- 151
- 605 465
ተስፋ ስዱዳን Tesfa Sidudan
Sweden
เข้าร่วมเมื่อ 4 เม.ย. 2020
ብቅዱስ ሲኖዶስ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ ትመሓደር ቤተ ክርስትያን ቅድስት ድንግል ማርያም ኣብ ሽወደን ከተማ ስቶኮሆልም
“ኣነ ወንጌል እንተ ሰበኽኩ፡ ብግዲ በጺሑኒ እዩ እሞ፡ ዝምክሓሉ የብለይን። ወንጌል እንተ ዘይሰበኽኩ ግና ወይለይ።” 1ይ ቆረንቶስ 9፥16
ዕላማን ቀንዲ ተግባርን ናይዛ መርበብ ሓበሬታና ዝኾነት ተስፋ ስዱዳን ቅኑዕ ትምህርተ ሃይማኖት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ምዝርጋሕን ምምሃርን ወንጌል ምስናይ ወቕቱ ምዝራእን ካልኦት ትምህርተ ሃይማኖት ብዝሰፍሐ መልክዑ ብዝተፈላለዩ መደባት ከም ኣብነት ዘተ መንእሰያት ፡መዝሙር ፡ ስነ-ጽሑፍ ወዘተ ምዝርጋሕ ምኻኑ ንሕብር።
ጎይታናን አምላኽናን መድኃኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ንቅዱሳን ሃዋርያቱ ከምዚ በሎም ነዚ፡ንስኻትኩም እትርእይዎን እትሰምዕዎን ዘለኹም ብዙሓት ነብያት ክርእዩን ክሰምዑን ደለዩ ግናኸ ኣይከኣሉን ናታትኩም ኣዒንትን ኣእዛንን ግና ነዚ ዝረኣያን ዝሰምዓን ብጹኣን ኢየን ብምባል ብኹልንትንኦም ምሉኣት ብቑዓትን ኮይኖም ነቲ ዝረኣይዎ ጎይታ ልቢ ሂቦም ክስዕብዎ ተዛረቦም። እምበኣር ዕላማ ክርስትና ድማ ብክርስቶስ ኣሚንካ ብቅድስና ምንባርን ብንስሓ ተሓጺብካ ውን ኣብቲ ቅዱስ መኣዲ ናይ ጎይታናን አምላኽናን መድኃኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ቅዱስ ስጉኡን ክቡር ደሙን ተሳተፍቲ ብሙኻን ናብቲ ዘይሓልፍ መንግስቱ ወረስቱ ኮይንና ጋማ ኣኽሊል ናይ ሰማያት ምርካብ ኢዩ። በዛ መርበብ ሓበሬታና ውን ወንጌል ኮነ ዝተፈላለዩ መንፈሳዊ መደባት ተሓጊዝና ድማ ካብ ካልእ ምንፍቕናዊ ትምህርቲ ተቖጢብና ሓቀኛ ትምህርቲ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ተመጊብና ጥንታዊትን ሃዋርያዊትን ኣጽናፋዊትን ዝኾነት ወልድ ዋህድ ተዋህዶ እምነትና ኣጽኒዕና ክንከይድ ቅድስት ቤተ ክርስትያንና ደጊማ ሓደራኣ ተመሓላልፍ።

Eritrean Orthodox Tewahdo በዓል ልደት ጎይታናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ። ርእሰ ኣድባራት ደብረ ጽዮን ልደታ ማርያም ስቶክሆልም Sweden

มุมมอง: 1 227
วีดีโอ
Eritrean Orthodox Tewahdo ዓመታዊ ክብረ በዓል ጻድቅ ኣቡነ ኣረጋዊ.
มุมมอง 1.1K3 หลายเดือนก่อน
Eritrean Orthodox Tewahdo ዓመታዊ ክብረ በዓል ጻድቅ ኣቡነ ኣረጋዊ.
