ትምህርቲ ኣይመሃርን መርዓ ይሕሸኒ ኢለ ንፍቅረይ ፕራንክ ጌረዮ😱ፍቅረይ ተናዲዱ😡

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 29 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 1.4K

  • @NorehaAli
    @NorehaAli 4 หลายเดือนก่อน +105

    ሰብሰክራይብ እንዶ ንግበር ተጋሩዋኒ ነተባበዕዬም አሕዋትና አብዓዶም ሰሪሖም የለወጡ ሓደ ትግራዋይሰ 1000 ሸሕ ዝአተወ ዘየለ

    • @Awet355
      @Awet355 4 หลายเดือนก่อน

      @@NorehaAli ሳብሰክራይብ ♥️👏

    • @tsiyonawiAxumawi
      @tsiyonawiAxumawi หลายเดือนก่อน

      ሕራይ ቀፅልሉ

  • @Hani-w9i
    @Hani-w9i 4 หลายเดือนก่อน +371

    50k ነብፀሐዮም አረ ተጉሩ ገዛና ነዕብዮ ኡፍ😢🥺

    • @LiliandAlex
      @LiliandAlex  4 หลายเดือนก่อน +2

      Thank you so much🙏❤️❤️

    • @Monliaz
      @Monliaz 4 หลายเดือนก่อน +1

      ኡሺ❤

    • @fdsv1240
      @fdsv1240 4 หลายเดือนก่อน

    • @remetsmedia1677
      @remetsmedia1677 4 หลายเดือนก่อน

      ❤❤❤❤

    • @Gog-ok3ly
      @Gog-ok3ly 4 หลายเดือนก่อน +1

      እሺ ግን ማርያምን ኢልኪ ኣይትምሓሊ ዛወለላይ ሓደራ❤

  • @ደሰታጓልሃገረትግራይ
    @ደሰታጓልሃገረትግራይ 4 หลายเดือนก่อน +333

    ኣትን ሓደ ሓደ ዘለክን ተጋሩ ኣሕዋተይ ናባዓልና ነዐቢ ሩታ ዶ ኣብሩሽ ዶ ሃይሚ ዶ ብራ ዶ ቡዝሕ ዋ ማዓዝ ክዝርዝሮም ናበልክን ኣብ ናቶም ኮልል ካብ ትብላ ናይ ባዓልና ተጋሩ ኣሕዋትና ነዐቢ ዓንተዎ ሕልፍ ክብ ኣብ ናይ ብራ ይቶብ ሃይሚ ናበይ ወሲደ ከዛናጋዓ ኢሉ ፎቶ ኘስት ኢሉ ልዕሊ1.8k ዝኮን ኮሞንት ኣብ ሳዓት ውሽጢ ተጋሩ ዝበላ ገዊአን መቀለ ውሰዳ ገዊአን ኣክሱም ውሰዳ ዝብላ ምስ ረአኩ ማለት ተጋሩ ክንደየናይ ሓውለቅቲ ምካና ተገሪመ ታይ ክብለክን ደለ ኩሉ ክትገብራ መሰልክን እዩ ቅዲሚ ኣምሓሩ ግን ተጋሩ ኣሕዋትና ነዕቢ ምሳይ ዝትስማዕማዓ ላይክ ናገበርክን ሕለፋ

    • @محمدعبد-ر4ي6ك
      @محمدعبد-ر4ي6ك 4 หลายเดือนก่อน +15

      ኣነ ብጣዕሚ እየ ዝናደድ ናይ ቡታጅራ ተከተልቲ ብሙሉኦም ተጋሩ እዮም ግርም ኢሉኒ

    • @Hiyab-e1c
      @Hiyab-e1c 4 หลายเดือนก่อน +14

      @@محمدعبد-ر4ي6ك ሓቅክን ኢክን ዋ ደምራኒ ልኣይ ሓፍትክለ ልዕሊ 14k ብክንደይ ረይረይ በፂሐስ ተዓፂኒ🥹

    • @fdsv1240
      @fdsv1240 4 หลายเดือนก่อน +1

      ?በዘ

      በበ

      ፣በበ

    • @fdsv1240
      @fdsv1240 4 หลายเดือนก่อน +2


      በበ

    • @fdsv1240
      @fdsv1240 4 หลายเดือนก่อน +1

      በበበ

  • @tgrayadey-j1x
    @tgrayadey-j1x 4 หลายเดือนก่อน +164

    ዉይ alex ግን ኣነጋገሩ ትሕትናኡ ደስ ክብል🥰ሽኮራተይ❤

    • @LiliandAlex
      @LiliandAlex  4 หลายเดือนก่อน +4

      Thanks🙏❤️

    • @Awet355
      @Awet355 4 หลายเดือนก่อน +2

      @@tgrayadey-j1x ሳብሰክራይብ ባ ♥️🙏

  • @MeriGeber
    @MeriGeber 4 หลายเดือนก่อน +63

    አነስ በቶም ኣምሓሩ ገይረ ዝቀንእ ተጋሩስ እንታይ ኢና ኮይንና እቶም ናትና ከሙናቶም ገይርና ዘነዐብዮም 😢❤❤❤

    • @Awet355
      @Awet355 4 หลายเดือนก่อน

      @@MeriGeber ደምርኒ ♥️🙏

  • @ሕልናዊትጋልውቅሮ
    @ሕልናዊትጋልውቅሮ 4 หลายเดือนก่อน +82

    ማርያምን ኣይትበሊ ዛባተዋይ ምስ ይቅረታ

    • @azbgalweyentiytgray221
      @azbgalweyentiytgray221 4 หลายเดือนก่อน

      Bhaki mearey

    • @Tsegay-gr2lx
      @Tsegay-gr2lx 4 หลายเดือนก่อน +1

      ኣብ ኤርትራ ክንምሕል ከለኛ "ኣደይ ማርያም "እና ንበል, እዚ ናይ ኣማሓሩ ግን ዝንጠል ኣብልኮም "ማርያምን "ትቡሉ?

