Breaking News ኢትዮጵያን የመንን ታሪኻዊ ስምምዕ ፈጺመን፣ ጀ/ታደሰ ንናይ ደገ ሓይልታት መግለጺ august 21 2024

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 11 ก.ย. 2024
  • #eritreanews# #ethiopianews# #tigrignanews# #zenatigrigna
    እንቃእ ናብዛ ይትዩብ ቻነልኩም ብድሓን መጽኣኹም። እዛ ቻነል መዓልታዊ ሓድሽቲ ዜናታት ብቓንቃ ትግርኛ ዝፍነወላን ብትወሳኺ ውን ዝተፈላለዩ መሃርቲን ኣዛናጋዕትን መደባት እትረኽቡላ ቻነል እያ።
    ነዛ ቻነል ሓደሽቲ ዝኾንኩም ብቓንቃኹም ብቓንቃ ትግርኛ መዓልታዊ ሓደሽቲ ዜናታት ብቐዳምነት ንኽበጽሐኩም
    subscribe ንኽትገብሩ ብኽብሪ ንሓተኩም።
    ስለቲ ትገብሩልና ምትብባዕኹም ከየመስገናኩም ኣይንሓልፍን።
    I am glad that you have joined your TH-cam channel. This channel will provide you with daily and current news in tigrigna language. In addition, this channel will also creating educating and entertaining videos. If you want receive the latest tigrigna news, I kindly ask to subscribe for more videos.
    Thank you for your continuous support.

ความคิดเห็น • 32

  • @user-kr6nw7fv8i
    @user-kr6nw7fv8i 22 วันที่ผ่านมา +13

    ሰላም ንህዝብታት ኤርትራን ኢትዮጵያን

  • @jddbxx4445
    @jddbxx4445 21 วันที่ผ่านมา +2

    🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷

  • @kibromberhe9492
    @kibromberhe9492 21 วันที่ผ่านมา

    Thx bro

  • @ftsumfachie-jf6iq
    @ftsumfachie-jf6iq 21 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤

  • @eseyaswerede6052
    @eseyaswerede6052 22 วันที่ผ่านมา +5

    Welcome KB 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @eseyaswerede6052
    @eseyaswerede6052 22 วันที่ผ่านมา +3

    First me today 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @Rahelaaaaaa
    @Rahelaaaaaa 21 วันที่ผ่านมา +4

    Tir elka ekul. Ethiopia yemenin dea bimntay yirakebu. Eza shilu Ethiopia nab kulu eya tizewur

  • @armanimedia1997
    @armanimedia1997 22 วันที่ผ่านมา +2

    Welcome KB big man
    የሐዋት ቁሩብ ምትብባዓ ይደሊ ኣለኩ'ሞ::ኣብ'ዛ ናተይ ቻነል ኣቲኩም ክትሕጉዙኒ ይዕድመኩም ኣለኩ::❣️🕊❣️🕊❣️🕊

  • @negaaraya6811
    @negaaraya6811 22 วันที่ผ่านมา +6

    ኢትዮጵያ ካብ ቀደም'ኳ ኩላ ናይ ሽፋቱን ሰረቕትን ሃገር እንተነበረት፡ ካብ'ቲ ወያነ ኣብ ስልጣን ኢትዮጵያ ዝመጸሉን፡ ከምቲ መለስ ዜንዊ፡ ስርቂ እንተተረኺብካ ገበን እዩ፤ እንተዘይተረኺብካ ግን ስራሕ እዩ ኢሉ ንስርቅን ዓመጸን፡ ምጭዋ ቆልዑን ምዕማጽ ንደቂ ኣንስትዮን ዘተባብዖን ክውስኽ ዝገበሮን፡ ከምኡ ካኣ ከምዛ ኣደ ንኢትዮጵያት ተሰዲዳ ከይዳ ውላዳ ጠፊእዋ ዝነሀለት የጓንፍ ስለዘሎን፣ ኣዝዩ ሕማቕ ኩነታት ሽፍትነት ኣብ ማእከል ከተማታት ዓብዩ ዝነሀለን'ሞ፡ ኤርትራውያን በጃኻትኩም ንኢትዮጵያ ካብ ምስዳድ ኣቋርጽዎ። ምኽንያቱ ናብ ኢትዮጵያ እቲ ናይ በረኻ ዝነበረ ሽፍትነት፡ ኣዝዩ ወሲኹ ናብ ከተማታትን ናብ ገጠራትን ብፍላይ ካኣ ናብቲ መዕቆቢ ስደተኛታ ዓበይቲ ዓመጻት ይካየደሉ ስለዘሎን።
    በቲ ኣብ ሱዳን ተፈጢሩ ዘሎ ኲናትን ህውከትን፡ ህዝቢ ሱዳን ናይ ግደን እዩ ከም'ቲ ኤርትራውያን ብሰራዊት ኢትዮጵያ ብዝወርዶም ዝነበረ ጭፍጨፋ ንሱዳ ዝስደደሉ ዝነበሩ፡ ህዝቢ ስዳን ካኣ ናብተን ጎረባብቲ ሃገራት ክዕቆብ ክስደድን። እቶም ናብ ኢትዮጵያ ዝተሰደዱ ሱዳናውያን ግን፡ ከም'ዚ ንርእዮን ንሰምዖን ዘለና ብስርቅን ብዓመጽን ምስተሳቐዩ ናብ'ቲ ኲናት ዘለዎ ዓዶም ክምለሱ እዮም መሪጾም ዝምለሱ ዘለውን። ስለ'ዚ ኤርትራውያ ካኣ፡ ከምዛ ንኢትዮጵያ ተሰዲዳ ጸኒሓ ወዳ ምስተዘምታን ምስጠፍአን ንዓዳ ዝተመልስት እዩ ዘጋጥም ዘሎ'ሞ፡ ካብ ንኢትዮጵያ ምስተሰደድኩም ሕማቕ ምስኣጓነፈኩም ናብ'ታ ሰላማዊት ዓድኹምን ሃገርኩምን ትምለሱስ፡ በጃኹም ኣቐዲምኩም ንኢትዮጵያ ገጽኩም ኣይትሰደዱ። ምኽንያቱ'ቲ ኣብ ኢትዮጵያ ዝወርድ ዘሎ ሽግር ኣዝዩ ከቢድ ስለ ዝኾነን።

