ERIPM | ናይ ሰብ ሂወት ከም መጻወቲ ስለ ዝሓስብዎ ቃላት ምድርዳር ኣይስልችዎምን ኢዩ
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 26 ส.ค. 2024
- Join ERIPM Membership:
/ @eripmeritreanpublicmedia
Welcome to EriPM (Eritrean Public Media), your premier source for authentic Eritrean content, broadcasting directly from the diaspora to our beloved homeland and beyond.
EriPM is your go-to destination for news, analysis, discussions and debates and everything in between, tailored specifically for the Eritrean community worldwide. Our dedicated team of journalists strives to bring you the latest updates, insightful discussions, and exclusive interviews, live events, and engaging programs all with the aim of connecting Eritreans across the globe.
If you are eager to stay informed about developments in Eritrea, EriPM has you covered.
Can't catch us on satellite? No problem! Subscribe to our TH-cam channel and join the digital diaspora as we stream our content live for audiences everywhere. Don't miss out on the conversation - hit that subscribe button, turn on notifications, and be part of the EriPM community today!
Join the conversation using #EriPM and let your voice be heard.
በረከት ሃብተማርያም ፡ ጹቡቅ ኣገላልጻ ❤
Berkat habtamarim what a smart man I like listening to you welcome both of you 💙🩵🌿
berekhet our future leader gbu and take care of yourself always 💙💙
እዚ ህዝቢ እዞም ብሉጻት ደቁ ገዲፉ ነዚ ደዋይ ስርዓት ምምላኹ እዩ ጸገሙ . Thank you Henock & berie
ሄኖክ &በርየ ሰብ ሕልና ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
Berekt God bless you brother
Good job Eripm
ቤረ በዐል ሕልና thank you brother 💙💙💙💙💙💙💙👍
Thank you guys 🩵💚💙🌿🌿🌿🙏🙏🙏
Berie is one of a few scholars that i am not get tired of listening to.. Thumbs up
Berie you’re a legend with profound knowledge. Thank you guys
ናይ ባሓቂ ህግደፍ ጠለምቲ ብጾቶም
ሰላም ሰላም ምድላው ERIPM መደብ ንህዝብና እትህብዎ ኣገልግሎት ልባዊ ምስጋናይ እገልጽ:: መአረምታ ቃል " ኣይስልችዎምን" ኣብ ትግርኛ ቸ-ቾ ዝኮነ ቃል የለን: ባዕዳዊ ቃል እንተዘይኮይኑ:: እዛ ቃል ሰልኪዩ=ወይ ኣይስልክይን ክብሃል ይግባእ:: ምስ ምስጋና::
ፖሎቲኻ ህግድፍ እብ ዋሽኒግቶን ብርድ ዪጽሓፍ ጢሓይ ምሲበረቀቲ ኒጉሆ ዬሓቂቂ ።❤❤❤❤❤❤❤።
Selam Henok kemu wn Berie. Yekenyelna xbuq medeb. Hgdef ayhafrun eyom. Meleyyyyyy nkdmit🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵
Better energy 👍🏿 berye the great
Ajokum ❤🎉❤🎉😢
ህግደፈ ከዛብ ዓመት ዓመት አንስቲ የበክ ብዘይ ሓደ ጉኑዖ
Very gentleman Bereket
ኣዚዩ ብሉጽ መብርሂ በሬ & ጋዜጠኛ ሄኖግ ❤❤❤❤❤❤
By glorifying the deceased, the regime's pattern of self-glorification persists.
Nay behaki xbuk astemhro qexluwo Heni & Beki
መለይ ናኩሉና ኢራቲራዊ እይ ።ና ህግደፍ ባኒደራ ኢቲዮጴያ ክልል ኢያ።ውኒእ እቶ እስያስ እፈዎሪቂ።❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😅😅😅😅😅😅😊😊😊😊😊😊❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤።
ህግደፈ ወትሩ ጸላኢ ህዝብ ኤረትራ
❤❤❤
Thank you brkito ❤
💙🆓"Eri 🏖 PM" ካብ ዕለት 01-31 ስነ normal መዓልቲ'ያ። ምክንያቱ ቅድሚ 91 መግዛእቲ ወዲቁ፣ ብድሕሪኡ እቲ ዝከበደ መግዛእቲ'ዩ። ስለዚ ኩሉ ህዝቢ መንእሰይ ካብ ዶብ እንዳ ሞተ'ዩ ዘሎ። እንደገና ይቅጽል'ሎ...ስለዚ ኩሉ ግዜ"ኣ ሕ ሕ..."እንዳበልና ንነብር ኣለናናና!!👎👎👎
ሰላም!!! ኣብዚ 20 ሰነ እዚ እቶም ኣብ ትግራይ ኢትዮጵያ ብቅድሚ 2 ዓመት ወፍሮም ዘተበልሱ ድሃይ ዘይብሎም ኤርትራውያን ዘካተተ ድዩ፡
ስድርኦም እካ ዘይተረድኡ፡
ሰላም!!!