  • @Agsgs-yt2xg
    @Agsgs-yt2xg 4 หลายเดือนก่อน +86

    ማዓረይ መጀመርያ ፕራንክ ትገብሪ ተሓሲብኺ ምግቢ ይብላዕ ሙክንያቱ ሐደ ሰብ ኣብ ስራሕ ዊዒሉ ከቢድ እዩ ተዕግስትኻ ግን ኣድኒቀዮ ለባም ቱሕትና ኣቦታኣ ቀፅለሉ❤❤❤❤❤

  • @668-tj6oz
    @668-tj6oz 4 หลายเดือนก่อน +53

    ዓቅሊ ትሕትና ምርድዳኣ ኣለዎ ዝወዲ ኣምላክ ይባርካ ኣይፈላሊኩም ካዓ ፅሩያተይ

    • @Awet355
      @Awet355 4 หลายเดือนก่อน

      ሳብሰክራይብ ♥️🙏

  • @BRHANBREY
    @BRHANBREY 4 หลายเดือนก่อน +76

    ኣቱም ገዛና በጃኩም ናባዕልና ነተባብዕ ይመችኩም ፅቡቃተይ❤

    • @FihbHhjj
      @FihbHhjj 4 หลายเดือนก่อน +2

      ደሚረኒ ወለላይ🎉🎉🎉❤❤❤

  • @MahderMahder-j6g
    @MahderMahder-j6g 4 หลายเดือนก่อน +38

    ዋይ ኣታ ኣበይ ነበሩ እዚያቶምከ 😁😁ኣሰይይይ ደስክብሉ❤❤❤❤

    • @Awet355
      @Awet355 4 หลายเดือนก่อน

      ሳብሰክራይብ ♥️🙏

  • @Seniseniii
    @Seniseniii 4 หลายเดือนก่อน +42

    ውይ ትዕድልቲ ዓቅሉ ኣሌክ ቀፅለሉ ሊሊ ኣይትሕመቂ ፕራንክ😂

    • @Awet355
      @Awet355 4 หลายเดือนก่อน

      ሳብሰክራይብ ♥️🙏

    • @Brhan4834
      @Brhan4834 4 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ኣሕዋት

  • @FilimonKidane-i5f
    @FilimonKidane-i5f 4 หลายเดือนก่อน +51

    በቃ ዓጋመታይ መለለይኡ ክምዚ እዩ
    ይመችኻ እስኺ ዉን ይመችኺ
    በርትዑ ኣብ ጎንኹም ኣለና ❤❤

    • @LiliandAlex
      @LiliandAlex  4 หลายเดือนก่อน +2

      Thank you so much🙏❤️

    • @ajibajib7989
      @ajibajib7989 4 หลายเดือนก่อน

      ❤❤❤❤

    • @Brhan4834
      @Brhan4834 4 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ኣሕዋት

  • @FfFf-wg2dx
    @FfFf-wg2dx 4 หลายเดือนก่อน +131

    ተጋሩ ኣብርሽ ወይ ሩታ ተዝኾኑ ማ 20k ላይኽ መብፃሕኽምሎም ያ የሕዋትና ነዕብዮም ላይክ ፎሎ ዘይትገብሩሎም ግን ታይ ችግር ኣለዎ😢😢😢❤

    • @LiliandAlex
      @LiliandAlex  4 หลายเดือนก่อน +3

      Thank you so much🙏❤️❤️❤️

    • @helenabadi9451
      @helenabadi9451 4 หลายเดือนก่อน +2

      እወ ብጣዕሚ ልናባዓልና ኣይንኾኒ

    • @gogotot9249
      @gogotot9249 4 หลายเดือนก่อน +1

      ልክዕ ኣለኺ ማዓረይ ንባዕልና ኣይንኮንን 100ሽሕ ዝበፀሐ ሰብ ይብለናን😢

    • @zeduGualtgray
      @zeduGualtgray 4 หลายเดือนก่อน

      @@FfFf-wg2dxንዓይ ኩሉም ሓደ እዮም ንኩሉም ብጣዕሚ እየ ዝፈትወም❤️

    • @lemlemlemlem5087
      @lemlemlemlem5087 4 หลายเดือนก่อน +2

      ዋላኣነ ብኸምዚ ብጣዕሚ እየ ዝሓርቕ😢

  • @xoxo6891
    @xoxo6891 4 หลายเดือนก่อน +36

    _ኣብ ገዛኹም ሓዳሽ እየ ሙቁራተይ🎉♥️♥️_

    • @ይርጋጓልትግራይ
      @ይርጋጓልትግራይ 4 หลายเดือนก่อน +1

      ሳብስክራይብ ግበርለይ

    • @AbiGaltigray-ce3yt
      @AbiGaltigray-ce3yt 4 หลายเดือนก่อน +1

      ኣብ እንዳ ኣምሓሩ ናወዓልክሞ ከመይ ኢልኪ ነባር ክትኮኒ ኣብናይ ተጋሩ ሓዳሽ እየ ከዓ ትብል😏😏

    • @Merkebመርከብ
      @Merkebመርከብ 4 หลายเดือนก่อน +1

      ዋእ ​@@AbiGaltigray-ce3yt

    • @AbiGaltigray-ce3yt
      @AbiGaltigray-ce3yt 4 หลายเดือนก่อน

      @@Merkebመርከብ ታይ ኮንኺ

  • @AaAa-ot7xq
    @AaAa-ot7xq 4 หลายเดือนก่อน +78

    ይቂርታ ፕራንክ እንተኮይኑ ማርያምን አይብሃለን የኔ ቆንጆ so እወድችዋለው

    • @LiliandAlex
      @LiliandAlex  4 หลายเดือนก่อน +1

      Eshni❤

    • @Tsegay-gr2lx
      @Tsegay-gr2lx 4 หลายเดือนก่อน +1

      ኣብ ኤርትራ ክንምሕል ከለኛ "ኣደይ ማርያም "እና ንበል, እዚ ናይ ኣማሓሩ ግን ዝንጠል ኣብልኮም "ማርያምን "ትቡሉ?

