- 87
- 37 446
መገዲ ብርሃን MEGEDI BRHAN
เข้าร่วมเมื่อ 30 ส.ค. 2018
ሰላም ኣምላኽ ምስ ኲላትኲም ይኹን ፍቑራት ደቂ ክርስቶስ ኣኅዋተይ፥እዚ መንፈሳዊ መደብ "መገዲ ብርሃን" ዝብል፥ ከምቲ ቤተክርስትያን ኮስኪሳ ዘዕበየትኒ፥ እቲ ኣመናዊ ብርሃን ኢየሱስ ክርስቶስ ብብርሃን መገዱ ክንመላለስ ዝዓደመና፥ እቲ ብርሃን፥ሓቂ፥ጽሩይ፥ምሩጽ፥ዝሃንጽ፥ዘዕቢ፥ዘበራትዕ፥ዘቅንዕ ቃል ሓቂ መታን ክንማሃረሉ እየ ከፊተዮ ዘለኹ።ሳብስክራብ ብምግባር ተሳተፍቲ ኩኑ።ኣብ ጸሎትኩም ዘክሩኒ፥ምሕረት ኣምላኽና፥ሓለዋ ቅዱሳን መላኢኽቲ ኣይፈለየና! ኣሜን
วีดีโอ
ሰለስተ ኣዝየን ኣገድስቲ ሕቶታት፥ ኣብ መደብ ዘተ መንእሰያት ዝነበረና ምክፋል ቃል እግዚአብሔር።
มุมมอง 1234 ชั่วโมงที่ผ่านมา
ሰለስተ ኣዝየን ኣገድስቲ ሕቶታት፥ ኣብ መደብ ዘተ መንእሰያት ዝነበረና ምክፋል ቃል እግዚአብሔር።
"ብመዓልታት ንእስነትካ ንፈጣሪኻ ዘክሮ” 2016 ዝተዳለወ።
มุมมอง 1009 ชั่วโมงที่ผ่านมา
"ብመዓልታት ንእስነትካ ንፈጣሪኻ ዘክሮ” 2016 ዝተዳለወ።
ድኅነት ብሃይማኖት'ዶ ወይስ ብእምነት፧ ብ ፕሮፌሰር ቀሲስ ኣትናቴዎስ
มุมมอง 1.5K21 ชั่วโมงที่ผ่านมา
ድኅነት ብሃይማኖት'ዶ ወይስ ብእምነት፧ ብ ፕሮፌሰር ቀሲስ ኣትናቴዎስ
ነገረ-ጥምቀት፥ ምስ ኣኅዋትና ፕሮቴስታንት ኣብ ዶግማዊ ትምህርቲ ፍልልይ ኣሎና ዶ?
มุมมอง 2.8Kวันที่ผ่านมา
ንህጻናት ኮነ ዓበይቲ ደቕና ፥ ደቂ ኣኅዋትና፥ ኣዕርኽትና ወዘተ ከነጥምቖም ክንዳሎ እንኮሎና ስለምንታ ከምነጥምቖም፥ ብጥምቀት ከመይ ኣቢሎም ነቲ ጐይታ ስሌና ዝኸፈሎ ዋጋ ይረኽብዎ፧ ከመይ ኣቢሎም ንክርስቶስ ብምልባስ ሓደሽቲ ፍጥረት ይኾኑ፧ ካብቲ ኣረጊት ሰብነት ተላቒቖም፥ ንክርስቶስ ይለብስዎን ኮምኡ'ውን ኣብዚ ነገረ-ጥምቀት ምስ ፕሮቴስታን ኣኅዋትና ዘሎና ፍልልይ ዕሙቕ ዝበለ ትምህርቲ ኣቦና ቀሲስ ክብረኣብ ምስ ፍቑራት ኣኅዋትና ዲያቆናት ኮይኖም ኣካፊሎም ኣለዉ እሞ፥ ነቲ ወርቃዊ ግዜኦም ወፊዮም ዘካፍልዎ፥ እንሆ መኣዲ ወንጌል። th-cam.com/video/1Lm0ax1jOUA/w-d-xo.htmlsi=xhENYYCDZ831dzWc
እዞም ኣርባዕተ ኣቦታት፥ ኣኅዋት ስለ መብልዕ ብመሰረት ኣስተምህሮ መጽሓፍ ቅዱስ፥ቤተክርስትያን እንታይ ይብሉ፧ ሰሚዕኩም ተማሃሩላ።
