- 44
- 549 466
ዕባይ ሃገረሰብ
Norway
เข้าร่วมเมื่อ 7 เม.ย. 2012
Surely there is a future, and your hope will not be cut off.
ተስፋ ኩሉ ግዜ ኣሎ። ንተስፋኻ ኣጽኒዒኻ እንተሓዝካዮ፡ ንድሕሪት እንተዘይጠመጥካ፡ ስንፍና እንተዘይኣቐደምካ፡ ብርግጽ ንተስፋ ትጪብጠሉ መዓልቲ ኣሎ።
ኣብ ተስፋ፡ ጻዕሪ፡ ትዕግስቲ ከምዘድሊ ኣይትረስዕ። ወላ ተስፋኻ ሞይቱ ኮይኑ ኣብዝስመዓካ፡ ተስፋ ከምዘሎ እመን።
ተስፋ ኩሉ ግዜ ኣሎ። ንተስፋኻ ኣጽኒዒኻ እንተሓዝካዮ፡ ንድሕሪት እንተዘይጠመጥካ፡ ስንፍና እንተዘይኣቐደምካ፡ ብርግጽ ንተስፋ ትጪብጠሉ መዓልቲ ኣሎ።
ኣብ ተስፋ፡ ጻዕሪ፡ ትዕግስቲ ከምዘድሊ ኣይትረስዕ። ወላ ተስፋኻ ሞይቱ ኮይኑ ኣብዝስመዓካ፡ ተስፋ ከምዘሎ እመን።
วีดีโอ
ፍቕርን ሕፍረትን🤦🏼
มุมมอง 4173 ปีที่แล้ว
ልቢ ኣብ መንጎ ውሽጣዊ ፍትዎት ዝደረኾ ድሌትን፡ ኣብ መንጎ ሕፍረትን ባህላዊ ጸቕጥን ኣብ እተቐርቀረትሉ ግዜ፡ ልሳን ድንገት ድሌታ ክትድርጉሕ ትርከብ👇🏽
#eritreanmusic #mennet ትንታነ ፣ኣብ ሞንጎ መንነትን ዜግነትን! ብርግጽ ኣብ መንጎ መንነትን ዜግነትን ፍልልይ ኣሎ ድዩ፧
มุมมอง 7123 ปีที่แล้ว
ብርግጽ ኣብ መንጎ መንነትን ዜግነትን ፍልልይ ኣሎ ድዩ፧ ናይ መንነትን ፍልልይ ኣብ መንጎ ሃገራዊ ዜግነት እንታይ ሳዕቤን ከምጽእ ይኽእል፧ ግድን ድዩ ምስ ከም ናትካ ተመሳሳሊ መንነትን ዘለዎ ጥራይ ሃገር ክትምስርት፧ ዝብሉን ዝኣመሰሉን ትሕስቶ ብሰፊሑ ዝዳህሰሰ ትንታነ ቀሪብልኩም ኣሎ ሰናይ ምክትታል።
ምስንባት 2020! ኣገዳሲ መልእኽቲ ንኹሉ ዜጋ!!
มุมมอง 463 ปีที่แล้ว
ምስንባት 2020 ዝብል ትሕስቶ፡ ነቲ ኣብ 2020 ዝነበረ ሓፈሻዊ ዳህሳስ ዝገበረን ኣብ 2021 ክንኮኖን ክህልወናን ዘለዎ ስነልቦናዊ ኣቓውማ ዝሕብር መልእኽቲ ዝሓዘ'ዩ፡፡ ክትከታተልዎ ብኽብሪ ንዕድም!!
#eritreanmusic #eritreancomedy #eritreanfilm ሕጂ'ኸ መን ንመን ክቐትሎ፧ መን ንመን ክትኩሰሉ፧ መን ምስ መን፧
มุมมอง 7153 ปีที่แล้ว
ሎሚ ሓቢርና ናይ ሓባር ጸላኢና ኣለሊና ንምክተሉ እምበር፣ ንሕድሕድና ንተዃኾሰሉ ግዜ ከምዘይኮነ ኩሉ ሕብረተሰብና ክርድኦ ይግባእ!!
ኣገዳሲ ሓበሬታ ብዛዕባ ሕጋዊ ውዕላትን ማሕበራዊ ህይወትን!
