ምስ ኣሜሪካ ተሰማሚዐን

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 3 ก.พ. 2025

ความคิดเห็น • 54

  • @احمدمخمد-ع3ش
    @احمدمخمد-ع3ش 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ስሪሒካ ምብላዕ ይለምድ ❤❤

  • @yonikifle5101
    @yonikifle5101 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา +22

    ጽቡቅ እንቓዕ ተዓጽወ ሃገራት ኣፍሪቃ ሰሪሐን ክበልዓ ኣለወን።ሃበኒ ህበይ ይገብር።ፍርያም መሬት ከለካ ክትልምን ሃየንታ እዩ።

    • @seidomer9236
      @seidomer9236 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      65& percent zeheres meret nay alemna ab Afrika iyu zelo😢

  • @ሰምበልኖ
    @ሰምበልኖ 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา +17

    መጀመርያ እቲ መትከል ርእሰ ምርኮሳ መንግስቲ ኤርትራ በብቕሩብ ከም ታብሌት ዓለም ኪትዊሕጦ ብምኽኣላ ብልሒ መንግስቲ ኤርትራ ጎልሑ ዝርኣየሉ መድርኽ ከምዝበጸሐ ዝመልኪት እዩ፡ ካልኣይ ድማ እተን ብኮታተን መሸፈኒ ተጠቕመን ንኹናት ዘብዕሎ ዝነበራ ሃገራት ከም ብዓል ኢትዮጵያ ግዕዘይ ሃገር እደን እግረን ኪእኪባ እየን፡ ንሕና ኤርትራዉያን ኣይነበረና ኣይጠፍኣና ድማ ብሰላም ንነብር።

  • @Eri-leew
    @Eri-leew 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา +7

    ጽቡቅ ሃገራት ኣፍሪቃ ሰሪሒካ ምብላዕ ይለምዳ

  • @danieltsegay1413
    @danieltsegay1413 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา +6

    እንካዕ ተዓጽወ ካብቲ ሓገዙ መዘዙ ይከፍእ ወላ ውን ንኣፍሪቃውያን ጎዲእና እምበር ኣይጠቀነናን።

  • @eseyaswerede6052
    @eseyaswerede6052 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    Welcome Deqi Eriyyyy 🇪🇷🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷

  • @Sabah-bq6eh
    @Sabah-bq6eh 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    እዋይ እዛ ለማኒት ሃገር ጎረቤትና እንታይ እያ ትኮነ ብዘይ ረዲኤት ከመይ ኢላ ክትወጾ ይታዓጾ

  • @merharik767
    @merharik767 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ሰላም ሰላም ሰላም ፊሊ ዓቢ ሰብ እንቃዕ ብሰላም መጻእካ ወዲ ኤረይ ጅግና. ብምቅጻል ኣብ ስራሕካ ኣሳልጦ ኣብ ሂወትኻ ምሊእ ጥዕና ይምነየልካ. ምዕጻዉ U.S. A እንቃዕ ተዓጸወ እቲምንታይ ካብ ጥቅሙ ጉድኣቱ ይበዝሕ ነይሩ ንኣብነት ዝነቀዘ ስርናይ ካናዳ ሂቦም እቲ ዛከበረ ወርቅን ኣልማዝን ካብ ህዝቢ ኣፍሪቃ እዮም ዝወስዱ ነይሮም.

  • @eritreaaman4212
    @eritreaaman4212 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ጊብ ይበል ኤርትራ ኣይምልከታን እዩ ረድኤ መልመሲ እዩ

  • @romaweldu2400
    @romaweldu2400 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    Seb serehu yebelea 🇺🇸🙏👍

  • @Eritrea4G-c7n
    @Eritrea4G-c7n 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    As an Eritrean I don’t have any comment but I am worried about Ethiopia.

