ሰበር🔥ናይ መቐለ ተባዕ ተቓውሞ 👉ክንቕፅል ኢና ኢሎም / ዶ/ደጀን ሓፂር መብርሂ ሂቡ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 10 ธ.ค. 2024

ความคิดเห็น • 125

  • @Sheshey-t7q
    @Sheshey-t7q 18 วันที่ผ่านมา +11

    ጅግና ኣለካ ባይቶና ናፅነት ትግራይ ቀፅል

  • @fisehaberhane670
    @fisehaberhane670 17 วันที่ผ่านมา +3

    ናይ ብሓቂ ጅግና ኢኻ ዶክተር ደጀን ።ቀጻሊ ፕረዚደንት ሃገረ ትግራይ ክትከውን ተስፋ ይገብር።

  • @asmelashtesfay5931
    @asmelashtesfay5931 17 วันที่ผ่านมา +7

    ዶክተር ደረጃ ኮሪዕናልካ ቀፅሎ ንዮሴፍ እውን ክብሪ አለና

  • @kingjo7100
    @kingjo7100 18 วันที่ผ่านมา +8

    ዶ/ር ደጀን ሓቀኛን ኣብ ዝኣመነሉን ዝፀንዕን ዕሸል ወዱ ኣሰዊኡ እቲ ሓደ ወዱ ድማ ኣብ ትሕቲ ሻዕብያ ወዲቁ ዘለዉሉ እዋን ኮይኑ እዩ ዝቃለስ ዘሎ!!

  • @zemenfes62
    @zemenfes62 17 วันที่ผ่านมา +1

    They made me very proud. Thank you

  • @AlexAregay-rs2qc
    @AlexAregay-rs2qc 18 วันที่ผ่านมา +5

    ጅግና ማለት ብተግባር💊💊💊

  • @abrhamgebre4625
    @abrhamgebre4625 17 วันที่ผ่านมา +1

    ጂግና ተቓላሳይ ዓላማኡ ዝፈሊጥ ወዲ ህዝቢ😭😭😭

  • @semretgirmay5590
    @semretgirmay5590 18 วันที่ผ่านมา +3

    ጽቡቅ አለኹም የሕዋትና ካብ መጀመሪኡ እዚዩ ከኸውን ነይርዎ ቃልስኹም

  • @MarishagebeyewMulew
    @MarishagebeyewMulew 17 วันที่ผ่านมา +1

    ጀጋኑ ቀፅልሉ ጎናጎኒ ዘይኮነስ አቕዲሙ ሙሉእ መሬት ትግራይ ነፃ ክኾን ነይርዎ ተመዛበልትና እውን ናብ መረበቶም ክምለሱ ነይርዎም

  • @capitaltesfay
    @capitaltesfay 17 วันที่ผ่านมา +1

    ጀጋኑ ጀጋኑ ብጣዓሚ ፅቡቅ አድናቂኩም።

  • @TsehayeDebes
    @TsehayeDebes 17 วันที่ผ่านมา +1

    ጀጋኑ❤

  • @Derar-i7l
    @Derar-i7l 17 วันที่ผ่านมา +1

    ብትክክል ዝምጥን መልሲ 👍

  • @hhh9007
    @hhh9007 17 วันที่ผ่านมา +2

    አናብስ ውድብ ናፅነት ትግራይ ❤

  • @sisayweldu
    @sisayweldu 17 วันที่ผ่านมา +1

    ኣየኻ በርትዕ ኣንታ ጅግና

  • @ትግራይ-መቐለ
    @ትግራይ-መቐለ 17 วันที่ผ่านมา +1

    D/r❤❤❤❤

  • @teweldehabte2691
    @teweldehabte2691 17 วันที่ผ่านมา +1

    ተናሓናሕቲ ውድባት ትግራይ ብዘይ ቀላዓለም ሓለይትን ኣፍቀርትን ህዝቢ ትግራይ ኢዮም። ኩሉ መደባቶም ከኣ ፍትሓውን ቡሱልን ኢዩ!!!!

  • @TekaGebrekidan-y6b
    @TekaGebrekidan-y6b 17 วันที่ผ่านมา +2

    ሃቅዩ ጀጉኑ ተቃዉምት ሃገረ ትግራይ ጎቡዙ ሃገረ ትግራይ ክትድህን አሎዋ ???

