280: ስብርባር ዜና - Broken News
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 23 ส.ค. 2024
- Awate/Negarit Fundraising 2024
awate.com/awat...
#eritrea #biniamgirmay
Satirical and humorous social criticism, news, and politics. There are Uppers and Downers in drugs, and there are motivating, demoralizing, and energy sucking crowds.
Biniam Girmay is the first African to win 3 stages of the Tour de France; should his home country exploit his success for partisan propaganda or to inspire his compatriots?
My Rip Van Winkle moment, and more.
Very proud of B Girmay achievements 👏👏👏👏
Yes. 👍
Thanks ustaz SALEH 🌿💚🌿💚🌿💚🌿💚👍👍👍
Thanks dear. I hope you are doing fine.
@@NEGARIT ya ustaz saleh am doing well just Busy with BINI .take care 🌿💚🌿💚🌿💚🌿💚🌿⭐️⭐️⭐️⭐️⭐️
Yes indeed Bini achievement should bring a positive effect on the country economically and political I add my voice to yours.
I just wish the PFDJ understood that concern a little. Thanks 🙏
To the point as always, great input.
Glad you enjoyed it
You are doing ur best for Eritrea! I hope at least some will benefit from it.
I also hope so. Thank you
There is a joke that goes around in Keren about a mosquito that had a seat in front of an elephant in a cinema hall and had turned its head back and asked the elephant if it was obscuring its view. Sometimes
I feel my comments on your u tube cast is tantamount to that.
Your today’s Negarit, even for a cynic like me was pure honey and pure milk.
Thank you!!!
I take as the elephant in your story. I will try to present good portions of milk and honey worthy of an elephant. Thank you🤚🌹
ربنا يعطيك الصحة و العفيه 🎉🎉،
الله يعافيك ويحفظك
ሰታዝ ሳልሕ ሰላም ንዓኻ ይኹን፣ ኣነ ሓደ ነገር ክብለካ እዛ ተደምነራል ከም ማስቲካ ሓይኽካያ ፣እዚኣ ናይ ኣቢ ስነሓሳብ ኢያ ፣ንኤርትራውያን ትውክል ኣይኮነት ፣ነዞም ምስ ትግራይ እንተዘይተደመርና ዝብሉ ግን ፣ቡሉ ሪቮልሽን ኢልካዮም ፣ ዓገብ ኢልካ ኣይተፈ አይትፈልጥን
ኣይ ብሉ ሪቮሉሸን ዳኣ ከይተወልዱ ጀሚረ እንድየ ዝብለ ዝነበርኩ። ካብዚ ኩሉ ንዓመታት ዝበልክዎ ንሳ ጥራሕ እነድሕሪ ኣቀይማትካ ከማኻ ይብዝሑለይ። ዓገብ ኣይበልኩን? ወላ ሐንቲ ዝረአኻ ኣይትመስልን። ወይ ኩሉ ራኣዮ ወይ ኩሉ ንዝራኣዩ ተወከስ ቅኑዓት ይኹኑ ጥራሕ። እታ ማስቲካ ዝበልካያ ግን መቀረታ ምስ ተወደአ ወይ ተጋግየ ዝብል ምስ ረኣኹ ጡፍ ክብላ እየ። የቀንየለይ🙏
ጸማም ሓደ ደርፉ ኮይኑ ምሽ ? ግን ድማ ፖለቲካ ሓሳብ እንተ ዘይብልካ ህሱር አያሹ ከደናግረልካ ዝክዕል ተራ ዘረባ ኢካ ተልዕል።
ተደምረናል ድማ ፖከቲካ መጎስገሲ ምኩዋኑ እዩ 'ሞ አይትሓዘሉ።
በርከ ክልተ አድታት ዘለውሉ ኩነታት ዝፈልጥ ከምዚ አይምበለን።
ገለ መንዕሰያት አብ ቲክ-ቶክ ኢሳያስ ንዶክተር አቢ ናይ ጀልባ ፒክቸር ሒቡ ወያኔ መቅተሊ ተፀቂሙላ እንዳበሉ ጆክ አብ ዝገብርሉ ዘመን ናይ 60'ዶ 70ታት ተጋዳላይ ነበረ ከምዚ ክብል አይትጽበዮን።
You are too smart❤❤
Not really, my listeners including you are smarter. Thank you
Thanks memhirr
And thanks to you my dear.