มุมมอง 1.1K14 วันที่ผ่านมา
እዞም ኣርባዕተ ኣቦታት፥ ኣኅዋት ስለ መብልዕ ብመሰረት ኣስተምህሮ መጽሓፍ ቅዱስ፥ቤተክርስትያን እንታይ ይብሉ፧ ሰሚዕኩም ተማሃሩላ።
ኣዝዪ ኣገዳሲ ምኽሪ ን ኃፍትና ሞኒካ ብ ኣቦና ቀሲስ ገብረሚካኤል 4 november 2024
มุมมอง 1.1K14 วันที่ผ่านมา
ኣዝዪ ኣገዳሲ ምኽሪ ን ኃፍትና ሞኒካ ብ ኣቦና ቀሲስ ገብረሚካኤል 4 november 2024
እቲ በዓል ብዙሕ ምሕረት ይቕሬታኺ ተቐቢሉ፥ ብነገር ኵሉ ሰናይ ይደግፍኪ።
มุมมอง 41221 วันที่ผ่านมา
እቲ በዓል ብዙሕ ምሕረት ይቕሬታኺ ተቐቢሉ፥ ብነገር ኵሉ ሰናይ ይደግፍኪ።
ንምንታይ ህጻናት ከይኣመኑ ነጥምቖም? 31 oktober 2024
มุมมอง 44421 วันที่ผ่านมา
ንምንታይ ህጻናት ከይኣመኑ ነጥምቖም? 31 oktober 2024
2ይ ክፋል ብጹዕ ኣቡነ እንጠንዮስ ን ሕግን፥ፍትሕን፥ ንስለ ክርስቶስ ክሳዕ ሞት እሙን ዝኾኑ።
มุมมอง 15328 วันที่ผ่านมา
2ይ ክፋል ብጹዕ ኣቡነ እንጠንዮስ ን ሕግን፥ፍትሕን፥ ንስለ ክርስቶስ ክሳዕ ሞት እሙን ዝኾኑ።
ንሕግን፥ ፍትሕን፥ ስለ ክርስቶስ ክሳዕ ሞት እሙም ዝኾኑ ብጹእ ወቅዱስ ኣቡነ እንጠንዮስ
มุมมอง 16928 วันที่ผ่านมา
ንሕግን፥ ፍትሕን፥ ስለ ክርስቶስ ክሳዕ ሞት እሙም ዝኾኑ ብጹእ ወቅዱስ ኣቡነ እንጠንዮስ
“እቲ ዝኣመነን ዝተጠምቀን ክድኅን እዩ” (ወ/ማር 16፥16) 22 oktober 2024
มุมมอง 573หลายเดือนก่อน
ኣብ ድሕረ-ገጽ ንዝፍ ኣብ መንፈሳውን ማሕበራውን ሕይወት ዘተኮረ ንምክትታል ሳብስክራይብ ብምግባር ክትስዕቡ ይምሕጸነኩም።
“ንሕጊ ሙሴ ኾነ ንነቢያት ክፍጽሞም ደኣ እምበር ክስዕሮም ዝመጻእኩ ኣይምስልኩም።” (ወ/ማቴ 5፥17)
มุมมอง 557หลายเดือนก่อน
“ንሕጊ ሙሴ ኾነ ንነቢያት ክፍጽሞም ደኣ እምበር ክስዕሮም ዝመጻእኩ ኣይምስልኩም።” (ወ/ማቴ 5፥17)
እንቋዕ ናብ ትንሣኤ ጐይታና ብሰላም ኣብጸሐና! ሩሑስ ዓውደኣመት።
มุมมอง 1906 หลายเดือนก่อน
እንቋዕ ናብ ትንሣኤ ጐይታና ብሰላም ኣብጸሐና! ሩሑስ ዓውደኣመት።
2ይ ክፋል፥ ምድላው ንትንሣኤ ጐይታና መድኃኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ።
มุมมอง 1346 หลายเดือนก่อน
