ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ን መጫሎ ፊሊም ዝፈቱ like ❤️❤️🇪🇷🇪🇷
👄💋💋💋❤❤🌷🌷🌷🌷🌷
Ane ane eu sou aloku
Hgdf deyou mo koynu Debsay weldu bele seab
wedi abdu endeyu deriswea
ካብ ሕማም ኮሮና ይመሓረና ፍጣር አሜን አሜን አሜን
ምክሪ፡ወለዲን፡መሓዙትን፡አዑርክትን፡ንስማዕ።
ኣሰይ ደቂ ኤረይ ጸዓዱ ኣምላክ ይባርኩም ኣምሉእ ዓለም ዘለኩም እግዚኣብሄር ምሕረቱ ይልኣከልና ንሃገርናን ህዝብና ድማ ጽላሉም ምሕረቱን የውርደልና ኣብ ጸሎት ንደጋገፍ ጾሎት ጻድቅ ብዓቅማ ብዙሕ ተስልጥ ኢያ
Amen amen amen
Amen amen amen 🙏🙏🙏🌏
amen amen amen
ጠቃሊለ ርእየያ ብልጽቲ ዋው በጃኩም ኣብ ሲነማታት ከተርእይእወን ፈትኑ ፊልምታትና
እንኳዕ በሰላም መፃእኩም ካብ ኮሮና ሕማም ድንግል ማርያም ተሓልወና አሜን
Amen
ዋዋዋ ገለኣይነት ክጽበያ ቀንየ አንካአ ብድሃን መጻኩም ደቂ ኢረይ ሃላላት ካብዚ ህማቅ ህማም የድህነና
Nice move ,ኦ ፈጣሪ ብ ዓይኒ ምሕረትኻ ጠምተና ኣሜን ።
Amen Amen
ኦ ፈጣሪ ንሃገርና ሰላምን ቅሳነትን ተዕናን ይፍጠረላ፡ካብዚ ቀዛፊ ሕማም ከኣ ይምሓረና ስደትና ይኣክል ይበለና፡ብሩኻት እንካዕ ደሓን መጻካ
ስርሓት ናይ ደበሳይ ወልዱ ፍሉጥ እዩ መረጻ ተዋሳእቲ ዛንታ ስእሊ ኣርትዖት ምከና ኩሉ ዘማልእት ብልጽቲ ስራሕ ከም ኩሉ ግዜ ን ኩሉ ገጻት ሂወት ትፍትሽ ብልጽቲ ስራሕ ነፍሲ ወከፍ ኣብ ደገን ውሽጥን ዘሎ ኤርትራዊ ክርእያ ዘለዎ ፊልም ሓዳርን ክብደቱን ፍቅርን መስገደሉን ዝሙትን ውጽኢቱን ስስዐን ሕያውነትን ፋራን ኣዝማሪኖን ሃፍትን ድኽነትንእምነትን ምሕዝነትን ነዚ ኩሉ ኣጣሚራ ትከይድ ብልጽቲ ስራሕ ክንዲ 10ፊልም ክንብላ ንክእል ድርሰት ። ሸር ጌርና ነተባባዓዮም ደቂ ኤረይ ።
🌷🌷🌹🌹🌷🌹
ባሓቅ
እንታይ ኢዩ ፋራን ኣዝማሪኖን ኣስፔዛ ደዩ ?