My brother 'am always proud of you
And I am proud of you too. 🙏
ብዛዕባ እዚ ንፊዕ ድምጻዊ ገለ እባ በለና።ብዙሕ ይስማዕ ይብሃል እዩ ።እቲ ሓቂ ግን ኣየናይ እዩ።
ተቀቢለያ’ለኹ ክብል እየ ቁርብ ትዕግስቲ ጥራሕ
Thanks!
Thanks for the support🙏
سلامتك الف سلامه استاذ صالح انشاء الله ترجع بالسلامه واحسن من زمان
الله يسلمك، ولا تشغل بالك. انشاء الله بسيطة
@@NEGARIT (انشاء الله سليمه يا استاذ صالح انت شخص بحجم امه ،او كما يقولون يالتجرينيه (حادي كندي شح حادي
Welcome Salih Johar 👍🏼
Thank you! 😃
ኢድሪስ መሓመድ ዓሊ ስለ ዝዘከርካ የመስግነካ።
👍
❤❤❤
❤️❤️❤️
Hey Aya shalhi, Those who discuss the son of G. Philipos demonstrate their ignorance. They seek to control the lives of others while struggling with their own. A person can marry anyone, regardless of race or ethnicity; it's a personal choice. Bruce Lee once said, "I do not fear the man who has practiced 10,000 kicks once, but I fear the man who has practiced one kick 10,000 times." These individuals often bring up race, nationality, region, and religion, and now they talk about marriage. This is the limit of their thinking. They are resistant to change and fail to learn from their surroundings. She can marry whoever she likes, and she did.Rhus gama and about the last issues about Bini If they exploit the Bini Victory to bring the nation together for reconciliation, it will be good for the nation .
ኣቶም ትጻረፉ ዘይትወጹ መን ዓዲሙኩም ንሳልሕ ጀሃር ክንዲ ሕጻብ እግሩ ኣይትመጽውን ኢኹም።
ደሓን ይፍኮሰሎም ከይትኮሱና ድማ😀
Thanks
Much appreciated. Thank you
👍👍👍👍👍
👌👌👌👌
Merhaba kubur haw Salih ربنا يشفيك
آمين ، وشكر
Selam selam salh ❤❤❤
መርሓባ🤚
اهلا بيك ياابوصلاح
ولك ألف اهلا وسهلا
Please eza nay intro derfi link share gbera kula knsemea
Abshir: enehetlka
th-cam.com/video/M36T-D9nuHA/w-d-xo.htmlsi=exBb2TxsQ5ML8wk1
ሐው ሳልሕ ጀውሃር አብ ናይ ሎም አሰተምህሮካ ሃናጺ እዩ ነይሩ ብአይ ወገን ቆጽሎ
የቀንየለይ ክቅጽሎ እየ
التقوقع علي الذات و العنصريه و التطرف الديني والفقر المدقع الذي يسبب الحقد و الغيره هو ما اوصل ارتريا اليه
فعلاً المعانات تل د الغباء. قل يا ساتر!
@@NEGARIT ياساتر يارب . ودائما ماضاع حق ورائه طالب
Elal Jebena hkya eyu ezi
ከምኡ እዩ። እሞ ጥዒሙካ ዶ ኣኡእፋሉን?