2ይ ክፋል፥ ምድላው ንትንሣኤ ጐይታና መድኃኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ።
2ይ ክፋል ምድላው ንበዓል ትንሣኤ ጐይታ፥ ኣይፋል ንለይታዊ ትልሂት፥ ስኽራን። ሐራይ ንምስጋና ኣምላኽ፥ “ሕጉስ እንተ ኣሎ ይዘምር” (ያእቆብ 5፥13)
มุมมอง 3487 หลายเดือนก่อน
2ይ ክፋል ምድላው ንበዓል ትንሣኤ ጐይታ፥ ኣይፋል ንለይታዊ ትልሂት፥ ስኽራን። ሐራይ ንምስጋና ኣምላኽ፥ “ሕጉስ እንተ ኣሎ ይዘምር” (ያእቆብ 5፥13)
“ነቲ ወዲ ሰብ ዝህበኩም ንዘልኣለማዊ ሕይወት ዝኸውን ምግቢ ጸዓሩ” (ወ/ዮሓ 6፥27)11 april 2024
มุมมอง 5437 หลายเดือนก่อน
“ነቲ ወዲ ሰብ ዝህበኩም ንዘልኣለማዊ ሕይወት ዝኸውን ምግቢ ጸዓሩ” (ወ/ዮሓ 6፥27)11 april 2024
"ይቤሎሙ እየሱስ ለ ኣይሁድ እመኑ ብየ ወእመኑ በኣቡየ አበርህ በመስቀልየ ለእሊአየ" ኣብ ቅ/ቤ/ኪዳነምህረት እስቶኮሎም።
มุมมอง 4184 ปีที่แล้ว
"ይቤሎሙ እየሱስ ለ ኣይሁድ እመኑ ብየ ወእመኑ በኣቡየ አበርህ በመስቀልየ ለእሊአየ" ኣብ ቅ/ቤ/ኪዳነምህረት እስቶኮሎም።
መንፈሳዊ መዝሙር "ሆየ ንበል ሆየ ንበል" ኣብ ክብረ ባዓል መስቀል፥ መዘምራን ቅ' ኪዳነ ምኅረት፥ ሃገረ ሽወደን ስቶኮሎም።
มุมมอง 4944 ปีที่แล้ว
መንፈሳዊ መዝሙር "ሆየ ንበል ሆየ ንበል" ኣብ ክብረ ባዓል መስቀል፥ መዘምራን ቅ' ኪዳነ ምኅረት፥ ሃገረ ሽወደን ስቶኮሎም።
ዝጸልመተት ዓለም ተወሊዓ፥ ብኽቡር መስቀል። ኣብ ክብረ ባዓል መስቀል፥ ኣብ ቅድስቲ ቤተክርስትያን ኪዳነምኅረት ስቶኮሎም ካብ ዝተዘመረ።
มุมมอง 3324 ปีที่แล้ว
ዝጸልመተት ዓለም ተወሊዓ፥ ብኽቡር መስቀል። ኣብ ክብረ ባዓል መስቀል፥ ኣብ ቅድስቲ ቤተክርስትያን ኪዳነምኅረት ስቶኮሎም ካብ ዝተዘመረ።
ኣብ ቤትና ናይ ሕብረት መዝሙር “ኣብ ስደት ቦታ እንተ ነበርና”
มุมมอง 1.7K4 ปีที่แล้ว
ኣብ ቤትና ናይ ሕብረት መዝሙር “ኣብ ስደት ቦታ እንተ ነበርና”
1ይ ክፋል፥ ብሓቂ ኢየሱስ ክርስቶስ ኣማላዲ/ለማኒ እዩ ዝብል ትምህርቲ ይቕበሎ ዶ ይኸውን፧ ኢልካ ዝብል ሕቶ መጺእኒ እሞ እስኪ ብጽሞና ስምዑ መልሲ።
มุมมอง 8564 ปีที่แล้ว
1ይ ክፋል፥ ብሓቂ ኢየሱስ ክርስቶስ ኣማላዲ/ለማኒ እዩ ዝብል ትምህርቲ ይቕበሎ ዶ ይኸውን፧ ኢልካ ዝብል ሕቶ መጺእኒ እሞ እስኪ ብጽሞና ስምዑ መልሲ።