  • @Eri1991-love
    @Eri1991-love 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    Nai bhaqi wedi afom gn qdmi newh ametat eiu felixuwo aydliyenan eiu zibele.🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @RobelRobel-wx7xz
    @RobelRobel-wx7xz 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    Ertrawyan da nabra nabra qadamna ni ethiopian gen mard eyu be felay ni tigray way good

    • @SS-ck9xp
      @SS-ck9xp ชั่วโมงที่ผ่านมา

      😂😂😂

  • @solomunwoldu3994
    @solomunwoldu3994 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ብቀደሙ እቲ ትካል ክቀውም ኮሎ 1ቅርሺ ሂቡ ብኸመይ 10,000 ይምንዝዕ ይግብት እዩ ዕላሙኡ ። ካልኣይ ብፍላይ ኣብ ኣፍሪቃ ብኸመይ ፥ህኩያት ፥ ሱሱዓትን፣ ለመንቲ ፥ ሕማቃት ፥ መራሕቲ ትፈጥር ካኣ እታ ቀንዲ ፕላን ናቶም እያ ። መራሕቲ ኣፍሪቓ ንሕዝቦም ናይ ስራሕ ዕድል ከይፈጥሩ ብዘይትን፥ ዝዓሰወ ስርናይን፥ ገሬን ህዝበን የዕሽዋ ስለዚ ብፍላይ ን ኣፍሪቃ ሰሪሒኩም ሓሪስኩም ብልዑ ረዴት ክትህቡ እምበር ክትቅበሉ ኣይምስተገባኣን በለለይ ፊሊ።

  • @BirhaneMedhane-m3x
    @BirhaneMedhane-m3x 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Filiy Arada❤

  • @-ge7xh
    @-ge7xh 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ጎረቤታችን ይሰማል?

  • @HA-kd2rz
    @HA-kd2rz 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ስንዳይ የለይ እውይ

  • @TheBestManWedibarentu
    @TheBestManWedibarentu 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እንቋዕ ደሓን መጻእካ ዓቢ ሰብ

  • @TsigeYigzaw
    @TsigeYigzaw 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Fili jgna ajoka kexlo wedi Eriyyyyy xbuq medeb ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @KisanetTehaye
    @KisanetTehaye 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    🎉🎉🎉🎉

  • @Hile123by
    @Hile123by 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Ethiopia SAVE USAID kblu eyom

  • @WediMengstab-t8l
    @WediMengstab-t8l 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @syumnelo4525
    @syumnelo4525 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    Germ kone

  • @yohannesnegassi174
    @yohannesnegassi174 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ጽቡቅ እንኻዕ ተዓዝወ፡ኤርትራውያን እካ ለሚድናዮ ኢና፡ምናልባት ደኣ እተን ካልኦት ኣፍሪቃውያን ሃገራት፡ንግዚኡ ቀጨውጨው ክብለን እዩ ደሓር ግን ክለምደኦ እየን።ብዝኮነ ግን ጽቡቅ እዩ ።ነብስኻ ምኽኣል።

  • @Yorda-k8p
    @Yorda-k8p 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Ellllllllllllllllllllllll Sey Seyyyyyyy
    Enqae teaxewe. Nzelialem likut ybel.

  • @alemamine8638
    @alemamine8638 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    yes yes 🇪🇷💪❤️🇪🇷💪❤️🇪🇷💪❤️🇪🇷💪❤️🇪🇷💪❤️👍👍👍👍

  • @ኤርትራዉነትዘይስዓርመንነ
    @ኤርትራዉነትዘይስዓርመንነ 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    👌👌👌👌👌👌

  • @freweinitekie7869
    @freweinitekie7869 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤

  • @Sowthk2
    @Sowthk2 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣይዓ ጽ ዎን ንጥሞም ከፍትፍ ዎ ንመን ዘዓኣንግሎ ኣልዎ ኣብ ጅባ ውሕዳት ዝኣቱ መክስብ አዩ.