    • @gfjh8228
      @gfjh8228 หลายเดือนก่อน

      ታይ ፈልጣቶ እያ ሃዛው

  • @Azmra-ye6bd
    @Azmra-ye6bd 4 หลายเดือนก่อน +83

    ❤❤❤❤❤ ማርያምን ኣትበል ፉቱዉተይ አምላክ ይቅር ይበለልና ስሙ ብከንቱ ላላዓልና😢

    • @LiliandAlex
      @LiliandAlex  4 หลายเดือนก่อน +8

      Eshni

    • @Laelt5
      @Laelt5 4 หลายเดือนก่อน

      eko❤

    • @ትግራይና-ዀ8ሠ
      @ትግራይና-ዀ8ሠ 4 หลายเดือนก่อน +1

      ብራክ እንተኮይኑ ግድነ እዩ ብዝሑ መስዋእቲ ኢካ ትካፍለ ሓፍተይ ከምኩ ኣይባሃልይ🙏💚

    • @BdMs-ci3dp
      @BdMs-ci3dp 4 หลายเดือนก่อน +1

      ​@@ትግራይና-ዀ8ሠእንታይ ዩ ግድንዩ

    • @genet3442
      @genet3442 4 หลายเดือนก่อน +1

      ሙቁራተይ ወለላይ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉ደሰ በሃልቲ❤❤

  • @bluekai-qz6je
    @bluekai-qz6je 4 หลายเดือนก่อน +21

    ብራክ ክትሰረሕ ተለኩም
    ብቅድስት ማርያም አይቲ ምሓሉ ደቂ ዓበቲ❤❤❤❤

    • @LiliandAlex
      @LiliandAlex  4 หลายเดือนก่อน

      Eshni

    • @Tsegay-gr2lx
      @Tsegay-gr2lx 4 หลายเดือนก่อน

      ኣብ ኤርትራ ክንምሕል ከለኛ "ኣደይ ማርያም "እና ንበል, እዚ ናይ ኣማሓሩ ግን ዝንጠል ኣብልኮም "ማርያምን "ትቡሉ?

  • @Gal_Tewahdo1221
    @Gal_Tewahdo1221 4 หลายเดือนก่อน +24

    ፅቡቃት ደስ ትብሉ ደቂ ዓጋመ ዓደይ ሊሊ ግን ማርያምን ኣይትበሊ ብዘይኮነ ዛሓፍተይ

    • @ይርጋጓልትግራይ
      @ይርጋጓልትግራይ 4 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ክብረተይ

    • @Tsegay-gr2lx
      @Tsegay-gr2lx 4 หลายเดือนก่อน +1

      ኣብ ኤርትራ ክንምሕል ከለኛ "ኣደይ ማርያም "እና ንበል, እዚ ናይ ኣማሓሩ ግን ዝንጠል ኣብልኮም "ማርያምን "ትቡሉ?

  • @mጓልዓድጉደም
    @mጓልዓድጉደም 4 หลายเดือนก่อน +115

    አረ ተጋሩ አበየት አብናኻሊእ ሜደም አረ ነታባበዐዮሞ❤❤😂

    • @Awet355
      @Awet355 4 หลายเดือนก่อน +1

      አሺ ሳብሰክራይብ ♥️🙏

    • @AlWakel-y8l
      @AlWakel-y8l 4 หลายเดือนก่อน +1

      ዋላ ኣነይ ይግርመኒ ኣብ ኣማርኛ ዝናገሩ ንብዝሕ ተጋሩ ኣና ንርኡ ንሕዋትና ግና

    • @breyseym
      @breyseym 3 หลายเดือนก่อน

      ❤❤❤

    • @TegaDesta-s9z
      @TegaDesta-s9z หลายเดือนก่อน

      ፡❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @MriamMriam56
    @MriamMriam56 4 หลายเดือนก่อน +12

    ፅርያተይ ይፈትወኩም እየ ድሕሪ ስደት ብኣካል ክረክበኩም ይደሊ እየ😢😢

    • @Awet355
      @Awet355 4 หลายเดือนก่อน

      ሳብሰክራይብ ♥️🙏

  • @SgSh-u4o
    @SgSh-u4o 4 หลายเดือนก่อน +17

    ደስ ትብሉ መዓት ቆናጁ ደቂ ዓጋመ ሽኮራት ዕድመን ጥዕናን ያሃብኩም ፍቅርኩም የብዛሓዮ😅❤❤❤🎉🎉

    • @Awet355
      @Awet355 4 หลายเดือนก่อน

      ሳብሰክራይብ ♥️🙏

  • @MolayJan
    @MolayJan 4 หลายเดือนก่อน +10

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ለይክ ግጨዩ ጀምዓ ወይ ትዕግስቲ ወዲ አድንቀካ❤❤❤❤❤❤❤

  • @FgfggFfgh
    @FgfggFfgh 4 หลายเดือนก่อน +37

    ዋ ትሕትና ናይ ኣሌክስ ግን ትፀልእ ቀፅለሉ ዝሓወይ so ፍቅርኩም ይብዛሕ💋♥️♥️♥️♥️✌️

    • @LiliandAlex
      @LiliandAlex  4 หลายเดือนก่อน +1

      Eshni tnx🙏❤️

    • @BrhanBrhan-yv1xb
      @BrhanBrhan-yv1xb 4 หลายเดือนก่อน

      ❤​@@LiliandAlex

  • @yefgetwttg5435
    @yefgetwttg5435 4 หลายเดือนก่อน +14

    ማርየምን አይቲበሊ ማአረይ ብዘከነ ብጣእሚ እየ ዝፍትወከም❤❤❤🎉🎉🎉

  • @ኣዜብ
    @ኣዜብ 4 หลายเดือนก่อน +19

    ብእውነት እንዮዋ ትዕግስቲ ኸማኻ ንኹሉ 😊❤❤❤ሶ ፍቕርኹም ብእግዝብኣሄር ይብዝሓልኹም ዞም ብሩዃተይ ናተይ 🤲🥀🫶🥀💝

    • @ይርጋጓልትግራይ
      @ይርጋጓልትግራይ 4 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ክብረተይ

    • @Awet355
      @Awet355 4 หลายเดือนก่อน

      ሳብሰክራይብ ♥️🙏

  • @Channel-qe9mn
    @Channel-qe9mn 4 หลายเดือนก่อน +14

    ናናማን ፍቅሪታት ❤ሽኮራተይ❤ብሓቂ ፍቅሪ ከምዚ እዩ ምትሕልላይ ምክብባር ትሕትና ትዕግስቲ ፍቅሪ ትነብሮ ተለካ ጥዑም ዩ ብፍቅሪ ንበሩ❤