እንቋዕ ናብ ወርሓዊ ቅድስቲ ድንግል ማርያም ኣዴና ናብ ቤት መቕደስ ዚኣተወትሉ ኣብጸሐና።
มุมมอง 1.6K4 ปีที่แล้ว
እንቋዕ ናብ ወርሓዊ ቅድስቲ ድንግል ማርያም ኣዴና ናብ ቤት መቕደስ ዚኣተወትሉ ኣብጸሐና።
Ezugabiher xeguE ybzhalka burukey🙏🏻🙏🏻🙏🏻❤❤❤❤
እቲ ምስ ጎይታ ዝተሰቀለ አሚኑ ድሒኑ ግና አይተጠምቀን ስለዚ ሰብ ብእምነት ከምዝድሕን ሙሉእ መረጋገጺ ዩ
እምነት ዩ ዝቅድም ዝኣመነ ድማ ይጥመቅ
ዝአመነን ዝተጠምቀን ከአ ክድሕን ዩ
ዝአመነን ዝተጠምቀን ከአ ክድሕን ዩ
መርከብ እኮ ናይ እምነት ምሳሌ ኢያ
ክቡር ሓወይ መጀመርያ ሰላም ብጣዕሚ እየ ዝፈትወካ ሓሳብ ብምሃበይ ይቅረታ ብካልእ ኣይትረድኣዮ አታ ቪድዮካ ተከታቲለያ ኢየ ግን እቲ ሓሳብካ ምስ ቃል ኣምላኽ ኣይሰማማዕን ኢዩ ጾም ምስ ኣምላኽ ዘሎካ ሕብረት ንክዓቢ ኢዩ እንበር ብጾም ዝሕደግ ሓጥያት የሎን ከምኡ እነተ ዝከውን ንምንታይ ጎይታ ኣብ መስቀል ተሰቂሉ ሓጥያት ዝሕደግ በቲ ክቡር ደም ጎይታናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ኢዩ። እብራውያን 9:22 ግበሪ ሃዋርያት 10:43 ግብሪ ሃዋርያት 26:18 ኤፌሶን 1:7 ኣንብቦ ብጾም ሓጥያት ይሕደገልካ ዝበልካዮ ጌጋ አዩ። ካልእ ብጾም ሰላም ትረክብ ዝበልካዮ ጌጋ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ብጾም ዝርከብ ሰላም የሎን ብዘይካ ብ ብጎይታና ኢየሱስ ክርስቶስ ወንጌል ዮሃንስ 14;27 ሮሜ 5:1 ኤፌሶን 2:13-14 እዚ ኢዩ እቲ ሓቂ።
ሰላም ፍቑር ኃወይ! ስለቲ ተገዲስካ፥ ክቡር ግዜኻ ሂብካ ደጊምካ ብህዱእ መንፈስ ክትረዳዳእ ምጽሓፍካ፥ ደጊመ አመስግነካ። ብምቕጻል ጾም ክንብል እንኮለና ካብ መግቢ ንዝተወሰነ ግዜ ምሕራም ጥራይ ኣይኮነን፥ እቲ ዝዓበየ ጾም ካብ ሓጢኣትካ ምርሓቕ፥ ከም ዝበደልካ ተኣሚንካ ምሕረት ክትረክብ ናብ ኣምላኽ ምቕራብ እዩ። ኣምላኽ ካኣ ነቲ ኵፉእ ግብሪ ከም ዝሓደግካን፥ ምሕረት ደሊኻ ናብ'ኡ ከም ዝቐረብካ ሪ'ኡ በቲ ክቡር ደሙ ጌሩ ድማ ሓጢኣትካ ይድምስስ። እብራውያን 9፥29 "ብዘይ ምፍሳስ ደም ሕድገት ሓጢኣት የለን" ሮሜ 3፥25 "ንደሙ መታዓረቒ ጌሩ ኣቐሞ" 1ይ ዮሓንስ 1፥7 "ደም ኢየሱስ ክርስቶስ ወዱውን ካብ ኵሉ ሓጢኣትና የንጽሓና እዩ" ። ንስርየት ሓጢኣት ኢልና እነቕርቦ መስዋእቲ ኮነ፥ ካልእ የልቦን። ሕድገት ሓጢኣት ክንረክብ እንጸውም ግና ብዘይ ደም ኢየሱስ ጐይታና ኣይኮነን፥ እንታይ ዳኣ ብጸሞን ጸሎትና ኣብ'ኡ ንበጽሕ። ጾም ብዘይ ጸሎት ኣይከውን እዩ፥ ስለዚ ኣብ ውሽጢ ጾም ንስሓ፥ጸሎት፥ በደልካ ምእማን፥ ነቲ ሠናይ ክትስዕብ ምውሳን ካልእን ከምዘሎ ክርዳእ ሠናይ እዩ። ስለዚ ንስኻ ስለቲ ሓጢኣት ዝገብር ዘሎ ሰብ እንተ ጸሊኻ፥ በታ ዝጸለኻያ ሕድገት ክረክብ እንተ ኮይኑ እቲ ሰብ ተጣዒሱ ክምለስ ኣለዎ ማለት ነቲ ኵፉእ ግብሪ ይሓድጎ፥ ይፍንፍኖ ሽዑ እዩ ብደም ጐይታ ሕድገት ሓጢኣት ዝረክብ። መጽሓፍ ቅዱስ "ሓጥኣን ሰላም የብሎም" (ት/ኢሰያስ 48፥22)ይብል እዚ ማለት እቲ ሓጢኣት ካብ ኣምላኽ ሕብረት ምህላው ስለ ዝኸልኣ ሓቀኛ ሰላም ክህልወካ ኣይክእልን እዩ። ብጾምን ጸሎትን ናብ ኣምላኽ ምስ ቀረብካ ግና ጐይታ በቲ ሓንሳእን ንሓዋሩን ዝኸፈሎ ዋጋ ካብ በደልካ ነጻ ይገብረካ። በዚ ኻኣ ሰላም ትረክብ።
ክቡር ሓወይ ወንጌል ማቴዎስ 6:16-18 ቃል ኣምላኽ እሞ ኣንብቦ መንዩ ማዓልታት ፈሊኹም ጽሙ ዝበለ መን ኢዩ ሰብ እንዳ ረኣየኩም ጽሙ ዝበለ ወንጌል ስበኽ ግዳ ሰብ ክድሕን ናይ ዘልኣለም ሂወት ብጎይታና ኢየሱስ ክርስቶስ ኣሚንካ ዩ ዝርከብ ግብሪ ሃዋርያት 16:31 ኣንብቦ ንባዕልኻ ተማሃር።
ሠላም ፍቑር ኃወይ! መጀመርታ ስለቲ ተገዲስካ ዝመሰለካ ሪኢቶ ምሃብካ አመስግነካ። ንሕቶታትካ ንጾም ዝምልከት ስለ ዝኾነ ቪድዮ ክሰርሓላ እየ። ነቲ ኣብ ወ/ማቴዎስ 6፥16-18 ዝበልካዮ ማለተይ እየ። ካልኣይ ነቲ ግብሪ ሃወርያት 16፥31 ኣንብቦ ዝበልካኒ። እቲ ዘይዳሓነ ዝነበረ ንኽድሕን እንታይ ክገብር ከምዘለዎ ምስ ሓተተ። እቲ ክገብሮ ዘለዎ ተነጊርዎ ስለምንታይ ኣብዚ ጠቒስካዮ ግና ኣይተረዳኣን። ምኽንያቱ ኣነ ብጐይታ እቲ ሕይወቱ ከፊሉ ብኽቡር ደሙ ዝዓደገኒ፥ ዘድሓነኒ፥ ሕጂ'ውን ዘድሕነኒ ዘሎ ጐይታ ዝኣምን ሰብ እየ። ሕይወት ዝሰኽዐ ንሱ እዩ፥ ናይ ዘልኣለማዊ ሕይወት ንኽወርስ ዝፈቐደለይ'ውን ንሱ እዩ። እዚ ማለት ግን ኣይትጹም፥ኣይትጸሊ፥ ብግብሪ ጽድቂ ኣይትመላለስ ማለት ኣይኮነን። እዚ ትምህርቲ ከይሰማዕካ ኢኻ ጺሒፍካ መስለኒ፥ ምኽንያቱ ጐይታ ከመይ ከምዘድሓነና ገሊጸ ኣለኹ። እቲ ዘድኅን ንሱ ስለ ዝኾነስ ናብ'ኡ ንጽልን፥ ንጸውምን።
