baba berket zeymeno demexi, zeyhasess serah aberkitkeaaa eikeaa emo nzelalem tehaben!!! I have heard since my young age to his songs in our electronics shop, I can never forget his songs and lyrics I admit that you have a significant point in my life.
መሰረት ትግርኛ። ኣቦ ባህሊ። ክብሪ ይግበኦ።
እዛ ደርፊ ክሰምዕ ከሎኹ ማሙቅ ገዛናን ስድራይን ይናፍቅ:ብንእሽቶና ምስ የሕዋተይ ሳዕስዒት ንወዳደር እሞ ገንዘብ ንጥቃዕ ኔርና ኣሕ ስደት ሕሱም ባባ dr በርከት ዕድመን ጥዕናን ንዓኻ❤❤❤
ብሃንቀውታ ዝጽበያ ዝነበርኩ ኣልቡም" ዓልምና" ከተውርድዋ ብምጅማርኩም ሓበን ይስምዓኒ ክብረት ይሃበልና ዝተረፋ ደርፍታት ዓልምና ከኣ ከተስዕብወን ብትሕትና ይላቦ!!
ዘይሃሥ ፍቕሪ❤
ዘይብለል ሕብሪ🏊
ዘይነፅፍ ሩባ
ዘይረግፍ ዕንባባ🌷
ዓራት ክሰርሓልኺ ናይ ክብርኪ ዝፋን
ብስኒ ሓራምዝ ጥበብን ሓለፋን
መጋረጃ ሃሪ ክገብረሉ ሽፋን
መእታን ከንጸባርቕ ናይ ጽላልኺ ብርሃን
ዓሪባን ወጊሓን
D.r bereket mengisteab❤🐅
ነዛ ደርፊ ነዊሕ ደልየያ። ሓንቲ ካብተን ብግጥሚ ዘድንቐን ብሉጻት ስርሓት ዶክትር በረኸት። ኣብዛ ደርፊ ዘሎ ቓላት ጽቡቕ ጌርኩም ስምዑዎ።
እዋይ ናብ ተዘክሮ ሾሎው ዘብል ጣዓሚ ሙዚቓን ካናሪ ድምጽን፡ ዶ\ር በረኸት መንግስትኣብ ዘይሃስስ ስራሓ ሰሪሒካ ፡ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ።
ንጉሰ ነገስታት ስነ-ጥበብ ኤርትራ ዶ/ር በረኸት መንግስተኣብ 🇪🇷😍
ደ/በረከት መንግስታኣብ ማለት ኣቦ ትግርኛ ፡
ወርቂ ጽሓይ ኣብ ምዕራባ ቂሔ ጽልሚ ተጎልቢባ፡ ወርሒ ለይቲ ምስ ድባብ ከዋክብቲ ተጎልቢባ ፡ ከጻውታ ከዛርባ ልበይ ልባ ክላገባ፡
ሃኒነየ ሰለል በሊ ሃኒነየ ፡ ሃኒነየ ተራእይኒ እቲ ወነ፡። ጥዕና ይሃበለይ ድ/በረከት
❤
እቲ ዘይድገም ኣቦ ጥበብ Dr በረኸት 🦁🦁🦁
መዝገብ ጣዕሚ ቃላት ትግርኛ ምስ አትደሊ ናይ በሃር ዶ/ር በረኸት መንግስትኣብ ደርፍታ ክትሰምዕ ኣለካ።
ኣቦ ጥበብ ምኡዝ ዜማን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ምእንቲ ንዓና ክሕሸና ❤
መርሓባ ክቡር ኣቦና በረኸት መንግስትኣብ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ
ዋውውውውው እታ ንዓመታት ክደልያ ኮለል ዘበለትኒ ደርፊ ቀዳማይ ሰማዒኣ ኮይነ 10q በሃር ድምጻዊና ደኩተር በረኸት መንግስተኣብ
ዋውውውው ንዓመታት ኣብ ዩቱብ ደልየ ድሰኣንክዋ ዝፈትዋ ደርፊ ዶክተር በረኸት መግስተኣብ ምስ ፍሉይ ተዘክሮታታ ኣራኺብኩምና ።የቀንየልና !!!!
ድምጺ ካናሪ ዘልው ድምጻዊ ኣብ ባህላዊ ደርፍታታ ናይ ትግርንያ ምኡዝ ቃላት ዝተዋሃደ ዜማ ምስ ህርመት ውው
ዘይሃስስ ፍቅሪ
ዘይብለል ሕብሪ
ዘይነጽፍ ሩባ
ዘይረግፍ ዕምባባ
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ መምህር
በረኸት መንግስተኣብ
ኩሉ ዕዮታትካ ዝነኣድን መሃሪን ብሙኻኑ እንቋዕ ሓጎሰካ
ኣብ ልቢ ኩሉ ሰፈርካ
Abet abet derfi hirmet 💯 gitmi 💯 tekebelti tiomat dimxi bejakum kemzi derfi fenuwelna wedi 21 amet ye gin ezi derfi ye dufetu
መርሓባ ኩቡር አሰቦና ጀማሪ ሰዉራ🇪🇷💪🇪🇷✊።
Dr bereket mengisteab 1995 I remembered this Song
12𝐡 𝐬𝐚𝐭 𝐬𝐞𝐦𝐢𝐞 𝐳𝐞𝐲𝐱𝐞𝐠𝐛𝐚 𝐦𝐮𝐬𝐢𝐜 🎉❤❤❤❤
እንቛዕ ብደሓን መጸእኻ ኣቦና በረኸት መንግስትኣብ !!! ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣቦ ስነጥበብ !!!
ፖው መምህር ናይ ትግርኛ ኩቡር ኣቦና ባህር ዶ/ር በረኸት መንግስተኣብ። ኣብዚ ደርፊ ዘሎ ቃላት 2 መጽሕፍ እዩ ንባዕሉ። እዋይ ነዚ ሰምዕካ ነዚ ናይ ሎሚ ደርፊ ክትሰምዕ ሲ መገርም ጥራሕ እዩ ክኸውን።
Ab libey seferkia Dr. Berie
25 amet ndhrit meliskumna tium gzie wish u long life baba bereket mengsteab
Oooo thanks aboy medhanie
Wedi may felega tarikawi sebeay.
ኣቦ ዜማ በሃር ኣቦና
በሃር ደ/ር ባባ በረኸት መንግስተኣብ ውሽጥኻ ደሪኹ ዝኣቱ ጥዑም ድምጺ ህርመትን ስጥመት ሙዚቃን
ሓደ ባህግና እትብል ከኣ ወስ በሉልና ሓደራኹም
Helen do kbleki welas kilopatra enkae derafay tigrigna konkalna eba kankana akibkum zexnahikumlna thanks
ሙሉእ ግጥሚ👇
ዘይሃስስ ፍቅሪ
ዘይብለል ሕብሪ
ዘይነጽፍ ሩባ
ዘይረግፍ ዕምባባ *2
ወሓዚ ፈልፋሊ ኩሉ ግዜ ጠሊ
ናይ ወጋሕታ ተኸሊ ዘንጸባርቕ ኣውሊ
ድምቀቱ ቀጻሊ ዘይብሉ በላሊ
ድረፊ ዓልሊ ሳዕስዒ ዝለሊ
ሰለል ወለል በሊ
ዘይሃስስ ፍቅሪ
ዘይብለል ሕብሪ
ዘይነጽፍ ሩባ
ዘይረግፍ ዕምባባ *2
ጸጉርኺ ይሰራሕ መልመድ መመሸጢ
ዝኸበረ ዕንቊ ግበርሉ ፈትሊ
ዓሲሉ ግርማኺ ወንበር ተቀመጢ
ወለላይ ሸብርቂ ብወርቂ ኣንቆጥቍጢ
ዓለም ተፈለጢ
ዘይሃስስ ፍቅሪ
ዘይብለል ሕብሪ
ዘይነጽፍ ሩባ
ዘይረግፍ ዕምባባ *2
ሄለን ክብለኪ ወይስ ብሌን ባቱራ
ወይስ ሞናሊዛ ናይ ሰኣልቲ ኣውራ
ኣፍሪቃዊት ቆንጆ ኣላ ጓል ኤርትራ
መልክዐኛ ፋና ብርሃን ከም ዳሜራ
ተፈታዊ ሕብራ
ዘይሃስስ ፍቅሪ
ዘይብለል ሕብሪ
ዘይነጽፍ ሩባ
ዘይረግፍ ዕምባባ *2
ዓራት ክሰርሓልኪ ናይ ክብርኺ ዝፋን
ብስኒ ሓራምዝ ጥበብን ሓለፋን
መጋረጃ ሃሪ ክገብረሉ ሽፋን
መታን ከንጸባርቅ ናይ ጸበልኪ ብርሃን
ዓሪባን ወጊሓን
ድርብ
ወርቂ ጸሓይ ኣብ ምዕራባ
ቂሐ ጽልሚ ተጎልቢባ
ወርሒ ለይቲ ምስ ድባባ
ኮዋኸብቲ ተጎልቢባ
ከጻዉታ ከዛርባ
ልበይ ልባ ክላገባ
ሃኒነይ ሰለል በሊ ሃኒነይ
ሃኒነይ ተላዕለ ዝዉነይ
ኩሒሌ ሰልል በሌ ኩሒሌ
ኩሒሌ ምሳካ ክላዓል'የ *2
ዓይነይ ዓይና ክገጣጠም
ኣፈይ ኣፋ ክወጣጠም
ኢደይ ኢዳ ክጣማጠም
ዉነይ ሸለዉ ልበይ ዓጠም
ስሕብ ግጥም
ጽቡቅ ቀለም ሰለምለምለም
ሸዊት ለምለም ግርማ ዓለም
ሃኒነይ ቁሊሕ በሊ ሃኒነይ
ሃኒነይ ተላዕለ ዝዉነይ
ኩሒሌ ሰልል በሌ ኩሒሌ
ኩሒሌ ምሳካ ክላዓል'የ *2
✍🤗
Good Job. Ketselelu. Team B.M
Dr Bereket nberelna,,, des tebl derfi zeymno
Dr. Bereket Mengesteab the Emperor of the Eritrean national culture.