    • @LiliandAlex
      @LiliandAlex  4 หลายเดือนก่อน +2

      Amen tnx🙏❤️❤️

  • @MmMm-hw7nk
    @MmMm-hw7nk 4 หลายเดือนก่อน +12

    ዋእ ኣቱም ሰባት ኣነስ ኣይተረደአንን ብሓደ ኣይኮኑን ድዮም ዝነብሩ

    • @HhBb-lr4tn
      @HhBb-lr4tn 4 หลายเดือนก่อน +2

      እንድዕያ ብሓደ ናነበርካስ ንሞርዖ
      ከመይ ድዩ ነገሩ

  • @selam5637
    @selam5637 4 หลายเดือนก่อน +33

    ሓንቲ ኮሞንቲ ማርያም ኣትበሊ እልኩም እንተፅሕፍኩም ይኣክል እዩ ኣትደጋግምዎ ትጋገ ካዓ ትክእል እያ😊

    • @LiliandAlex
      @LiliandAlex  4 หลายเดือนก่อน

      Tnx❤

    • @Tsegay-gr2lx
      @Tsegay-gr2lx 4 หลายเดือนก่อน

      ኣብ ኤርትራ ክንምሕል ከለኛ "ኣደይ ማርያም "እና ንበል, እዚ ናይ ኣማሓሩ ግን ዝንጠል ኣብልኮም "ማርያምን "ትቡሉ?

  • @RakiLove-ll5qt
    @RakiLove-ll5qt 4 หลายเดือนก่อน +9

    ናይ በሓቂ ኣቃፂላቶ ሞ ከኣስ ምግቢ ከይበለዐ ናይ ሓቂ ትዑግስቱ ፈታቲኖተቶ ግን ብጣዓሚ ዓቃልዩ

  • @JooklFookle
    @JooklFookle 4 หลายเดือนก่อน +25

    አረ በይዛኹም ኣብ ፕራንክ ማርያምን እልኩም አይትማሓሉ

    • @Awet355
      @Awet355 4 หลายเดือนก่อน +1

      ሳብሰክራይብ ♥️🙏

  • @tigitube22
    @tigitube22 4 หลายเดือนก่อน +10

    እሰይ ሙቅራት ቀፅልሉ ተጋሩዋይ ናትና ነዕቢ❤❤

    • @LiliandAlex
      @LiliandAlex  4 หลายเดือนก่อน

      Thanks🙏❤️❤️

  • @EmuGalWukro
    @EmuGalWukro 4 หลายเดือนก่อน +8

    ኣሌ ዘድንቆ ብትሕትንኡ ትዕግስቱ ዋላ ሊሊ ለ ዓቅላም እያ ደስ ክብሉካ ግን ንሒካ ፍደ ኣሌክ 😂😂😂😂

    • @Awet355
      @Awet355 4 หลายเดือนก่อน

      ሳብሰክራይብ ♥️🙏

  • @Tigeraweyti
    @Tigeraweyti 4 หลายเดือนก่อน +11

    ዋውውውው ደስ ትብሉ ተጋሩዋይ ፍቅርኹም ይብዛሕ🙏❤ሓዳሽ እየ ንገዛኹም ሶ ቃፅልሉ ደቂ ሪመይ❤💛❤💛

    • @LiliandAlex
      @LiliandAlex  4 หลายเดือนก่อน +1

      Eshni tnx🙏❤️❤️

  • @fhfg7188
    @fhfg7188 4 หลายเดือนก่อน +11

    ናያቶሞ ስሓቕ ናረአኹ ዝስሕቖ ነገርኸ😆😆😆

  • @tebebehareya
    @tebebehareya 4 หลายเดือนก่อน +11

    ማርያምን ናበልካ prank ኣይግበርይ ዛሓፍተይ ንክደይ ኢና ንአርም ኣቱም ህዝቢ ባእ😏

    • @Tsegay-gr2lx
      @Tsegay-gr2lx 4 หลายเดือนก่อน

      ኣብ ኤርትራ ክንምሕል ከለኛ "ኣደይ ማርያም "እና ንበል, እዚ ናይ ኣማሓሩ ግን ዝንጠል ኣብልኮም "ማርያምን "ትቡሉ?

