣብ ቀረባ እዋን ድሙቕ ዓወት ኸምዝዓትር ጥርጥር የብሉን።

  • @Fth1919
    @Fth1919 22 วันที่ผ่านมา +1

    ብክልተእግራዘይኮነስ
    ስለዘአረገትብስለስተእግራ እያጠጠውትብል
    ምክንያቱምርኩስ ስለዘድልያ

  • @ariamdawit9894
    @ariamdawit9894 22 วันที่ผ่านมา +2

    ካብ ማዓስ እያ ወያነ ብዛዓባ ኤርትራ ተገዲሳ ሰሪሓ እዛሓሳዊት ሕውሐት ይአክለኩም ንዓይ ነንጭዋስ እብ ሎቆታ ። መታለሊት ማለሊት ወዲቅኪ ኢኪ እሞ ንውሕጅ ዝወሰዶ ሽንትካ ወስከሉ እዩ እሞ ብህዝቢ ኤርትራ ምትላል ይአክለኩም ። ክውዔካ ብማንካ ክዝሕለካ ብኢድካ አይኮነን ። ሕውሐት ንጥፍአት ኤርትራ እምበር ንልምዓት ኤርትራ ሰሪሐ አይትፈልጥን ሕጂውን አይክትሰርሕን እያ እዛ ካሐዲት ውድብ ተንኮለኛ ። ሕጂ ናብ ኤርትራ ጽግዕ ጽግዕ የለን አይንሰምዕን አከለ።

  • @arayatesfaye882
    @arayatesfaye882 22 วันที่ผ่านมา +3

    ካለፈው ስህተት የማትማሩ ባልግዎች ይልቅ አሁኑኑ እርቅ አድርጉ የናተ ተራ ጉባኦ አይፈይድም

  • @Fth1919
    @Fth1919 22 วันที่ผ่านมา +1

    ከማኻትኩምዝበለሓሳው
    መዳናገሪንህዝቢአይውክልን
    50ዓመትተሸውድና
    ፍስሃሓወይአብደበረታዎርብ 1982ለካቲት
    ተሰዊኡ
    ካሕሳ1500ብርህቦምና
    አደይአቡአአብ ወረዳመዘጋፅልዕሎነድርናናሕጂ
    መዘጋወልቃይት
    ደብርያቶአንቱምሽጋራማት
    ፍስሃወደይብሽሕንሓሙሽተን
    ኢላቶምእቲሽዒዝነበረቦዶሽሞንተ
    ሓኒኹሕጂብአኹምዝሽወድህዝቢየሉንዓኽእንቱፍ

  • @jojopapa7521
    @jojopapa7521 22 วันที่ผ่านมา +2

    Shefatu!!!

    • @alifitwi9220
      @alifitwi9220 22 วันที่ผ่านมา

      እታ ሓቂ መሪራትኩም? Is it?

  • @alifitwi9220
    @alifitwi9220 22 วันที่ผ่านมา +4

    ጥራይ ቀፅሉ፣ ስኽ ኣይትበሉ፣ እቶም ሓሰውትን ካሕዳማትን ኣፎም ደም ክሳብ ዝነትዕ ሃለው ክሳብ ዝብሉ ፣ ግዜ ኣይትሃብዎም፣ ፎእ በልዎም። ዕንወት ንፉሽሽታውያንን ንካሕዳማትን። ትግራይ ትስዕር።

  • @HgffGgg-pe7ng
    @HgffGgg-pe7ng 22 วันที่ผ่านมา +3

    ዋይ ማህአፋር 💔💔

  • @Asmara2b
    @Asmara2b 22 วันที่ผ่านมา +1

    ህዝቢ ኤርትራ ተጸዋዕነቱ ንኤርትራ እዩ፡፡ ወይ ድግማ ክኸውን ዝህልዎ ሃገረ ኤርትራ ልኡላውነት ኣብ ባይታ ክትግበር እዩ ዝኢለዎ፡፡
    ኣብ ቀረባ ኮይኑ ግን ኩሉ ሕርቃኑ ገንፊሉ እንከይቀራረበ ተረሓሒቁ፡ ትግርንያ እየ ዝዛረብ ዘለኹ ሕዚ ሓዝ፡ ኣብ ሓዝሓዝ ክልላዊ ለይ ለይ ኮነ ግን ድልዱል ኣጠቃላሊ መንግስቲ ኢትዮጵያ፡ ኣጠቃላሊ እዋኑ ክውን መንግስቲ ኤርትራ እንበር እምበር እምነ ኩርናዕ ትጸዋዕነቱ፡፡
    ውዱብ ምኅቅስቃስ ክዓ ንኩሉ ሓጋዚ መፍትሕ እዩ፡ ወይ ድግማ ክኸውን ዝሃለዎ፡፡