Eritrean Orthodox Tewahdo Mezmur (መዝሙር ናይ መስቀል ብህጻናት)
มุมมอง 2.5K4 หลายเดือนก่อน
Eritrean Orthodox Tewahdo Mezmur (መዝሙር ናይ መስቀል ብህጻናት)
ርሑስ በዓል ቅዱስ የውሃንስን ሓድሽ ዓመትን ይግበረልና 2017።
มุมมอง 3.5K4 หลายเดือนก่อน
ርሑስ በዓል ቅዱስ የውሃንስን ሓድሽ ዓመትን ይግበረልና 2017።
Eritrean Orthodox Tewahdo Sibket ብ ሊቀ ማእምራን ኣስመላሽ ገብረሕይወት።
มุมมอง 9K5 หลายเดือนก่อน
Eritrean Orthodox Tewahdo Sibket ብ ሊቀ ማእምራን ኣስመላሽ ገብረሕይወት።
ካብ ማእከል ባቢሎን ህደሙ። ብሊቀ ማእምራን ኣስመላሽ ገብረሕይወት። Eritrean Orthodox Tewahdo Sibket
มุมมอง 11K7 หลายเดือนก่อน
ካብ ማእከል ባቢሎን ህደሙ። ብሊቀ ማእምራን ኣስመላሽ ገብረሕይወት። Eritrean Orthodox Tewahdo Sibket
ኣብ ውሽጢ ቤትካ ዘርኣኻዮም እንታይ እዩ Eritrean Orthodox Tewahdo Sibket ብሊቀ ማእምራን ኣስመላሽ ገብረሕይወት።
มุมมอง 2.1K7 หลายเดือนก่อน
ኣብ ውሽጢ ቤትካ ዘርኣኻዮም እንታይ እዩ Eritrean Orthodox Tewahdo Sibket ብሊቀ ማእምራን ኣስመላሽ ገብረሕይወት።
Eritrean Orthodox Tewahdo Sibket ብሊቀ ማእምራን ኣስመላሽ ገብረሕይወት። Part four
มุมมอง 8427 หลายเดือนก่อน
Eritrean Orthodox Tewahdo Sibket ብሊቀ ማእምራን ኣስመላሽ ገብረሕይወት። Part four
ፍሉይ መደባት ህጻናት ምስ ወለዲ። Eritrean Orthodox Tewahdo
มุมมอง 3K7 หลายเดือนก่อน
ፍሉይ መደባት ህጻናት ምስ ወለዲ። Eritrean Orthodox Tewahdo
Eritrean Orthodox Tewahdo Sibket ብሊቀ ማእምራን ኣስመላሽ ገብረሕይወት። ዘፍ 12 ዓቢ ናይ ኣገልግሎት ጻዉዒት። Part three
มุมมอง 1.4K7 หลายเดือนก่อน
Eritrean Orthodox Tewahdo Sibket ብሊቀ ማእምራን ኣስመላሽ ገብረሕይወት። ዘፍ 12 ዓቢ ናይ ኣገልግሎት ጻዉዒት። Part three
Eritrean Orthodox Tewahdo Sibket ብሊቀ ማእምራን ኣስመላሽ ገብረሕይወት። ዘፍ 12 ዓቢ ናይ ኣገልግሎት ጻዉዒት። Part two
มุมมอง 8148 หลายเดือนก่อน
Eritrean Orthodox Tewahdo Sibket ብሊቀ ማእምራን ኣስመላሽ ገብረሕይወት። ዘፍ 12 ዓቢ ናይ ኣገልግሎት ጻዉዒት። Part two
Eritrean Orthodox Tewahdo Sibket ብሊቀ ማእምራን ኣስመላሽ ገብረሕይወት። ዘፍ 12 ዓቢ ናይ ኣገልግሎት ጻዉዒት።
มุมมอง 2.2K8 หลายเดือนก่อน
Eritrean Orthodox Tewahdo Sibket ብሊቀ ማእምራን ኣስመላሽ ገብረሕይወት። ዘፍ 12 ዓቢ ናይ ኣገልግሎት ጻዉዒት።
Eritrean Orthodox Tewahdo Drama መንፈሳዊ ድራማ
มุมมอง 8K8 หลายเดือนก่อน
Eritrean Orthodox Tewahdo Drama መንፈሳዊ ድራማ