  • @leterfaleteklit
    @leterfaleteklit 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Eritrea emo kab 2004 eyu tetew elu aydeline eyu nay 109 hebom nay million sel zewsdu

  • @meharitekle9699
    @meharitekle9699 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ጽቡቅ ገበርዎ ደንጊዮም ከማን ንህዝቢ ኣፍሪቃ ኣባላሺዋ እዩ።

  • @merontesfai2486
    @merontesfai2486 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Kap philly tsebuk medeb iuu
    Kem natey comment
    Ti USAID zbehal hagezz kequrexx yeblun,koinu gn America beti nsa tdelyo megedi neti redieet ketemahadro alewa

  • @asmoromtesfazghi9032
    @asmoromtesfazghi9032 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እዋእ ጽቡቅ ሕጂ ናብቲ ለምለም መሬቶም ክጥምቱ ክግደዱ እዮም

  • @wediere2238
    @wediere2238 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሕጂ ግርም ጽቡቕ ጽቡቕ ትራምፕ ነዘን ለሚነን ዝነብራ ሃገራት ክበራበራ ጌርወን፡ ኢትዮጵያ ክትመውት ኢያ።

  • @madinaabdala1835
    @madinaabdala1835 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ♥️🇪🇷🌺💐💐🌺♥️🇪🇷🌺💐🌺🇪🇷♥️🇪🇷🌺💐🌺🇪🇷♥️🇪🇷🌺💐

  • @mistlalhabtu9348
    @mistlalhabtu9348 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Inqai tekarexe👈

  • @asterkidane3093
    @asterkidane3093 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Elon musk ዋላሰ Trump ፐረዝደንት አሜሪካ ርአይዎ በሉ ድሞክራሲ እነዳበሉ ዝሰብኩ አሜሪካ millionier እንተኮንካ ንአሜሪካ ይገዝአ ኢካ ይግርም ሐንቲ ዘይገበረላ ንአሜሪካ ካብ South Africa መ ጽኡ ይሕውካ አሎ እዚ ሬሲስ ት ወዲ አፐራታይድ

  • @tinsakidane2023
    @tinsakidane2023 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    🎉Elen mask Tisirek nianaErtrawiyan Zegedsena Ayconen...😅

  • @tesfatsionbariaslassie2550
    @tesfatsionbariaslassie2550 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Good news hageratn mengstatn zefrs hizbi nab sdet zewafr tkal eu they now that newih ametat teserihlu eu enkua hagosena bflay neritrea ab ethiopia refugee gerom hisbna fah zebele eu.

  • @yorsaliembeyene270
    @yorsaliembeyene270 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Nanwun kedgufo ieye keso alewo alemat deicaws mafeya teical iey yunfef

  • @SamielMebrahtu-cg3rb
    @SamielMebrahtu-cg3rb 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Mechem zmikrirab nmntay mkanu astewuolynalu do nkewun? Jema.

  • @SamielMebrahtu-cg3rb
    @SamielMebrahtu-cg3rb 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Nebsna nkul seb lomizeykons kabkedem wun nhna wahabti daber REDIETI hibom zfetuhuwo wey zemtsuwo lewuti untay alo ,___________________? Melusuley.

  • @tesfie
    @tesfie 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    xbuq geyromo enka tatswe USAID da weylen bal ETIOPIA ember hahahahah dey USAID da entay xbuq kgebr axwarn gelen enda habe n HAGERNA ERITREA dketa zexgeba msta guhaf gerebet [NEIGHBOR ] koynu

  • @ናዝሬትሸው
    @ናዝሬትሸው 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Afrika emo maas kabdknet mswexet eya ytaxo knbl❤

    • @danielyerus
      @danielyerus 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      Beka akilikukm foooo tegaru lemano

    • @robieru6827
      @robieru6827 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      😂😂😂😂 ata gega ​@@danielyerus

    • @rit6091
      @rit6091 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      Kedem eyu ane neshtey eye nere eti nay rediet sernay bi genzeb ms teshete hade Tigray sebay zibelwa
      Sernay Kanada
      Keybelaenay keda
      Gitmi serihoma nab derfi tekeyira nera!