  • @lemgoodadwa4717
    @lemgoodadwa4717 22 วันที่ผ่านมา

    💛❤💛❤

  • @ExcitedCakeSlice-jr5rm
    @ExcitedCakeSlice-jr5rm 22 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤

  • @MebreaGebremedhin
    @MebreaGebremedhin 22 วันที่ผ่านมา +1

    ህዝቢ ትግራይ ሓሰውቲ ጎጀልቲ ከባቢያዉነት ንዓኩም ከም መረጋገፂ ጥቕሚ ንድካ ክዓ ከም መእሰሪ ትጥቀምሉ ምካንኩምን ዝበስበስኩም ነውጠኛታትን ምካንኩም ፈሊጥኩም እዩ።

  • @MarthaTeweldebrhan
    @MarthaTeweldebrhan 22 วันที่ผ่านมา +3

    ሕዋሕት ቀልጥፉ ናብ ስራሕ ይእቶ እቶም ሕጊ ዝጠሐሱ ናብ ሕጊ ክቀርብ አለዎም::

  • @GebremicahelFesseha
    @GebremicahelFesseha 22 วันที่ผ่านมา +1

    ጎበዝ ድሮም ጀጋኑ ኢኹም

  • @al.ak12
    @al.ak12 22 วันที่ผ่านมา +1

    ተቀዘፉ....ደብረጼን ዝሓላፊኹምስ ቁምነገር ክግነ ካብ ሃመማስ ዓጽሚ.....ትሩፍ መዓት ኣቢይ ኣሕመድ ይከስከስኩም ...

  • @yikdemabu681
    @yikdemabu681 22 วันที่ผ่านมา +3

    መኒኣ ህወሓት እያ እታ ከብዳ ዘመዳ ወይስ እታ ለውጢ ደላይት?

  • @tsikiya8268
    @tsikiya8268 21 วันที่ผ่านมา

    getachew sekaram tigrayen yememrat akem yelewum

  • @AkremAhmed-h2h
    @AkremAhmed-h2h 22 วันที่ผ่านมา +1

    Enkuae hzbi nekehe hizs

  • @hadish9672
    @hadish9672 22 วันที่ผ่านมา +1

    you be came very dictator and forget it you the TPLF leaders they killed many yongsters of Tigray and the People's they sufferd because there idioot strategie. So the People of Tigray they dont want you any more stop selfish.

  • @mass-media6445
    @mass-media6445 21 วันที่ผ่านมา

    ናይ ህወሓት ጉባኤ ቁምነገር ዘይብሉ ሓደ ዓይት ደርፊ ምስተደረፈ፣ ህዝቢ ትግራይ አዚዩ ተረዲኡዎ ብዛዕባ ህወሓት እንታይነቱ
    ሕጂ ይአክል እዚ ውድብ አየድልየናን እዩ ዓሪፍኩም ንበሩ። እንተዘይኮነ ግን ህዝቢ ዓመጽ አብ ልዕሌኹም ከልዕል ክግደድ እዩ።

  • @mihretabberaki4293
    @mihretabberaki4293 22 วันที่ผ่านมา

    Aye Hwehat kab Hwehat tesfa yelen

  • @Tekle-lr6it
    @Tekle-lr6it 22 วันที่ผ่านมา +3

    እቶም ከይሳተፉ ዝተኸልከሉ መን እዩ ከልኪልዎም?

    • @ShishayAkli
      @ShishayAkli 22 วันที่ผ่านมา

      እቲ ናይ ጫት ዕድርተኛ

  • @user-pr4eo1dr9o
    @user-pr4eo1dr9o 22 วันที่ผ่านมา

    መግለፂ ቅዋም ናይ ግምት ከ ኣመሓላሊፍክምዎ ዶ??

  • @AmusedPeacock-jv7mb
    @AmusedPeacock-jv7mb 22 วันที่ผ่านมา +3

    መመልከቻ ምፀሓፍ ዘይ ዘየኩሉ ማኸላይ ኮሙቴ ተመርጸም ሰልቲ እስትራተጂ ንደፊ ሓሳብ አውፅኤም ንህዝቢ ትግራይ ከመሩሑ ሱያ መበል 14 ጉበየና ብድምቀት ተጃሚሩ ብድምቀት ተዛዙሙ ዝብል ድራማ ሰምዕና ዘይተሓፍር ዱሙስ አብ ቦኹራ ትሓርእ ይባሃል በዛኹም ሐፈሩ