  • @ufig6973
    @ufig6973 4 หลายเดือนก่อน +4

    50k ነብፀሐዮም ተጋሩዋይ❤❤ምድያ ናይዞም ምቁራት ኣሕዋትና ክዓቢ ኣለዎ

  • @ትግራዊቲ
    @ትግራዊቲ 4 หลายเดือนก่อน +6

    ፍቅረይ ፍቅረይ መልኣ ቭድዮ ሙሉእ ቅንስ ኣብልሉ ሊሊየይ😂ይመችኩም ደሞ❤

  • @hdhhdj3545
    @hdhhdj3545 4 หลายเดือนก่อน +9

    እዉይ ስጠብቃቹሁ ነበር የት ጠፍታቹሁነዉ እንኳንም አደረሳቹሁ እንካንም ደህና መጣቹሁ እምወዳቹሁ የኔ ❤❤❤❤❤

  • @ሜሪትግራዊቲ
    @ሜሪትግራዊቲ 4 หลายเดือนก่อน +6

    ሞየተ ሳሓቅ ትፈትወኒ ተኮይንኪ ፀበይኒ
    ትፍትየኒ ተኾይንካ ተመርዐወኒ ያ😂አረ ተጋሩዋይ ይመችኩም♥️

  • @Azuutube21
    @Azuutube21 4 หลายเดือนก่อน +6

    ኣሰይይ ደስ ክብላካ ፅብቅተይ 50K ነብፃሓየም ባዓልና ንባዕልና ንታሓጋገዝ ተጋሩዋይ❤👌

    • @Awet355
      @Awet355 4 หลายเดือนก่อน +1

      ሳብሰክራይብ ግበርኒ ህያበይ ♥️🙏

  • @Calmhuman-br5pn
    @Calmhuman-br5pn 4 หลายเดือนก่อน +15

    ልቃደም ምግቢ ሃብዮ ካውኡ ኘራንክ ግበርዮ ልዋመይ ኣሕዚኑኒ😢 ብዘተረፈ ይመችኹም💐💐❤💋

    • @LiliandAlex
      @LiliandAlex  4 หลายเดือนก่อน

      Eshni🙏❤️❤️

  • @brllabay3842
    @brllabay3842 3 หลายเดือนก่อน +2

    ውይ ጎይታዋይ አሕዚኑኒ ኣትዩ ማዓረይ ምግቢ ዶ ቀርብሉ ንቀደም😢❤❤❤

  • @ደሰታጓልሃገረትግራይ
    @ደሰታጓልሃገረትግራይ 4 หลายเดือนก่อน +10

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ተጋሩዋይ❤❤❤🎉🎉🎉

    • @Awet355
      @Awet355 4 หลายเดือนก่อน

      ሳብሰክራይብ ♥️🙏

  • @MmMm-hp9ju
    @MmMm-hp9ju 4 หลายเดือนก่อน +2

    እዉይ ማዓረይ ብጣዕሚ አሕዚንኒ ትሕትና ግን 👍ንገዛኩም ጋሻ እየ አጆኩም ፍቅርኩም ይብዛሕ❤👏🥰🥰🥰💓

  • @حياتوتلوليي
    @حياتوتلوليي 4 หลายเดือนก่อน +31

    ማርያምን ኣትበሊ ዛሓፍተይ ጌጋ እዩ ብኣምላካት ቀልዲ ለሃለየ ኣትምሓሉ😢🙏

    • @Channel-qe9mn
      @Channel-qe9mn 4 หลายเดือนก่อน +3

      አምላክ ሓደ መድኃኒአለም እዩ ዛምቤተይ ቅዱሳን እዮም ዝበሃሉ ❤

    • @Tsegay-gr2lx
      @Tsegay-gr2lx 4 หลายเดือนก่อน +1

      ኣብ ኤርትራ ክንምሕል ከለኛ "ኣደይ ማርያም "እና ንበል, እዚ ናይ ኣማሓሩ ግን ዝንጠል ኣብልኮም "ማርያምን "ትቡሉ?

    • @Channel-qe9mn
      @Channel-qe9mn 4 หลายเดือนก่อน +1

      @@Tsegay-gr2lx ኩላትና ኢና ጊዘ ለምፀኦ እዩ ንሱኩም ብቃንቃኩም ስለ ትመሃሩ ስለ ሃይማኖት ደሓን ኢኩም ተግባር የለን እምበር ንሕና ግን ስደት ወፂና ኢና ፈሊጥናዮ ብዝኮነ ግን ማሓላ ብመጽሓፍ ቅዱስና መሰረት አይኮነን ብቅዱሳን ብርእስኩም እካ አይትምሓሉ ኢሉና እዩ

  • @jgshe4404
    @jgshe4404 4 หลายเดือนก่อน +12

    ማሪያምን አይትበል ዋይ ህወከት ያቀልድኽስ ማሪያምን ትብል😏

    • @Tsegay-gr2lx
      @Tsegay-gr2lx 4 หลายเดือนก่อน

      ኣብ ኤርትራ ክንምሕል ከለኛ "ኣደይ ማርያም "እና ንበል, እዚ ናይ ኣማሓሩ ግን ዝንጠል ኣብልኮም "ማርያምን "ትቡሉ?

  • @asayyeebyo182
    @asayyeebyo182 4 หลายเดือนก่อน +5

    ብሓቂ ትሕትናካ ኣደንቀካ ክቡር ሓወይ ቀፅለሉ ስኣን ትሕትና ገይርካ ምርዳእ ትዕግስቲ ዘይ ምግባር ብዙሕ ዝደለካዮ ነገር ትስእኖ ይገብረካ❤❤ክብርቲ ሓፍተይ እዉን ኣብ ስራሕ ዉዕሉ ከምዚ ትገብሮ ከብድ እዩ ምክንያቱ አብ ደገ ብዙሕ ሕማቅን ፅቡቅን ርኡ ስለ ዝመፅእ ብዝተከኣለኪ ክሳብ ምግቡ ዝበልዕ ዘዕርፍ ግበር ዋላ ፕራንኪ ይኹን እምበር አምላኽ ቅዱሳን ፍቅርኩም የብዘሓዮ ፍትዋተይ❤❤❤

  • @MagggMafgh
    @MagggMafgh 4 หลายเดือนก่อน +2

    አብየት ትዕግስት ይመችኻ ሪእሱ አዝራቶ❤❤😂😂😂ብዝኾነ ደስ በሃልት እኹም❤❤❤❤

  • @Salihvdu
    @Salihvdu 4 หลายเดือนก่อน +17

    ማርያምን ኣይትበሊ ኣብ ቀልዲ ሓፍተይ ናተይ ብካሊእ ብጣዕሚ እየ ዘድንቀኩም ምቁራተይ❤❤❤❤❤❤

    • @LiliandAlex
      @LiliandAlex  4 หลายเดือนก่อน

      Eshni🙏❤️

    • @Tsegay-gr2lx
      @Tsegay-gr2lx 4 หลายเดือนก่อน

      ኣብ ኤርትራ ክንምሕል ከለኛ "ኣደይ ማርያም "እና ንበል, እዚ ናይ ኣማሓሩ ግን ዝንጠል ኣብልኮም "ማርያምን "ትቡሉ?

  • @GuDg-v8i
    @GuDg-v8i 4 หลายเดือนก่อน +4

    ቀሊድኪ ማርያም ኣይትበሊ ብዝተረፈ ዕድመና ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ቀፅልሉ❤❤❤

  • @ቤቲጋልቀሺቤቲጋልቀሺ
    @ቤቲጋልቀሺቤቲጋልቀሺ 4 หลายเดือนก่อน +31

    Liliye ግን ኣብ prank ማርያምን ኣይትበሊ

    • @LiliandAlex
      @LiliandAlex  4 หลายเดือนก่อน

      Eshni

    • @Tsegay-gr2lx
      @Tsegay-gr2lx 4 หลายเดือนก่อน

      ኣብ ኤርትራ ክንምሕል ከለኛ "ኣደይ ማርያም "እና ንበል, እዚ ናይ ኣማሓሩ ግን ዝንጠል ኣብልኮም "ማርያምን "ትቡሉ?

