ሰናይ ሓበሬታ ትግራይን ኤርትራን/ ኣብ ጎኒ ትግራይ ኢና [ኢሳያስ] /tigray news

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 12 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 30

  • @fisshadesta
    @fisshadesta หลายเดือนก่อน +9

    ናትና ፎሮም ድምፂ ኩሉ እንኳዕ ሰላም መፃእኻ። ኢሰያስ ኣፈወርቂ ልምዓቱ ጦርነት እዩ።እተን ኣብቶብስ ክንገዝእ ኢና ዝበለን ናብ ጦርነት ሰራዊት ንኸማላልሳ እየን። ዘርኢ ህዝቢ ትግራይ ንኸጥፍእ ብዙሕ ግፍዒ ፈፂሙ ዝሓሰቦ ኣይተሳኸዐሉን ሐዚ ዝሓስቦ ዘሎ ብዘመቻ ቀይሕ ኾኾብ ከይጠፍህ ዘድሓንኩምኒ ሐዝውን ኣድሑኑኒ እዩ ዝብል ዘሎ እዙ በለፀኛ ።

  • @ForoIngal
    @ForoIngal หลายเดือนก่อน +3

    ህዝቢ ትግራይን ኢርትራን ብይቅርታን ካሕሳን ክዕረቅ አለዎ ንህላወኡ ኽብል አማራፂ የብሉን ።

  • @ZemenZemen-x7q
    @ZemenZemen-x7q หลายเดือนก่อน +8

    ኢሳያስ መጭበርበሪ በሎ ሓሳዊ ቅድሚ ሮኬት ምትኳሱ ሰራዊት ኤርትራ ናብ ትግራይ በሰሜን ብምዕረረብን ምስራቕ ትግረረይን ብሓፈሻ ልዕሊ 48 ክፍለ ሰራዊት ብዘይ መካናይድ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኮይኑ ናብ ትግራይ ኣቲዉ ነይሩ እዩ ቅድሚኡ'ውን ናብ ኢትዮጵያ ልዕሊ12ግዜ ተመላሊሱ ሓይሊ ኣየር ሰራዊት ኢትዮጵያን ከምኡ'ውን ንሰራዊት ኢትዮጵያን ኣጽዋራትን ትዓዚቡ ከምዝነበረ ናይ ኣደባባይ ሚስጥር እዩ።

  • @user-wtigrai
    @user-wtigrai หลายเดือนก่อน +3

    ነቲ ዝሰማዕናዮ ብኽንድዚ ምግላፅ ኣየድልን ።

  • @21ድግልማርያሞእናቴ
    @21ድግልማርያሞእናቴ หลายเดือนก่อน +2

    ክክክክክክክኣይትበሉ

  • @KkM-zb4mp
    @KkM-zb4mp หลายเดือนก่อน +1

    ኣታ ሓወይ ና ትግራይ ገበር

  • @hadishberhe5473
    @hadishberhe5473 หลายเดือนก่อน +7

    ኢሰያሰ ቀንዲ ፀላኢ ህዝቢ ትግራይ እዩ ነዚ ሰይጣን ተዛሪቡ ኢልካ አሚንካ ምቅልሑ አይግድን እዚ ሽጣራ ኢሰያሰ ዝአምን ትግሬዋይ ምህላው ብጣዕሚ እዩ ዝገርም በጃኻ ሃገር ጉዳይ ህዝብናን መራሕትናን ዘሎ ክነታት አድሂብካ መደብ ስራሕ
    ይቀኘየለበይ በርትዕ

    • @samsamsun367
      @samsamsun367 หลายเดือนก่อน

      ካብ አብይ ካብ ኢትዬጲያ አይበልፅን።

  • @CfbbgbcdFdghfghb-d9w
    @CfbbgbcdFdghfghb-d9w หลายเดือนก่อน +1

    ካብ ምስዝይ ምዕራቅ ምስ ዝብኢ ኣብሓደ ገዛ ምባር ይሐይሽ😢😢

  • @TESFAEnt
    @TESFAEnt หลายเดือนก่อน +1

    www harif 😂😂😂

  • @asterk4968
    @asterk4968 หลายเดือนก่อน +2

    Don't be fulled by the sugar coating words.

  • @DanielZewdu-g7e
    @DanielZewdu-g7e หลายเดือนก่อน +2

    ዓንዛር አይትኩን " ንትግራይ ኤርትራን አምሓራይ አይጠቅሙን ።

    • @HayleGebrihans
      @HayleGebrihans หลายเดือนก่อน

      ትክክል ለባመይ

  • @Say-2424
    @Say-2424 หลายเดือนก่อน +1

    ሰናይ ሓበሬታ ትግራይን ኤርትራን?እንታይ ዓይነት ሰናይ?ህዝብና ጨፍጪፉ !ካህናትና ጨፍጪፉ !ህፃናትና ዝቀተለ ሰብኣይ !ፃዲቅ ንምምሳል ስለዝፈተነ ሰናይ ኢልካዮ!?ሃገር ተክለ ብርሃን ናይ ጢዒና ድዩ?በስመኣም በል!!ብጣዕሚ የሕፍር።

  • @AaAa-n6o8q
    @AaAa-n6o8q หลายเดือนก่อน +2

    ንስኻዉን ሰናይ ዜና ትብለኻ ጌጋ እዩ እዝሓወ እት ህዝብና ዝወድአ ድላዩ ዝሰርሐ ኽዓ ኣብ ጎድንኹም እና ይብል እት ደቅ ኣንእስትዮ ዝዓመፀ ምዝ ስርዓት እዝ ሰላም ማለት ግን ክሕደት ሰማእታት እዩ ምስ ህዝብ ኤርትራ ከይኾነስ ምዝስ ስርዓት እዝ ሰላም ኣየድልን😢

  • @hab3hmbeselambsl79
    @hab3hmbeselambsl79 หลายเดือนก่อน +1

    Anta hsebu esayas Ms tigray ena slezbeles haqi mesilikum tzarebu ayashu ekum Ms abiy abaeska neti tekolifna zbelo nmqtsal eyu.

  • @seblet148
    @seblet148 หลายเดือนก่อน +1

    Isayas mejemeriya kerasu hezb gon yehun ehe aremene .. ehenn Zena beleh makrebeh yasaferal

  • @naix3768
    @naix3768 หลายเดือนก่อน +1

    😅😅😅

  • @SesenHadish
    @SesenHadish หลายเดือนก่อน +1

    ንዓይ ሓልዮት ዘይኮነስ ገና ክነጥፈኦም ኢና እዩ ዝርድአኒ።ከመይ ድዩ ነገር ዝርድአኩም ??