Eritrean Orthodox Tewahdo Mezmur ርእሰ አድባራት ደብረ ጽዮን ልደታ ማርያም ስቶክሆልም
มุมมอง 3.6K8 หลายเดือนก่อน
Eritrean Orthodox Tewahdo Mezmur ርእሰ አድባራት ደብረ ጽዮን ልደታ ማርያም ስቶክሆልም
መደብ ሕቶን መልስን ኣብ በዓለ ልደታ ለማርያም። Eritrean Orthodox Tewahdo ርእሰ አድባራት ደብረ ጽዮን ልደታ ማርያም ስቶክሆልም።
มุมมอง 1.9K8 หลายเดือนก่อน
መደብ ሕቶን መልስን ኣብ በዓለ ልደታ ለማርያም። Eritrean Orthodox Tewahdo ርእሰ አድባራት ደብረ ጽዮን ልደታ ማርያም ስቶክሆልም።
Eritrean Orthodox Tewahdo Mezmur ርእሰ አድባራት ደብረ ጽዮን ልደታ ማርያም ስቶክሆልም
มุมมอง 2.7K8 หลายเดือนก่อน
Eritrean Orthodox Tewahdo Mezmur ርእሰ አድባራት ደብረ ጽዮን ልደታ ማርያም ስቶክሆልም
ለዘብ ብሊቃውንቲ ኣቦታት Eritrean Orthodox Tewahdo ርእሰ አድባራት ደብረ ጽዮን ልደታ ማርያም ስቶክሆልም
มุมมอง 3.9K8 หลายเดือนก่อน
ለዘብ ብሊቃውንቲ ኣቦታት Eritrean Orthodox Tewahdo ርእሰ አድባራት ደብረ ጽዮን ልደታ ማርያም ስቶክሆልም
ርግበይ ፍጽምተይሲ ሓንቲ እያ ነዲኣ። ብሊቀ ማእምራን ኣስመላሽ ገብረሕይወት። Eritrean Orthodox Tewahdo Sibket
มุมมอง 1.7K8 หลายเดือนก่อน
ርግበይ ፍጽምተይሲ ሓንቲ እያ ነዲኣ። ብሊቀ ማእምራን ኣስመላሽ ገብረሕይወት። Eritrean Orthodox Tewahdo Sibket
Eritrean Orthodox Tewahdo Wereb ርእሰ አድባራት ደብረ ጽዮን ልደታ ማርያም ስቶክሆልም
มุมมอง 5K8 หลายเดือนก่อน
Eritrean Orthodox Tewahdo Wereb ርእሰ አድባራት ደብረ ጽዮን ልደታ ማርያም ስቶክሆልም
Eritrean Orthodox Tewahdo Wereb (ወረብ) ርእሰ አድባራት ደብረ ጽዮን ልደታ ማርያም ስቶክሆልም
มุมมอง 4.7K8 หลายเดือนก่อน
Eritrean Orthodox Tewahdo Wereb (ወረብ) ርእሰ አድባራት ደብረ ጽዮን ልደታ ማርያም ስቶክሆልም
Eritrean Orthodox Tewahdo Mezmur ርእሰ አድባራት ደብረ ጽዮን ልደታ ማርያም ስቶክሆልም
มุมมอง 2.8K8 หลายเดือนก่อน
Eritrean Orthodox Tewahdo Mezmur ርእሰ አድባራት ደብረ ጽዮን ልደታ ማርያም ስቶክሆልም
Eritrean Orthodox Tewahdo Mezmur ርእሰ አድባራት ደብረ ጽዮን ልደታ ማርያም ስቶክሆልም
มุมมอง 3K8 หลายเดือนก่อน
Eritrean Orthodox Tewahdo Mezmur ርእሰ አድባራት ደብረ ጽዮን ልደታ ማርያም ስቶክሆልም
ርእሰ አድባራት ደብረ ጽዮን ልደታ ማርያም ስቶክሆልም፤ ( 2024 ) ዓመታዊ ክብረ በዓል። Eritrean Orthodox Tewahdo.
มุมมอง 9K8 หลายเดือนก่อน
ርእሰ አድባራት ደብረ ጽዮን ልደታ ማርያም ስቶክሆልም፤ ( 2024 ) ዓመታዊ ክብረ በዓል። Eritrean Orthodox Tewahdo.