  • @Sma-lo7jq
    @Sma-lo7jq 4 หลายเดือนก่อน +21

    ሊለይ ሽኮር ይቅርታ ደፊረ ይመስለኒ ግን ማርያምን ኣይትበሊ የኔ ቆንጆ እና ይፈትወኩም ኣይትጥፍኡ ❤️❤️🥰🥰🥰

    • @LiliandAlex
      @LiliandAlex  4 หลายเดือนก่อน +1

      Eshni❤

  • @ሕብሪሂወት
    @ሕብሪሂወት 4 หลายเดือนก่อน +17

    ሊለይ ማርያምን ኣይትበሊ 🙄

    • @LiliandAlex
      @LiliandAlex  4 หลายเดือนก่อน

      Eshni🙏❤️

    • @Awet355
      @Awet355 4 หลายเดือนก่อน

      ሳብሰክራይብ ♥️🙏

  • @csefdefgf3229
    @csefdefgf3229 4 หลายเดือนก่อน +6

    ብሓቂ ኣሕዚንኒ😢😂😂ጁቡዓተይ❤❤❤❤❤🎉🎉

    • @Awet355
      @Awet355 4 หลายเดือนก่อน

      ሳብሰክራይብ ♥️🙏

  • @tekletekle8440
    @tekletekle8440 4 หลายเดือนก่อน +19

    የኔ ማር አሕዚኑኒ❤❤❤❤

    • @Awet355
      @Awet355 4 หลายเดือนก่อน

      ሳብሰክራይብ ♥️🙏

  • @aedf4837
    @aedf4837 4 หลายเดือนก่อน +4

    ኣሰይይይ ሙቁራተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ፈጣሪ👏❤❤❤

    • @Awet355
      @Awet355 4 หลายเดือนก่อน

      ሳብከክራይብ ማዓረይ ♥️🙏

  • @ጓልትግራይ-ፐ1መ
    @ጓልትግራይ-ፐ1መ 4 หลายเดือนก่อน +25

    ምቅራት ፍቅርክም የብዛሓዮ❤
    ግን ማርያምን ኣይተብዝሒ ጌጋ

  • @sarahsarah4584
    @sarahsarah4584 3 หลายเดือนก่อน +1

    ፅቡቃተይ ጎበዛት ግን ብኩሉ ማሓላ አይተብዝሒ ወለላይ

  • @GmhlHpyu
    @GmhlHpyu 4 หลายเดือนก่อน +5

    ኣሕዚኑኒ. ግን ዝዎዲ😂😂😂

  • @SurprisedJellyFish-bp5cf
    @SurprisedJellyFish-bp5cf 4 หลายเดือนก่อน +4

    የዕስ ትሕትና ግን ኣለኪስ ኣድንቀካ እና ፍቅርኹም ያሞሽየልኹም ፈጣሪ❤❤❤❤

    • @LiliandAlex
      @LiliandAlex  4 หลายเดือนก่อน

      Amen🙏❤️❤️

  • @Asfh-ts6mq
    @Asfh-ts6mq 4 หลายเดือนก่อน +8

    ማርያምን ኣይትበሊ ህያበይ ናሓስት❤❤❤🎉

    • @LiliandAlex
      @LiliandAlex  4 หลายเดือนก่อน

      Eshni❤

  • @ጋልትግራይ-ዐ2ገ
    @ጋልትግራይ-ዐ2ገ 4 หลายเดือนก่อน +2

    በሉማ ጎብዙ ኣለና ምሳኹምዋ😄ተጋርዋይለ ንዑማ ናይ ብዓልትና ገዛ ነዕብይ ካብ እዳ ኣምሓሩ ሃህ ላበልና ንውዕል😄😂🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

    • @Awet355
      @Awet355 4 หลายเดือนก่อน

      @@ጋልትግራይ-ዐ2ገ ብሓቂ ደምርኒ ♥️🙏

  • @ገኒጋልትግራይ-ጐ1ቨ
    @ገኒጋልትግራይ-ጐ1ቨ 4 หลายเดือนก่อน +7

    ፍቅርኩም ይብዛሕ ❤❤ በቀልድ ግን ማርያም ምባል ግደፍያ ዝያዳይ 😘

    • @LiliandAlex
      @LiliandAlex  4 หลายเดือนก่อน

      Eshni🙏❤️

    • @Tsegay-gr2lx
      @Tsegay-gr2lx 4 หลายเดือนก่อน

      ኣብ ኤርትራ ክንምሕል ከለኛ "ኣደይ ማርያም "እና ንበል, እዚ ናይ ኣማሓሩ ግን ዝንጠል ኣብልኮም "ማርያምን "ትቡሉ?

  • @rfduv1457
    @rfduv1457 4 หลายเดือนก่อน +1

    ኣብ ገዛኹም ሓዳሽ እየ እና ሙቁራተይ ፍቅሩኹም ይብዛሕ❤♥️♥️♥️

  • @ቤቲጋልቀሺቤቲጋልቀሺ
    @ቤቲጋልቀሺቤቲጋልቀሺ 4 หลายเดือนก่อน +49

    ዞም ናተይ ናፍቀኩም ቀንየ እንቃዕ ደሓን መፃኩም ❤♥❤ቤተሰብ ሳብስክርያብ እናገብርና ነዕብዮም ❤❤10k ነእትዎም 👏

    • @LiliandAlex
      @LiliandAlex  4 หลายเดือนก่อน +2

      Thank you so much🙏❤️❤️

  • @NegasiNega
    @NegasiNega หลายเดือนก่อน +1

    ማርያምን አይትበሊ ፕራክ እንተኮይኑ❤❤❤

  • @genigualkeshi
    @genigualkeshi 4 หลายเดือนก่อน +9

    ኣብዚሐ ልፈትወኩም Alex&lili😍❤

    • @LiliandAlex
      @LiliandAlex  4 หลายเดือนก่อน

      Thanks🙏❤️❤️

  • @foxstore-d9f
    @foxstore-d9f 4 หลายเดือนก่อน +3

    ኣሰይ ተጋሩዋይ ፅሩያት መዓዝ ከፊትኩምዎ ኣጆኩም ቀፅሉሉ❤❤❤❤❤❤❤

  • @trhaslove4629
    @trhaslove4629 4 หลายเดือนก่อน +3

    ኣሌክ ግን ዘለዎ ፀባይ የሕዚኑኒ ጠምየ እንዳበለክስ ኣንዊሕኽሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ቅጭናተይ በርትዑ👌❤❤❤❤