አታ ሳልሕ ዋላ ዓብደላ ዋላ ሱለማን። በጃኹም ንኤርትራ አበርክቱ። ከምዚ ገሮም ክትብሉ ዓሪቡኩም መሬት ? ገለባ አለና በሉ። አቦታትኩምስ እኽለ ማይ የወፍዩ ነይሮም ? ነይሮም ? ወስ ዘይበለ ? አፉን መዓኮሩን ጥርቅም ይበል። 🤔🤐🤧
እንታይ ኢኻ ጥውይውይ ትብል? ዓብደላ ወላ ስለማን ካብ ምባል ዘይ ተውጽኣ። ኣስላም በል:: ደርጉሓያ:: እሞ ወራዶ ማይ ጥራሕ እዮም ነሮም?🐒 ዝተዓረኻ መሲሉኒ ነሩ! ለካስ ሕማም ወገናውነት ገና ኣይወጸልካን። እንታይ ሕማም’ዩ ዘለካ? ዝመስለኒ ክዛረብ ክትክልክለኒ? ኤህ ምስቶም መጥፋእቲ ሰላም ኮንካ። ሸኸም ዳኣ
@@NEGARIT ማለተይሲ ሰብ ይዕዘበና በሉ 🤔 ካልእ ግደፎ ንከረን እንታይ ገርካላ ? ማይ ኤለክትሪክ ባኒ ? አይተሐዘለይ ሐዉና አብ ግብሪ ነርኢ " ሐደ ፕሮጀክት ስፖንሰር ግበር አርእየና ? 🤐
ኣበይ ኢኩም ትፋለጡ ኣስፍሕ ኣቢልካ ኣቕርበልና እባ😊
አብ ብዙሕ ቪድዮታተእ ጠቂሰዮ እየ ምድግጋም ከይከውን።
This guy is sick
Anyone reading such comments for a long time gets sick. But remember you made this guy sick. Most probably many guys.
Nskas hade kab tom merigexi zeyblu hansab nihgdef tednik hansab nitekalesti
Do Belka? Ykhunelka
Wesidu diyu zimexie
ኣደብ!
እቲ ናይ ፕኖክዮ አፍንጫ ቦትኡ ረኺብካሎ ናይ መርዐ ዶ አምጺኻ ሰብ ደአ ይኹን እምበር ዋላ ካብ ማርስ ዝመጸ ይመርዖ እንታይ ገደሶም
በብዝራኣኽዎ ፒኖክዮ እንድዩ ዝራኣየኒ😀
ከምዚ ከማካ ብቅዓትን ጽቡቅ ሙንዮትን ፍትሕን ዘለዎ ሰብ ኣብዚ 70% ብልሽዉን ኣምሰሉን ሕብረተሰብ ምባር ማለት ብጣዕሚ ከቢድዩሞ ኣክኣሎ ይሃብካን ይሃበናን ኢዩ ዝብሃል ብጣዕሚየ ዝካታተለካን ዘድንቀካ ወላ ሓንቲ ዝጉሓፍ ሓሳብ የብልካንሞ ቀጽሎ።
ግደብልካን። ከማኻ ሰባት ክሳብ ዝሃለው ሰረሐይ ክቅጽል እየ
Where's idris Mohammed Ali Eh Dictator esayas
Idris is still languishing in prison, if he is alive!
3:28?????
"PROMISE...KULU GEZE ENDYE ZIBIL GIN AYERKIBELUN?"
ABEY KE ARKIBKA TIFFELIT KULU GEZE KOFF ELKA KITLIFLIFF ABEY KETERKIBELU?
DHAR KIA:
"....... ZAMENEN ... ZHAKONEN HADE EYOM" TEBAHILU EKO EYU?
BY THE WAY SGAB MEASS EKHA KITLIFLIFF?
DOS KAB TH-cam ETEN SANATIM KITERFFA YEBLENIN N MESHARIFF?
TEZAREBOM YEZAREBUKHA::
ZEREBA (SEB MIZELAFF...MIKUSHASHE...) TETEW ABLO NHINA DIMA KINGEDFFO::
nay HGDEF televsion, radion, gazzetatatn dew ente ilu, ftHi ente tetekhilu, ajokha. dew kebl eyye. mgbat TraH eyya Etta Elaama
አብቲ ነጥብኻ እንተ ትአቱ ጽቡቅ ነሩ።
አቶ ሳልሕ።
ኣነስ አትየስ ወዲአ እየ ዝብል፣ እንተ ዘይኣተኹ ኮይኑ ተሰሚዑኪ እቀረታ።
ኤርትራውነት ክቡር መንነት
ኣምላኽ ህዝብናን ሃገርናን ሰራዊትናን መንግስትናን ይባርኽ ዓይኒ አባይና ይደፈን
ኣኽላባት ይነብሑ ኤርትራና ጉዕዞአ ትቕጽል
Entaye ekha tebel zelekha ? Entaye zerakeb alewo kem zmesleny hameymkha alekha nay teina mektetal yedleyeka alow .