  • @RobtSteele-c3p
    @RobtSteele-c3p 9 วันที่ผ่านมา

    Gonzalez David Miller Brenda Johnson Linda

  • @LouisConolyE
    @LouisConolyE 8 วันที่ผ่านมา

    Martin Cynthia Harris Anthony Hall David

  • @yohannesalula6322
    @yohannesalula6322 22 วันที่ผ่านมา

    ዕዉርን ደንቆሮን ናይ መሃይምነት ዶ/ር ዝምራህ ጉጀለ ንፀላኢካ ዘይትምነዬ መርህነት ናብዝ ኩሉ ፀገም ዘዕተወ ህፍረት ዘይብሉ ጡረተኛ ናይ ስደተኛን ደቃ ዝሞታ አደ ትግራይ

  • @user-bg5ck4mj9i
    @user-bg5ck4mj9i 22 วันที่ผ่านมา +1

    ናይ እዲሪ ኣኻባ እንበር ጉባኤ ኣይኮነን ሕጊ ትግራይ ኣይፈቀዶ መንግሰት ፈደራል ኣይፈሊጦ 😂😂😂ኣምኻሪ ካዊንስል እና ዝግበሩ ዘለዉ ኣኸባታት ኣብ ሊዕሊ ህውሕት ፖለታካዊ ሓፂባ እዩ እወዶ ኣቶም ጅኖሳይደራት ትግራይ 50 ዓመት መንግሰት ዘይብላ ኣታሪፉኩም ለለ 50 ታቂፁሉ ዱዩ😂😂😂 ናይ 18ተ ክፈለ ዘመን ፖለታካኹም ሓዙኩም ተመረቁ።

  • @AmusedPeacock-jv7mb
    @AmusedPeacock-jv7mb 22 วันที่ผ่านมา +1

    ብኽልተ እግራ ይቅረም ሐደ ግሪ ዘየብላ ህወሐት ተርፋ እግሪ ዘይብልኻ ትረፍ መናጢ

  • @danielhalefom5922
    @danielhalefom5922 22 วันที่ผ่านมา +1

    Shameful part

  • @semeregebrekidan6013
    @semeregebrekidan6013 21 วันที่ผ่านมา

    ጉባኤ ምብራኽ ድንቁርና🙉

  • @user-wn8cm9oi5q
    @user-wn8cm9oi5q 22 วันที่ผ่านมา +2

    ግጅለ ደብረጽንተት ከዳዓት ህዝቢ ፈንፍንኩም ኣንቱም ከዳዓት ግጅለ ደብረጽንተት መንጀርኖ ኣለም ገብረዋሃድ ናብ ህግደፍ ኢድኩም ህብኩም ሰምዕና ምድረ ምርኮኛታት ተምጽዎ ለውጥ የለን ካብ ጸለአትና ንላዓል ኢና ሪኢናኩም ዘለና ተሳዕርኩም ስዕራት

  • @user-ow4cr2wv3t
    @user-ow4cr2wv3t 22 วันที่ผ่านมา +1

    ጉጅለ ድኹማን።

  • @Fth1919
    @Fth1919 22 วันที่ผ่านมา +1

    እንቱሓሰውቲ ተማዛበልቲ
    አይትመልሱ ንኝፕእናትኩምን
    እቲዞባ
    ናትኩምእንተዝኾንምተሳተፍ
    ሽይጥኩምናሌያቡ

  • @fesssehaiemessu4405
    @fesssehaiemessu4405 22 วันที่ผ่านมา

    ክጠፍእ ዝደለ ፃፀሲ መንገብገብ(መንፈር) የውፅእ ድኡ ዝተባህለ።ብቐንዱ እዚ ንኹሉ ዘይሐቖፈ ናይተብተብ ጉባኤ ናይ ስልጣ እሽቅድድምን ከብ ተሐታትነት ግዕዙይ ምሕደራን ዝጠፍኤ ልዕሊ 1 ሚልዮን ህዝብን መህደሚ እዩ። እቲ ከምዘለዎ ኮይኑ ነታ ትልኽ ትብል ዝነበረት ሕወሐት ክአ ንኽትጠፍእ መቀላጠፊአ እዩ።ሕዚ ተውኔት (ተዋስኦ) ጠጠው አብሉ ብህዝቢ ላግጫ ይአክል።።።።።።

  • @KirosAbrha-cp1hx
    @KirosAbrha-cp1hx 22 วันที่ผ่านมา +1

    ለውጢ ካባኹም ኣይንፅበን! ህዝቢ ናብ ዳግም ሞት ኣይትውሰድዎ

  • @hailuabreha9675
    @hailuabreha9675 22 วันที่ผ่านมา +1

    ሽቀጥቲ ! ልቦኽቦኹን ዝሞኹሞኹ ህዝቢ ዘንጸፉ መልስኹም ተመራሪጽኹም ውድብና እድሂና ትብሉ ህዝቢ ትግራይ ዘይስርሆ ዳሥ ተተልሆኹምሉ መጥፈኢኹም እጎወል ምግባርኹም ግልግል እዩ ብሱርባ ካምንታይ ዘድሄነ ውድብ ኢዩ እድሂና ትብሉ ወንበርና አዲሂና ተመሊሥና ቸቸ ንብሊና በሉ ጉዳማት