    • @Awet355
      @Awet355 4 หลายเดือนก่อน

      ሳብሰክራይብ ♥️🙏

  • @MeriGaltdf
    @MeriGaltdf หลายเดือนก่อน +1

    ትዕግስቲ ማዕረ ክንደይ ዋጋ ከም ዘለዎ ካባኻ ተማህረዮ❤🙏 alex ሓወይ እና ቀፅለሉ🙏

  • @Abi-bj8qv
    @Abi-bj8qv 4 หลายเดือนก่อน +10

    ማዓረይ ኣሕዚንኒ

  • @MoomPlol
    @MoomPlol 4 หลายเดือนก่อน +6

    ደስ ክትብሉ ፅሩያተይ ግን ማርያምን ኣይትበሊ

    • @LiliandAlex
      @LiliandAlex  4 หลายเดือนก่อน

      Eshni🙏❤️

  • @assass8589
    @assass8589 4 หลายเดือนก่อน +3

    ዋዉ አታ ክንደይ ደስ ክብል ፍቅርክም የብዘሖዮ ፅርያት ዓለም❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

    • @LiliandAlex
      @LiliandAlex  4 หลายเดือนก่อน

      Amen🙏❤️

  • @trhasss7328
    @trhasss7328 4 หลายเดือนก่อน +3

    አይዘኩም,በርትዑ,ጋሻ,እየ ንገዛኩም ግን ኩሉ,ገይረልኩም,ፅብቃተይ ❤❤❤❤

    • @LiliandAlex
      @LiliandAlex  4 หลายเดือนก่อน

      Eshni thanks🙏❤️

  • @TiteTi-oc7sc
    @TiteTi-oc7sc 4 หลายเดือนก่อน +11

    ሉለይ መጀመርያ ቅድሚ ፕራክ ምግባርኪ ምግቢ ቀርብሉ ምናልባት ኣብ ስራሕ ነይረ እንተኮይኑ ምስ ሰናይ ይቅሬታ ዝያዳይ ናተይ ብዝተረፈ ይመችኩም ሕብያት❤❤

    • @LiliandAlex
      @LiliandAlex  4 หลายเดือนก่อน

      Eshni🙏❤️❤️

  • @YoniLove-i6s
    @YoniLove-i6s หลายเดือนก่อน

    ጽቡቅ ስራሕ ብዝኮነ ኣብ ብራንኪ ትገብረሉ ማሪያምን ኣይባሃልን እዩ ዝተጋገክሞ እንዳኣረምኩም

  • @mebrhittadese-i1y
    @mebrhittadese-i1y 4 หลายเดือนก่อน +3

    ኣሰይይ ፁሩያተይ ደሰ ክብሉ ፍቅርኩም የብዛሓዮ ፈጣሪ❤❤

    • @Awet355
      @Awet355 4 หลายเดือนก่อน

      @@mebrhittadese-i1y መብየ ደምርኒ ♥️🙏

  • @JgKn-j5f
    @JgKn-j5f 4 หลายเดือนก่อน +8

    ፍቅርኹም የብዝሓዮ ሽኮራት❤

    • @LiliandAlex
      @LiliandAlex  4 หลายเดือนก่อน

      Amen🙏❤️

  • @Ahlam-k5g
    @Ahlam-k5g 2 หลายเดือนก่อน +1

    ኣይ ክሽኩሩ ማርያምን ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @mlientesfahney
    @mlientesfahney 4 หลายเดือนก่อน +3

    ሙቁራተይ ጎቡዙ አብ መንጎኹም ካልእ ከይተእትው ብሓቂ ክፍትየኩም ♥️💕

  • @زهرهالحبشية
    @زهرهالحبشية 4 หลายเดือนก่อน +2

    አረ ኩሉ ጌዜ መፁና መቁራተይ ኣነስ ክፈትወኩም❤❤❤❤❤❤

  • @SalamaSalamahhh
    @SalamaSalamahhh 4 หลายเดือนก่อน +4

    ናተይ ፅቡቓት ይፈትወኩም እየ ኣጀኹም ቀፅልሉ ❤ና ኣሌክ ተዕግስቲ ሙቁረይ🥰

  • @hanisredae
    @hanisredae 4 หลายเดือนก่อน

    Really Great man boy defence 🙏 ብጣዕሚ ጎበዝ ጅግና ወድ ኣተሓሳስባ ኣገላልፃ እና👍 ጎበዝ ጎበዝ....

  • @Tyty112-ij7qm
    @Tyty112-ij7qm 4 หลายเดือนก่อน +3

    ኣቱም ፅብቅት ፍቅርኩም ይበዘሕዮ ፈጣሪ🙏🥰

    • @Awet355
      @Awet355 4 หลายเดือนก่อน

      ሳብሰክራይብ ♥️🙏

  • @AfariAfari-ql7it
    @AfariAfari-ql7it 4 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሰይይይ ክንደይ ይሽኩሩ ፅሪያት ፈጥረት ዕድሜን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ፊቅሪኩም ይብዛሕ❤❤❤❤❤❤❤

  • @wediwelday2052
    @wediwelday2052 4 หลายเดือนก่อน +4

    ማሕላ ልፕራንክ ማርያምን አይትበሊ❤

    • @Awet355
      @Awet355 4 หลายเดือนก่อน

      ሳብሰክራይብ ♥️🙏

  • @Axesmawi
    @Axesmawi 4 หลายเดือนก่อน +3

    ተዘይ ተመሪዕኩም ሲ ታይ ትገብርለኩም ብሓደ? ብዝከነ ግን ቀፅልሉ 💛

  • @AmitYouTubeChanelአሚትዩቲብ
    @AmitYouTubeChanelአሚትዩቲብ 4 หลายเดือนก่อน +5

    ደሰሰ ክትብሉ ፅብቓት❤🎉
    ኣሊከይ100%❤

    • @LiliandAlex
      @LiliandAlex  4 หลายเดือนก่อน

      Tnx🙏❤️

  • @TsritiHaftu
    @TsritiHaftu 4 หลายเดือนก่อน +3

    ሓሺኪ ማርያምን ኣይትበሊ ሊሊ😊😊

    • @Tsegay-gr2lx
      @Tsegay-gr2lx 4 หลายเดือนก่อน

      ኣብ ኤርትራ ክንምሕል ከለኛ "ኣደይ ማርያም "እና ንበል, እዚ ናይ ኣማሓሩ ግን ዝንጠል ኣብልኮም "ማርያምን "ትቡሉ?

