ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ምስ አባ ጉራያ ስለ ድደረፈ ደስ ድበለኩም ላይክ ግበሩን 🙏
ኣበይ እንሆ ኣባ ጉራያ ❤
ና እዛ ደርፍ መልአኽት ድትመቸዮ ዋዉ ስበር ራያ ራዩሟ ❤💪
እስኪ እዚ ሙዚቃ ድፎቶኹምዎ ላይክ ግጨዩ። ዓርከይ ሃይለ ኣገንዑ።
❤❤❤❤❤
ቃሕ ምባሉ ወድናዋ❤❤💛
❤❤❤❤💪💪
ራዮቶት አበይ እነሀና በሉ አይዘኻ ንዎሎ ዳሓዉና ጡዑም ድምፅ ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
አርክ አባ ጉራያ አርክ አባ ግርሻ አርክ ራያ ራዪማ የምትሉ ላይክ ራያ ነኝ ያወም ባላ 😊
❤❤❤
ራያ ራዩማ ባላ አገሬ ወለላአ ❤❤❤❤❤❤❤
ራያ ራዩማ የሚባል የለም ራያ አማራ ነው ስንት አማራ የሞተበት ነው ዋ
@@teninetwuletaw7228 ከየት ነው የመጣህው እኝ ራያ ረዩማ የማንም ጥገኛ አንሆን ራያ ራያ ነው
መገን ባላየ🎉 ባላወቺ ወብናቸው🎉
ሃይሞ እዝግሃር ይሃብኻ ይበል ድርኡለ ሰዋቶም ድራይኛ ስባር ትግርኛኹም ላዎሉ ገፍዖም ይኦምዋ 'ኳዕ ዳብ መሰረትና ዶብዓና መለስኻና❤❤❤
ራያ ነት ኹቡር ማንነት ራያነት ኹርዓት እ/ያ❤
Raya malet ye hager yejerba atent new .❤❤
ሃም ሞዝሙር ላሃረስኻለ ላትልዓልኻለ ድስማዕ ሙዝቃ ይኡ ጉድ ዓይን ኸይዳ ይኣለ ምስታ ድንሃ ኹነታት💚
እራያነኝ ያውም ቆቦ ራያ አይዞህ በርታ ምርጥ ስራነው ሸጋዋ
ራያ ነኝ ያዉም የአላማጣ አድወዳአዴ❤❤❤💪💪💪ህቡቡቡቡ ላይክ አረግኝ
ቃሕ ባሃልቲ ደቂ ራያ ራዩማ ሃይም ኹሩዕ ብዓዱ ቓፅለሉ ደስ ባሃሊ ስራሕ ❤❤❤
ራያነት እንደዚህ ነው የሁሉንም ጭፈራና ዜማ የያዘ ክበርልን ወንድማችን❤
1 video 3 ደቀቃ ብምርኣይ linke እና ሰብስክራይብ ተሓባበረኒ
@@LEYLEYTUBE937ok
ተጋሩዋኒ አበይ አለኩም ንዑ ነተባበዐዮ ፅቡቅ ስራሕ ቀፅለሉ❤❤💛💛
አይ ራያ ጥራሕ
ተጋሩ ድብሃል ስም ኣፅለአኒ ራያ ራዮማ ድኣም ❤
@@Sara.Sara13120መንየኽ እስኽኸ ጋልዛ ገረገራ😂ራያ ተጋሩየና
ችዱ ድቓላታት@@Sara.Sara13120
ትግራይ ዝብል የለይ ዝኸዳዓ ከፉእ መሸከል ራያ ማሪወሽ ያ😁😂😂😂😂😂😂😂
ኣባ ጉራያ ደይኡ ድሰሞዑኹዎ ለለ ሃይልሽ ወድ ራያ ኣባ ጉራያ ዶንጉኻ ራዩማ ደበልይ ለለ ሁቡቡቡክብል ❤❤❤❤❤