  • @DanaytGuesh
    @DanaytGuesh 17 วันที่ผ่านมา +5

    ናይ በሓቂ ጀጋኑ💪

  • @HabenDagnew-nt9eb
    @HabenDagnew-nt9eb 17 วันที่ผ่านมา +1

    ትኽክለኛ ደላዪ ነፃነት

  • @SagolPagol-p3f
    @SagolPagol-p3f 17 วันที่ผ่านมา

    ናይ ብሓቂ ክትድነቁ ይግባኣኩም ዉድብ ናፅነትን ባይቶናን ህዝብኹም ሃገረ ትግራይ ኣምፅእሉ

  • @almazgebrewahad
    @almazgebrewahad 17 วันที่ผ่านมา +1

    ብሓቂ ጀጋኑ ኢኹም ንመን ከምንመርፅ ግልፂ በሪሁልና እዩ በርትዑ ናፅነት ትግራይ

  • @AArgawy
    @AArgawy 17 วันที่ผ่านมา +1

    ደጉተር ደጀን ጅግና ናይን ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @tsegus
    @tsegus 17 วันที่ผ่านมา +1

    ውድብ ነጻንት ዝገብርዎ ዘለው ኩሉ ህዝብና ፓርታትን ኣብ ጎኖም ደው ክንብል ይግባአ 🙏🙏🙏

  • @AbrhamSelemun-xc4fl
    @AbrhamSelemun-xc4fl 17 วันที่ผ่านมา +1

    ትክክል ትክክል ገይርኻ ደጀን።

  • @EagerBocce-vl1ri
    @EagerBocce-vl1ri 17 วันที่ผ่านมา +1

    ቅድም ቀዳድም ኣብዞም የሕዋት ዶ/ደጀነን ዮሴፍን ዓቢ ክብሪ ኣለኒ ዕድመን ጥዕናን ዕቤትን ይምነዮሎም ኣብዚ ሕማቅ እዋን ዘርእይዎ ዘለዉ ቃልሲ ብቅንዕናን ብጅግንነትን ይፍጽሙ ብምህላዎም ኣብ ዝበረኸ ውዳበ ክበጹሑ ናይ ኩሉ ትግራዋይ ሓላፍነት ይሃልወና 🎉❤

  • @KokobNguse4321
    @KokobNguse4321 17 วันที่ผ่านมา +1

    አብዚኣ ጽቡቅ ስራሕ ሰሪሕኹም ይብል ወናት🎉🎉🎉

  • @asmelashtesfay5931
    @asmelashtesfay5931 17 วันที่ผ่านมา +2

    ግምት ዕሱብ 4ኪሎ ግዝአትን ህዝብን ትግራይ ከይተመለሰ ትግራይ የሕፍራ አሎ

  • @ጋልትግራይፈታውትብርጌዳይ
    @ጋልትግራይፈታውትብርጌዳይ 17 วันที่ผ่านมา +2

    ትክክል ጀጋኑ ኣሕዋተይ መጀመሪያ ግዛኣትኻ ተይመለስኻይ ህዝብኻ ናብ ዓዱ ተይመለስኻይ ሕጥኽኻ ፈታሕ ማለት ዓብይ ዕንወት እዩ😥

  • @immanueldesta7349
    @immanueldesta7349 17 วันที่ผ่านมา +1

    አንቱም ፡ ጀጋኑ ፡ እድመን ፡ ጥዕናን ፡ ይሃብኩም ፡ እምበር ፡ ዘም ፡ ካሕዳማትስ ፡ ሪኢናሎም ፡

  • @Adisalemtareke
    @Adisalemtareke 17 วันที่ผ่านมา +1

    ጀጋኑና ታሪኽ ሰሪሒኹም ቀፅልሉ ፀደፍደፍ ኢልካ ተመዛባላይ ዘይመለስካ ናብ ዕጥቂ ምርጋፍ ምጉያይ ጥዕና ዘይብሉ ዩ ስለዚይ ምስቶም ዝሾጥና መረሓትና እንካዕ የሐፈረኩሞም ቀፅልሉ የቀንየልና 🙏🏻🙏🏻🙏🏻