  • @Dgdewgsg
    @Dgdewgsg 4 หลายเดือนก่อน +32

    ዋዬ ከሞንቴሮች ግን ቤቃ ዶ ሓንታ ማርያምን አልኪ አላ ኩላትኩም ማንንኝንን ሓንቲ ተጳሓፊ ኒዛ ሓንቲ ላይኪ ግብሪላ ሰለዚ በቃ በጌጋ አያ አላቶርኮን ሰለዚ በቃ 😊

    • @LiliandAlex
      @LiliandAlex  4 หลายเดือนก่อน +6

      Ewe tkkl eyu lmad slezkone eyu gega eyu sorry🙏

    • @BRHANBREY
      @BRHANBREY 4 หลายเดือนก่อน +10

      ናይ ሎሚ ሓንቲ ጌጋ ፅባሕ ክልተ ጌጋ ክትኮን ትክእል እያ ጌጋ ምእራም ንባዕልቶም ዕብየት እዩ።❤

    • @HhBb-lr4tn
      @HhBb-lr4tn 4 หลายเดือนก่อน +6

      ​@@LiliandAlexናይ ሓደ ተቀባልነት የብሉን ኩሉ ምስዝጽሕፈልካ ግን
      ጌጋካ እዩ ዝረአየካ።
      ስለዚ እቶም ዝጽሑፉ ጠንካራታት ከምኦም የብዘሐዮ።❤❤

    • @Tsegay-gr2lx
      @Tsegay-gr2lx 4 หลายเดือนก่อน +1

      ኣብ ኤርትራ ክንምሕል ከለኛ "ኣደይ ማርያም "እና ንበል, እዚ ናይ ኣማሓሩ ግን ዝንጠል ኣብልኮም "ማርያምን "ትቡሉ?

    • @BRHANBREY
      @BRHANBREY 4 หลายเดือนก่อน

      @@Tsegay-gr2lx ኣደ ማርያም ኮነ ማርያምን ኩሉ ክልኩል እዩ ብመፅሓፍ ቅዱስ ይትረፍ ብቅዱሳን ብገዛእ ርእስካ እኳ ኣይትምሓል እዩ ዝብል ስለዚ ምንም ለዉጢ የብሉን ናትኩም ኮነ ናቶም

  • @SeluKiros-lu9cv
    @SeluKiros-lu9cv 4 หลายเดือนก่อน +1

    ፅቡቅ ፍቅርኩም ይብዘሐዮ ግን ዛሓፍተይ ኣብ ፕራንኪ ማሕላ ኣስታካክልያ ❤❤🎉

  • @latshlatsh7389
    @latshlatsh7389 4 หลายเดือนก่อน +8

    ሰላም ሰላም ተጋሩዋይ ❤❤❤

    • @LiliandAlex
      @LiliandAlex  4 หลายเดือนก่อน

      👋👋

  • @ቲቲጓልትግራይ-ጀ6ወ
    @ቲቲጓልትግራይ-ጀ6ወ 4 หลายเดือนก่อน +1

    ቆጆ ሓፍተይ ብቀልዲ ግን ማርያም ኣይባሃል ካብ ድሕር ሐዘ ትኣረምላ ማዓረይ ምስ ይቅርታ❤❤

  • @TGዬ
    @TGዬ 4 หลายเดือนก่อน +3

    እንቋዕ ብሰላም መፃኩም ደቂ ሪመይ ፅሩያት❤ ወይ ኣሌክስ ግን ጠባዩ ትሕትናኡ ደስ ክብል ሊሊ ሕደጊ😊❤❤❤❤

    • @LiliandAlex
      @LiliandAlex  4 หลายเดือนก่อน

      Eshni thanks🙏❤️❤️

  • @HewanKidanu
    @HewanKidanu 2 หลายเดือนก่อน

    Yene konjo prank kehone gn maryamn atbeyi sweti

  • @GhDh-x9x
    @GhDh-x9x 4 หลายเดือนก่อน +3

    ምቅሪተይ ፍቅርኩም የብዘሖዮ ኣይፊላላኩም ድስ ክትበሉ❤❤🎉🎉

    • @LiliandAlex
      @LiliandAlex  4 หลายเดือนก่อน

      Amen🙏❤️❤️

  • @AsAs-xu6fw
    @AsAs-xu6fw 3 หลายเดือนก่อน

    እዋይ ዛሐወይ ዘለዋ አንድበት እግዛቤሄር አምላክ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ለባም ዓቃል ዛሐፍተይ ዕድልኪ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @makumaku1144
    @makumaku1144 4 หลายเดือนก่อน +3

    ቀሊድኪ ማርያም ኣይትበሊ ወለላይ🙌 ብዝተረፈ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤

    • @LiliandAlex
      @LiliandAlex  4 หลายเดือนก่อน

      Eshni amen🙏❤️

    • @Tsegay-gr2lx
      @Tsegay-gr2lx 4 หลายเดือนก่อน

      ኣብ ኤርትራ ክንምሕል ከለኛ "ኣደይ ማርያም "እና ንበል, እዚ ናይ ኣማሓሩ ግን ዝንጠል ኣብልኮም "ማርያምን "ትቡሉ?

  • @hiwiዕንቂትግራይ
    @hiwiዕንቂትግራይ 2 หลายเดือนก่อน

    ፍቅሩኩም ይብዛሕ ተጋሩዋይ ሊሊ ግን ኣብ ቀልዲ ማርያምን ኣይትበሊ ጓል ክላስኪ ኣይኮነትን ማርያም MY SIS❤❤🎉

  • @ሉላጓልማርያምኵሓ
    @ሉላጓልማርያምኵሓ 4 หลายเดือนก่อน +4

    ዋይ ማርያምን እናበልካስ ፕራንክ ደስ ይብል ፕራንክ

    • @Awet355
      @Awet355 4 หลายเดือนก่อน

      @@ሉላጓልማርያምኵሓ ደምርኒ ♥️🙏