ያኢስ እነስበር❤❤❤🥰🥰እራያነት ወደማቻን በርታ ቀጥልበት የኛ አበሳ
ሃይሞዋ ድወፅእ የውሉይ ግጥሙ ደይኡ ድምፁ ደይኡ ናራያ ኹነታት ብግጥሙስ ብክሉፑስ ኹሉ ሕረት ዓይኒ ይኡ❤❤❤
ሃይለዋ ሰበቱ ደይሰሓተ ❤🥰ዓዲቦኻ ትተኸል ዝሓወይ 🙏
እኔ ወሎየ ነኝ ግን የራያንበጣምወዲችዋለዉ በርቱ
🎉🎉❤❤❤
ዶብዓውት ሓረግዶ ዘርኢ ናቃዳሙንሱስ ኮይንክንይዋ ሱስ ክብለኪ ሃም ቡንራያየ እንኳንም ተፈጠርኩብሽ❤ ሃይለ ምርጥ ስራ በርታ
ሃይሞዋ ይበል ጥበብ ጥዑም ድምፂ ወዲ ራያ ራዩማ ናይኻ ሙዚቃ ትሰምዕለኹ ዓደይ ራያ ብጣዕሚ ይአ ድፋቅዕ ሰላምታ ይብፅሓኻ ካብ ስደተኛ ሓፍትኻ ጓል ራያ ጨርጨር❤❤❤❤
ሰብስክራይብ ተሓባበረኒ
@@LEYLEYTUBE937እሽ
ራየታይ ተባዕ ዩኡ ሓሙቱዋ ሃየ ኾኖካ ወፅዓ ራየታይ ፉሉይ ፊጥረት ህዝብ ፆሎት ራያ ራዩማ ይሓልየና🙏🥰🥰🙏
ያዒስ ጎይታ ራያ ራዩማ ጎይታ ድዓደሎ ድዘላኣለም ላዛኹም ወስኹ ኣምላኽ ይሃብኹም ዓርከዋ ጥበብኹም ይብዘሐለይ ወድነይ ፀላኢ ዓይኹም ይደፈን ይሞችኹም
ሃይም ጡዑም ዲምፅ ደሰ ዲብል ደርፍ ብሓቂ ራያና ብጉራይ ምዝጋ ኣጋላትለይና ደስባሃል ኣባጉራያ ዲነሀዎ ደርፍ ኣቤት ደስ ምባሉ ቅዲማኻትኹም ዲኣነ ሃምኡ ላበኹም ሓዲነት ፉጠሩሩ ጉራይ ምዝጋይ ዲነኻይ ዕረፉ ራያ ና ወዲ ራያ ያኣ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤ ሸገ ደርፍ መልእኽቲ ድንሀዎ ድዚ ድትሮዶኦ ደቂ ስበር ራያ ራዮማ ላይክ ሃብሎይ ❤❤❤
ስበር ናበኹም ኣይትረቡሹና ይዓኽ ደቅራያ ትግርኛ ዳዉግዕ ተጋሩ የና ስበርዶ ወሎየ ናበኹም ባእ
ሃይሞ ኹርዓት ዶብዓውያን ንበረልና
ዋውውው ንበርልና ዳሕና ምእንተ ክጥዕመና ክብረታ ደማህ ሓፊተይ❤❤
ያዕስ ራያ ቶንኮል ደይብሉሉሉሉ ቃፅለሉ❤❤🙏🙏💜💓
እኔ♥ግን❤ የሸዋ ልጅ ነኝ❤ ግን😓 እራዬችን♥ ስወዳቸዉ♥ ዉስጤ❤ናቸዉ👏♥❤
ብጣዕም ደስ ድብል ይኡ ሃይሞ ራያ ቃፅልሉ🙏❤
ሃይሞ እንኳዕ ዳኣምለ ወዲ ራያ ኾንኻለይ ጀግና ዱረይቲ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ዌል ተስፋ ራያና ካብዞም ብሉፃት ብራያኖትም ብቋንቋኦም ደይዳራድሩ ናባዕልና ኹርዑ ጥንክር❤ላይክ