ጸማም ሓደ ደርፉም
ናባይ ናብደልሀመት ባርያ ህግደፍ😂😂😂
ኣቤት ፈኸራ * ትማሊ ባንዴራ ኢትዮጵያ ዝተሰከምኩም ደቂ ኣባት ጦር ዲቃላ - ወሽላክ
AYTGEDESELU/LOM!
"ERITREA?"
BY ERITREANS
IN ERITREA 🇪🇷
TO ERITREANS
IN ERITREA 🇪🇷::
THE REST?
HALEFT MEGEDI::
ህግደፍ እቲ ኩሉ ትገብሮ ጸይቂታት ንህዝቢ ኤሪትራ ንድሕሪት እንዳጎተተት ተደንቁሮን ትኣስሮን ትቐትሎን ትጨውዮን ትስውሮን ተጉህዮን ተሕርቖን ዘላ ተጋግያ ብገርሃ ከይፈለጠት ጽቡቕ ትገብር ዘላ መሲሉዋ ዘይኮነስ ንህዝቢ ኤሪትራ ንምሹቕራር ንምጭናቕ ተስፋ ንሙቕራጽ ብዕላማ ስረሐይ ኢላ ትገብሮ ኡኩይ ተግባራት ሕጂ ህዝቢ ኤሪትራ በዚ ዓወታት ናይ ብንያም ሓጎሱ ዝገልጸሉ ዘሎ ግዜ ተወሳኺ ሓጎስ ንኽትገብረሉ ኢላ ኡሱራት ፈቲሓ ከምኡ ውን ካልእ ጽቡቕ ነገር ንህዝቢ ኤሪትራ ልቡ ዘዳዓዕስ ተስፋ ዝህብ ኣርኣያ ዝኾነ ተግባር ከተርኢ ልምዲ ስለ ዘይብላን ዘይነበራን ሕጂ ክትገብሮ ትጽቢት ዘለዎ ኤሪትራዊ ዘሎ ኣይመስለናን :: ሞራል ውን የብላን ::
እንዳሰመዐ ዘስቀጠ ዳርጋ ዝመተ ኢዩ እሞ ህግደፍ ድማ ፈሊጣ ትገብሮ ጸይቂ ትቕጽሎ እምበር ህዝቢ ክሕጎስ ኢላ ዘይለመደቶ ሰናይ ተግባራት ከተርኢ ኢያ ኢልና ዘይንሓስቦን ዘይንጽበዮን ዘይንትምበዮን ነገር ኢዩ :: ከምዘይትገብሮ ስለ ንፈልጥ ::
ህግደፍ ጎዱፍ መአከብ ጓሓፋት ::
ኣነ ጻሓፋይነእ ተንታንን ስለ ዝኾንኩ ብዝመስለኒ እምበር ንነገራት ብፓለቲካዊ ዓይኒ ጥራይ ክጥምቶ ስለዘይደሊ እየ። ናይ ውቀይ ፓለቲካዊ ኣረኣእያ ዘይብለይ ኣይኮንኩን። የቀንየለይ
@@NEGARIT ኣይትሓዘለይ ብገጋ ተረዲእካኒ ከይትኸውን ::
ዝጻሓፍኩዎ ርኢቶ ነቲ ናትካ ዝትንክፍ ወይ መልሲ ዘይኮነ ናተይ ንዓይ ዝመስለኒ ርኢቶ ኢየ ጽሒፈ ::
😂😂😂😂 sbrbar zena
ሰባቢሮሞ እንድዮም በጃኻ!