มุมมอง 2743 ปีที่แล้ว
ሓበሬታ እቲ ዝዓበየ ሓይሊ ኣብ መስርሕ መዓልታዊ ህይወት ደቂ ሰባት ስለዝኾነ፣ ኣገዳሲ ሓበሬታ ኣብ ግዚኡን ሰዓትን መታን ክንረኽቦ ኣባላት ናይዚ ቻነል ብምዃን ተረባሕቲ ንኹን
እዋናውን ኣገዳስን ክስማዕ ዘለዎ ናይ ሕጊ ኣስተምህሮ ንዂልኹም መንእሰያት።
มุมมอง 4973 ปีที่แล้ว
ኣፍልጦ ሕጊ ንሓደ ሕብረተሰብ ምእዙዝነት ንሕጊ ከምዝህልዎ ስለዝገብሮ፣ መንእሰያትና ብሕግን ስነምግባርን ተኾስኲሶም መታን ክዓብዩን መሰላቶም ብግቡእ ንኽፈልጡን ዝዓለመ ኣስተምህሮ ብምዃኑ፣ መንእሰያት ኣድህቦ ጌሮም ክከታተልዎ ንምሕጸን።
ክርስትና ህይወትና'ዩ! በቲ እተዋህበና መንፈስ ቅዱስ ፍቕሪ ኣምላኽ ኣብ ልብና ስለ ዝፈሰሰ፡ እታ ተስፋ ድማ ኣይተሕፍርን እያ።
มุมมอง 1133 ปีที่แล้ว
ኣነ ክርስትያን'የ. ክትሳለቚለይ፡ ከተሳቕዩኒ ክትቀትሉኒ ውን ትኽእሉ ኢኩም። እንተኾነ ንእምነተይ ክትቅይሩ ኣይትኽእሉን ኢኹም!
ነገር ኩሉ ብእኡ ኮነ፣ካብቲ ዝኾነ ድማ ብዘይ ብእኡ ዝኾነ ሓንቲ'ኳ የልቦን።
มุมมอง 2463 ปีที่แล้ว
ምሕረቱ ኣይተወድአን'ሞ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ኣቦታትና ይመስገን።
ኣብ ሓሳብን ትጽቢትን ሰብ ዘይነበረ መዳርግቲ ኣልቦ ዘገርም ፍቕሪ!
มุมมอง 3474 ปีที่แล้ว
ስምኦን ጴጥሮስ ከኣ፥ ጐይታይ፡ ንስኻ ናይ ዘለኣለም ህይወት ቃል አሎካ፡ ናብ መን እሞ ኽንከይድ፧ ዮው 6፥68
ተስፋን ሓቦን ሰኒቕና ንለውጥን ዕብየትን፣ ነዛ ትመጽእ ዘላ ዓመተ 2021 ብዓብይ ተስፋ ንቀበላ።
มุมมอง 8374 ปีที่แล้ว
እዛ ዓመት እዚ ጸላኢ ህዝብና ተኣልዩ ሕሰም ሃዲሙ ብሓጎስን ብፍቕርን ምስ ኲሎም ስድራቤትና ንተሓቓቖፈላ ዓመት ይግበራ። ኣምላኽ ዝሓለፈ ይኣክል ኢሉ ንብዓት ዝበኽዩ ሓቢሱ፣ ዘመነ ካሕሳ ይግበረልና። ርሑስ ሓድሽ ዓመት ንዂልኻትኩም።
ኲሉ ኸም እትኽእል፡ ነቲ ዝመደብካዮ ኸኣ ዚኽልክለካ ኸም ዜልቦን፡ እፈልጥ ኣሎኹ።
มุมมอง 6K5 ปีที่แล้ว
ኲሉ ኸም እትኽእል፡ ነቲ ዝመደብካዮ ኸኣ ዚኽልክለካ ኸም ዜልቦን፡ እፈልጥ ኣሎኹ።
ፍሉይ ጦብላሕታን ተዘኩሮታትን ዘለዎም ደርፍታት Yihdego ገብረመድህን።
มุมมอง 5985 ปีที่แล้ว
ፍሉይ ጦብላሕታን ተዘኩሮታትን ዘለዎም ደርፍታት Yihdego ገብረመድህን።
Tarekegn Mulu Smiyachew ስሚያቸው New Ethiopian Music 2017 Official Video
มุมมอง 2.9K6 ปีที่แล้ว
Tarekegn Mulu Smiyachew ስሚያቸው New Ethiopian Music 2017 Official Video
Yemlikeka የምልኸካ Eyesus Miheret Gebretatiyos
มุมมอง 746 ปีที่แล้ว
Yemlikeka የምልኸካ Eyesus Miheret Gebretatiyos
Ethiopian Orthodox Mezmur by Tewodros ያዳነኝን አውቀዋለው
มุมมอง 4187 ปีที่แล้ว
Ethiopian Orthodox Mezmur by Tewodros ያዳነኝን አውቀዋለው
Anes kfetwka abo behli Eritrea berhe gale ❤❤❤❤❤🎉
❤💯🇪🇷🫂💯🇪🇷🫂💯🇪🇷💯👍💯🫂🇪🇷
❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💖💖💖💖🇪🇷
Nekalot.aytlekmu.❤️👍
መሸሽ ይኣኽ ❤❤❤❤❤
Nice
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ባህላዊ ጋይላ መሸሽ ሓዲግካዮ ኣብዚ ግዝየ እዝስ ባህልና ጥዑም ዳኣ ምለሱልና ደግምካ ብተማሳሳሊ ከምዚ ክተውጽእ ክንጽበ ኢና
መሸሽ ኣስሊ ወርቃዊ ሰብ ❤❤❤❤
❤❤❤ Asey ybel woni
እዚ ቅዲ ትልሂት ናይ ዝሓለፈ ወለዶ ብምዃኑ ነቲ ሕጂ ዘሎ ልዕሊ ኣርብዓ ዓመት ዝዕድሚኡ ማሕበረሰብ ህዝቢ ትግርኛ ጠውላሕታ ተዘክሮ ዝገብር 'ዩ.