  • @hafteab6188
    @hafteab6188 17 วันที่ผ่านมา +1

    💯 obviously Dr.dejene

  • @ትግራይሃገረይእያዓለምይራ
    @ትግራይሃገረይእያዓለምይራ 16 วันที่ผ่านมา

    ኣጀኹም ትግራይ ዓደይ መካን ኣይኾነትን❤

  • @GenetAbraha-qc9xs
    @GenetAbraha-qc9xs 18 วันที่ผ่านมา +4

    ሕጊ ዘይብሉ አብይ እጥቂ አፍቲሁ ክመፀኩም እዩ። መረትኩም አይመልሰልኩም።

  • @GirmayGidey-vn2hk
    @GirmayGidey-vn2hk 17 วันที่ผ่านมา +1

    ኣታ ኣሕጊስካኒ

  • @embahuneyayele4207
    @embahuneyayele4207 18 วันที่ผ่านมา +1

    ፍትሓውን ርትዓውን መልሲ ሓቂ ኩሉ ግዜ ሓቂ እዩ !

  • @weghta3315
    @weghta3315 18 วันที่ผ่านมา +1

    Yes that's right ✅averting ✅Thanks for all ❤❤❤

  • @SiyoumDagne
    @SiyoumDagne 17 วันที่ผ่านมา

    ባይቶና ናይ አደመ ሐሽከር እዩ ንህዝብ ትግራይ ጥር እትብል ቃልሲ ኽገብር አይተራአየን

  • @GenetAbraha-qc9xs
    @GenetAbraha-qc9xs 18 วันที่ผ่านมา +1

    እዞም ላቅረብካዮም ፓርቲ ገለፃ ልትግራይ ለድልያ እሱ እዩ! ሕዝበይ አስተዉእል!።

  • @zukunikassa9887
    @zukunikassa9887 17 วันที่ผ่านมา

    MUCH RESPECT 🙏 WEDI HEZBI

  • @Ashenafi-bz9pj
    @Ashenafi-bz9pj 17 วันที่ผ่านมา

    ናይ ትግራይ ተቃወምት ፓርቲ በርትዑ ጀጋኑ

  • @ArsemaMilkias-v7u
    @ArsemaMilkias-v7u 17 วันที่ผ่านมา

    I love my home
    Ethiopia
    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @berhaneteklegiorgis1384
    @berhaneteklegiorgis1384 17 วันที่ผ่านมา

    Selam

  • @hailutetemke3228
    @hailutetemke3228 17 วันที่ผ่านมา +1

    Now ia stpping and sipping now❤❤❤❤❤😊

  • @weghta3315
    @weghta3315 17 วันที่ผ่านมา

    Dr is Our hero forever we stand with you all

  • @mezmurebirhan8711
    @mezmurebirhan8711 17 วันที่ผ่านมา

    ጀ/ል ፃድቃንን ፕ/ት ጌታቸው ረዳን ዝተውሃቦም ስራሕ እዮም ብደምቢ ይሰርሑ ኣለዉ።

  • @mulugetateka9308
    @mulugetateka9308 17 วันที่ผ่านมา

    🙏❤🙏

  • @TTG-t3k
    @TTG-t3k 17 วันที่ผ่านมา

    Getachew he have to resign immediately!!!