@@michealhaderaadam5417 ክክክክክክክክክክክ
@@michealhaderaadam5417 Yeah ሕሳር ኣስበዛን ክባርን 'ዩ ሰበይ ክክክ
መርሓባ ፊልም ማጨሎ ይበል ትምህርቲ ንፉዓት ተዋሳእቲ ኤልሳ ንፍዕቲ ንሲዶና ጉዳ ቀሊዓታ ገመል ሰሪቅካ ጉንብሕ ጉንብሕ ዘይካኣልዩ ብዝኮነ ካብዚ ኣብ መላእ ዓለም ወሪዱ ደሎ ቀዛፊ ሕማም የድሕነና ኣሜን💕❤️🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ኣዋጅ ዓለምለካኣዊ መዓልቲ ጸሎትጸሎት ኣብ መላእ ዓለም ሃይማኖት ብዘይ ኣፈላላይ ኩሉ ሰብ ብእምነቱ ነዚ ወሪዱ ዘሎ ሕማም ክሮና ቫይረስ ብጸሎትን ምህለላን ጥራሕ ኢና ንኣምላኽ ከነስምዖ እንኽእል እሞ ን ዕለት 27-03-20 ሓቢርና ንኣምላኽ ክንልምኖ ግዝየና ንወፊና መታን ኣምላኽ ክሰምዓና። ኣምላኽ ነዚ ወሪዱ ዘሎ ተላባዒ ሕማም ምሕረት ክገብረልና፡ ነቶም በዚ ሕማም ተጠቂዖም ዘለዉ ኣምላኽ ምሕረት ክገብረሎም ቤተሰቦም ዝሞትዎም ከኣ ኣምላኽ ምጽንናዕ ክህቦም። ስለዚ ኩሉኩም ኣመንቲ እግዚአብሔር ብዘይ ኣፍላላይ ምስ ኣብ ዓለም ዝግበር ጸሎት ሓቢርና ክንጽሊ ኣምላኽ ይሓግዘና ኣሜን 🙏🙏🙏🙏፡።
Amen amlak yehagz ena
Amen Amen Amen
"ዘርኢ ሓደ ብቝሊ....." መሓርቲ፣ ንኹን የሕዋት ኢና። እዚ እዋን ጻዊዒት ፈጣሪ እዩ ሞ ንፋቐር ደቂ Eri
ጽቡቅ ስራሕ ደበሳይ ወልዱ መምህር ሕብረተሰብና ኣብ ባህልና ቃንቃና እምነትና ታሪክና ዝተሞርከሰት ሓንቲ ታሪካዊት ንውሉድ ወለዶ ተድሌና ኣላ መምሃሪት ዕድመ ይሃብካ ።
ኦ ፈጣሪ ኩሉ ዓለም በዓይኒ ምሕረትካ ጠምተና ጽላልካ ኣንብረልና።ማጨሎ ፍትዋት እንቃዕ ብደሓን መጻእኩም።🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
እንኳዕ ብደሓን መፃእኹም ደቂ ኤረ ደስ ዝብል ስራሕ እዩ ።ብዝተረፈ ካብቲ ሕማቕ ሕማም ኮሮና ፈጣሪ ኣምላክ ይምሓረና።
ኤረይ ዓዲ ጀጋኑ ኣሎና ዶ ደቂ ኤረይ ሰላምኩም ፈጣሪ የብዛሓዮ ካብ ሕማቕ ይሰውርኩም 🇪🇷🇪🇷👍
Ao fetari nhagerna selam ksanet mhret yewrdelna
Pawlos Ghberzgabher” has
ኣሜንንን
እኮዕ ብሓን መጻኹም ተዋሳእትና ደቂኤረይ መመሊሳትስሕበካ ፍሊም ብጣዕሚ ደስባሃሊትፍሊም ንፉዓት
ጽላሉ የንብረልኩም ባአሉ ክንደይ ከ ትጽቡኩ ካልአ ይኣክለኩም ይበለና ፈታሪ
Neza Eritrea hagerna amlak a boy eidu yenbrela
amen amen amen.
አሰይ ደቂ ኤሬይ ሽኮሪናታት❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️❤️🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷❤️ዓይኒ አባይኩም ይደፈን❤️❤️🇪🇷❤️
ካብ ኩፉእ ይሰውርኩም ደቂ ኤረይ ካብዚ ሕማም ኣምላኽ ይኸልኽለልኩም ሓላላት ህዝበይ ።
Merhabae muqurateyy edmen tienan yhabkum fetari ezgabher amlak kabzi himam weridu zelo yedhnena amen🙏
እንቃዕ ብሰላም መጻእኩም ሺዋየ ደንጊኩምና ።
This movie is amazing.It is touching every sort of my life in all dimensions.God protect our people from the deadly virus.