በይንካ እንተ ጎይካ ቀዳሚ የብልካን፡ እዚ ኩሉ ኣብ ወንጌላውያን ኣይኣምኑሉን እዮም እትብሎ ዘለኻስ እንታይ ኣሚኖም ድኣ ይጥመቕሉ፡ እስከ እቶም ሰማዕቲ ከእ ኣብ ናይ ፕሮቴስታንቲ ትምህርቲ ጥምቀት ዝብል እቱው ኢልኩም ስምዕዎ፡ ከተጸልሙ ኣኺልኩም ኣምላኽ ምሕረት ይግበረልኩም፡ ቁሩብ ፍርሃት ኣምላኽ ዘይብሎም።
Amen
Amen Amennm
❤❤❤🎉
Beynu zgoyi qedamu ye bllun kem zbehal zmesleka bzae a wengelawyan mzrab beynka tray haqenna yemsl eyu emo, Ms mhurat wengelawyan online debate bmgbar semaeti baelom yfredu.
If you read the teachings of the early church up to 5 century AD then you will know that the so called protestant don't have the mind of the early church.they are just following their own path ,a path which takes you no where
Please get rid the hatred based argument. You should know the protestant church in depth. Your superficial knowledge about evangelistic churches makes you criticize it. There are mistakes in all the churches for there is no perfect church in the world yet. So please try to clean the church you are in which fails to recognize the tradition of men from the laws of God. May God bless you. I am addressing this to kibreab
ቃለ ሂወት የስምዕልና ሂወት ዝህብ ትምህርቲ
ቃለ ህይወት የስመዓልና ኣቦና፡ በጃኩም ትምህርትኹም ኣስፍሕዎ፡ ብተደጋጋሚ ምጹ፡ ከምዚ ከማኩም መምህራን ውሒዶም ኣለዉ ኣብዚ መድረኽ።.
ሓሶት ትዛረቦ ዘለኻ ጥምቀት ኣየድሕንን። ጥምቀት ምፍሳስደም ኣይኮነን ጥምቀት ህይወት ክርስቶስ ኣይኮነን። ንፕሮተስታንት ተአጸልም ኣለኻ ንሞጎት ክጥዕመሎም ጥምቀትኣየድሕንን ይብሉ ትብል ኣለኻ ፡ ጥምቀት ሓደ ስርዓት ትእዛዝ ድሕሪ ምእማን ዝፍጸም ኢዩ ምሱኡ ሞይትና ተቐቢርና ተንሲእና ንምባል ኢዩ። የድሕን ድዩ ጥምቀት?