ርእሰ አድባራት ደብረ ጽዮን ልደታ ማርያም ስቶክሆልም፤ (ናይ 2023 ) ዓመታዊ ክብረ በዓል።
มุมมอง 6K8 หลายเดือนก่อน
ርእሰ አድባራት ደብረ ጽዮን ልደታ ማርያም ስቶክሆልም፤ (ናይ 2023 ) ዓመታዊ ክብረ በዓል።
Eritrean Orthodox Tewahdo (መዝሙር ናይ ትንሣኤ) ርእሰ አድባራት ደብረ ጽዮን ልደታ ቅድስት ድንግል ማርያም ስቶክሆልም
มุมมอง 2.4K9 หลายเดือนก่อน
Eritrean Orthodox Tewahdo (መዝሙር ናይ ትንሣኤ) ርእሰ አድባራት ደብረ ጽዮን ልደታ ቅድስት ድንግል ማርያም ስቶክሆልም
Eritrean Orthodox Tewahdo ዑደት ናብ ቅዱሳን ካልኣይ ክፋል
มุมมอง 1.9K10 หลายเดือนก่อน
Eritrean Orthodox Tewahdo ዑደት ናብ ቅዱሳን ካልኣይ ክፋል
Eritrean Orthodox Tewahdo ዑደት ናብ ቅዱሳን
มุมมอง 2.4K10 หลายเดือนก่อน
Eritrean Orthodox Tewahdo ዑደት ናብ ቅዱሳን
Amen amen amen
🙏❤️🙏❤️🙏❤️🙏❤️🙏❤️🙏❤️🙏❤️
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏💚🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🙏🏾🌹🙏🏾🌹🌹🌹🌹🌹
🙏🙏🙏🙏❤️❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
Amen Amen Amen
Yfti Yfti Yfti abona kemey amsikum sedra egzabher.
Selam Selam Selam kemej amskom sidirabet egzabeher amlak 🙏✝️🤲🙏✝️🤲🙏✝️🤲
Selam sdra egziabhear kemey amsikum
0:33
Amen amen amen 🙏 🙏🙏
Amen Amen amen❤❤❤j 🙏🙏🙏💐💐💐🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🙏🙏🙏
0:22
Amen Amen Amenm
Amennn
Amen Amen Amen Qaliyoot asamalen💒🤲💚💛❤️💒🤲🤲😍😍🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
🙏🙏🙏🙏
Amen amen yfti abona 🎉
❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤
Amen Amen Amen
Amen Amen Amen Kale hiwet yesmalna
Amennn Amennn Amennn 🕯 🤲
AMENNN AMENNN AMENNN 🙏🙏🙏
Amen Amen Amen.
Amen 🙏
ኣሜን ይፉቲ ኣቦና🙏🙏🙏
amen hunt izaberi hinxachu Qaliyoot asamalen Amen Amen Amen💒🤲💚💛❤️💒🤲🤲🤲😍😍🥰🥰🙏🙏🙏
Amen💒🤲🤲🤲💚💛❤️💒🤲🤲🤲😍😍😍🥰🥰🥰🥰🙏🙏🙏
❤❤❤🙏🙏🙏💐💐💐💐
Aseyyyyy Elllllll
Amen amen yfti abona
Amen amen amen 🙏 🙏🙏
🙏🙏🙏
Amen
Amen Amen Amen
❤❤❤🌷🌷🌷🇪🇷🇪🇷🇪🇷☘☘☘🌿🌿🌿🍇🍇🍇💒💒💒⛪⛪⛪💡💡💡
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Amennn Amennn Amennn 🕯 🤲 zmarie melaekt yesmaalna
❤❤❤
Amennn Amennn Amennn
🙏🏽🙏🏽🙏🏽🌷🌷🌷🙏🏽🙏🏽🙏🏽🌷🌷🌷
❤❤❤
🙏🙏🙏🙏
❤❤❤
❤❤❤
Amen ❤❤❤❤❤❤❤
Amen Amen Amen
Amen