አሰይ ደስ ትብል ፊልም❤❤❤❤❤❤
*ደበሳይ* ወልዱ👍👍
Well done!!!! bahri hiwetUshtu buzuh iyu turgum👍.Eritrea for ever 🇪🇷🦁❤️💪🙏
Well come deki Erey thanks more and Allah protect our people from covi 19
Well come deki Erey 🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪♥️♥️♥️🥀🥀🥀
እንካዕ ብሰላም መፅእኹም ክብራት ይሕዋት ሰላም ፍቅሪ የውርደለና እግዛእብሄር ካብ ኩፉእ ይሰውረን ፈጣሪ
Waa sida
ማጨሎ እንቃዕ ዳሓን መፃኩም ክፅበየኩም ፀንሕና በጃኩም እባ ኣይትደንጉዩና ናሪድ ከምታ ዛ ሓለምክያ ሓንት ማዓልት ከምዘላ ኣይትዘንግዕ
I love this movie and God save Eritrea 🇪🇷 from coronavirus🙏🙏🙏
Amazing characters getsat hiwet mis kulu meretsan akerariban esikum ekum memharana abzi gize
Deki erey
ሃገርና ትባረኸልና ሓላላት ዕድመን ትዕናን ነኣኩም ዝበለጸት ፊልሚ ናይዚ ዘመን
Ab semun kelete shab tetekewen anes nafekeya enda xenahku 👍
እንኳዕ ብስላም መፃእኹም ሽኮራት ስኒተይ ሽኮር ክፈትወኪ👌👌❤❤❤🙏🙏
♥️❤🇪🇷🇪🇷❤♥️
Love you deki arey halalat ❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
መጺኩም ዶ ብዳሓን ሙጹ ከመይ ቀኒኩም ኢንዳ በልና ኢና ፊልሚ ዶ ታይ ክወጽኦ ገለ ዓይነት ኣኣብ ዘለናዮ ሰላምን ፍቅርን የውርደልና ፍጣሪ፡ ኣምላክ ካብዙ ንዓለምና ኣግጢምዋ ዘሎ ይሰውረና ደቂ Eritrea ሕላላት ኣኣብ ዘለናዮ ኮና ጸሎትን ምህለላን ኣይንረስዖ ክብረት ይሃበለይ ብሩክ ለቲ።
ሰላም ናዓኹም ደቂ ዛ ብርክቲን ሃብታምን መሪት ኣምላክ ኣብዘለኹሞ ብምሕረት ዓይኑ ይጠምትኩም ኣሜን።
Enkea bselam mexakum deqi ere shkorinat bhankewta knxbeyekum xenihna kab hmam Coronavirus yedhnena amlak mhret ywrdelna aman( 3)🙏🙏🙏
እናደንጎኩም እምበይ እንዳ ማጮሎ ዋው እኩም
እኻዕ ዳሓን መጸሰእኹም ደቂ ኤረይ ካብዚ ሕማቅ ሕማም ባሕሉ ፈጣሪ ይሓልወና
🔥🔥🔥🔥🔥 all praise deserves this place 1:58 💗💞💗 👇👇
ኣሰይ ደቂ ኤሬይ ጸዓዱ 🇪🇷🇪🇷♥️♥️
እንቋዕ ብደሐን መጻእኩም ደቂ ኤረይ ምቁራት 🇪🇷🙏🏼
Watching from USA
ከም ማጮለት ገረ ዝፈተዋ ፍልሚ የብለይን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ
Betamey xuboqe MaChole qulewe
Welcome xbukat deki eri nic movie we love them gays 😍❤️😘🇪🇷
Welcome deki eri bro
Mieron Habtey ane nay mewedaeta eye zednqeki. I wish to you all the best. God Bless you sister.
Amlak hagerna bark kabzi nirayon nisemon zelena ysewrena tsilalka anbrelna Amen
ሎምሰ ካብ ሰደት እቲአ ሃላል ዓደኻ ትመርጸሉ ጊዜ መጺና ፍጣሪ ሃገርናን ህዝብናን መግሰትናን ጸላልካ አብረላ
99%write
ኣሜን
Merhab ❤❤❤🌹🌹🌹👈
ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ ቀጽልዎ ወገናተይ።
ካብ ኮሮና ይምሓርኩም ደቂ ኤሬይ 🇪🇷👍
Tebatay zekone film eya Ney behaki 100
Welcome dake eray
ብጣዕሚ ኣዝያ ብልጽቲ ፍልም ኢያ ማራ መሃሪት ብልክዕ ዝፍጸም ዘሎዩ ከም ማስትያትያ ንነብስኻ ኣጉሊሓ ተርእይ
deki erey xbukutey adey mariam xlala tenbrelna hagerna kea medhim alem yhalwena😘😘😘😘
My Sunday mood❤❤❤👍👍👍
Ata ane neza Elsa fetyeya kmewut delye qusli gol ansteti zeqenzwa 😘.ente nski maltki texebeyi 😀.