ሃይለዋ ይበል ስራሕ ይኡ ዜማ ግጥሚ ምስ ቁምነገሩ ኹሉ ነገሩ ቓሕ በሃሊ በተለይ ብምትሕብባር ብምስራሕኹም ድበለፀ ኾይኑ ኹሉሻዕ ሕበሩ ተኸባባሩ መአንተ እዚ ቑኑዕ ህዝቢና አርአያ ወሎዶ የኻ ሃይሞ ወለላ ድምፂ በርተዐልና❤🎉
ዱሮይቲ ዶብዓዊት ሓረግ ይኣ ካቓደማየዱሮይቲ ኣይትዎሉዋይዶ ሃዋጋዋየ❤
ኣያዕሳብ ሃይሞ ራያታይ ቀለምኹም ብሙሉኡ ራያ ይኡ💪🥰🥰❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
ይበል ሙዚቃ ጎይታ ጥበብ 🥰🙏ራያ ጨርጨር ይኡ ድመስል ቦታኡ 😍
ስበሮች😍😍😍😍
ይዕስስስስስ ወዲዛም ጀጋኑ ራዮቶት ሃይደእም ንኽዲ ✊✊💚💚💚💚ብደይኻነዋ ወደይ😢
אמא לה מה זה השימחח הזאת ❤❤❤❤❤❤❤❤אמיר ❤❤❤ילאו ❤❤❤
ጅግና ራየታይ ዶብዓዊ❤❤❤❤
ሃይለዋ ጡዑም ድምፅ ቀፅለሉ ❤❤❤❤
ዋው ሁቡብ በሉ ደቂ ራያ ራዩማ ዓርክ ስበር ራያ መንዳነኡ ዱረይቲየ ንበርለይ ዶብዓወይቲ ሓረግ ናተይ የኣ ዓድኹም ወዓሉ ❤❤❤💪💪💪💪💪ሃይሞየ ያቐንየልና አኽባሪ ባህሉ ቓፅለሉ በርትዕ አብጎንኻ እነሀና
አረ ህውከት ለለ ሃመይ ዓይነት ደርፊ ይኡ ያቐንየልና ዓርከዋ ካድወግሐ ጥራሕ ድልዕሊ 10 ግዘ ሰምዐዮ እንአኹ
ይዕስ ይዕስ ይበል ብደምቢ ገልፅኻዮ ማንጃረዋ
ራያ ኹርዕ መንነት እንኳዕ ናይና ኮንኹም
ሃይማዋ ኹርዐት ዶብዓውያን በ እዉነት ደስ በሃሊ ሙዚቃ ይኡ ሰምዕኻ ደይሙነይራዩማ #####ዶብዓ ብኽልተ ምሳር ካ ምኣዚ
ራያ ራዩማ
ሰምዕ ምሙናይ ስእነይ እዝ ሙዝቃ በርትዕለይ ይበል ድምፅይ ያዕስ ብካ እሽ❤❤❤❤❤❤❤❤
ናይ ትግራይ ባህሊ ራያ ጡዑም ❤❤❤
ባህሊ ራያ የኡ ድበሃል ዓርከ
ራያ ራያ ይኡ ዘርኡ ዶብዓዊ
@@user-ok1xs9qe3b ራያ ናይ ትግራይ ሓደ አካል እዩ::
ድረኡለ ብጣዕም የአ ድፎትየካ ድነበርኩ ፍቅርቅር❤😮
ሃይሞዋ ሰለላ ቑሞቱ ጡዑም ድምፅ😘
መገን ራያነቴ ዉበቴ❤ራያ ራያ ራያ❤
ኣምበሳ ወዲ ላሕሚና ካርና ትሓበነልኻ እቶም ድቓረዩ ለ ሃምኣኻ ይጎብዙ ብዓዶም ይሕመሙ ኣባ ጉራያ ማሓዛ ምግናዩ ካርና ደስ ብሉና ❤❤❤ራያነት ይለምልም ስበር ራያ
ሃይሞ ወድ ዶቡዓ ከፊቶኦም ቃዳሙን ጀጋኑ ዘርእ ይዕሰ❤❤❤❤
ሃይልሽዋ ብዓል ጥዑም ልሳን 4ቴ ደግሜ ደጋግሜ ነው ያዳመጥኩት ነገም ስራ ስገባ በኤርፎን ሳዳምጠው ነው ሚውለው ጨግሪ ከፊቲ አይዘኻ ጠንክሪ አድናቕኻይኤ!!
ዓምዲ ራያ ደቡዓዉያን 💪💪💪❤❤🌹❤❤❤
Just wonderful!!!Raya Rayuma!
