- 193
- 172 919
Mesob Kidanemhret Sweden "መሶብ ኪዳነ ምሕረት ስዊድን"
เข้าร่วมเมื่อ 26 ก.พ. 2023
วีดีโอ
ብምኽንያት በዓለ ልደት ዝቐረበ ሙዚቃዊ ምርኢት - Chrismass Concert - Lidet 2025
มุมมอง 8719 ชั่วโมงที่ผ่านมา
እዚ ኣብዚ ቀሪቡ ዘሎ መዛሙር፣ ንልደት ጎይታናን መድኃኒና ኢየሱስ ክርስቶስ ዘንጸባርቕ ኮይኑ፣ ኣብ ዝተፈላላዩ ግዜታትን፣ ቦታታትን፣ ብዝተፈላለዩ ዘመርትን ማሕበራትን ቁምስናታትን ዝተዘመረ መዛሙር እዩ። ንኹሉ መዛሙርኩምን ኣበርክቶኹምን ነመስግን! ሠናይ ምክትታል !!!
Haxerti mezamur ሓጸርቲ መዛሙር ኣብ በዓለ ልደት Jan 2025
มุมมอง 50019 ชั่วโมงที่ผ่านมา
Haxerti mezamur ሓጸርቲ መዛሙር ኣብ በዓለ ልደት Jan 2025
ሓጻር መልእኽቲ ብምኽንያት በዓለ ቅ. ዮሐንስን መስቀልን ካብ ኣባ ሃይለ
มุมมอง 3313 หลายเดือนก่อน
ሓጻር መልእኽቲ ብምኽንያት በዓለ ቅ. ዮሐንስን መስቀልን ካብ ኣባ ሃይለ
ቀዳም ሥዑር፣ "ምስ ኢየሱስ ካብ መስቀል ናብ ክብሪ" 04/05/2024
มุมมอง 1058 หลายเดือนก่อน
ቀዳም ሥዑር፣ "ምስ ኢየሱስ ካብ መስቀል ናብ ክብሪ" 04/05/2024
ሰኑይ ዘሕማማት፣ ኣስተንትኖ ኣብ ግዜ ሰሙነ ሕማማት "ምስ ኢየሱስ ኮይንካ፣ መስቀልካ ምስካም፧"
มุมมอง 1578 หลายเดือนก่อน
ሰኑይ ዘሕማማት፣ ኣስተንት ኣብ ግዜ ሰሙነ ሕማማት "ምስ ኢየሱስ ኮይንካ፣ መስቀልካ ምስካም፧"
ሰንበት ዘሆሳዕና፣ "ሕማማት ኢየሱስ፣ ቤት ምህሮ ጥበብን ፍቕርን ፧"
มุมมอง 1328 หลายเดือนก่อน
ሰንበት ዘሆሳዕና፣ "ሕማማት ኢየሱስ፣ ቤት ምህሮ ጥበብን ፍቕርን ፧"
መበል 44 መዓልቲ፣ መንፈሳዊ ንባብ ኣብ ግዜ ጾም 40 "ኢየሱስ ንዓኻ ዘለዎ ፍቕሪ" 24042024
มุมมอง 1298 หลายเดือนก่อน
መበል 44 መዓልቲ፣ መንፈሳዊ ንባብ ኣብ ግዜ ጾም 40 "ኢየሱስ ንዓኻ ዘለዎ ፍቕሪ" 24042024
መበል 44 መዓልቲ፣ ኣስተንትኖ ኣብ ግዜ ጾም 40 "ብዘይ ኣስተንትኖ መንፈሳውነት ዝበሃል የለን"
มุมมอง 1228 หลายเดือนก่อน
መበል 44 መዓልቲ፣ ኣስተንት ኣብ ግዜ ጾም 40 "ብዘይ ኣስተንት መንፈሳውነት ዝበሃል የለን"
መበል 41 መዓልቲ፣ ኣስተንትኖ ጾመ 40፣ "ተስፋኻን እምነትካን ኣብ እ/ሔር ኣንብሮ" 20 April 2024
มุมมอง 708 หลายเดือนก่อน
መበል 41 መዓልቲ፣ ኣስተንት ጾመ 40፣ "ተስፋኻን እምነትካን ኣብ እ/ሔር ኣንብሮ" 20 April 2024
መበል 40 መዓልቲ፣ መንፈሳዊ ንባባ ኣብ ግዜ ጾም 40 "ንደቂ ሰብ ዝመርሕ ጎይታ እዩ"
มุมมอง 1398 หลายเดือนก่อน
መበል 40 መዓልቲ፣ መንፈሳዊ ንባባ ኣብ ግዜ ጾም 40 "ንደቂ ሰብ ዝመርሕ ጎይታ እዩ"
መበል 39 መዓልቲ፣ ኣስተንትኖ ቃለ እግዚኣብሔር "እግዚኣብሔር ዝሃበካ ተልእኾ"