Wow film malet abze enehlka keep it up all guys 👏👏👏👏
Sahmi nakheel Eritrea 🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷
Ajokum xbkti flim
ሰላምታኩም የብዞሖዮ ሙቑራተይ።
Hiwet hiwet tegaazi
Well come deki ereyask like habna
Merhaba deki erey shikorinatat btaemi thawike keniye please aytdengyuna btaemi zfetwa film eya .
Neger kalkal ela
መርሓባቡ ደቂ ኤረይ ንፈለማ ግዜ መበል 4 ጺሒፈ
ሕልሚ ጌርዎ ሲዱ ሽኮርርር ክክክክ
I am from sweden. this is good series even though i dont understand big language in that.
Tite anbesa like u
ደስ ትብል
Waww hji qedamay xhife thanks
Välkommen Det är väldigt fint och jag blir glad på oss
ዓርኩ ትግርኛ ምጽሓፍ ይሕሸካ
I can`t write a tigrina but I will try my brother@@danieljani3383
እጆኩም በርትዑ
wel come deqi ere muqrat amlak nmulue alem mhret yewrdelna
Neza selam zesefna tuem ayeri etwenin kab eze gzayawe himam yedhenelna fetare!
ሳሰይ ዝብሉካ ነዛ ምሳካ ዘላ ጋል ሄዋን ከትትብድላ ምሳይ ከይትብኣስ
እካዕ ደሓን መፃእኩም ፍቱዋት
ሻቅሎት ኮረና ከየኣክለናስ ትጽቢትኩም ከኣ አምባአ በሉ ደሐን አንቃዕ ብደሐን መጻአኩም።
Merhaba deki eri enka bselam mexakum kab korona fetary yhalukum
Wwwww aseyyyy mashela milmli filimi 👌👌👌👏👏👏💋💋💋💋💝💝💝1000/1000/👈
Wwww well come back bem vindos voltes,,
Danke
Welcome sebokat berok kedame senbt 😘😘🌹❤🙏💒❤
Welvomesebokatberokkedamesenbt
Asey dki airye amelak mehrt yazezlna kabzi zenay hemame yeswrna
Eza derfi zerguhelna
Greate film
Nice job
እንካዕ ደሓን መፃኩም ፁሩያት
Wowww
Great film Habayib thank you, keep it up God be with you and protect you, all🙏🙏🙏
ሳሰ😅😅😅🙌
አዚ ሕልሚ ሕጸ ዬ ሲዶን መርዓ ብኣካል ክትረኽበኪ ያ ክክክክክክክክ
Tadese Brhane kkkkkkk
Well come ዶንጊኹምና ግን ሰንበት እናተዘናጋዕና ቡን እናሰተና ክንድ ንርእያ ካብ ስራሕ መጺና ምስ ድኻምና ንርእያለና እንተኺልኩም ሰንበት ፈንውልና plz.
Eri TV 3 film ab hade malti mechalo qedam qeyrwa🙏
Entay kiwexekum kilukum abza sirah zitesatefikum qexiluwu❤
we are waiting part 19 ቡን ፈሊሓ ንዓኩም ንጽበ ኣለና ( ማጨሎ )
Wwww I look like the best movie 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯💯💯💯💯
ን መጫሎ ፊሊም ዝፈቱ like ❤️❤️🇪🇷🇪🇷
👄💋💋💋❤❤🌷🌷🌷🌷🌷
Ane ane eu sou aloku
Hgdf deyou mo koynu
Debsay weldu bele seab