ድዝ ውዲ ራያ እስክ ላረአና ካብናሓልፍ like sher ላገበርና ንሓግዞ እስኪ ደቅ ራያ። ድኾንና ንረአይበ6 መዓልቲ 1000000ናእትዮ ታይእንሆዎ ንዞም ዘመናዊ ካብ ንገበር ባሂል ዓድና ደይገብር like ወይም sher። አነ ን 100 ሰው ሸር ብረ የ
ዋዉዉዉ ጥዑም ድኾነ ደርፍ❤❤👌
ቃደማይ ባዕለይ❤❤🎉🎉
ክፈትየካኣነሰ❤❤❤ ሓፍቲኻ ጓል ራያ ራዩማ የአ
ባቂ ደስ ባሃሊ ❤❤❤
ሃይሞዋ ብጣዕሚ ደስ በሃሊ ድሮይቲ ❤❤❤❤ብትክክል
ሰሚዕካ ዘይትሙኖ ሙዚቃ ቀጽለሉ❤❤🎉🎉🎉
ግርማ ዓዲ ክብርተይ ወለላ ሓወይ ጥዑም ላዛ ባዕልጥበብ ጀግና ናተይ❤❤❤❤❤❤
👍👍👍👍👍👍👍ይበል ወድ ራያ ራዩማ
ያዕስ ራያ ራዩሟ
ያዒስ ሃይሞ ዕርከይ ሸገ ደኽነ ስራሕ
ናይ ራያ ደርፍ ኣብዝሎ❤❤❤❤❤❤
ጀግና ሙሉ ራያ ሰላም ትሆናለች በራያ ልጅም ትተዳደራለች ራያ ናይ ራያ ጥራሕ ስበር ንቅድሚት 💪💪💪💪💪
ኣቱምሰባት ኣበይኡ ድኖሆ ስበር 😮 ዋእ ማሓሩናይዶ ንዱጉፎዋ ፅዎይናይዶ ኣበዩኡ ድንሆ ስበር😂 ፋኖ ትገብእሎ ዎሎ ትድፌ ትገብእሎ ስበር ኣበዩኡ ድንሆ
ራያዎች የኔ ወርቆች በርቱልን❤❤
ሸገ ስራሕ ደቅ ዓደይ❤❤❤💖💚
ብጣዕሚ ደስ ድብል ደርፊ ይኡ ናባሓቂ ራያነት ይለምልም❤❤❤
ሰላም ዲህዝብ ራያ❤❤❤❤❤❤
ዓርኪ አባ ጉራያ ያዒስ ራዮቶት✌️❤❤❤❤
ያዕስ ራያዬ❤❤❤ስበር በለኝ በቃ
ሃይሞየ ኣስል ራያ❤❤
ከርና ደስ ድብል ስራሕ ዩኡ ዓርከዋ❤❤❤
ያዕስስስስ👏👏👏
ዋውው ሃይለየ ሽገ ስራሕ ክልፑ ለለ የመና ስሓቢ🕊🌺💜
ዓርክ ል ራዮቶት ዓርክ ል ራያ ራዩማ ❤❤
wow betami tsibuq derfii wedi RAYA
ሃይሞ ኹርዓት ዶብዓውያን😘
ቀፅለሉ ጂግና ኩርዓት ዓዲ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ያዕስስ ጎይታ ራዩማ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ያዕይሰባ ኣብ ራያ በይዛኻትኹሙ ይግበረን
እፉፉ ባተ ሙዚቆች ማበዴ ነው😂❤🎉
ዱረይቲ ደርፊ ራያ ብጣዕሚ ጡዑምቲ ያኣ ደስ ባሃሊት ነገር ግን ዱረይቲ ባዓልቲ ጉፍታ ደይገበርኹማ የኤ ድብል ቃፅልሉ
ግራማ ራያ ራዪማ ኣብሽር ዱሮሀይቲ
❤❤❤❤❤❤ሃይሞ ሕንግድ ግርማ ራያ ራዩማና እስክ ንበረለይ❤❤❤❤❤👍👍👍👌👌💝💜💚
ዋው ፅቡቅ ደሰ ባሃልት ያኣ ኣጋላት ግን ኣዕብድኻየን በተለይ ዓድ ዓረብ ዘለዋ❤
Asilll rayana ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ዋው ምርጥ ስራ ሃይሞየ❤❤❤
ሸገ ስራሕ❤❤❤
ሸገ ስራሕ ይኡ ሃይሞየ። አገንዕ! ራያ ራዩማ