  • @GebreAbraha-57
    @GebreAbraha-57 17 วันที่ผ่านมา

    I say yes

  • @haftomgebreamlak
    @haftomgebreamlak 17 วันที่ผ่านมา

    ትክክለኛ ትግረዋይ መን ምዃኑ መን ንትግራይ ይፅዕር ከም ዘሎ ውን ኩልዕ ኢሉ ዝተረኣየሉ ዕለት

  • @TeferMekonen
    @TeferMekonen 18 วันที่ผ่านมา +1

    ኣረ ነዞም መራሕቲ ትግራይ ጉዳይ ህዝቢ ኣየገድሶምን ቢበዝሒ ዝተቀበሉዎ ገንዘብ ልቦም ተደፊኑ እዩ ነዝኣቶም ዝቅነፅል ዶ ተሳኢኑ

    • @selamselam7358
      @selamselam7358 17 วันที่ผ่านมา +2

      እዚ ህዝቢ ንምንታይ ሱቅ ኢሉ ይርእዮም አሎ ገሪሙና።እዚኦም ቁልቁል አፎም ክድፍኡ አለዎም እምበር ነዚ ህዝቢ ሸይጦሞ እዮም።

    • @TeferMekonen
      @TeferMekonen 17 วันที่ผ่านมา

      @selamselam7358 ብሓቂ ሸይጦም በሊዖሞ ደቁን ንብረቱን የሐዝንዩ

  • @Muez_Gidey
    @Muez_Gidey 17 วันที่ผ่านมา

    💛❤️

  • @GebrehiwotGidey
    @GebrehiwotGidey 17 วันที่ผ่านมา

    Thank you for continuing deal❤❤❤❤😂🎉

  • @Hadgudesta
    @Hadgudesta 17 วันที่ผ่านมา

    ናይ ሕጋዊነት መረጋገፂ ዘሐበካ ድርጅት ግን ናይ ኢት.ሕጊ ክተኽብር ኢዩ::ኩሉ ከምዝፈልጦ ግን ህወሓት ንምዕጃብ ዝተመስረትኩም ምኻን ኢዩ:;

  • @Gebrewmichael
    @Gebrewmichael 17 วันที่ผ่านมา

    ተቓምቲ ውድባት በርትዑ

  • @Destah-p8g
    @Destah-p8g 17 วันที่ผ่านมา

    ዉድብ ባይቶናን ዉድብ ናፅነትናን ጀጋኑ ኢኹም ብሓቂ ክብሪ ይግባኣኩም ግን ኣቢይ ከይታልለኩሞ ከም ጌታቸው ከም ፃድቃን ከም ወዲ ወረደን ከይገብረኩም ምኽንያቱ ኣዲስ አበባ ከይዱ ፅኡይ ኮይኑ ልተመለሰ የለን 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @asefaw4345
    @asefaw4345 17 วันที่ผ่านมา

    እቶም ተጋደልቲከ እንታይ ረኪብዎም ነቶም ውድባት ዘይሕወስዎም ድድሕሪ ዕሱብ ጌታቸው ዝስዕቡ

  • @MaergHans
    @MaergHans 17 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @YebrahTesfay
    @YebrahTesfay 17 วันที่ผ่านมา

    ደጀን ምስ ማሓዛኻ ዝወሰድኻዮ እቢታ ተሓቢነልካ።

  • @GrtachewKiros
    @GrtachewKiros 17 วันที่ผ่านมา

    ብዝግባእ ናይ ህዝብ ሐሳብ እኹም አንፃባርቅኹም ኾርእናልኹም እና ጀጋኑ ነኽብር ትግራይ ዝምጥን እዮ ሰርሕኹም ግደፉዎም ፀላእቲ ተጋሩ ውን ዝትቃወሙ አለው ባንዳታት እዮ ንሶም መጀመርያ ዝትፍናቀለ ህዝብና ይመለስ ዝትወረረመሬትና ናብ ቦትኡ ክምለስ ክግበር ነይርዎ ግን ተጋለብጦሽ እዮ ተሰርሑ ዘሎ

  • @YonasGebreegziabher-x8s
    @YonasGebreegziabher-x8s 17 วันที่ผ่านมา

    Tegaru kusurat ekum.

  • @Adisalemtareke
    @Adisalemtareke 17 วันที่ผ่านมา

    ኣብ ገንኹም ኣለና እዞም ዝሸጥና ዘለው መራሕትና እይንሽይጥን ንበል ህዝቢ ሸይጥካ ስልጣን ምርካብ ዘሐፍር ዩ ኮራኩር ተቀይሮም ስለ ዚ ይኣክል ንበሎም🙌