wedi abdu endeyu deriswea
ካብ ሕማም ኮሮና ይመሓረና ፍጣር አሜን አሜን አሜን
ምክሪ፡ወለዲን፡መሓዙትን፡አዑርክትን፡ንስማዕ።
ኣሰይ ደቂ ኤረይ ጸዓዱ ኣምላክ ይባርኩም
ኣምሉእ ዓለም ዘለኩም እግዚኣብሄር ምሕረቱ ይልኣከልና ንሃገርናን ህዝብና ድማ ጽላሉም ምሕረቱን የውርደልና ኣብ ጸሎት ንደጋገፍ ጾሎት ጻድቅ ብዓቅማ ብዙሕ ተስልጥ ኢያ
Amen amen amen
Amen amen amen 🙏🙏🙏🌏
amen amen amen
ጠቃሊለ ርእየያ ብልጽቲ ዋው በጃኩም ኣብ ሲነማታት ከተርእይእወን ፈትኑ ፊልምታትና
እንኳዕ በሰላም መፃእኩም ካብ ኮሮና ሕማም ድንግል ማርያም ተሓልወና አሜን
amen amen amen
Amen
ዋዋዋ ገለኣይነት ክጽበያ ቀንየ አንካአ ብድሃን መጻኩም ደቂ ኢረይ ሃላላት ካብዚ ህማቅ ህማም የድህነና
Nice move ,ኦ ፈጣሪ ብ ዓይኒ ምሕረትኻ ጠምተና ኣሜን ።
Amen Amen
ኦ ፈጣሪ ንሃገርና ሰላምን ቅሳነትን ተዕናን ይፍጠረላ፡ካብዚ ቀዛፊ ሕማም ከኣ ይምሓረና ስደትና ይኣክል ይበለና፡ብሩኻት እንካዕ ደሓን መጻካ
ስርሓት ናይ ደበሳይ ወልዱ ፍሉጥ እዩ
መረጻ ተዋሳእቲ
ዛንታ
ስእሊ
ኣርትዖት
ምከና
ኩሉ ዘማልእት ብልጽቲ ስራሕ ከም ኩሉ ግዜ ን ኩሉ ገጻት ሂወት ትፍትሽ ብልጽቲ ስራሕ ነፍሲ ወከፍ ኣብ ደገን ውሽጥን ዘሎ ኤርትራዊ ክርእያ ዘለዎ ፊልም
ሓዳርን ክብደቱን
ፍቅርን መስገደሉን
ዝሙትን ውጽኢቱን
ስስዐን ሕያውነትን
ፋራን ኣዝማሪኖን
ሃፍትን ድኽነትን
እምነትን ምሕዝነትን
ነዚ ኩሉ ኣጣሚራ ትከይድ ብልጽቲ ስራሕ ክንዲ 10ፊልም ክንብላ ንክእል ድርሰት ።
ሸር ጌርና ነተባባዓዮም ደቂ ኤረይ ።
🌷🌷🌹🌹🌷🌹
ባሓቅ
እንታይ ኢዩ ፋራን ኣዝማሪኖን ኣስፔዛ ደዩ ?
@@michealhaderaadam5417 ክክክክክክክክክክክ
@@michealhaderaadam5417 Yeah ሕሳር ኣስበዛን ክባርን 'ዩ ሰበይ ክክክ
መርሓባ ፊልም ማጨሎ ይበል ትምህርቲ ንፉዓት ተዋሳእቲ ኤልሳ ንፍዕቲ ንሲዶና ጉዳ ቀሊዓታ ገመል ሰሪቅካ ጉንብሕ ጉንብሕ ዘይካኣልዩ ብዝኮነ ካብዚ ኣብ መላእ ዓለም ወሪዱ ደሎ ቀዛፊ ሕማም የድሕነና ኣሜን💕❤️🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ኣዋጅ ዓለምለካኣዊ መዓልቲ ጸሎት
ጸሎት ኣብ መላእ ዓለም ሃይማኖት ብዘይ ኣፈላላይ ኩሉ ሰብ ብእምነቱ ነዚ ወሪዱ ዘሎ ሕማም ክሮና ቫይረስ ብጸሎትን ምህለላን ጥራሕ ኢና ንኣምላኽ ከነስምዖ እንኽእል እሞ ን ዕለት 27-03-20 ሓቢርና ንኣምላኽ ክንልምኖ ግዝየና ንወፊና መታን ኣምላኽ ክሰምዓና።
ኣምላኽ ነዚ ወሪዱ ዘሎ ተላባዒ ሕማም ምሕረት ክገብረልና፡
ነቶም በዚ ሕማም ተጠቂዖም ዘለዉ ኣምላኽ ምሕረት ክገብረሎም
ቤተሰቦም ዝሞትዎም ከኣ ኣምላኽ ምጽንናዕ ክህቦም።
ስለዚ ኩሉኩም ኣመንቲ እግዚአብሔር ብዘይ ኣፍላላይ ምስ ኣብ ዓለም ዝግበር ጸሎት ሓቢርና ክንጽሊ ኣምላኽ ይሓግዘና ኣሜን 🙏🙏🙏🙏፡።
amen amen amen
Amen
Amen amlak yehagz ena
Amen Amen Amen
"ዘርኢ ሓደ ብቝሊ....." መሓርቲ፣ ንኹን የሕዋት ኢና። እዚ እዋን ጻዊዒት ፈጣሪ እዩ ሞ ንፋቐር ደቂ Eri
ጽቡቅ ስራሕ ደበሳይ ወልዱ መምህር ሕብረተሰብና ኣብ ባህልና ቃንቃና እምነትና ታሪክና ዝተሞርከሰት ሓንቲ ታሪካዊት ንውሉድ ወለዶ ተድሌና ኣላ መምሃሪት ዕድመ ይሃብካ ።
ኦ ፈጣሪ ኩሉ ዓለም በዓይኒ ምሕረትካ ጠምተና ጽላልካ ኣንብረልና።ማጨሎ ፍትዋት እንቃዕ ብደሓን መጻእኩም።🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