ዱሮይቲ ❤❤ሃይሞ ሕንግድ❤❤
ሃይሞ ሸገ ራያና❤❤❤❤❤❤
ደጋግምኻ ሰምዕኻዮ ደይፅገብ ሸገ ስራሕ
ያዕስስስስስ ሃይሞዋ ብዓል ሙሉእ ሞያ ጎይታ ጥበብ ንጉስ ራያና👏👏👏 እስቲ ላይክ ሼር ላገበርኹም ራዮቶት።🎉🎉🎉
ደገረም ደረፊፊፊ ወዲ,ዓበይቲ አታ,ሃመይ ይኡኡ ❤❤❤❤❤አጋጠም ፈቅረ,ነወርና ግዲ ይበል ሃይሞሞሞ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ደቅ ራያ ተጋሩ ሸገታት 😍
ምስ አባ ጉራያ ስለ ድደረፈ ደስ ድበለኩም ላይክ ግበሩን 🙏
ኣበይ እንሆ ኣባ ጉራያ ❤
ና እዛ ደርፍ መልአኽት ድትመቸዮ ዋዉ
ስበር ራያ ራዩሟ ❤💪
እስኪ እዚ ሙዚቃ ድፎቶኹምዎ ላይክ ግጨዩ። ዓርከይ ሃይለ ኣገንዑ።
❤❤❤❤❤
ቃሕ ምባሉ ወድናዋ❤❤💛
❤❤❤❤💪💪
ራዮቶት አበይ እነሀና በሉ አይዘኻ ንዎሎ ዳሓዉና ጡዑም ድምፅ ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
አርክ አባ ጉራያ አርክ አባ ግርሻ አርክ ራያ ራዪማ የምትሉ ላይክ ራያ ነኝ ያወም ባላ 😊
❤❤❤
ራያ ራዩማ ባላ አገሬ ወለላአ ❤❤❤❤❤❤❤
ራያ ራዩማ የሚባል የለም ራያ አማራ ነው ስንት አማራ የሞተበት ነው ዋ
@@teninetwuletaw7228 ከየት ነው የመጣህው እኝ ራያ ረዩማ የማንም ጥገኛ አንሆን ራያ ራያ ነው
መገን ባላየ🎉 ባላወቺ ወብናቸው🎉
ሃይሞ እዝግሃር ይሃብኻ ይበል ድርኡለ ሰዋቶም ድራይኛ ስባር ትግርኛኹም ላዎሉ ገፍዖም ይኦምዋ 'ኳዕ ዳብ መሰረትና ዶብዓና መለስኻና❤❤❤
ራያ ነት ኹቡር ማንነት ራያነት ኹርዓት እ/ያ❤
Raya malet ye hager yejerba atent new .❤❤
ሃም ሞዝሙር ላሃረስኻለ ላትልዓልኻለ ድስማዕ ሙዝቃ ይኡ ጉድ ዓይን ኸይዳ ይኣለ ምስታ ድንሃ ኹነታት💚
እራያነኝ ያውም ቆቦ ራያ አይዞህ በርታ ምርጥ ስራነው ሸጋዋ
ራያ ነኝ ያዉም የአላማጣ አድወዳአዴ❤❤❤💪💪💪ህቡቡቡቡ ላይክ አረግኝ
ቃሕ ባሃልቲ ደቂ ራያ ራዩማ ሃይም ኹሩዕ ብዓዱ ቓፅለሉ ደስ ባሃሊ ስራሕ ❤❤❤
ራያነት እንደዚህ ነው የሁሉንም ጭፈራና ዜማ የያዘ ክበርልን ወንድማችን❤
1 video 3 ደቀቃ ብምርኣይ linke እና ሰብስክራይብ ተሓባበረኒ
@@LEYLEYTUBE937ok
ተጋሩዋኒ አበይ አለኩም ንዑ ነተባበዐዮ ፅቡቅ ስራሕ ቀፅለሉ❤❤💛💛
አይ ራያ ጥራሕ
ተጋሩ ድብሃል ስም ኣፅለአኒ ራያ ራዮማ ድኣም ❤
@@Sara.Sara13120መንየኽ እስኽኸ ጋልዛ ገረገራ😂ራያ ተጋሩየና
ችዱ ድቓላታት@@Sara.Sara13120