ኣንታ ክቡር ሃውና ዘረባ ናይ ን አስነት ዘትቆም መምዘኒ ፖለቲካና ኣይትግበሮ። ከማካ በላህትን ምህራትን ብዙሃት ብዙሃት ኣለኩምና።
እቲ ጥዑይ ኣይኮነን ጸጊሙ ዘሎ ናይቶም ጸየቅቲ እዩ። ኣብኡ ዘየድሃብና ዳኣ አበይ? ንሱ እዩ ጸገምና።
ሓዉ ሳልሕ ዒብ ዝበልካዮ ኩሉ ይሰማማዓሉ እየ ግን ምስ ኢትዮጵያዉያን ከማን ተመርዓዋ ኣለዋ ????እንታይ ማለት እዩ ????ቢንያም እኮ አቡኡ ወዲ አኽሡም እዩ::ንምንታይ ንኢትዮ ምስቶም ምዕራብ ኣፍርቃ ሓዊስካዮም???ደሚርኻዮም😂
ናይ ኣብኡ ኣየአእትወንን እዩ ኢለ እየ
ሳልሕ ሓንቲ ነገር ኣዘኻኺርካኒ ። እዋኑ እዋን ሙሉእ ናጽነት ኤሪትራ ኣብ 1991 እዩ ነይሩ ። ሓደ ሰብ ( በተ -ሰቡ ዝተኣስሮ ) እሱራት ክፍትሑ ድዮም ክብል ሓቲቱ እወ ዝብል መልሲ ክውሃቦ ይዝክረኒ ። ኣነውን ለካ ቢኣጋጣሚ ንጉስ እንተተሓጊሱ ንእሱራት ከምዝፈትሕ ትዝ ስለ ዝበለኒ ቅሰን ቅሰን ብምባል ኣፈናኹዎ ግን ህግደፍ ክኣኣስር እምበር ክፈትሕ ዘይ ክእልን ዘይደልን ፉሉጥ እዩ ። ስለዚ ቢንያም የፋቅረና እንተ እሰያስ ግን ---ድሓን እዲያት ክንማሰል ? ጉድ ።
ብዙሕ መብጽዓታት እዩ ተጠሊሙ ሕልምና ከይተረፈ።
ዕዋላ ከረን😅😅😅😅😅
ኣደብ እንታይ ማለት እዩ? 😀
ሐውና ዝጠፈሽካ ኢኻ ትመስል ቁሩብ አዕርፍ
እምበር ዛዛራርባስ 60 ሳስ አላታ
ደስ እንተዘይበለካ ንስኻ ካብዚ ቻነል ኣዐርፍ ካልእ ዝምጥነካ ድለ። ናተይ ባዕለይ ኣለኽዎ
@@NEGARIT እወ ኩሉ ግዜ ብርኽ ኢልካ ክትረኤ ብዙሕ ኢኻ ትህንጠ
ካልእ ስብ ክገልጸካ ዩ ተሙራጺ።
* ሰይቲ ጀነራል ፊሊጶስ ውን ነቲ ናይጀሪያ ሰብኣይ ጓላ ንተሓጓጎስ ኢላ ጥእም ኣቢላ ** 😅😅😅
❗️
ምስ ኣፍካ ንበር
ወዲ ህዝቢ እኻ ሞ ክበር
ንስኻ ውን ሕማቅ ኣይትርአ፣ ይሓሉኻ
ንስኻ ዘሳወርካዮ ሃይማኖታውን ዓረባውን ህውትትናን ሁንጡይነትን ብኻልእ ኣንጻርካ ምስተመንጠልካ ኢድካ ናብ ካልእ ምውጥዋጥ ግደፍ:: ናይ ድሓን ዲኻ ከ ምስ ህግደፍ ክትዳናገጽን ክትማሳሰልን ጀሚርካ?! ኢድ ዶ ክትነስእ ደሊኻ ኢኻ😂😂
ተረድኦ ቁርብ ዕምቀት የድልዮ። ክትገልጾ ወይ ከተረጋግጾ ዘይትኽእለ ክሲ ይትረፍካ🙄
