ሰበይቲ እንተደሊኻ ኣደ ርአ ሰባይ እንተደሊኻ ዓርኪ ርአ እዩ ዝበሃል እሞ ባዕልኺ ዝወዳእክዮ ትመስሊ፡ ወላዲትኪ ሓዳራ ጽቡቕ ጌራ ዘይሓዘት ሓዳርኪ ከተጸብቐልኪ ክትሓስቢ የብልክን። ደሓር ድማ ፈጣሪ ብዛዓባ እቲ ኣብ ቅድሚኡ ዝኣተኽዮ ኪዳንኪ እምበር ብዛዕባ ነዛ ንሓዳርኪ ከተፍርስ ህርድግ ትብል ዘላ ወላዲትኪ ዘይምስማዕኪ ዝሓተኪ ኣይመስለንን። በዓል ቤትኪ ኣካልኪ እዩ ስድራኺ ግና (ወላዲትኪ ወሲኽኪ) ኣካልኪ ኣይኮኑን። u are stewardship for ur family!!!
Hadarki mrexi adeki sebay aytkonekn eya beala hadar zey bla kemey gera neaki hadar ktgebri ktgedfik tehasbi
hadarki gberi haftey
Qedimnete hadarki tiraye giberi aderi dhir eadirki eyu sebayki keytibas tetaqeq
❤❤
ቀዳምነት ሓዳር ካልኣይ ስድራ......