ትግራይ ዝብል የለይ ዝኸዳዓ ከፉእ መሸከል ራያ ማሪወሽ ያ😁😂😂😂😂😂😂😂
ኣባ ጉራያ ደይኡ ድሰሞዑኹዎ ለለ ሃይልሽ ወድ ራያ ኣባ ጉራያ ዶንጉኻ ራዩማ ደበልይ ለለ ሁቡቡቡክብል ❤❤❤❤❤
ያኢስ እነስበር❤❤❤🥰🥰እራያነት ወደማቻን በርታ ቀጥልበት የኛ አበሳ
ሃይሞዋ ድወፅእ የውሉይ ግጥሙ ደይኡ ድምፁ ደይኡ ናራያ ኹነታት ብግጥሙስ ብክሉፑስ ኹሉ ሕረት ዓይኒ ይኡ❤❤❤
ሃይለዋ ሰበቱ ደይሰሓተ ❤🥰
ዓዲቦኻ ትተኸል ዝሓወይ 🙏
እኔ ወሎየ ነኝ ግን የራያንበጣምወዲችዋለዉ በርቱ
🎉🎉❤❤❤
ዶብዓውት ሓረግዶ ዘርኢ ናቃዳሙን
ሱስ ኮይንክንይዋ ሱስ ክብለኪ ሃም ቡን
ራያየ እንኳንም ተፈጠርኩብሽ❤ ሃይለ ምርጥ ስራ በርታ
ሃይሞዋ ይበል ጥበብ ጥዑም ድምፂ ወዲ ራያ ራዩማ ናይኻ ሙዚቃ ትሰምዕለኹ ዓደይ ራያ ብጣዕሚ ይአ ድፋቅዕ ሰላምታ ይብፅሓኻ ካብ ስደተኛ ሓፍትኻ ጓል ራያ ጨርጨር❤❤❤❤
ሰብስክራይብ ተሓባበረኒ
@@LEYLEYTUBE937እሽ
ራየታይ ተባዕ ዩኡ ሓሙቱዋ ሃየ ኾኖካ ወፅዓ ራየታይ ፉሉይ ፊጥረት ህዝብ
ፆሎት ራያ ራዩማ ይሓልየና🙏🥰🥰🙏
ያዒስ ጎይታ ራያ ራዩማ ጎይታ ድዓደሎ ድዘላኣለም ላዛኹም ወስኹ ኣምላኽ ይሃብኹም ዓርከዋ ጥበብኹም ይብዘሐለይ ወድነይ ፀላኢ ዓይኹም ይደፈን ይሞችኹም
ሰብስክራይብ ተሓባበረኒ
ሰብስክራይብ ተሓባበረኒ
ሃይም ጡዑም ዲምፅ ደሰ ዲብል ደርፍ ብሓቂ ራያና ብጉራይ ምዝጋ ኣጋላትለይና ደስባሃል ኣባጉራያ ዲነሀዎ ደርፍ ኣቤት ደስ ምባሉ ቅዲማኻትኹም ዲኣነ ሃምኡ ላበኹም ሓዲነት ፉጠሩሩ ጉራይ ምዝጋይ ዲነኻይ ዕረፉ ራያ ና ወዲ ራያ ያኣ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
1 video 3 ደቀቃ ብምርኣይ linke እና ሰብስክራይብ ተሓባበረኒ
❤❤❤ ሸገ ደርፍ መልእኽቲ ድንሀዎ ድዚ ድትሮዶኦ ደቂ ስበር ራያ ራዮማ ላይክ ሃብሎይ ❤❤❤
ስበር ናበኹም ኣይትረቡሹና ይዓኽ ደቅራያ ትግርኛ ዳዉግዕ ተጋሩ የና ስበርዶ ወሎየ ናበኹም ባእ
ሃይሞ ኹርዓት ዶብዓውያን ንበረልና
ዋውውው ንበርልና ዳሕና ምእንተ ክጥዕመና ክብረታ ደማህ ሓፊተይ❤❤
ያዕስ ራያ ቶንኮል ደይብሉሉሉሉ ቃፅለሉ❤❤🙏🙏💜💓
እኔ♥ግን❤ የሸዋ ልጅ ነኝ❤ ግን😓 እራዬችን♥ ስወዳቸዉ♥ ዉስጤ❤ናቸዉ👏♥❤
ብጣዕም ደስ ድብል ይኡ ሃይሞ ራያ ቃፅልሉ🙏❤
ሃይሞ እንኳዕ ዳኣምለ ወዲ ራያ ኾንኻለይ ጀግና ዱረይቲ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ዌል ተስፋ ራያና ካብዞም ብሉፃት ብራያኖትም ብቋንቋኦም ደይዳራድሩ ናባዕልና ኹርዑ ጥንክር❤ላይክ