ጅስ ወጃብ ከልቢ ዓረብ ብቋንቋ ትግርኛ ገርካስ ንህዝቢ ትግርኛ እንታይ ግበሩ ኢኻ ትብል ክክክክ ነቶም ቀቢላኻ ብቋንቋኻ ጎስጉስ
ዶንቆሮ ጥሪት ህግደፍ ዲቃላ ወዲ ኣባት ጦር ተሰካማይ ባንዴራ ኢትዮጵያ ወሽላኽ 😅
እታ ትግርኛ ትባሃል ቋንቋ ናትካ ጥራሕ ጌርካ ዲኻ ትወስዳ ዘለኻ መስኪናይ ጸቢቢ ርእሲ እስከ ቁሩብ ክትማሃሩን ሓንጎልኩም ከትስፍሐ ፈትኑ ግን ማዓስ ኢኹም ክትምዕብሉን ሓንጌልኩም ተዕብዩን ወላ አብ ደገ ወጺእኩም ኢኹም እኳ ክትማሃሩ ዘይትደልዩ
@tutulgugul, ኣይተጻብበሉ መልሲ የብሉን😀
@@NEGARIT በይንኻ ቀቢላ ለለለ ክትብል ዝሰምዓካ ሕዳርብ የለን ዝኸታተሉኻ ናራ ኩናማ የለን ዝግደሰልካ ራሻይዳ የለን ኣብታ ኣስላም ክርስትያን ዓረብ ትብሃል ፖለቲካኻ ውን ዝግደሰልካ መንእሰይ ትግርኛን ህዝቢ ትግርኛን የለን
ድቃሉ!
ታሪክ ወለዶ ኤርትራውያን ምስነንብብ ወይ ንሰምዕ፡ ሕብረተሰብ ኣብ ቀዋሚ ዓድታት ክነብር ምስጀመረ ኢዩ፡ ብካልእ ኣዘራርባ ፖለቲካ ሓዘል ኢዩ ክብሃል ይከኣል፡ ቅድሚ ከባቢ ሽሕ ዓመታት ጥንታውያን ወለድና ከም ዕስለ ኣህባይ፡ ብዘይቃንቃን ባህልን ሄርን ሃይማኖትን ካብ ቦታ ናብ ቦታ ክሳግሙ ከለው ግን ዝሓትት የለን፡ ኮታ ብሓጺሩ ዘመናዊ ዶብ ሃገር ኣብቦትኡ ከሎ፡ ብዝተሓተ ህዝብታት ቀርኒ ኣፍሪቃ ብታሪካዊ ደም ዝተኣሳሰርና ኢና፡ ስለዚ የሕዋት ከምቲ ባርያ ፈቲካ ጸሊእካ ኣዴካየ ዝበለቶ፡ ንሕና ሓበሻ ውን ፈቲና ጸሊእና ካብ ናይጀሪያ ኣፍሪቃውያን ተደመሮ ራሻይዳ ዓረባውያን ዝተዳቀልና ኢና፡ ባሃር በረከት መንግስተኣብ "ወርቂ ማዕተበይ ዓሽየ እምበር ኩላቶም ሰበይ" እናደረፈ ለለ ክብልኮ ተዘከረኒ፡ ሰኒ😀
🤝❤🕊
❤❤❤
🌹🌹🌹
Thanks
Than you
ንስኻ ዘሳወርካዮ ሃይማኖታውን ዓረባውን ህውትትናን ሁንጡይነትን ብኻልእ ኣንጻርካ ምስተመንጠልካ ኢድካ ናብ ካልእ ምውጥዋጥ ግደፍ:: ናይ ድሓን ዲኻ ከ ምስ ህግደፍ ክትዳናገጽን ክትማሳሰልን ጀሚርካ?! ኢድ ዶ ክትነስእ ደሊኻ ኢኻ😂😂
እንታይ ማለት እዩ ሃይማኖታውን ዓረባውን ህውትትና?
@tutulgugul, መልሲ የብሉን ግን ከም ገለ ኢሉ እንተ ገሊጹልካ ንገረኒ በጃኻ ግን ክንደይ ከይገልጽ🙏