👍
ewiy eze denkorena kekefei ,,,,, mai hakenkas ,,tsmi texebei
💙💙💙💪💪💪👍👌✌✌✌✌
❤❤❤❤❤❤❤❤
💙💙💙💙💙💙💙
እዚ አብ ሀርጎምጎም ዘሎ ስርዓት አለው ወለዲ ስውአት መብዛሕተን አደ ስውአት ከ አብ ሀገርና ይልምና እየን ዘለዋ እዚ እዩ እቲ ስርዓት አስመራ😂😂
Kab wedi swou deki seb dolarat wexatenatat ykebru wedi swou kab ketema ygfef deki dolarat ketema weninom amet amet endgeshou yegayxliu.
💙💙💙💙💙💯💙💙💯💙💙💙👍
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Berye በሊሕን ለባምን እንድካ
ብክልተ ቃላት ተሓጉሰልካ መጀመርታ ነታ ኣብ መጽሓፍ ኣስተር ዘሎ ታሪክ ተወኪስካ ቅኑዕ ኣባሃህላ ምባልካ ካልኣይ ድማ እዚ በርገድ ንሓመዱ እቲ ዝዓበየ ስእሊ ቃላት ኣሰኒካ ምግላጽካ ንሱ ከኣ እንታይ ከምቲ ዝገለጽካዮ ኣብ ኤርትራ ተቃወምቲ ኣሎዉ በርገድ ንሓመዱ ዝበሃል ከም ሓሳብ ምፍላጦ ድሕሪ ምፍላጥ ከኣ ምውዳብ ክመጽእ ኢዩ።
ኣብ DC እንተ ኣሎካ ከምዛ ናይ ሽወደን ግበሩ ሓደራ ምስ ብጾትካ።
ሃንጋ 24 ኣልውና
ዳኪ ስዋት
berket and henok mesti hasab gen 2 geze AB semun amxYo geze ente halyuwo ❤❤❤
ጽብክቲ ምኽሪ ኢያ እዛ ናይ ምርጫ አብ ሽወደን ልዕሊ 37, ዓመት ገይረ ብዙሓት ኤሬትራውያን ግዲ የብሉን
ቢዚይሒጋዊ መኒጊዲ ዚዊሪዲት ሒጋዊት ሲማያዊት ❤❤❤❤❤❤
እታይ ይምልከተካ ቆዳፍ ብጫ ጋሐፍ ኪድ ንትግራይካ ቆዳፍ ዓጋመ😂😂😂😂😂😂😂
ሐሶት እዩ ብዛዕባ ሰዉአት ዝግበር ዝዝረብ። ሰብ ስልጣን ሻዕብያ ወዲሰዉ እየ እልካ ሑቶ መሰ ትሐቶ ንባዕሉ እዩ ተሰዉእ መሰል ናይ አቦካ የናሽውዎ እምበር አየክበሩን እዬም መልሰ ሰብ ሰልጣን ሻዒብያ።
ሙሽሙሽ ላኽባጥ
እምበርከ ትፈልጦ ዲኻ ቃላትካ ደአ አርም ድርባይ 😂
Ab gbri muhurat ab america sgri dob raedi dew nkbl xaeri kgber alewo slezkone ab america ennebr khsebo ygbae
ሻዕብያ መብጻዓ ስዋአታ ካብ ረሰዔት ህዝቢ ኤርትራ ውን ነዞም ህግደፍዩ ቶታል ክርሰዖም ዘለዎ ህግደፍ ጠቃር ሐሳዊ ዩ
ቀሊቢ ሊቢ ሚሲሐብ
እዚኦም ዝህዝቢ ንዒቆሞ ጥራይ ኣይኮኑን በጃኩም ሓዙና ኢሎም ሰማዒ ዝሰኣኑ ትዕቢተኛታት እዮም በዓል ኣወል ኮነ ሳዋ ሽኮር ዲዩ ዝብሃል ዓንዳፋት እኮ ክንዕቅወ ጀሚሮም ክትስእ ዘይክእል ህዝቢ ዶከ ኣሎ እዩ
ብመጀመርያ ዘለኣለማዊ ዝኽርን ክብርን ንሰማእታትና።
እዛ 20 ሰነ ኣብ 1991 ድሕሪ ግንቦት 1991 ናይ መጀመርያ ሃገራዊ በዓል ተባዒላ። ከምዝመስለኒ እዛ ሰነ ዕስራ ነቶም ኣብ ግዜ ብረታዊ ቃልሲ ንናጽነት ዝተስዉኡ ጥራሕ ትበዓል ይመስለኒ፤ እዞም ብሰበብ ባድመ እዞም ስልጣን ኣብይ ንምድሓን ቂም ኢሰያስ ንምፍዳይ ኢሎም ዘጥፍእዎም ጌናውን ከም ቀዳሞት ዘይተነግረሎም እንታይ’ና ክንብል? ንሕና ከሲርና ኢና እንተ ህግደፍ ግን ጌና ሞትን ስደትን መንእሰያት ኣይጸገበን።😂