✝️🙏🤲✝️🙏🙏✝️🙏🙏✝️🙏🙏✝️🙏🙏✝️🙏🤲✝️🙏✝️🙏🤲🙏🙏🙏✝️❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣሜን❤❤❤
Romans 8 ትግ - ሮሜ 34: እቲ ዚዅንንከ መን እዩ፧ ክርስቶስ የሱስ፡ እቲ ዝሞተ፡ ኤረ ኻብ ምዉታት እኳ ዝተንስኤ፡ ኣብ የማን ኣምላኽ ኰይኑውን ምእንታና ዚልምን ዘሎ እዩ። ስለዚ ሓወይ ከመይ ኢልካ ሓንሳብዩ ምእንታና ጸልዩ ትብል ዘልካ? ሕጂውን ኣብ ሰማያት ምእንታና ይጽሊ ኣሎ
ሰላም ፍቑር ኃወይ! ስለቲ ሰሚዕካ ተገዲስካ ምሕታትካ አመስግነካ፧ ስለምንታይ ኮም'ኡ ኢለ መልሲ ክሰደልካ እየ።
@@megedibrhan8849 ብጣዕሚ ጽቡቅ እግዚኣብሄር ኣምላክ ብመንፈስቅዱሱ ይምርሓና።ንዓካ ውን ጸግኡ የብዝሓልካ ፍቁር ሓወይ
[ ትንቢት ሕዝቅኤል 33 ] 11 ኣነ ልዑል እግዚኣብሔር እምሕል ኣሎኹ፥ ኃጥእ ካብ እኩይ መገዱ ኺምለስ እምበር ብሞት ኃጥእ ባህ ኣይብለንን እዩ። ስለዚ ኣቱም ሕዝቢ እስራኤል፥ ስለምንታይከ እትሞቱ᎒ ካብቲ እኩይ መገድኹም ተመለሱ” ኢልካ ንገሮም።
Temesghen Goyta niakum zhabena abotat ❤❤❤❤.
Merhaba
th-cam.com/users/liveOnq8YMcz73c?si=VMaM_k4UVnYUEf48
Amen amen amen kale hiwet yesmalna
ኣሜን ፍቕርቲ ጓል ክርስቶስ ኃፍተይ!
ቃል ሂወት ኣስሚየ ሓወይ
ኣሜን ሄለን ኃፍተይ!
አሜን አሜን አሜንቃል ህይወት የስምዓልና ኩቡር ሐውና
ኣሜን ፍቑር ወዲ ክርስቶስ ኃው❤
❤❤❤
ኢሰያስ ቀደም ንጅሆቫ ፡ደሓር ንጴንጠ መንፈስእንዳ በለ ክሃድኖም ጀመረ፡ ብድሕሪኡ ንናይ ከኒሻ ሉተራዊት ፡ብድሕሪኡ ን ኦርቶዶክስ ኣብ መወዳእታ ድማ ንካቶሊኽ ኣረኻኸበላ። ኣብዚ እንተ ኰነ ከም ሰብን ዜጋን ንኩሉ ፡ካብኡ ዝተረፈ እተን ኣብ ሕብረት መጽሓፍ ቅዱስ ዝተጠርነፋ 3 ኣብያተ ክርስትያናት ስለ ክርስትያናዊ ክብርን መትከላትን ደው ክብላ ፡ኢድ መንግስቲ ከሕጽራ ነይርወን። ሕማቅ ዕድል ኮይኑ ግን፡ መንፈስ ቅዱስ ረዲኡና ኢና ክንዓቢ ንክእል ኣብ ክንዲ ምባል እዞም ከምዚኦም ዝበሉ እንተ ተዳኺሞምልና ኢና ንዓቢ ብዝብል ሸለል ስለ ዝበልኦ ናብ ከምዚ ዝበለ ውድቀት ተሳጢሐን ይርከባ ኣለዋ። ወርቃውያን ቃላት ናይ ጎይታ ዝበሃሉ ናይ ኩሉ ግዜ ገዛእቲ ሓሳባት ኣለዉ፥ Matthew 5 ግዕ - ማቴዎስ 6: ብፁዓን እለ ይርኅቡ ወይጸምኡ በእንተ ጽድቅ፡ እስመ እሙንቱ ይጸግቡ። ኣብዚ ንክጸድቁ ኢሎም ዝጠምዩን ዝጸግቡ እዮም ዘይኰነ ዝብል ዘሎ ፡ምእንቲ ጽድቂ፡ ሓቅን ርትዕን ክነግስ ኢሎም ምስ ናይ ሓሶትን ዓመጽን ገዛእቲ ዝጋፈጡ ፡ ክጸግቡ እዮም ዩ ዝብል ዘሎ። መሊሱ ውን ከምዚ ይብል፡ Matthew 7 ትግ - ማቴዎስ 12: እምብኣርሲ ኦሪትን ነብያትን እዚ እዩ እሞ፡ ከምቲ ሰብ ኪገብረልኩም እትደልይዎ ዘበለ ኹሉ ንስኻትኩምውን ከምኡ ግበሩሎም።