- 70
- 96 600
Amanawi ሓይሊ ሓሳባት
Switzerland
เข้าร่วมเมื่อ 5 ก.ย. 2022
ኣብዛ መደብ ከም ኪኢላ ሕክምናዊ ላባራቶሪን ከም ምሱጥ ሓይሊ ሃሳባትን ፣ሓፈሻዊ ሕክምናዊ መግለጽታትን ውልቃዊ ሓሳባተይን ቀየርቲ ሓሳባት ናይ ውልቀሰባትን ዘካፍለላ መደብ እያ።
วีดีโอ
ኮንፊሸስን መልስታቱን ብ ኣማን ተወልደ
มุมมอง 97621 ชั่วโมงที่ผ่านมา
ኣብ ሓንቲ ብጽቡቅ ትምሕደር ሃገር ድኽነት ዝሕፍርን ፣ ውርደትን እዩ። ኣብ ሓንቲ ብሕማቅ ትምሕደር ሃገር ድማ ምህብታም ዘሕፍርን ውርደትን እዩ ። ኮንፊሸስ
ነውሪ እንታይ እዩ ብ ኣማን ተወልደ
มุมมอง 76314 วันที่ผ่านมา
እዚ ጽሑፍ ካብ fundamentals of sociology ,Taboo ካብ ዝብል ጽሑፍ ተወሰደ ጽሑፍ እዩ።
ብኸመይ እዩ ወዲ ሰብ ድኹምን ልሙስን ኮይኑ ትርጉም ኣማን ተወልደ
มุมมอง 2K2 หลายเดือนก่อน
ብኸመይ እዩ ወዲ ሰብ ድኹምን ልሙስን ኮይኑ ትርጉም ኣማን ተወልደ
ክልሰ ሓሳብ ኣብድነት ብ ዴትሪክ ቦንሆፈር ትርጉም ኣማን ተወልደ
มุมมอง 1.3K3 หลายเดือนก่อน
ክልሰ ሓሳብ ኣብድነት ብ ዴትሪክ ቦንሆፈር ትርጉም ኣማን ተወልደ
እቶም ‘‘ኣነ’’ ዘይትብሎም ክፋላት ኣካላትካ ብ ብሪኣና ዌስት
มุมมอง 6863 หลายเดือนก่อน
እቶም ‘‘ኣነ’’ ዘይትብሎም ክፋላት ኣካላትካ ብ ብሪኣና ዌስት
1,ራኢ 2,ኣብ ቅድሚ ዙፋን ጽባቀ 3,ጥበብ እንክትነግደኒ ብ ካሊል ጂብራን ትርጉም ኣማን ተወልደ
มุมมอง 1.8K4 หลายเดือนก่อน
1,ራኢ 2,ኣብ ቅድሚ ዙፋን ጽባቀ 3,ጥበብ እንክትነግደኒ ብ ካሊል ጂብራን ትርጉም ኣማን ተወልደ
ናይቶም መቃብራት ኣውያት ብ ካህሊል ጂብራን ትርጉም ኣማን ተወልደ
มุมมอง 6K4 หลายเดือนก่อน
ናይቶም መቃብራት ኣውያት ብ ካህሊል ጂብራን ትርጉም ኣማን ተወልደ
ተፈጥሮኣዊ ባህሪ ደቂ ሰብ እንታይ እዩ ብኹርናዕ ፈላስፋታ ብ ኣማን ተወልደ
มุมมอง 2.4K5 หลายเดือนก่อน
ተፈጥሮኣዊ ባህሪ ደቂ ሰብ እንታይ እዩ ብኹርናዕ ፈላስፋታ ብ ኣማን ተወልደ
💯💯💯
👑🙏🦾
የቀንየልና ኣማን ሓውና
የቀንየልና ኣማን ሓውና
Welcome back 🎉❤❤❤🎉
❤❤❤❤
Wow
Ema arkey sga hasema wela ab emnet krstna wuguz u
Ema ❤❤❤
ሓሰማ ዋላ ኣብ ክርስትና ነውሪ እዩ የቀንየልና ቀጽለሉ❤❤❤
የቀንየልና ❤
Welcome Emawi 💜👍🏾
🤔 ነውሪ ዝብላ ቃላት አብ ብዙሐት ዝተፈላለዩ ሕብረተሰባት እየን ዝዝወተራ ወይከአ ዝጥቀሙለን ዘለዉ አብ ሂወትና ሐጎስ ቅሳነት ፍልጠት ክንረክብ ዘኽእሉ ከምኡዉን እኹል ጥዕናን ዕድመን ንኽንረክብ ንኽህልወና ዘኽእሉ ሐሳባትን ምህዞታትን ንዖዖም to theme ዝኽልክል ወይ ዝፃረር ዝኾነ ነውሪ ዝብሃል ከነጥፎኦምን ከይንፈልጦም እዩ ዝግባእ ምኽንያቱ ሰብ ብተፈጥሮ ደላያይ እምበር አማናይ ስለዘይኮነ ነውሪ ዝብል ቃል ፀላኢ ተፈጥሮን ሰብን ስለዝኾነ ስለዚ እንድሕርደአ ግን ነውሪ ዝብል ቃል ንኻልኦት ምኽንያታት አንፃር ተፈጥሮን ፍጡራትን ፍልጠን ዝገልፅ ኮይኑ እውን ብዝገደደ ሐደገኛ ስለዝኾነ ጠጠው ክብል ከአ ይግባእ ብዝተረፈ ነውሪ ዝብል ቃል ብናይ ሰባት ዝተመሃዘ ምህዞ ሐሳብ ስለዝኾነ ትኽክለኛ መልሲ ናይ ነውሪ የለን ብጀካ 👍 ነዞም ከምአብነታት ገሊፀዮም ዘለኹ አብ ሂወትና ክጠቕሙናን ዘይጠቕሙናን ኢልና ጥራይ ኢና ንነውሪ ክንገልጾ እንኽእል ወይ ዝግባእ ክብሪ ንባህልን ክብርታትን ንናይ ትግርኛ የቐንየለይ