እንኳዕ ብደሓን መፃእኹም ደቂ ኤረ ደስ ዝብል ስራሕ እዩ ።ብዝተረፈ ካብቲ ሕማቕ ሕማም ኮሮና ፈጣሪ ኣምላክ ይምሓረና።
ኤረይ ዓዲ ጀጋኑ ኣሎና ዶ ደቂ ኤረይ ሰላምኩም ፈጣሪ የብዛሓዮ ካብ ሕማቕ ይሰውርኩም 🇪🇷🇪🇷👍
Ao fetari nhagerna selam ksanet mhret yewrdelna
amen amen amen
Amen
Pawlos Ghberzgabher” has
ኣሜንንን
እኮዕ ብሓን መጻኹም ተዋሳእትና ደቂኤረይ መመሊሳትስሕበካ ፍሊም ብጣዕሚ ደስባሃሊትፍሊም ንፉዓት
ጽላሉ የንብረልኩም ባአሉ ክንደይ ከ ትጽቡኩ ካልአ ይኣክለኩም ይበለና ፈታሪ
Neza Eritrea hagerna amlak a boy eidu yenbrela
amen amen amen.
Amen amen amen
አሰይ ደቂ ኤሬይ ሽኮሪናታት❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️❤️🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷❤️
ዓይኒ አባይኩም ይደፈን❤️❤️🇪🇷❤️
ካብ ኩፉእ ይሰውርኩም ደቂ ኤረይ ካብዚ ሕማም ኣምላኽ ይኸልኽለልኩም ሓላላት ህዝበይ ።
Merhabae muqurateyy edmen tienan yhabkum fetari ezgabher amlak kabzi himam weridu zelo yedhnena amen🙏
እንቃዕ ብሰላም መጻእኩም ሺዋየ ደንጊኩምና ።
This movie is amazing.It is touching every sort of my life in all dimensions.God protect our people from the deadly virus.
አሰይ ደስ ትብል ፊልም❤❤❤❤❤❤
*ደበሳይ* ወልዱ👍👍
Well done!!!!
bahri hiwet
Ushtu buzuh iyu turgum👍.
Eritrea for ever 🇪🇷🦁❤️💪🙏
Well come deki Erey thanks more and Allah protect our people from covi 19
Well come deki Erey 🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪♥️♥️♥️🥀🥀🥀
እንካዕ ብሰላም መፅእኹም ክብራት ይሕዋት ሰላም ፍቅሪ የውርደለና እግዛእብሄር ካብ ኩፉእ ይሰውረን ፈጣሪ
Waa sida
ማጨሎ እንቃዕ ዳሓን መፃኩም ክፅበየኩም ፀንሕና በጃኩም እባ ኣይትደንጉዩና ናሪድ ከምታ ዛ ሓለምክያ ሓንት ማዓልት ከምዘላ ኣይትዘንግዕ
I love this movie and God save Eritrea 🇪🇷 from coronavirus🙏🙏🙏
Amazing characters getsat hiwet mis kulu meretsan akerariban esikum ekum memharana abzi gize
Deki erey
ሃገርና ትባረኸልና ሓላላት ዕድመን ትዕናን ነኣኩም ዝበለጸት ፊልሚ ናይዚ ዘመን
Ab semun kelete shab tetekewen anes nafekeya enda xenahku 👍
እንኳዕ ብስላም መፃእኹም ሽኮራት ስኒተይ ሽኮር ክፈትወኪ👌👌❤❤❤🙏🙏
♥️❤🇪🇷🇪🇷❤♥️
Love you deki arey halalat ❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
መጺኩም ዶ ብዳሓን ሙጹ ከመይ ቀኒኩም
ኢንዳ በልና ኢና ፊልሚ ዶ ታይ ክወጽኦ ገለ ዓይነት ኣኣብ ዘለናዮ ሰላምን ፍቅርን የውርደልና ፍጣሪ፡ ኣምላክ ካብዙ ንዓለምና ኣግጢምዋ ዘሎ ይሰውረና ደቂ Eritrea ሕላላት ኣኣብ ዘለናዮ ኮና ጸሎትን ምህለላን ኣይንረስዖ ክብረት ይሃበለይ ብሩክ ለቲ።