  • @Gospelofcush
    @Gospelofcush 22 วันที่ผ่านมา

    ወራዳ ለትግራይ ህዝብ የምትመኝለት ድሮን ነው።ወሪህ ሁሉ የጠላት ነው።ሻብያ ሀላቀር።

  • @user-sw9wf6qj2e
    @user-sw9wf6qj2e 22 วันที่ผ่านมา +1

    ወድዛ ሓሻዊ አታ ኒቆዲሞስለ ከምዚ ኢልካ ነገሩ ሓሻዊ መለካባጢ እያ ትፈቱ

  • @MarsLOVE-hi6he
    @MarsLOVE-hi6he 22 วันที่ผ่านมา

    ሌባቡ ኢኹም 😢😢😢

  • @AkremAhmed-h2h
    @AkremAhmed-h2h 22 วันที่ผ่านมา

    Ata bezakum nay Tarik teteyekti ketkonu yeaklekum kezike men eu kerukum beka beyzkum beynkum adi hizkuma ktkeru ata waaa

  • @asgedombeyene8771
    @asgedombeyene8771 22 วันที่ผ่านมา +1

    መዓስ ኢኹም ስልጣን ነዚ ኑኡስ ዎሎዶ ከተረክብዎ ከም ሸፋቱ ሳሕል ንሱኹም እውንዶ ኣይንህብን ኢልኩም ሓንቲ ጃከት ኣብ ክልተ ሸፋቱ።

    • @wedigashlove
      @wedigashlove 22 วันที่ผ่านมา

      Nay gezakum gebru nay shal shfatu yekunu jeganu ab hagru eu zelo

  • @okellobusha1351
    @okellobusha1351 22 วันที่ผ่านมา

    ኣንቱም ዒሉታትን ዋዓጋትን ናይ ማፍያ ህወሓት ደንቁይርኩም ስለዝዓበኹም ሓቂን ሰላምን እንታይ ምዃና ኣይትፈልጡን። ናጻ ኣተሓሳስባ ክህልወኩም ኮይንኩም ኣይዐበይኹምን ባዓል ደብረጽየን ደብረብርሰትን ፈትለ ጉዲትን ቀዳሞቶምን። ኣብ ናይ ስታሊን ቤት ትምህርቲ 2 + 2 = 3 እንዳበሉ እዮም ኣምሂረምኹም። ሓቂ ከመይ ገይርኩም ክትፈልጥዋ? ብሕሶት ተወሊድኩም፡ ብሕሶት ዓቢኹም ብሕሶት ድማ ዕድሚኹም እንዳዕበርበርኩምን እንዳበኸይኩምን ክተሕልፉ ኢኹም። ባዓል ደብረብርሰተን ጉዲትን ሓሻኽሮምን ኣኺልዎም እዩ። ታሪኽ ዓኽ እንቱፍ ኢልዎም እዩ። ኣርጊትን ደማዊትን መጋበሪያ ቁሸታዊያን ህወሓት፣ ብሓዳሽን ሰላማውኢትን ዲሞክራሲያዊትን ሀወሓት ብጂግና ወዲ ጂግና ጌታቸው ረዳ ካሕሳይ ተለዊጣ እያ። እምቢ ዝበለ ድማ ናብ ናይ ታሪኽ ገርወይና ክድብረይ እዩ። ግዘ ከይሓላፈኩም ከይትጓሓፉ፣ ኣሜን ኢልኩም ምስ ሓፋሽ ህዝቢ ትግራ ተሰለፉ። ኣብ ትግራይ ብን መለስ ዜናዊ፡ ስብሓት ነጋ፡ ኣባይ ጻሃየ፡ ስዩም መስፋን፡ ደረጽየን ደበረብርሰት ገ/ሚ ወዘተ ዝተመርሐ ናይ 50 ዓመት ጸልማት፡ ባርነት፡ ሞት፡ ጥመየት፡ ንብዓት፡ ስቓይ፡ ወዘተ መስካክሒን መቕዘፍን ኢዋን ብዘይምለስ የብቕዕ ኣሎ። ህዝቢ ትግራይ ጠስሚ ልቡ ሰትዩ የዕልል ኣሎ። ናታትኩም ናይ ቡችላታት ሃተፍተፍ ናይ ዓናጉል ሃተፍተፍ እዩ።

  • @user-cx6jb2hy7n
    @user-cx6jb2hy7n 22 วันที่ผ่านมา

    ሓሰውቲ

  • @user-lr5mq4sz6p
    @user-lr5mq4sz6p 20 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤

  • @user-xu8us7gt6b
    @user-xu8us7gt6b 22 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