btami xubuk medeb eka tekrb kexlo kubur hawey
❤❤❤
Thank aman btami teqami eyu medebka ❤❤
Aman tewelde fluy kurnae zelewo atamamta btami ye zednkeka 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉kab zenbebkayom mexhafti blxti tbla kenbba habreni from Kampala ❤❤❤❤❤
"ፍርሒ ኣብ ዘብቅዓሉ ምንባር ይጅምር" 💚😇
No ab Cristian mstntan agedasi eyu
ኤማ ብሉጽ መደብካ ኣዝዩ ዩ ደስ ዝብል ቀጽል መንእሰይ ኣብ ኣተሓሳስባ ለውጢ ከምጽእ ብዙሑ ትጽዕር ኣለካ በርትዕ በርትዕ
Welcome Emawi 💜👍🏾
ሓሰማ ወላ ኣብ ተክተልቲ እምነት ክርስቲና ከም ነዉሪ እሩ ዝምህሩዎ
ብክርስትና ሓሰማ ነውሪ ኣይኮነትን ከም ኩሉ ዓይነት እንስሳ እያ።
@@IbelongtoJesus123ከም ኩሉ እንሲሳታት ተኾይና ንምንታይ ዘይንበልዓ፧
@@zemenzemen67 ብዘይካ ኣብ ምድሪ ኣግኣዚት ዘለው ክርስትያን ኩሎም ይበልዕዋ እዮም ፣ እዚ ከኣ ኣብ ባህልና ፉቁድ ስለ ዘይጸንሐ እዩ እምበር ኣብ ሓድሽ ኪዳን ፉቁድ እዩ ።
❤❤❤❤❤❤
Btami ykenylna kal nay Kalili ante temx xbuk neru
Welcome Emawi 💜👍🏾
Thank you ኤማ ሓወይ🙏
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🙏🏽🙏🏽
ፍንሽር እንታይ ማለት እዩ፧(ኣብ መበል 1፡12 ደቒቕ ዘላ ቃል እያ)
ፍንሽር ማለት ከምቲ ኣብ መዝገበ ቃላት ትግርኛ ዝብሎ ስም ኮይኑ ፣ ዕንበባ ተፈንሽሩ ምሉእ ብሙሉእ ምስ ተገተረ ፣ ነቲ ዘውዲ ዘቅውም በብዓይነቱ ሕብሪ ዘለዎ ቆጽሊ መሰል ኣካል ፣ጽላት ዕምበባ ፣ይብሎ።
❤❤❤❤❤❤
ኣሕ ህዝበይ 😔😔😔😞 ሰላም የውርደልካ
Welcome Emawi 👍🏾💜
😢😢😢😢
Thank you so much
🎉🎉🎉❤❤❤😢
Thank you ama❤❤
የቀንየልና ክቡር ሓው ኤማ ❤
Just No Words Emawi 🙏🙏🙏🙏
😪😪
❤
Eway mara tetenkife kem eritrawi 😪😪😪ahhh hizbna endatesakeye amadina nire alona ewe 2 mot
Ambesa! እንቃዕ ብ ደሓን መጻእካ
Thank you emawi keep it up ❤❤❤❤
Thank you Ama
emawiiii ንኺድ ጥራይ ዉሑዳትን ጽፉፋትን ሒዝካ ተስፋ ዘይምቁራጽ
Mehari xibuk medeb Thanks!!
Tankis 😊❤amawi Bro
Thanks bro
🤔 ድስፕሊን መታን ንዓና ክጠቕመና ንኽንፈልጥ ንኽንሑጎስ ጥዕና ንኽህልወና ንኽንቀስን ንወዘተን ይጠቕመና እዩ ኢለ ይርዳእ ካልእግን አማን ተወልደ ብዛዕባ ፅሕፍቶ ዝብሉ ቃላት ክትጠቅስ ትስማዕ አለኻ ከምኡዉን ብዙሐት ሰባት ብፍላይ ሐበሻ ኦይ ክፈልጥ ክጥዕመኒ ክቐስን ክረክብ ወዘተን አይክአልኩን አይረኸብኩን WHY ? ምኽንያቱ ፅሕፍቶይ ስለዝኾነ እዩ እንዳበሉ ብቐፃሊ እዮም ዝዛረቡ ፅሕፍቶ እዩ ኢልና ክንዛረብ እንከለና እንታይ ኢና ንብል ዘለና ? ደሐርከአ እቲ ፅሕፍቶ ካበይ እዩ ዝመፅእ ብመን እዩ ኸ ዝፃሐፍ ቤትፅሕፈት ናቱ አበይ እዩ ኢለ ክፈልጥ እደሊ ምኽንያቱ ንሐፈሻዊ ብዛዕባ ሂወትና ዝሐለፈን ንዝመፅእን እንድሕርደአ እንታይዓይነት ሂወታት ክህልወና እዩ ዝፅሕፍ ፍጡር ወይ አካል እንድሕር አሎ ኮይኑ በቃ ስጋዕ ብዛዕባና ዝፃሐፍ ኮፍ ኢልና ምፅባይ ይሐይሽ እመስለኒ ? የቐንየለይ ንኹሉ ክብሪ ንባህልን ክብርታትን ንናይ ትግርኛ
የቀኒየና😊
Bravo