  • @YaredTesfay-t2t
    @YaredTesfay-t2t 17 วันที่ผ่านมา

    ናብዛ ኸዛብ ዓዲ ጥልዕ ጎንብስ ዝብሉ መራሕትና ብጤዕሚዮም ዘሕዝኑኻ ከኣጽኒታትናስ መሊስና ድማ መዝሙር ንዝምር

  • @hailutetemke3228
    @hailutetemke3228 17 วันที่ผ่านมา +1

    Dn,tddar stpppnjg stppjng❤❤❤

  • @gebreted2612
    @gebreted2612 17 วันที่ผ่านมา

    ኣየ ተጋሩ ሕጉስ ኮንካ እትፍጽሞእዩ ብሩህ መጻኢ ዘለዎ ኩሩይ ኮንካ እትፍጽሞ እንታይ ረብሐ ኣለዎ

  • @birhaneniguse1068
    @birhaneniguse1068 17 วันที่ผ่านมา

    👍👍👍✅✅✅✅💊💊💊💊

  • @ArsemaMilkias-v7u
    @ArsemaMilkias-v7u 17 วันที่ผ่านมา

    ደጀን መሃይም ኢዩ
    ዉናት ይትረፍ ሃገር ቁሸት ክመርሕ ዓቕሚ የብሉን

  • @TekaGebrekidan-y6b
    @TekaGebrekidan-y6b 17 วันที่ผ่านมา

    መራህት ህዉሃት ጌታቸዉ ረዳ ባንዳ 400 ጆኖሳደራት ምስ ፋይሎም ለአብ አህመድ ጆኖሳደረ ዘረክበ ዱኑዙዝ ጋሃፍ መርህነት ጌታቸዉ ረዳ ብቁልጡፍ ክዉገድ አሎዎ???

  • @DemelashBelay-o8y
    @DemelashBelay-o8y 17 วันที่ผ่านมา

    ናፖስፖርት ነገር ሃመእዩ ዶክተር?!

  • @AbrishWediraya
    @AbrishWediraya 17 วันที่ผ่านมา

    የቀንየልና ብሔራዊ ውድባትና ብትክክል እኩም ገልፅኩሙሎም DDr ክንቃወሞ ኣለና።ም/ያቱ ህዝቢትግራይ ደላዪ ሰላም ምኻኑ ዓለም ዝፈልጦ ሓቂ እዩ
    ስለዚ ውዕሊ ፕሪቶሪያ ንምንእትእንቃፍ ኣይኮነን ቅዋምና።በቲ ውዕሊ ፕሪ ቶሪያ ኣይኮነን ዝክየድ ዘሎ ። ካብቲ ውዕሊ ወፃኢ በቲ ድሌት ናይ ፀላእቲና እዩ ዝክየድ ዘሎ ::NB መጀመርታ ተመዛበልቲ ናብ መረበቶም ይመለሱ፡ግዝኣትና ናብ ሰብ ዋንኡ ይመለስ፡ውሕስነትና ነረጋግፅ፡ህዝብና ገና ኣብ ቅልውላው እዩ ዘሎ የይ።ካብዚ ወፃኢ ዘሎ ኣከያይዳ ተገቢ ኣይኮነን።ናበይ ናብ DDR ጉያ?ፅቡቅ tdf ዕጥቁ ምስ ኣረከበ ትግራይ እንታይ ዋስትና ኣለዋ?ናብ ኣብዪ ድና ክንልምን ?እዚ ሰላም ብልመና ኣይኮነን መፅኡ ንሕናደለቲፍትሒ፡ደለይ ቲ ሰላም እና❤❤❤❤ውዕሊ ፕሪቶሪያ ብዝግባእ ክሰሪሕ ኣለዎ ይኣክል ስቃይ ህዝብና ብናይ ኣብዪ ድሌት ኣይትክዱ እና ንብል።❤❤❤❤❤

  • @YonasGebreegziabher-x8s
    @YonasGebreegziabher-x8s 17 วันที่ผ่านมา

    Denatured., EU, AU, UK, kale'otin zelewuwo aykonen dyu accountability yeblun tibil? Anbibuwo endo eti wueli!

  • @hafteab6188
    @hafteab6188 17 วันที่ผ่านมา

    DDR runs concerently

  • @hadgumesfen3485
    @hadgumesfen3485 18 วันที่ผ่านมา

    If you were not able to implement Pretoria agreement for the last two years what makes you sure now it will be implemented after doing DDR now? What is Getachew,Tsadkan and wediwerede’s plan implementing Abiy”s plan or what?