มุมมอง 1528 หลายเดือนก่อน
መበል 39 መዓልቲ፣ ኣስተንት ቃለ እግዚኣብሔር "እግዚኣብሔር ዝሃበካ ተልእኾ"
መበል 36፣ ኣስተንትኖ ቃለ እግዚኣብሔር "ሕብረት ምስ እግዚኣብሔር" 20240416
มุมมอง 1138 หลายเดือนก่อน
መበል 36፣ ኣስተንት ቃለ እግዚኣብሔር "ሕብረት ምስ እግዚኣብሔር" 20240416
መበል 36 መዓልቲ፣ ኣስተንትኖ ጾም 40 "ኣብ ልግሲ ዝርከብ ልዑል ሓጎስ" 15/04/2024
มุมมอง 1089 หลายเดือนก่อน
መበል 36 መዓልቲ፣ ኣስተንት ጾም 40 "ኣብ ልግሲ ዝርከብ ልዑል ሓጎስ" 15/04/2024
መበል 35 መዓልቲ፣ "ተግባርካን ስራሕ ኣምላኽን" ኣስተንትኖ ጾመ 40 2024
มุมมอง 1069 หลายเดือนก่อน
መበል 35 መዓልቲ፣ "ተግባርካን ስራሕ ኣምላኽን" ኣስተንት ጾመ 40 2024
መበል 33 መዓልቲ፣ መንፈሳዊ ንባብ ኣብ ግዜ ጾም 40፣ "ንእግዚኣብሔር ዝተወፈኻ ቅዱስ ኩን" 12/04/2024
มุมมอง 1439 หลายเดือนก่อน
መበል 33 መዓልቲ፣ መንፈሳዊ ንባብ ኣብ ግዜ ጾም 40፣ "ንእግዚኣብሔር ዝተወፈኻ ቅዱስ ኩን" 12/04/2024
መበል 32 መዓልቲ፣ ኣስተንትኖ ጾመ 40 2024 "ቅድስና ውህበት እዩ" 11/04/2024
มุมมอง 1759 หลายเดือนก่อน
መበል 32 መዓልቲ፣ ኣስተንት ጾመ 40 2024 "ቅድስና ውህበት እዩ" 11/04/2024
መበል 31 መዓልቲ፣ ኣስተንትኖ ቃለ እግዚኣብሔር "ቅድስና ፍቕሪ እዩ" 10/04/2024
มุมมอง 1339 หลายเดือนก่อน
መበል 31 መዓልቲ፣ ኣስተንት ቃለ እግዚኣብሔር "ቅድስና ፍቕሪ እዩ" 10/04/2024
GOD BLESS YOUR MINISTRY 🙏
❤❤❤🙏🙏🙏👏👏👏
Amen amen amen ❤❤❤❤ amen amen 👏👏👏👏👏👏
❤❤❤❤❤ amen amen amen 👏👏 amen thank you abba you right amen
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉 amen amen 👏👏
❤❤❤❤❤Aenm❤❤❤❤❤
Egziabher misakum yikun Abate 🙏 , Egziabher Tsega yebzahalkum memelisu. 🙏
የቐንየለና አባቴ ነአምን እዚ ኩሉ ሐልዮት አባና ከምዘለኩም እግዝኣቢሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም 🙏🙏🙏🙏🙏🙏
አሜን አባቴ እግዝኣቢሄር ንኩላ ዓለም ይምለአያ ንሃገርና ኤርትራ ከአ ንምድራ ባሪኲ አእላፋት የባዝሐና ❤❤❤❤
Amen Abbaye gen mejemerya beti qaleka zwexei zelo qil amelak eyu nesekake tetegebredo tekewen?ewe qelil aykonen gen mestemehar terah zeykones begeberi metegebar do mehashen amelak yeqere yebelenan ybelekunen
Amen Amen Amen.