Teshebleli do aybelkukn ye eta adgi sheblla zwedey😂😂😂😂😂
ቋሓይን ዓደይ ዓዲ ሻምበል ስላምሳ
ኣታ ጅግና ቀጽሎ
GV n
ሰሚዕካ ዘይምኖ ባህላዊ ደርፊ ንበሩልና ኣንቱም ወናማት
Zeman barai hade derfu Thzto polotik zeyeblu harestai
zemare melakt yasemale🙏🙏amen
Our beloved and brilliant culture We are so pround.
ጎአቤትክ ትግርኛ ቖንቆ ስለ ተዛረበ ሓደ መንነት ኣሎዎም ዝብል ዘሎ መን እዩ፣ ካብ ምዓስ። ከምኡ`ውን ኤርትራውያን ሓደ ሃገራዊ መንነት የብሎምን ዝብል መን እዩ ? መንንት አንታይ ማለት`ዩ ኣጸቢቕካ ከተጽንዖ ኣገዳሲ እመስለኒ። ምድንጋር ይእክል። ትግርኛ ቖንቖ እዩ። እቶም ናይ ትግራይ መንነት ዘሎውም ወይ ክህልዎም ዝደልዩ ድማ ምርጭኦም እዩ። ኤርትራዊ ሃገራዊ መንነት ግን እስኻ ኣይትህበና ኣይትኸልእና።
You are corect bro thank you so much
Woww good music
ስቅ በል ሎቁምጽ ኩሉ አፍሪቃ ዝሃል ፍጡር ክጸንት አለዎ ካብ ግጽ ምድሪ ሕማም ዝኮና ህዝቢ።
ትሕፍር
Nay bhaki men nmen admen tenan yhabka
AMENNNNNNNNNNNNNNNNN!
ኩቡራት ተኸታልቲ መደባትና እዚ ዘሎናዮ ግዜ ንሕድሕድና ንደጋገፈሉን ቀንዲ ጸላኢና ኣለሊና ብሓባር ንሰጥመሉን ግዜ እምበር፣ ንሕድሕድና ንተዃኾሰሉ ከም ዘይኮነ ተረዲኢና ሓቢርና ነቲ ናይ ሓባር ጸገምና ክንኣሊ ይግባእ! እግዚብሄር ንሃገርናን ህዝብናን ይሓሉ።
Wawww keep it up Lewhatay maray 🍾❤️❤️
I cant wait to attend her program azyu agedasi haberieta
fetawi yihdego
Great!!!
Lewi very nice really nabhaki memhar Eka kab ema.wadi berhe
Great it's helpful
Thanks😊👍
Brava Lewi! Keep it up!
True...very true girl!!!
Keep it up 👍
Very Nice Video! You go woman
Thanks my dear.
Btaemi tmti mezmur
Amazing
Proud of u sweetie
Good job
I got it Lewhatay mikirty thank you for a god job keep it up 👍 be blessed 🙏🏾🙏🏾
Qale hawet yasmana amen
ካብ ዞም ኣብ ሽሻል ሚድያ ዝስምዑ ዘለዉ ካብ ጥቅሞም ጉድኣቱ ዝበዝሕ ዘሎ መደባት ኣብ ክንዲ ፍልጠት ዘስንቅ ጠንቅታት ዝጽሕትን ተስፋ ዘቁርጽ ናትኪ ተስፋን ኣፍልጦን ዝምህር መደብዩሞ ቀጽልዮ ብኣብነታት ስፍሕ ክብል ውን ተመራጺ ይኸውን በርትዒ ኣጆኺ
ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ ወዲ ሰብ ሃብትን ሓይሊን ዘይኮነስ ሕጊ ግዝኣተ ሕግን ምስ ዝህልዎዩ ዉሑስ ሂወት ኣለኒ ኢሉ ቀስኑ ክነብር ዝኽእል ዋሕስ ዘይብሉ ነገር ጥፉእ ማሕለካ ዘይብሉ ጛጉድ ድፉእ ይባሃል
Keep the track .good job
Lewhitay mikity zyada keep it up and proud of you
Very nice video ❤️ Keep doing what you are doing,love the speech woman
Waaaaw ጽቡቕ ምኽሪ ለውሃት ሓፍተይ ኣምላኽ የእምሮኺ ምስትውዓልኪ መመሊሱ ይባርኽ
Great women keep it up.