ማቴ 7፥12። ከምቲ ሰብ ኪገብሩልኩም እትደልይዎ፡ ንስኻትኩም ድማ ከምኡ ግበሩሎም። ሉቃ 6፥31 እዚኣቶም ገለ ካብቶም ገዛእቲ ሓሳባት፡ ወርቃውያን ቃላት ናይ ጎይታ ተባሂሎም ኣብ ኩሉን ብኩሉን ዝድለዩ እምነ ኩርናዕ ናይ ማሕበራዊ ፍትሒ እዮም። ስለቲ መሃሪ መደባትካ ፡ እግዚኣብሄር ይባርኽካ፡ ጸጋኡ ውን የብዝሓልካ ዝሓወይ።
ኣሜን ኣበሳ ኃወይ! ቃለ ሕይወት የስመዐና❤።
ጽብቕቲ መሃሪት ጽሕፍቲ እያ።
ኣሜን ኣምበስ ኃውና! እቲ ኵሉ ዝኽእል፥ምእታውናን ምውጻእናን ዝሕሉ ጐይታና ብነገር ኵሉ ሰናይ ክባርኸና፥ ክንዓቢ እምበር ንድሕሪት ከይንምለስ ኣብ ጸሎት ንዘኻኸር❤።
ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ። ኣምላክ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርኽ።
❤❤❤❤❤❤
ቃለ ሂወት ወንድሜ
Amen fkur hawey❤!
ቃለ ሂወት ሓወይ
ኣሜን ሚኪ ኃወይ❤!
ናይ ባሓቂ ማሓሪት ስነጹሑፍ ኣስመሮም ሓወይ ክብሪ ይሃብካ
ኣሜን መርሃዊ ኃወይ!
❤❤❤❤
❤
🌹🌹🌹🌹🌹
ቃል ሂወት የስመዓልና ኣስሚር ሓወይ ዘመን ኣጎልጉለትካ ይባርኸልካ 🙏🫶❤️
ኣሜን ሰምሃር ኃፍተይ❤!
Tebarek Asmerom hawey
Amen Tewelde hawey!
Tebareku yehwatey
ኣሜን ፍቑር ኃውና❤1
ፀጋኡን በረከቱን የብዘሐልካ❤❤❤
ኣሜን ፍቑር ኃወይ!
እልልልልልልል! ዝማሬ መላእኽቲ የስማዓልና። ናብ ብርሃነ ትንሳኤ እንቓዕ ብሰላም ኣብጽሓኩም።
ኣሜን ዝማም ኃፍትና!
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና ዝመሃርካዮ ሕያው ቃል እግዚኣብሄር ከኣ ኣብ ልብና የሕድሮ።
ኣሜን ፍቑር ኃወይ!
Kali hewate yesmalne Asmey hawey
ኣሜን ሙዚት ኃፍተይ! እቲ ልዑል ኣምላኽ በታ ትመጽእ መንግስቱ ናይ ሕይወት ቃሉ የስመዐና።
Kalehiwet yesmalna Asmey hawey xegu yebzhalka Amlak🙏🙏🙏🥰🥰🥰🥰
ኣሜን ፍቑር ኃወይ/ፍተይ! ንኵላትና ጸጉ'ኡ የብዘሐልና❤።
Amlak zemenka yibarek edmen tienan yehabka tsegieu yebzhalka zemani❤
ኣሜን ኣቦይ ቀሺ! ኣብ'ታ ቅድስቲ ጸሎትኩም ዘክሩኒ።
Be brave bro
ክብረት ይሃበለይ ፍቑር ኃወይ! ኣብ ጸሎትካ ዘክረኒ።
ኣስሜ ሓወይ ኣጀኻ ❤❤❤❤❤
ነጸላ ግበር ኣስሜ
Amen (3)qal hiwet yesmana✝️❤
ኣሜን❤