  • @embahuneyayele4207
    @embahuneyayele4207 18 วันที่ผ่านมา

    ፍሉይ ሓይሊ ኦሮም ካብ ኩሉ ዝበዝሐ ይመስለኒ ንምታይ ብሱ ተሓቲቱ ዘይፈልጥ ? ሓቅነቱን ሽርሑን ክኽሻሕ ኣለዎ !

  • @rezeneasfaha2612
    @rezeneasfaha2612 17 วันที่ผ่านมา

    ብኦሮሞ ዘምሩ ዝብል ውን ክመጸኩም ዩ ።

  • @BerhaneKirosEmbaye-fn4sb
    @BerhaneKirosEmbaye-fn4sb 17 วันที่ผ่านมา

    Efun bishifun keykewin tetew abiliwom nis8kum entesenifkum men kikitaalom men kinagot ge6achew denkoro eyu denkoro meritskum TDF ayitewaridu. Tetew abiliwom.

  • @YonasGebreegziabher-x8s
    @YonasGebreegziabher-x8s 17 วันที่ผ่านมา

    Antum sebat ezu dirkinakum endo gidefuwo, netom Eritrawuyan eko mesilukum. Naga Sinday ktiliminus. Diplomacy polica kemey kemzisirah filetu.

  • @haftutareke4320
    @haftutareke4320 17 วันที่ผ่านมา

    Jeganu ekum qetsllu

  • @hadgumesfen3485
    @hadgumesfen3485 18 วันที่ผ่านมา

    I think the time has come to say Tigray has a real heroes. dr Dejene showed a real courage while all the other useless leaders stands up and close their eyes to sing The Ethiopian genocidal national anthem

  • @BerhaneKirosEmbaye-fn4sb
    @BerhaneKirosEmbaye-fn4sb 17 วันที่ผ่านมา

    Tetew abiliwo getachewn gugikeun silemintay tetew zeytebiliwom sinfetkum baelikum tewriduwo alekum.

  • @YonasGebreegziabher-x8s
    @YonasGebreegziabher-x8s 17 วันที่ผ่านมา

    Eti serawit mientakum dyu ab bereka adeda Susin HIVn kikon delikumo. TDF b hitsuts kibiten alewo. Mengusti kenmisrit zigebruna zelewu ewun nezi serawit hizom eyom. Eti serawit entekone ewun hezi enazerefe, enadefere, tenqi dihininet hizbi koynu zelo serawit eyu.

  • @tigrayplea5385
    @tigrayplea5385 17 วันที่ผ่านมา

    💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪
    አብ ጎንኹም አለና, ትግራይ ሰብ አለዋ። አጆኹም ህዝቢ ትግራይ አብጎኑኹም እዩ። ጌታቸው ከዳን ጀነራል ሸይጣንን ትግራይ ብጨፍጨፍትና ቀተልትና ወረርትና ብዘይ ይቅርታ አራኺሶሞ ህዝቢ ትግራይ ርእሱ አድኒኖሞ የሕዝን

  • @Vip65-rm7is
    @Vip65-rm7is 18 วันที่ผ่านมา +1

    እዚ ተቃውሞ አይባሃልን ዕንቅፅና እዩ

  • @GebreAbraha-57
    @GebreAbraha-57 17 วันที่ผ่านมา

    Dr Degen,
    You are on the right track. I lend my support to you unequivocally

  • @gueshyeabyo2986
    @gueshyeabyo2986 17 วันที่ผ่านมา

    Geganu ekum bihaki

  • @YonasGebreegziabher-x8s
    @YonasGebreegziabher-x8s 17 วันที่ผ่านมา

    Men zemir eluka koynu? Ezuy tiebitin politikawi enchichinetin lkiee kem nay TPLF eyu.....Russiyawi ab America keydu n mezmur America dew elu yekbiro eyu. Tsebib dea koynka ember.

  • @alembrhan-u9u
    @alembrhan-u9u 17 วันที่ผ่านมา

    Non-compliance with international agreements
    If Ethiopia fails to comply with international agreements regarding the DDR, this could lead to significant legal, political and diplomatic consequences. International agreements often include commitments for peace, human rights and post-conflict recovery, and non-compliance results;
    • International legal violations : Failure to comply with DDR agreements may violate international law, including international humanitarian law and peace treaties. This could lead to sanctions, diplomatic isolation or legal action before international bodies such as the International Criminal Court (ICC).