One off my favorite artist baba bereket Legend man love you
ኣብዚ ደርፊ ዘለዉ ቃላት! "ኣውሊ፡ ዳሜራ፡ ቀይሕ ጽልሚ፡ ድባብ( ድባባ)፡ ወዘተ ......
Powwww getmi teray aykonen ezi baba berket zeymezmznayo artist u agelaexa fkri si yebellllllllll eze zeydegem serh u lomi
Baba memhr tigrigna Eritrea 🇪🇷 Eritrea 🇪🇷 Eritrea 🇪🇷
I really admire this song. The lyrics and melody are top notch, hopefully it will be remixed by Dr Bereket. Long life legend.
baba berket zeymeno demexi, zeyhasess serah aberkitkeaaa eikeaa emo nzelalem tehaben!!! I have heard since my young age to his songs in our electronics shop, I can never forget his songs and lyrics I admit that you have a significant point in my life.
Zeymno abet getme zema lomi lomi hamemna kooo❤❤❤
በረኸት መንግስተኣብ ወናም በሓር ራሃባ legend.
ጽቡቅ ቀለም ! ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ሕብሪ
ዋውው ደርፊ ኣብዚ ለካ ተባዕታይ ዝኮነ
Kubur hagerawi behar Dr breket mengsteba edmen tienan yhabka 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✊
ስንቂ እዝኒ ዝኾነ ደርፊ
Legend 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷☝️
The Icon the legend doctor Bereket mengsteab edmen tienan yhabka ❤❤❤❤❤❤🇪🇷
The greatest.
Legende ❤❤❤
Best Album alimena ever waw
መግለጺ የብለይ ኣበይ በረኸት
He is unique ❤❤
No One come's as Bereket at singer in Tigrigna
Legend always dr Berket
Degagimka semiekayo zeymno derfi 😍💪
.the flow of your melody is like the cosmos endless....5:23.... Tarirara tarirara tarirara tarirara tarirara tarirara .....
Owwww nberelna abo tbeb Dr.bereket mengsteab
ንጉስ ነገስታት 👑🇪🇷🌍❤️
د برخت منجستاب فنان بمعنى الكلمه
قاموس التجرينيا 🇪🇷💪💪🇪🇷
ewayyyy ezi medhanitey zkonesebay ezs 1000 amet nberelna .
Bejaka ba nhina hizbi nhina weten nhina bahri tbl nay kubur bahar sntibebawi bereket mengsteab awerdelna pls pls
Derfi 💪🇪🇷nay kedem💃 🎉 🕺
ሄለን ዶ ክብለኪ ወይስ ኪሎፓትራ
ወይስ ሞናሊዛ ናይ ሰኣልቲ ኣውራ
ኣፍሪቓዊት ቖንጆ ኣላ ጋል ኤርትራ
መልክዐኛ ፋና ብርሃን ከም ዳሜራ
ተፈታዊ ሕብራ
ከምዚ ዝበለ ገላጺ ግጥሚ ከም ማዕድን ኣልማዝ ስሑው ኢዩ።
Baba berket shikor yhooo❤❤❤❤
Abet getemiii yebel dr bereket
Welcome!Dr BM!!
ኣያ ጥበብ
Keep them coming. Wooooow
Simply legend!
Wawwww the legend bereket well came
👏🌹♥️♥️👍💕❤️💪🥰
Btami tefetawit derfi
እንታይ እሞ ሓደ ከማካ ተካኢ እንዶ ተሳኢኑ ኩላ ናይ ጨርባሕባሕ ኮይና
Thanks more
❤❤❤❤ dr
My favourite song 🤩🙏❤️💖♥️💞
Bravo
Love love love love
I'm already stuck with this song ♥️ Respect The Legend
❤❤❤❤❤❤
ኣክክክክ ❤️❤️♥♥♥❤️❤️♥
Abo bahliii Eritrea nice song
Waw... what a song.
ፍጹም ዘይመንዎ ደርፊ "
Kubur abona edmen tinna yhabka amlak❤
Powww
🌟🌟🌠👑🇪🇷💜❤
ቕርሲ ሃገር
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
👌👌👌👌👌🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤
Haki eyu seb kedem kibahal!!!
5:00 ቕርሲ ባህሊ🐅
🤙
🎶🎶🎶🎶🎶❤❤❤❤❤
❤❤
❤❤❤
🐪🐪🐪❤🇪🇷🇪🇷✊🙏