ሰላም ናዓኹም ደቂ ዛ ብርክቲን ሃብታምን መሪት ኣምላክ ኣብዘለኹሞ ብምሕረት ዓይኑ ይጠምትኩም ኣሜን።
Enkea bselam mexakum deqi ere shkorinat bhankewta knxbeyekum xenihna kab hmam Coronavirus yedhnena amlak mhret ywrdelna aman( 3)🙏🙏🙏
እናደንጎኩም እምበይ እንዳ ማጮሎ ዋው እኩም
እኻዕ ዳሓን መጸሰእኹም ደቂ ኤረይ ካብዚ ሕማቅ ሕማም ባሕሉ ፈጣሪ ይሓልወና
🔥🔥🔥🔥🔥
all praise deserves this place
1:58 💗💞💗
👇👇
ኣሰይ ደቂ ኤሬይ ጸዓዱ 🇪🇷🇪🇷♥️♥️
እንቋዕ ብደሐን መጻእኩም ደቂ ኤረይ ምቁራት 🇪🇷🙏🏼
Watching from USA
ከም ማጮለት ገረ ዝፈተዋ ፍልሚ የብለይን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ
Betamey xuboqe MaChole qulewe
Welcome xbukat deki eri nic movie we love them gays 😍❤️😘🇪🇷
Welcome deki eri bro
Mieron Habtey ane nay mewedaeta eye zednqeki. I wish to you all the best.
God Bless you sister.
Amlak hagerna bark kabzi nirayon nisemon zelena ysewrena tsilalka anbrelna Amen
ሎምሰ ካብ ሰደት እቲአ ሃላል ዓደኻ ትመርጸሉ ጊዜ መጺና ፍጣሪ ሃገርናን ህዝብናን መግሰትናን ጸላልካ አብረላ
99%write
ኣሜን
Merhab ❤❤❤🌹🌹🌹👈
ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ ቀጽልዎ ወገናተይ።
ካብ ኮሮና ይምሓርኩም ደቂ ኤሬይ 🇪🇷👍
Tebatay zekone film eya Ney behaki 100
Welcome dake eray
ብጣዕሚ ኣዝያ ብልጽቲ ፍልም ኢያ ማራ መሃሪት ብልክዕ ዝፍጸም ዘሎዩ ከም ማስትያትያ ንነብስኻ ኣጉሊሓ ተርእይ
deki erey xbukutey adey mariam xlala tenbrelna hagerna kea medhim alem yhalwena😘😘😘😘
My Sunday mood❤❤❤👍👍👍
Ata ane neza Elsa fetyeya kmewut delye qusli gol ansteti zeqenzwa 😘.ente nski maltki texebeyi 😀.
Wow film malet abze enehlka keep it up all guys 👏👏👏👏
Sahmi nakheel Eritrea 🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷
Ajokum xbkti flim
ሰላምታኩም የብዞሖዮ ሙቑራተይ።
Hiwet hiwet tegaazi
Well come deki ereyask like habna
Merhaba deki erey shikorinatat btaemi thawike keniye please aytdengyuna btaemi zfetwa film eya .
Neger kalkal ela
መርሓባቡ ደቂ ኤረይ ንፈለማ ግዜ መበል 4 ጺሒፈ
ሕልሚ ጌርዎ ሲዱ ሽኮርርር ክክክክ
I am from sweden. this is good series even though i dont understand big language in that.
Tite anbesa like u
ደስ ትብል
Waww hji qedamay xhife thanks
Välkommen
Det är väldigt fint och jag blir glad på oss
ዓርኩ ትግርኛ ምጽሓፍ ይሕሸካ
I can`t write a tigrina but I will try my brother
@@danieljani3383