  • @BerhaneKirosEmbaye-fn4sb
    @BerhaneKirosEmbaye-fn4sb 17 วันที่ผ่านมา

    Ezom haraeti beal getachew gin entsy eyom zigebru zekewu ethiopoawit gugike getachew kab siltanu zeytehdigiwo ahdigiwo ezi getachew z8behal eyu ezi kuku zigebrekum zelo.

  • @asmelashtesfay5931
    @asmelashtesfay5931 17 วันที่ผ่านมา

    ጀነራል ፃድቃን ሕሩር ኢትዮጵያዊ ሙዃኑ አፍሊጡ

  • @habtomdse4584
    @habtomdse4584 17 วันที่ผ่านมา

    ደጉተር ደጀን ጅግና ወጥር ባይቶና ጀጋኑ ወጥር❤❤❤❤❤

  • @etn6309
    @etn6309 18 วันที่ผ่านมา +2

    ደጀን ክጀመር ንምነታይ ናብ ኢትዮዸያ መድረኸ ትኸይድ❓ ተወሳኺ ፖለቲካኻ ኢትዮዸያዊነት ዝኽሕድ እንተኾይኑ አብ መሬት ኢትዮዸያ ኮይንኻ ኢትዮዸያ ክተፍርሰ መሰል የብልኻን

    • @selamselam7358
      @selamselam7358 17 วันที่ผ่านมา +1

      ሱቅ በል ደንቆሮ ንስኻ ትግርኛ ትኽእል አምሐራይ ኢኻ ብዛዕባ ኢትዮጵያኻ ግበር ብዛዕባ ትግራይ አይምልከተካንዩ።

    • @asefaw4345
      @asefaw4345 17 วันที่ผ่านมา

      ኣበይ ዘላ ኢትዮጵያ ኢያ እዛ ፍራስ ድጀን ኣብ ምሬቱ ትግራይ ኢዩ ዘሎ

    • @GirmayGidey-vn2hk
      @GirmayGidey-vn2hk 17 วันที่ผ่านมา

      ኣታ ነጁስ ኢትዮጵያዊ ዕረፍ ብስውኣት ኣይትምፃእ

    • @gidaydegefu3712
      @gidaydegefu3712 17 วันที่ผ่านมา

      It was immatured act. Not only that, i think he and his party can have policy
      towards independence which i think is a possible and legitimare political question or position. Never the less , the articulation or gesture needs maturity and positivity that contribute for realizing his policy. In what has been observed however, it is totally a naive political gesture and hostile to todays' Tigray holistic position. It is factual and must be fully be acknowledged that Tigray as per the peace agreement is part and parcel of Ethiopia and for that " reasonable" steps have been taken but are short of the expectations of the people. More so, the political intricacies and conspiracies of the politicians of the region and the hegemonic desire of TPLF have created and spoiled the spirit of fast and positive measures to be taken; and as a result, obstacles are rampant.
      Any ways , it was saddening event to observe "citizens" of a country showing disrespect for a national anthem when all others from the region, the country and partners of the peace agreement and those individuals that came from the different Western world and have positive and symathetic attitude to the recovery of the region are showing respect to the anthem.
      It is wise also to recognize that the flag and national anthem of the FDRE is the result of the heroic struggles of Tigray and other Ethiopians. And finally any support gotten, including employment opportunities at the federal institutions, is embedded with the content and form of the current flag and national anthem. That is binding until any course changes it, if need be!

  • @GirmayGidey-vn2hk
    @GirmayGidey-vn2hk 17 วันที่ผ่านมา +1

    ኣታ ኣሕጊስካኒ

  • @YonasGebreegziabher-x8s
    @YonasGebreegziabher-x8s 17 วันที่ผ่านมา

    Denatured., EU, AU, UK, kale'otin zelewuwo aykonen dyu accountability yeblun tibil? Anbibuwo endo eti wueli!

  • @hadgumesfen3485
    @hadgumesfen3485 18 วันที่ผ่านมา

    I think the time has come to say Tigray has a real heroes. dr Dejene showed a real courage while all the other useless leaders stands up and close their eyes to sing The Ethiopian genocidal national anthem