♥️🙏🏽
❤🙏🏻❤🙏🏻❤🌿🌿🌿💙💙💙
❤❤❤
🙏❤️✨
Tebarekhu ahwat nazemerkum nberu❤❤
ብራቮ❤ ተባረኹ ኣሕዋተይ
❤️🙏🏽
🙏🙏🙏
❤❤
💙💙💙💙
Tebareku Amen Amen Amen ❤❤❤
🙏🙏🙏
🙏🙏
😇😊
🙏🏻🙏🏻🙏🏻❤❤❤
♥️🙏🏽
🙏🙏🙏
Amen Amen tebareku
Amen Amen Amen
ሰላም ወሰናይ ዋና እዛ ቻነል! ኣብ ስዊድን ይኹን ካልእ ክፍለ ዓለማት ኣብ መንጎ ካህናት ዓሌት ናይ እዚን እትን ተባሂሉ ብዙሕ ህልኽ ተራእዩ እዩ፤ እታ ሚስዮናውያን መስዋእቲ ዝኸፈሉላ ቤተክርስትያን ኤርትራ ኸኣ መስሓቂ ኮይና እያ፥ ገና ኸኣ እቲ ኩናት ይቅጽል ኣሎ። እዚ ካህን እዚ ይኹን ካልእ ኣብ ስዊድን ዝርከቡ ካህናት ወጺኦም ካብ ሓማሴን ወይ ካብ ሰራየ ካህን ክመጽእ ይምሕጸን። ዝሓሸ ግን ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ኣብ ዝኸደቶ ኣደ ወይ ኣደዓባ ስለ ዘለዋ ኣብ ናይ ስዊድን ቤተክርስትያን ኪዱ እሞ ንዓኦም ኣብነት ኩንዎም ይብል። እዚ ዝጽሓፍ ዘሎ ካህን ከም ማንም ገርኩም ከይትወስድዎ ሓደራ፥ ኣነ ኣብ ስዊድን ተመኩሮ ዘሎንን፥ ሓፍ ከይብል 2011 ጀሚረ ንሕዝበይ ብገንዘበይን ናብ ኹሉ ሕዝበይ ከብጽሓ ዝጸዓርኩ ብልጽቲ መጽሓፈይ በዚ ካህን እዚ ከይትሕተም ዝተኸልከለትን፥ ብኣኡን ኣቡነይን ኣቡኑን ብዙሕ ስቓይን ስደትን ዝወረደንን፥ ስጋብ ናብ ናይ ስዊድን ካርዲናልን ቅድስቲ መንበርን ካልእ ሓለፍቲ ቤተክርስትያንን መንግስቲ ኤርትራን ጥርዓንን ኣቕሪበ ዘሎኹ ካቶሊካዊ ካህን ኮይነ፥ ወዲ እታ ቀዳመይቲ ሰበኻ ካብ ኤርትራ ዝኾነት ሓላይ እየ፥ ኣብ ርእሺ ሓላይን ደቂ ዓድን ዝተፈጸመ ነውሪ ኸኣ ንኹሎም ኣቡናትን ንኸም በዓል እዚ ዝርእዮ ዘሎኹ ነውራማት ካህናት ጥሒሰ ብተኣምራት ዝወጻእኩ ካብ ኤርትራ ይኹን ጣልያን ሓንቲ መናበሪ ዘይብለይ፥ ንቤተክርስትያንን ሕዝበይን ዝሓገዝኩን፥ ንርእሺ 100 ዓመት ተዓቢጡ ዝነበረ ሓቂ ዘውጻእኩን ስጋብ ብሕይወት ዝተፈተንኩን ካቶሊካዊ እየ፤ እዚ ካህን እዚ ኣብ ኤርትራ ከሎኹ ኣብ ጊንዳዕ ቀዲሱልና ዝብሉ ሰሚዔ ነይረ፥ ቅድሚ ወርሒ ኣቢሉ ኸኣ ኣቡናት ኣባ ምሕረተኣብ ክሓምም ወይ ክመውት እንዳተጸበዩ ን3 ምስ ኣረብረቡኒ ናብ ዝለዓሉ ኣሕሉቁ ምስ ከድኩ ኣብ ጣልያን ረኺበዮ ነይረ፥ ኣነ ስዊድን ገዲፉ ዝኸደ ይመስለኒ ነይሩ ግን ገና ኣሎ ይመስለኒ። እግዚኣብሔር ንቤተክርስትያን ኤርትራ ዓገብ ፍትሒ ይውጻእ ዝብሉ ካህናት ክመጹ ዝጽሊ ኣባ ምሕረተኣብ (ውሉደ ቅዱስ ኣቡነ ያዕቆብ ዘማርያም)፥ ዘብሔረ ቀዳመይቲ መንበር ቅዱስ ኣቡነ ያዕቆብ
Selam wesenay 🎉Amen 🙏 Amen 🙏 Amen 🙏
🙏🙏🙏
Beautiful praises & thanksgivings to our ALMIGHTY GOD & ኣዴና Kidane Mihret . Thank you for streaming it live…GOD bless you all 🙏🏽 Well done Sweden for keeping our traditions. Merry Christmas & Blessed New Year 🎉
🥰🥰
❤🙏🏻❤🙏🏻❤❤❤❤
Elillllllllll Elillllllllll Elillllllllll 🎉🎉🎉
🙏🙏🙏🙏🙏
❤❤❤
Amen Amen Amen
Enkuan bselam mexakum Aba Hayile
Amen amen
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
🙏🏾🙏🏾🙏🏾🤲🏼🤲🏼🤲🏼ብጣዕሚ ጹቡቅ መግለጺ ዘስተማህርኩሙና እግዛአብሔር ጸጉኡ ንዘልአለም የብዛሓልኩም አብ ኩሉ ጉዕዘኹም ድማ ኩልሳዕ አብ ጉንኹም ይኹን🙏🏾አባቴዋ🙏🏾❤️
Amen🙏🙏🙏♥️
Amen
🎉🎉🎉❤❤
❤❤❤️🌹🌹🌹🙏🙏🙏
ኣሜን ኣሜን።
❤❤