ሃይለዋ ይበል ስራሕ ይኡ ዜማ ግጥሚ ምስ ቁምነገሩ ኹሉ ነገሩ ቓሕ በሃሊ በተለይ ብምትሕብባር ብምስራሕኹም ድበለፀ ኾይኑ ኹሉሻዕ ሕበሩ ተኸባባሩ መአንተ እዚ ቑኑዕ ህዝቢና አርአያ ወሎዶ የኻ ሃይሞ ወለላ ድምፂ በርተዐልና❤🎉
ዱሮይቲ ዶብዓዊት ሓረግ ይኣ ካቓደማየ
ዱሮይቲ ኣይትዎሉዋይዶ ሃዋጋዋየ❤
1 video 3 ደቀቃ ብምርኣይ linke እና ሰብስክራይብ ተሓባበረኒ
ኣያዕሳብ ሃይሞ ራያታይ ቀለምኹም ብሙሉኡ ራያ ይኡ💪🥰🥰❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
ይበል ሙዚቃ ጎይታ ጥበብ 🥰🙏
ራያ ጨርጨር ይኡ ድመስል ቦታኡ 😍
ሰብስክራይብ ተሓባበረኒ
ስበሮች😍😍😍😍
ይዕስስስስስ ወዲዛም ጀጋኑ ራዮቶት ሃይደእም ንኽዲ ✊✊💚💚💚💚ብደይኻነዋ ወደይ😢
אמא לה מה זה השימחח הזאת ❤❤❤❤❤❤❤❤אמיר ❤❤❤ילאו ❤❤❤
ጅግና ራየታይ ዶብዓዊ❤❤❤❤
ሃይለዋ ጡዑም ድምፅ ቀፅለሉ ❤❤❤❤
ዋው ሁቡብ በሉ ደቂ ራያ ራዩማ ዓርክ ስበር ራያ መንዳነኡ ዱረይቲየ ንበርለይ ዶብዓወይቲ ሓረግ ናተይ የኣ ዓድኹም ወዓሉ ❤❤❤💪💪💪💪💪ሃይሞየ ያቐንየልና አኽባሪ ባህሉ ቓፅለሉ በርትዕ አብጎንኻ እነሀና
አረ ህውከት ለለ ሃመይ ዓይነት ደርፊ ይኡ ያቐንየልና ዓርከዋ ካድወግሐ ጥራሕ ድልዕሊ 10 ግዘ ሰምዐዮ እንአኹ
ይዕስ ይዕስ ይበል ብደምቢ ገልፅኻዮ ማንጃረዋ
ራያ ኹርዕ መንነት እንኳዕ ናይና ኮንኹም
ሃይማዋ ኹርዐት ዶብዓውያን በ እዉነት ደስ በሃሊ ሙዚቃ ይኡ ሰምዕኻ ደይሙነይ
ራዩማ #####ዶብዓ ብኽልተ ምሳር ካ ምኣዚ
ራያ ራዩማ
❤❤❤
ሰምዕ ምሙናይ ስእነይ እዝ ሙዝቃ በርትዕለይ ይበል ድምፅይ ያዕስ ብካ እሽ❤❤❤❤❤❤❤❤
ናይ ትግራይ ባህሊ ራያ ጡዑም ❤❤❤
ባህሊ ራያ የኡ ድበሃል ዓርከ
ራያ ራያ ይኡ ዘርኡ ዶብዓዊ
@@user-ok1xs9qe3b ራያ ናይ ትግራይ ሓደ አካል እዩ::
ድረኡለ ብጣዕም የአ ድፎትየካ ድነበርኩ ፍቅርቅር❤😮
ሃይሞዋ ሰለላ ቑሞቱ ጡዑም ድምፅ😘
መገን ራያነቴ ዉበቴ❤ራያ ራያ ራያ❤
ኣምበሳ ወዲ ላሕሚና ካርና ትሓበነልኻ እቶም ድቓረዩ ለ ሃምኣኻ ይጎብዙ ብዓዶም ይሕመሙ ኣባ ጉራያ ማሓዛ ምግናዩ ካርና ደስ ብሉና ❤❤❤ራያነት ይለምልም ስበር ራያ
ሃይሞ ወድ ዶቡዓ ከፊቶኦም ቃዳሙን ጀጋኑ ዘርእ ይዕሰ❤❤❤❤
ሃይልሽዋ ብዓል ጥዑም ልሳን 4ቴ ደግሜ ደጋግሜ ነው ያዳመጥኩት ነገም ስራ ስገባ በኤርፎን ሳዳምጠው ነው ሚውለው ጨግሪ ከፊቲ አይዘኻ ጠንክሪ አድናቕኻይኤ!!
ዓምዲ ራያ ደቡዓዉያን 💪💪💪❤❤🌹❤❤❤
Just wonderful!!!
Raya Rayuma!