  • @user-kr6nw7fv8i
    @user-kr6nw7fv8i 22 วันที่ผ่านมา +1

    Welcome kb

    • @KidaneMichaelHailu
      @KidaneMichaelHailu 21 วันที่ผ่านมา

      ኢለ ኢለ ኡ+ኢኢሂህቢጅ8ጂጂኦጅ8ኦጅ😊😅😊😊

  • @rahelgoitom6686
    @rahelgoitom6686 22 วันที่ผ่านมา

    Welcome 🎉Kb

  • @madinaabdala1835
    @madinaabdala1835 22 วันที่ผ่านมา +1

    ناصور مع فلسطن وا حامس. وا حوتن أمن وا سلم. اطفل فلسطن يارب يارب🤲🤲🤲🤲

  • @negaaraya6811
    @negaaraya6811 22 วันที่ผ่านมา +1

    እዚ መምህር'ዚ ኣብ ብራኸ ሸው ቀሪቡ ኣዝዩ ጽቡቕን ቅቡልን ዝዛረብ ዘሎ፣ ናይ ምልእቲ ኢትዮጵያን ንትግራይ ሓዊስካ መራሒ እንትዝኸውን'ሲ፡ ህዝብታት ኤርትራን ኢትዮጵያን {ትግራይን} ከመይ ኮን ምነበሩ፧
    እዚ መምህር'ዚ ናይ ብሓቂ ሓቀኛን ለባምብን ኣንዊሑ ዝሓስብን ስለ ዝኾነስ፡ ብፍላይ ኤርትራን ኢትዮጵያን {ትግራይን} ብሓፈሻ ካኣ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃስ ጽቡቕ ሰላምን ራህዋ ህዝብን ምሃለወ ነይሩ። ግን መን'ሞ ነዞም ከምዚኦም ሓቀኛታትን ኣንዊሖም ዝሓስቡን፡ ለባማት ሰባትስ መን'ሞ ናብ ስልጣን የምጻኣዮም፧
    ኣዝዩን ደጋጊሙን ጽቡቕ ዘረብ ዝዛረብ ዘሎ መምህር? ይቕረታ ካኣ ሽሙ ረሲዐዮ ስለዘለኹን።

  • @HenokRobiel
    @HenokRobiel 22 วันที่ผ่านมา

    Eza korba resha gorbatena rwanda Burundi kengbera ena ghafe zekonet hager

  • @Halamadr146
    @Halamadr146 22 วันที่ผ่านมา +5

    የመን ክትሪኡ ኢኩም ኣብዚ ወርሓት ምስ ኤርትራ ክትጋራጮ ኢያ ፍሉጥ

    • @rahelgoitom6686
      @rahelgoitom6686 22 วันที่ผ่านมา +2

      Nay qedema rmsti zkonet Hager dhri ethiopia ab 2005 zlekefetna nsa endya bqenan frdi kea ariqomna. Kltiena kemzeyntqemelu gierom bzferedwo meseret eritrea kulu gzie nab kli Maya nz'atwu yemanawyan ms aseret eya. Amlak hayli ayhabom

    • @wakeupandlive91
      @wakeupandlive91 22 วันที่ผ่านมา +2

      ናብ ኤርትራ ዘዳቡብ ግዝኣት የመን ኣብ ትሕቲ ጉጅለ ሑቲ እዩ፡ እቲ ማእከላይ መንግስቲ ካብ ማእከል ንሰሜን እዪ ዘማሓድር። ስለዚ ብዙሕ ጽልዋ ዘለዎ ኣይመስለንን።

    • @rahelgoitom6686
      @rahelgoitom6686 21 วันที่ผ่านมา

      @@wakeupandlive91 ygbero wedey

    • @user-xm5vj4ro3u
      @user-xm5vj4ro3u 21 วันที่ผ่านมา

      ኣይ ፖሎቲካ ተተቲንለይይይ😅😅😅

    • @eseyaswerede6052
      @eseyaswerede6052 21 วันที่ผ่านมา

      @@user-xm5vj4ro3u 🥰🥰🥰🥰🥰

  • @kubromghebremedhin6746
    @kubromghebremedhin6746 22 วันที่ผ่านมา

    Werede tadese men iyu. Entay kemzbl zelo zeysmaa

  • @user-rx6pt8ps3z
    @user-rx6pt8ps3z 21 วันที่ผ่านมา

    well come