ድዝ ውዲ ራያ እስክ ላረአና ካብናሓልፍ like sher ላገበርና ንሓግዞ እስኪ ደቅ ራያ። ድኾንና ንረአይበ6 መዓልቲ 1000000ናእትዮ ታይእንሆዎ ንዞም ዘመናዊ ካብ ንገበር ባሂል ዓድና ደይገብር like ወይም sher። አነ ን 100 ሰው ሸር ብረ የ
ዋዉዉዉ ጥዑም ድኾነ ደርፍ❤❤👌
ቃደማይ ባዕለይ❤❤🎉🎉
ክፈትየካኣነሰ❤❤❤ ሓፍቲኻ ጓል ራያ ራዩማ የአ
ባቂ ደስ ባሃሊ ❤❤❤
ሃይሞዋ ብጣዕሚ ደስ በሃሊ ድሮይቲ ❤❤❤❤ብትክክል
ሰሚዕካ ዘይትሙኖ ሙዚቃ ቀጽለሉ❤❤🎉🎉🎉
ግርማ ዓዲ ክብርተይ ወለላ ሓወይ ጥዑም ላዛ ባዕልጥበብ ጀግና ናተይ❤❤❤❤❤❤
👍👍👍👍👍👍👍ይበል ወድ ራያ ራዩማ
ያዕስ ራያ ራዩሟ
ያዒስ ሃይሞ ዕርከይ ሸገ ደኽነ ስራሕ
ናይ ራያ ደርፍ ኣብዝሎ❤❤❤❤❤❤
ጀግና ሙሉ ራያ ሰላም ትሆናለች በራያ ልጅም ትተዳደራለች ራያ ናይ ራያ ጥራሕ ስበር ንቅድሚት 💪💪💪💪💪
ኣቱምሰባት ኣበይኡ ድኖሆ ስበር 😮 ዋእ ማሓሩናይዶ ንዱጉፎዋ ፅዎይናይዶ ኣበዩኡ ድንሆ ስበር😂 ፋኖ ትገብእሎ ዎሎ ትድፌ ትገብእሎ ስበር ኣበዩኡ ድንሆ
ራያዎች የኔ ወርቆች በርቱልን❤❤
ሸገ ስራሕ ደቅ ዓደይ❤❤❤💖💚
ብጣዕሚ ደስ ድብል ደርፊ ይኡ ናባሓቂ ራያነት ይለምልም❤❤❤
ሰላም ዲህዝብ ራያ❤❤❤❤❤❤
ዓርኪ አባ ጉራያ ያዒስ ራዮቶት✌️❤❤❤❤
ያዕስ ራያዬ❤❤❤ስበር በለኝ በቃ
ሃይሞየ ኣስል ራያ❤❤
ከርና ደስ ድብል ስራሕ ዩኡ ዓርከዋ❤❤❤
ያዕስስስስ👏👏👏
ዋውው ሃይለየ ሽገ ስራሕ ክልፑ ለለ የመና ስሓቢ🕊🌺💜
ዓርክ ል ራዮቶት ዓርክ ል ራያ ራዩማ ❤❤
wow betami tsibuq derfii wedi RAYA
ሃይሞ ኹርዓት ዶብዓውያን😘
ቀፅለሉ ጂግና ኩርዓት ዓዲ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ያዕስስ ጎይታ ራዩማ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ያዕይሰባ ኣብ ራያ በይዛኻትኹሙ ይግበረን
እፉፉ ባተ ሙዚቆች ማበዴ ነው😂❤🎉
ዱረይቲ ደርፊ ራያ ብጣዕሚ ጡዑምቲ ያኣ ደስ ባሃሊት ነገር ግን ዱረይቲ ባዓልቲ ጉፍታ ደይገበርኹማ የኤ ድብል ቃፅልሉ
ግራማ ራያ ራዪማ ኣብሽር ዱሮሀይቲ
❤❤❤❤❤❤ሃይሞ ሕንግድ ግርማ ራያ ራዩማና እስክ ንበረለይ❤❤❤❤❤👍👍👍👌👌💝💜💚
ዋው ፅቡቅ ደሰ ባሃልት ያኣ ኣጋላት ግን ኣዕብድኻየን በተለይ ዓድ ዓረብ ዘለዋ❤
Asilll rayana ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ዋው ምርጥ ስራ ሃይሞየ❤❤❤
ሸገ ስራሕ❤❤❤
ሸገ ስራሕ ይኡ ሃይሞየ። አገንዕ!
ራያ ራዩማ
ዱሮይቲ ❤❤
ሃይሞ ሕንግድ❤❤